Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Kray lom zemen) by Henok Musie (Wesen) ክራይ ሎም ዘመን ብ ሄኖክ ሙሴ (ወሰን)

Ойын-сауық

Selam this is Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Kray lom zemen) by Henok Musie (Wesen) ክራይ ሎምዘመን ብ ሄኖክ ሙሴ (ወሰን) enjoy it. and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: Waka.art.TM/ #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy#EritreanFilm

Пікірлер: 26

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam236925 күн бұрын

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት

  • @user-fq9mm3le8f

    @user-fq9mm3le8f

    23 күн бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤

  • @selammehari7218

    @selammehari7218

    11 күн бұрын

    ገረልካ ኣለኩ ዓቢይ ሰብ

  • @MerawiBerhe-kt3ln
    @MerawiBerhe-kt3ln25 күн бұрын

    Nty❤❤❤❤❤

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari740925 күн бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @91ERI
    @91ERI24 күн бұрын

    ኣብ ኮሜዲን ፊልምታት ሃገርና ባዕዳዊን ቃላት ደርጋ ልሙድ ይኸውን ኣሎ ከይሳዕረረ ክእረም ይግባእ። ብፍላይ ኣምሓርኛ ቃላት ። # ገገማ # ኢድ ከፈንጅ ወዘተ ኤርትራዊ መቦቀል ቃላት ኣይኮኑን፡ እተተካኢሉ ናይ 9 ብሔራት ሃገርና ቃላት መሊእና ኣሎ ንጠቐመሉን ንማሃረሉን።

  • @flchristisaiah1123
    @flchristisaiah112321 күн бұрын

    ኣብዚኣ ድማ ሳብስክራይብኩም ፈይ ደኣ ኣብሉለይ 😊

  • @hanijazz9063
    @hanijazz906325 күн бұрын

    Pregnant woman consuming alcohol … 🤦🏽‍♂️🤦🏽‍♂️🤦🏽‍♂️🤭🤭🤭

  • @solomonasgodom8870
    @solomonasgodom887025 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe19 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret818820 күн бұрын

    😂😂😂😂 beteqalal zeytrnfo

  • @user-cj9gx7oh8u
    @user-cj9gx7oh8u25 күн бұрын

    Welcome ma dear bro😂😂

  • @user-vx6tv7uf1c
    @user-vx6tv7uf1c25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ gelaenet

  • @user-if8bd6kx4i
    @user-if8bd6kx4i25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂

  • @Erilove8102
    @Erilove810224 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-wm8tg9md8d
    @user-wm8tg9md8d25 күн бұрын

    ኣንታይ ዳኣ ከምዚ ናይ ኣዲስ ሳበባ ጌርሞ ካብ ኣዲስ ነስመራ ዝከዳ ዋና ገዛ ኣማሓሩ ኣለዋ ድየን😂😂😂😂😂😂😂

  • @abduselamsied352

    @abduselamsied352

    25 күн бұрын

    Ygermeka eyu gele kemxula eyim neza seb 😂😂😂😂

  • @user-jp3gm1xu1j
    @user-jp3gm1xu1j24 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik92024 күн бұрын

    አቀዲሜ ን ክእለት ተዋስኦ ዉሃ ዘብህል, ኑፉአት!! እዚ ተዋስኦ አብ ልእሊ ከተማ ነብርቲ አስመራ ከምእውን ነዚ ዘሎ ወለዶ ተመሪኡ ሃዳር ከይገብር, እቲ በአል ሃዳርውን ብገዛ ከራይ ከምዝሳቃይ ዝገልጺ# ቃንዛ ህዝቢ!!! ኤርትራ ኩሉ ኤርትራ ዊ ደሙ አፍሲሱ ዘመጽአ ሃገር😂😂 ገለወናኒ ገዛ😂 እቲ ሃፍሽ ተኸራይ ገዛ አጀብ!!! እዚ ተዋስኦ ቃንዛ ህዝቢ ከምእውን ኤርትራውያን ተዋሲብና ከይንፍራይ ዝተመርአ ክሽቁረር, መንእሰይ ሃዳር ከይገብር ዝድህል!! አብ ኤርትራ ድህሪ ህጂ ዝኮነ ኤርትራ ዊ ብጀኮ ሃደ ገዛ ኮልእ ከይውንን መንግስት ህጊ ከውጽእ!! ይከአል!! መንግስት ኤርትራ እዚ ጉዳይ ገዛ ብቅልጡፍ ፍታህ ጌሩ ኩሉ መንእሰይ ብፍላይ አብ ሰራዊት ዘለው ሃዳሮም ክገብር!! ኤርትራ ሃደ ክሞተላ!! ኮልእ ክብለጸላ አይኮነን!! ትማል ኢሰፓ ነበር ወናኒ ገዛ!!! ተጋዲሉ ዝመጸ ተኽራይ😂😂😂😂😂 ይአክል!! ን ሃገርና ማእረ ንስዋእ!! ብማእረ ንማቀል!! ሃገር ናይ ተበለጽቲ ይአክል!! አወት ን ሃፍሽ!!!!

  • @Giftmedia1997
    @Giftmedia199725 күн бұрын

    Welcome guys, የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e25 күн бұрын

    KRAY GHEZA SEB AWARIDU AB GHEZIE MEMHDAR TABYA KORARO/ISEYAS.. HEZBI ASMARA KSAB KENDEY MERIRUWO KEM ZELO TEAZEBU.

  • @fanientertainment9571
    @fanientertainment957125 күн бұрын

    First comment ❤❤

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey24 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉

  • @selamn84
    @selamn8421 күн бұрын

    ፋሕ ኢላትኩም ጥንስቲ ከላ ቢራ ትሽርብ እዋይ.. እንታይ እዩ ኸ ገገማ ማለት እዚ ኣምሓርኛ እንዶ ኔው በልዎ

  • @dc8625
    @dc862517 күн бұрын

    ክድዉለሉ ን ብራዘረይ ከኣ ትብሉ ድሕሪ ንሕና ፍትሒ እንተ በልና ኤርትራውያን ኩርዓት ኢና ኩርዕ ኤርትራዊ ከኣ ትብሉና ገጽኩም ትኪድ ህዝቢናስ ኣብኡ ኣለና የዕክክ ህኮት

  • @helenmehari3640
    @helenmehari364017 күн бұрын

    ኣቱም ጉኑፋት በላዕቲ ዘይርሃጽሉ ደላሎ ኣብ ዓድኩም ኣይኮነንን ኣብ ዓዲሃገር ኮንኩም ሰባት ተላኽዑን ትበጻብጹን ኣለኹም ደላሎ ደላሎ ርርርርርርኹሳትትትት