"ዋርሳይ" ብስራዊት ትግራይ ዝተዳለዋ ዝቀረበት ሓቀኛ ታሪኽ ፊልም ትግረኛ

Subscribe
© Copyright:ሜዳ ትግራይ - Meida Tigray
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#ሜዳ_ትግራይ
#ሜዳ_ትግራይ #Meida_ Tigray

Пікірлер: 157

  • @selu5346
    @selu5346 Жыл бұрын

    ኣበይ ኣለና ተጋሩ አሕዋተይ ላይክ ሼር ሳብስክራብ ገይረና ነተባባዓዮም ዞም ጀጋኑና ናይ ዞም ረሳሓት ድራማ ይትረፈና ንሃገርና ነተባባዓያ ተጋሩዋይ 💪💪💪💪 ትግራይ ትዕወት።💪💪💞💞💞💞❤

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 Жыл бұрын

    ብሓቂ ከምዙይ ለበለ ክተባባዕ ዘለዎ ስራሕ እዩ ብጣዕሚ ሓቀኛን መሃርን እዩ ጀጋኑና ቀፅልሉ ብሓቂ ልብካ ዘድሚ ሓቀኛ ታሪክ 💔💛🙏💪

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 Жыл бұрын

    እታ አብ መሬት ዘላ ሓቂ እያ አብ ትግራዋይ ዘይተሰምዐ እበር ዘይተገበረ የለን ግን አጀና ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት💛♥✊✊💎🦁🌍🙏🌹😥👌😭💔💊😭

  • @tsgabteklay277
    @tsgabteklay277 Жыл бұрын

    እቲ ሓቀኛ ታሪክ ትግረዋይ እዩ ናይ እዞም ኣረመኔ ሰራዊት ሸዓብያ ግፍዒ መግለፂ የብሉን😢 ኣጆና ተጋሩዋይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ።ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ🥰 ትግራይ ስዒራ።

  • @user-pv6dm2fs2r
    @user-pv6dm2fs2r Жыл бұрын

    ዓሕ ዓደይን ህዝበይ ሰላምኪ ናፍቆዮ💔 ግን ኣጀና ዝምረረ ይምረር ትግራይ ትዕወት😭😭💔

  • @helenfikade9515
    @helenfikade9515 Жыл бұрын

    ብጣዐሚ ቕስምኻ ዝስብሪ ፊልም 👆👆👆👆👆❤💛❤ ህዝበይ ራህዋኻ ይመልስልኻ 😭😭😭

  • @Tigray122
    @Tigray122 Жыл бұрын

    ሜዳ ትግራይ ክብሪ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን 💎❤️💛🙏🙏🙏ብሓቂ ሑሉፍን ህልውን ታሪክና ትገልጽ ብፍላይ እታ ብሃርያት ኣቦን ኣዶን ትግራይ እህ እዋይ ትግራይና ዝጸወርክዮ መከራ ብሓደ ፈታዊ ከብዱ ንጹሃን ስድራ ሙሉእ ትከፍሊ ከምቲ ብዝሒ ጸላእትናን እከይ ግብሮምን ክንደይ ግፍዒ ተጻዊርኪ እህ እዋይ ቃንዛ 💔💛😭😭😭ብልጽቲ መግለጺ ኣልቦ ስራሕ ክብሪ ይሃበልና 💎❤️💛🙏🙏🙏ሰስኑ ዓንቡቡ ጸግኡ የብዝሓልኩም ልዑል እግዛብሄር 🙏🙏🙏

  • @wozamdagnawredai4679

    @wozamdagnawredai4679

    Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh3201 Жыл бұрын

    ብሓደ ገፅ ተሓጉሰ ትግራወይቲ ምካነይ ብሓደ ወገን ከኣ ንብዓተይ ምዕቃም ኣቢዩኒ ግና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ትግራይ ትስዕር ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ከኣ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @user-dv4pc1yp7k
    @user-dv4pc1yp7k Жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ሓቀኛ ታሪኽ ትግራዋይ 💔💔😍😍😍🙏🙏🙏ብዓወት ተመለሱ

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h Жыл бұрын

    አይይይ ዓደይ ሰላምኺ ይመለስ ክሉ ከም ፍቃድኻ ይክን አምላክ ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    እህህህ ትግራዋይ ምኳንካ የሐጎሰካ💓💛 ትኩላይ ግፍዕን በደልን ክትርኢ ካዓ ልብካ ይስበር እህህ😢💔😓💔 ህዝበይ ብሓቂ ናይ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሓቀኛ ዛንታ ብትሕቲ ፈጣሪ ኣጆና ትግራይ ትስዕር Tdfey ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና💓💛💓💛💓💊💊💪💪👊👌

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j Жыл бұрын

    ኣይይይይይ ህዝብና ዝረከቦ መንከራ ጌታሆይ ምሕረትን ሰላምን ኣውርደልና ሓልን ፅንዓትን ልሰራዊት ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Жыл бұрын

    ግፍዒ ፈሲሱ መሊኡ 🖤😭ግን ከኣ ዕረ ናጣዓመ ይሓልፍ እዩ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 Жыл бұрын

    ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን አየካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እየ ብጀጋኑ ደቅካ😭😭😭😭✊✊✊✊✊

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan Жыл бұрын

    ፀሊም ታሪክ አራዊት ሰራዊት ኤርትራ ብደምቢ ሰኒድኩም አቀምጡልና አጆኺ ትግራይና ክወግሕ እዩ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ብቅልፅም ደቅኪ💔🙏🙏💖💛💊

  • @emoneshilaentsytiblobelain7017

    @emoneshilaentsytiblobelain7017

    Жыл бұрын

    ሰነድ ዶ ሐይካ ክትውሕጣ ኢካ ምሳኩም ብመንድቅን ኤሌትሪክ ክንዓጽዎ ኢና ዶባትና ደቅና ብሰላም ክነብሩ

  • @samilove8693

    @samilove8693

    Жыл бұрын

    ጊና አዚ ብውሑድ አዮ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዝወረደ ግፍዒ ብኣኩም ሰንድዎ ኣብ ትመጽሕዎ የብልኩምን game over 🇪🇷💪💪💪✊

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 Жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭

  • @tdftdf7914
    @tdftdf7914 Жыл бұрын

    እቲ ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ኣብ መገዛእ ዓድካ መሬትካ ገዛካ 😢💔ኣሕሕሕሕ ድማ እዛ ታሪኽ ናይ ባሓቂ ገላፂት እያ ኣጀኩም በርቱዑ

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘብከየትኒ ፍልሚ ግን አጆኩም ጀጋኑ ተጋድልትና እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ጥንካሬ ብርትዐን ይሃብኩም ንሃገርና ትግራይ ድማ ሠለም ዓወት ፍቅሪ ቅሳነት የውርደልና ትግራይ ትስዕር ብሓይሊ አምላክና

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 Жыл бұрын

    Ajokum Nayna jeganu tegaru TDF defending its people of Tigray. Tigray The Land of Heroes

  • @user-dp1fg3du7v
    @user-dp1fg3du7v Жыл бұрын

    ጀጋኑና

  • @user-xu8vx9zx8z
    @user-xu8vx9zx8z Жыл бұрын

    ተጋሩዋይይይይይይይይይይይ መሃርቲ ማሓርቲ የቅረባሃልቲ ጀጋኑ እንኳዕ ተጋሩኮንና💛❤️💛❤️

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 Жыл бұрын

    "ሓዘንን ሕራነን!" ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ደቃ ዝሓንዘፉላ ኣብ ቅድሚ ዓይና፤ ሓዘን በርቲዑዋ ምኽኣሉ ስኢና፤ ምንባር ፀልሚትዋ ወላድ መኻን ኮይና፤ -ሞታ ዝለመነት ተደፊኣ ደኒና፤ -ሰማዒ ዝሳኣነት ሓንቲ ጥይት ለሚና፤ -ኩቡራት ደቃ ከየልበሰት ሓመድ ኣዳም፤ -ሸው ኢላ ዝጠፍአት ንበረኻ ንግዳም፤ዓቢዳያ ኢሎምኒ ውነኣ ስሒታ፤ ዕርቃና ወፅያ ፅምዋ ብሒታ፤ ንዚ እናሰማዕኹ ዝቐስን ከመይ ጌረ እየ ሞ’ታ?! 💛❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    በጃኩም ተጋሩ ነተባብዐዮም ላይክ ሸር ንተሓባበሮም ናይ ባዕልና ምደያ ነዕቢይ

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ዓደይ ኣጆኺ💔😭😭😭😭💔💔👏👏

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz3 күн бұрын

    ፅብቅ ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፁሉሉ 🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @Geni-23
    @Geni-23 Жыл бұрын

    አይይይይይ ልቤካ ዘሰብር 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @assefageberhiwot6958
    @assefageberhiwot6958 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕሕ ህዝቢ 💔💔😭😭💔😭😭💪💪❤️❤️💪💪💪😭💪💔😭💪💪❤️❤️💪💪❤️💔😭😭💪💪✊✊💪💪❤️💪💪💪😭😭💪❤️❤️💪

  • @tigraiwillwin
    @tigraiwillwin Жыл бұрын

    VIVA TDF JEGANONA 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙💙

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 Жыл бұрын

    ኣጆካ ህዝብየ ኩሉ ክወግሕ እዩ ብሓይሊ እግዚኣብሄር እንሕና እምንትና ኣብ ኣምላክና እግዚኣብሄር ምስ ውፅዕ ህዝብይ እዩ ዝኮን

  • @user-rk6rl8wz6c
    @user-rk6rl8wz6c Жыл бұрын

    አሕ ህዝበይ እዞምአረሜናት እምበር ደፊሮምካ አምላክአቦይ ምሕረትካ ልአከልና

  • @abrhakahsay4544
    @abrhakahsay4544 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ዓደይ

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    ዓደይ ኣጀኪ😢😢😢😢♥♥♥💛💛💛💊💪😢

  • @user-yg4kj8tc1l
    @user-yg4kj8tc1l Жыл бұрын

    ኣሕሕሕ😭🖤😭🖤😭

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f Жыл бұрын

    ህዝበይ ኣምላኽ ይሓልኽ

  • @tdf1948
    @tdf1948 Жыл бұрын

    ❤️💛💊እፍፍፍፍ ህዝበይ ማዓረይ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕ ህዝበይ ዓደይ ኣብ ትግራይና ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን😭😭😭😭😭 ብጣዕሚ ቀስምካ ዝሰብር እና ኣጆና ኩሉ ዝተገበረ ግፍዕታት ከምዚ ክስነድ ኣለዎ ቀጽልሉ

  • @gfff539
    @gfff539 Жыл бұрын

    ልብካ ዘድሚ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ

  • @hiboobi9757
    @hiboobi9757 Жыл бұрын

    ኣሕ ትግራይ ዓደይ ስላምነና ይመለስ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕ ዓደይ ተበዲልኪ ብሓቂ ብጣዕሚ የሕዝን ኣጆኩም ቀጽሉሉ ኩሉ ክሰነድ ኣለዎ😥😥😥

  • @selamawit4081
    @selamawit4081 Жыл бұрын

    ዓኽኽ ህዝበይ😢💔

  • @senaytadhana1448

    @senaytadhana1448

    Жыл бұрын

    ዓኽኽ ህዝበይ 😢😢😢

  • @zafu5786
    @zafu5786 Жыл бұрын

    ኣሕሕ💔🖤

  • @fghv5329
    @fghv5329 Жыл бұрын

    ግን ክወግሕ ዶ ይኮውን ዝስዓት😭😭😭😭

  • @user-gc3ve9ho5t
    @user-gc3ve9ho5t Жыл бұрын

    ኣጀና እስቲ💔💔😭

  • @mikihadush7621
    @mikihadush7621 Жыл бұрын

    Bhaki geganu ekum proud of u

  • @user-xs7kt4sh7g
    @user-xs7kt4sh7g6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታጋሩዋይ

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha6 күн бұрын

    እንኳዕ ካባኻትም ተፈጠርና ጅጋኑ እኩም❤❤❤❤❤❤

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክና ነዝ ለዋህ ህዝቡካ ህዝቡ ትግራይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምቶ ጌታየ ሆይ ዓወት ህዝቡ ትግራይ ኣሰመዐና ደሰታ እዝ ለዋህ ህዝቡ ኣርእየና ፅዮን ሆይ ሓደራ❤💛🙏🌹

  • @aresmatekley95
    @aresmatekley95 Жыл бұрын

    It’s good starting keep up

  • @tklelema4143
    @tklelema4143 Жыл бұрын

    አሕሕሕሕሕ ኣጆና ተጋሩዋ ክወግሕ እዩ

  • @merigaltgray9831
    @merigaltgray9831 Жыл бұрын

    እፍፍፍ ኣየ ዓደይ መዓዝ ኮን ይኹን ሰላምኺ ክሪኦ😥😥💔💔💔

  • @lmlmlmlm6138
    @lmlmlmlm6138 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕ😭😭😭😭😭😭

  • @genet6293
    @genet6293 Жыл бұрын

    ዘይተነገረ እንበር ዘይተገበረ ዶ እንኦ ክይኑ ዓድና ኣይይ ህዝብና

  • @albadralbadr1736
    @albadralbadr1736 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ህዝበይ😭😭😭💔💔💔🖤

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396 Жыл бұрын

    ከብድኻ ትቖርፅ ፍልሚ!! ክብረኣብ❤ሰላመይ ኣጆኺ...❤❤ክብረኣበይ ኣይትመውትን ኢኻ....💔💔😭😭....ክብረኣብብብ .......💔💔💔😭😭😭እንትይ ኔይሩዎ ቀዲምካ ዘይምወሰንካ ዓሕሕሕሕሕሕ💔😭💔😭💔😭😭💔💔

  • @brigaltigray4563
    @brigaltigray4563 Жыл бұрын

    💔💔💔😭🙏

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 Жыл бұрын

    ዘተገበረ የለን😭😭💔💔💔☝

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 Жыл бұрын

    ኩሉ ዶ ክኾን ከማይ ኤርትራውያን ሰብ ዘይመስሎ አራዊት ሰጣውቲ ኮአዮም መሲሎም ዝስሙዑኒ ኩሎም ህዝቦም መግስቶም ዲያስፖረኦም😏👌😭

  • @tsegagaltgray

    @tsegagaltgray

    Жыл бұрын

    እህህህህህ ሰይጣን ከማን ኣማዕቲብካ ስም እግዚአብሔር ፀዊዕካ ተርሕቆ

  • @bri7094

    @bri7094

    Жыл бұрын

    Ehhhhh

  • @samilove8693

    @samilove8693

    Жыл бұрын

    ንዓኩም ደኣ ይግባኣኩም አዮ ኤርትራውያን ሓደግቲ አንበር ረሳዕቲ ኣይኮናን 1998 -2000 ስቃይ ህዝበይ ዘክርዎ ንዚኣ ኢና ንጽበ ኒርና ሕጂ ኣብ ትበጽሕዎ ክንሪኢኩም ኢና ሻዕብያ ንብሃል 🇪🇷🇪🇷💪💪💪✊✊

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c Жыл бұрын

    ህዝበይ😢😢😢💔💔💔

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤

  • @titglatigray8793
    @titglatigray8793 Жыл бұрын

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭እፉፉፉፉፉ ዓደይ ማዓረይ ፀላእይኪ ይድፍኣ

  • @sedihussain9253
    @sedihussain9253 Жыл бұрын

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ነገርስድራኮእዩ ኣሕሕሕ😥😥😥😥ህዝበይ ኣምላክ ሰላሙይሃብካ

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 Жыл бұрын

    ዓሕ ዓደይ ንህዝበይ ግፋዓ እዞም ኣራዊት ኤርትራ ሰ ክርሰዕ ዶ ይከውን 😭😭😭😭

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    እፉፉፉፉ ከማይ ንብዓቱ ዝወድአ አሎ ዶ😭😭 ናይ ዞም 3ተ አሕዋት አብ ስምዕት አትየ😭

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын

    ግፍዒ መሊኡ ፈሲሱ ኣየ ዓደይ😭😭😭

  • @almirfa2742
    @almirfa2742 Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭

  • @mebrihithuluf2305
    @mebrihithuluf2305 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰💊💊💊

  • @alexisgaltigray2849
    @alexisgaltigray2849 Жыл бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @titiaxmawit9778
    @titiaxmawit9778 Жыл бұрын

    💔😢

  • @abrehagabresgihar3360
    @abrehagabresgihar3360 Жыл бұрын

    😭😭😢☝️

  • @cucumberoct1156
    @cucumberoct1156 Жыл бұрын

    ቀፅልሉ

  • @aaii3344
    @aaii3344 Жыл бұрын

    👊👊👊👊❤❤❤

  • @user-ni4dm8hu9t
    @user-ni4dm8hu9t Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕ

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v Жыл бұрын

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @sabiyasook8395
    @sabiyasook8395 Жыл бұрын

    ኣጀኩ ዓደይ ትግርይ ትስዕር

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 Жыл бұрын

    ክወግሕ እዩ ዓደይ ትግራይ

  • @habu207
    @habu207 Жыл бұрын

    ❤️💛🥰😥

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 Жыл бұрын

    ዋይይይ ሕራረትት ኡፍፍፍ ኣይዞኩም ዞሞ ሓተይ 😥😥😥😥💔💔💔💔

  • @emugalsele4920
    @emugalsele4920 Жыл бұрын

    አይይ ኣደይ😭😭😭💔💔

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 Жыл бұрын

    መን ከማኹም ደቂ ሓራስ ነብሪ እንካዕ ካባኹም ተፈጠርና።ትግራይ ትዕወት። ❤🧡💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-lw9xf9cz9n
    @user-lw9xf9cz9n Жыл бұрын

    😭😭😭ዓህህህ

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    ♥♥💛💛😭😭😢💊💊💪

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v Жыл бұрын

    😭😔

  • @Samerh-fw7dp
    @Samerh-fw7dpАй бұрын

    😢

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h Жыл бұрын

    እህህህህህህ. ህዘበይ ዘረክቦዶ ዙለዋህ ኣምላክ ኣቦይ ያሓልውኩም ህዘበይ

  • @abumaryan6199
    @abumaryan6199 Жыл бұрын

    😭😭😭

  • @sarahalso637
    @sarahalso637 Жыл бұрын

    😭😭😭😭

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p Жыл бұрын

    አሕሕሕ ህዝበይ አግንይካዮ ንኢካ

  • @hdrdr1936
    @hdrdr1936 Жыл бұрын

    💛⭐️❤️💋👑🦁

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 Жыл бұрын

    😪😪😪💪🏽💪🏽💪🏽🙏❤💚💛👌

  • @AAa-bf5oo
    @AAa-bf5oo Жыл бұрын

    💔💔💔💔💔💔

  • @meaza7313
    @meaza7313 Жыл бұрын

    ኣሕ ዓደይ ጎይና ኣብ ዘይነርክበሉ ርሑቅ ሰፍርና እንበር ልብና ሓሪና 💊💔😥😥😥

  • @gcc7090
    @gcc7090 Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-sy8vf3cj7o
    @user-sy8vf3cj7o Жыл бұрын

    አሕሕሕሕ አየ ህዝበይ አጀና ባንዳ ግን ክቅበር አለዎ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 Жыл бұрын

    ናይ ኤርትራ ሰራዊት ዝይርሳዕ ፀሊም ታራክ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘውርዶ ግፍዒ ዋይይይይ

  • @user-jh6nf8go7v
    @user-jh6nf8go7v Жыл бұрын

    ጀጋኑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 Жыл бұрын

    I cried while l was watching this video. It is very sad story. Banda should be punished. We shouldn't just forgive them like the way l watched on this video. I just don't like the way Tigeru treats our enemies. What kind of mercy is that? I called it foolishness.

  • @nebyat1884
    @nebyat1884 Жыл бұрын

    እሕሕሕ ዓደይ ህዝብይ ቤተሰብይ ወደይ ዊልይም ሻካ ከመይ አሉ ዓጋመ ዓደይ ጨርቆስ ህፃን 06 ሕድሪ

  • @user-up5jm4du1p
    @user-up5jm4du1p Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @SAmiSAMI-lc4tk
    @SAmiSAMI-lc4tk Жыл бұрын

    👈👈👈❤️💔💔💔😭😭😭

Келесі