Келесі
- 14:27
- 16 М.
- 54:18
- 13 М.
- 00:35
- 2,3 МЛН
- 13 күн бұрын
- 00:28
- 56 МЛН
- 18 күн бұрын
- 31:20
- 570 М.
- 5 күн бұрын
- 00:53
- 217 МЛН
- 20 күн бұрын
- 10:10
- 1,1 М.
- 17:51
- 16 М.
- 10:29
- 21 М.
- 6:16
- 8 М.
- 9:12
- 57 М.
- 19:52
- 22 М.
- 19:11
- 16 М.
- 00:35
- 2,3 МЛН
- 13 күн бұрын
Пікірлер: 54
ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ዶግተር
ብሐቂ እየ ሰምስግነካ እት ኩሉ ፍልጠትካ አብ ካልእ ኬድና ክንረኽቦ ዘይንኽእል ብቓንቓና እሞ ብህድእ ዝበለ ቃላትካ ክትረድአና ከሎኻ ብሐቂ ምስጋና ይግብኣካ ሐንቲ ሕቶይ ብሰአን ጽሬት ኢድካ ዘይምሕጻብ ክመጽእ ይክእልዶ? የቐንየለይ ዕድመን ጥዕናን ዐወትን ይሀብካ።
ብጣዕሚ ኣመስግነካ ብእትገብሮ ዘለኻ ዶ/ር የማነ።
የቀንየልና ኩቡር ዶክተር
Thanks Doctor yeman keep it up
Thank you Dr Yemane .
Thank you doctor Yemane.
Thank you so much. You are blessing for your people. May God bless you more.
❤thank you
Thanks Dr.
Amlak ybarka kubur Dr yemane hawna
Thanks bor ❤❤❤
Edmen tenan yhabka ❤dr
Thanks dr Tesfalo, edmen tenan yehabka fetari 🙏🏽🙏🏽
Thx u Dr. Very important topic.
Thank you 💗
Selam doctor betaemi tekami zikone timhrti eka hibkana thank you.
Btaemi agedasi aresti eu yekenyelna❤
Thanks you so much D.r
@DrYemane
Жыл бұрын
You're most welcome!
Bmejemeriya btgebro tmhrti btami eye zemesgneka Weybo ab bahlawi hikimna aleka ybluka, ab hikmna gn yeblkan ybluka hijis ayenay eu ati kunua
❤❤❤
አድመን ጥአናን ይሃበልና አምላክ ዶክተረይ
Thanks blessed mor
@DrYemane
Жыл бұрын
Thank you too
❤❤❤❤❤
Thanks for sharing this video 🙏
@DrYemane
Жыл бұрын
My pleasure
🤛👍
Thank you
@DrYemane
Жыл бұрын
You're welcome
Thank you Dr Yemane , I ha HVB, l live with this virus for while, I’m single man, I had worried, I get hope after your information, Thank you ,
ሰላም ዶክተር የማነ ብጣዕሚ ሐጋዚ ትምህርቲ ኢካ ትህበና ምስጋናይ ወሰን የብሉን።የቀንየልና ቀጽሎ!!!!🌹🌹🌹🌹
Hi
Malaria ke nab hepatitis b kimihbl ykihl do
Thanks more Dr. Gn 1 gize ktabet tewesidna mexamdna ka hepatitis ente haliwo khalfo ykl wey no please zkal tekoynu melsi ba
@tesfa7382
Ай бұрын
Sorry Melsi Sle Zeyrekebka
ሰላም ዶክተር እንታይ ከ ኣሎ ነዚ ሕማም ኣብ ግምት ብምእታው ብWHO ዝግበር Functional Cure for CHBV ንምርካብ??? ስሩዕ ኣመጋግባ CHBV ንዘለዎ ሰብ ከ ከመይ ይመስል???
Btaemi nemesgneka doctor ane bezi hmam tetekaet eyu kdmi 2 amet felite hkmna wun ykatatel eye gen nermal eyu zelo yblni gen aytahalef eyu zhalfe mealti
በዝሒ ደም ጥንቂ መበገሲኡ እንታይ እዩ አይተረደእንን
ጥንቂ ሱካር መበገሲኡ እንታይ እዩ
ሰላም ዶክቶር ኣቦዬ ቲቢ ከምኡ ድማ ሽኮር ኣለካ ኢሎም መግቢ ጠቅላላ ኣብዩ
@DrYemane
Жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን፡ ትብ ኪፍወስ ይከኣል ኢዩ፡ ሕማም ሽኮርውን ብመድሃኒታትን ኢንሱሊንን ሽኮር ለጠቕ ምባል ይከኣል ኢዩ
ሰላም ክቡር ዶክቶር ጽቡቅ ሓቤሬታ ኢዩ ኣነ ንበዓለይ በዚ ሕማም ተጠቂዐ ኢየ ግን ከምዚ ዝበልካዮ ናይ ምቅያር ለበር ወይ ከኣ ጸላም ከብዲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ገረ ኢየ ነናቱ ትሕዝቶን ቃንዛን ወይውን ናይ የዕቲ ጸገማት ይምጽእ ምካኑ ኣዝዩ ሓደኛ ኢዩ ስለዚ እቲ ሰብ በዓአተውኡ ክከላከሎ በዚ መገዲ ይላቦ የቀንየልና ነዚ ሓበረታ ምጻካ
@Tomas-gm4cq
Жыл бұрын
Xegem ayni ke alewo dyu ? Xelam kebdn chwadatat tray u mesleni goney
@meleakekibrom3480
11 ай бұрын
Emo dehri liver mekeyarka lewti rekibkalu malet dyu kbur haw?
ብጣዕሚ ጽቡቕ ነመስግነካ ኣነ ክትስርሐለይ ዝደልኹ ቁሪ ብዛሕሊን ዉጉኣትን ዙሳቐዩ ሰባት እንታይክገብሩ ኣለዎም ትብል? ሓኪም X -Ray ገይሩ ቁሪ ይብልካን ይብለካ ናይ ንፋስ መርፍእ ምዉሳድ ከመይ ይመስለካ?
@hermonhermon7963
Жыл бұрын
Selam doctor btaemi nemesgneka aza hutey ktmlseley Tesfa ygebr nfas weside x-ray geyre Nfas aleki gzye wesidu eylom medhanit ayhabunn mo entay medhanit yhlwo kthgzeni delye ab resey koinu teshegire
Heto aleni bejaka tegediska melseley bzaeba weqie lebi zibelkayo milktat kulu aleni entay kigebr aleni
@DrYemane
Жыл бұрын
ናብ ሆስፒታል ኬድኪ ብቕልጡፍ ተራኣዪ
ሰላም ዶክቶር ካብ ቃንዛ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ከርበ ይበልዕ ን ታይሮይድ ሲ ይጎድኣ ድዩ በጃካ መልሰለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ.
ሰላም ዶር የማነ ኣብ ሕይወትካ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ። ሕቶ ኣሎኒ ሓወይ ኣብ ጀርመን ዝቅመጥ፡ ኣብ ክሊ ዕድመ 29 ናብ 30 ዝርክብ እዩ። ናብ ኣዲስ ኣበባ መጽዩ ኣሎ። ቅድሚ ናብዚ ምምጽኡ ከኣ ኣብ ጀርመን ቸክ ናይ ጥዕና ጌሩ ኔሩ።ዝኮነ ሕማም ኣይነበሮን ኣብዚ ምስ መጸ ክኣ ኣነ ክርአ ምስ ከድኩ ኣነውን ምስካ ክርአ ኢሉ ተራእዩ። ሕጂ ሓወይ ወይቦ Hepatitis B ኣሎካ ኢሎም። ሕዱር ኣይኮነን ሓድሽ እዩ ኣብዚ 2 ወይ 3 ወርሒ እዩ ሒዙካ ኢልዎ ዶር። ሕጂ መድሃኒት ክህበካ ነዚ ዘሎ ከጥፍኦ ይክእል፡ ዩ ኢሉና። ከም ኣብ ሞያዊ ትምህርትኪ ዝገለጽካዮ፡ ሕዱር ክሓዊ ኣይክእልን፡ ሓድሽ እንተኮይኑ ግን ኣብ 6 ወርሒ ክጠፍእ ከምዝክእል ተገንዚበ ። ሕጂ እንታይ እንተገበርና። ይሓይሽ። ባዕላ ክሳብ ትጠፍእ ዶ ክንጽበ ወላስ ዶር ዝህብና መድሃኒት ውን ኣድላዩ እዩ። ምክንያቱ ናብ ሕዱር ከይተሰጋገረት ከላ ክነርክባ ንትህብኒ ምላሽ የምስግን
Thanks bor ❤❤❤
@DrYemane
6 ай бұрын
Welcome