Wedi yemane Bara copy nay abueu dmxu wesieu 💖💖💖💖🇪🇷
@user-ry6yc2wt6f2 жыл бұрын
ወዲ ዘማች ኣስሊ 📸
@mebrahtikiflemariam1002
2 жыл бұрын
yes
@hawaeritrea441
2 жыл бұрын
Yes agree 👍 💯
@hawaeritrea4412 жыл бұрын
All the best Adults people 👍 Eritrea 🇪🇷 But now at this time the best wedi Zemach eyu... Gn All people's like Son Barya me too Where's now wedi Barya and wedi Fehara? Please 🙏 tell me
Neboy raesitesma azekirkani zemaje tebarke mes family ka. Gn abnahizbi betfridi abka semira .an Kia ab zoba berik 50.181.00shi dollar Mr tekeste habtemariam danba feridini.saebnu fenghi adi abayto wedi hafitey edi tekorisu fitihi yelen.ab ertirea.
Пікірлер: 132
ከዋክብቲ ደቂ ጀጋኑ መንከመይ ወዲ'ቲ ጸሊም ኮኮብ ኣጆካ ሓቢቢ ኣና
ወዲ ዘማች 1ይ ደረጃ ይወሃቦ
ወዲ ባርያ ይዓክ
ዋውውውው ሐየት ወዲ ጅግና ንእሽተይ ዘማች ናይ ብሐቂ አቦኻ አጸዊዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ወዲ ፊሒራውን ንፎዕ ወዲ የማነ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ አቦኻ ዘይንርስኦ ህቡብን ብኩልንትንኡ ፍትውን እዩ ኔሩ ንዑዑ ክትመስሎ ድሌት ኩሉኤርትራዊ እዩ እሞ ክትመሐየሽ ንጽበ 1, ካብ ውሽጢ ዝምንጩ ስምዒት ክህልወካ አቦኻ ከም ባሕሪ ሰፊሕን ዓሙቅን ስምዓትን ፍቅሪ ሙዚቃ ኔርዎ ዩ ስለ ምድራፍ አይኮን ኔሩ 2, ኮንፊደንስ ( ርእሰ ተአማንነት ) ውን አመሐይሾ ከምኡ ውን ምሽምዳድ 🙏🏽♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ድምጺ የማነ ይስምዕ ኣለካ ሓቀይ
Barya the King of Music in Tigrigna!
Wedi zemach and wedi barya are the best 🥰♥️🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kshgsnmzkg6072
Жыл бұрын
nooooooooo
@fatim9621
Жыл бұрын
Like father, like son
ወዲ ዘማች ጎበዝ ብዝያዳ
@mebrahtikiflemariam1002
Жыл бұрын
yes
Menkem yemane!🙏🙏🙏💯❤
Wawwww Meriyeyyy shikor qedamay ygbeaka wedi ereyyy anbesa 💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💋💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑💪💪💪💪
Menkem Yemane 🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷
ወዲ ባርያ ጅግና
Bhaqi quruts abuau Bravo🇪🇷🌹♥️💪🇪🇷
ዋኣው ብቲኣሚ ጽቡቅ ኣድኒቀኩም ከመይ ዲኩም ጀጋኑ ናይ መን ደኣ ኪትወስዱ ናይ ቶም ጀጋኑ ኣቦታትኩም አንበር
Wedi Zemach and Wedi Barya sound exactly like their fathers. Wedi Zemach though is #1 ✅ And i like how Zemach decided not to judge his own son.
እድመን ጥእናን ይሐብኩም ደቀይ ደቂ ጀጋኑ
ሰላም አምላኽ ንዓኹም ይኹን ምድሐን ካብ ሐጢያትና ብጆካ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብኻልእ የለን ኩልና ካብ አዳምን ሂዋንን ጀሚሩ ሰባት ሰባት ኩልና ሐጢእና ክብሪ አምላኽ ሲኢንና ሮሜ 3፡ 23 እግዚአብሔር አምላኽ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ሂቡና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ሰማይን ምድርን ኩሉ ፉጥረት ዝፈጠረ ቃል አምላኽ እዩ ወንጌል ዮሐንስ ምዕራፍ 1 ፡ 1- 3 ከምኡ ዉን ወንጌል ዮሐንስ 1 ፡14 ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንታና ክብል ሰብ ኮይኑ ፈጣሪና ሐጢያት ኩልና መርገም ኩልና ሕማምና ድኽነትና አብ ስጉኡ ጼሩ ምእንቲ ሐጢያትና አብ መስቀል ተሰቂሉልና ሞይቱልና ምእንቲ ጽድቅና አብ መበል 3ሳልሰይቲ ማዓልቲ ካብሞት ተንሲኡ ነቶም ናይ ሐጢያት ምንጪ ዝኾኑ ሰይጣንን አጋንንት ን ሲዒሩና ስለዚ ሐጢያተኛታት ከምዝኾንና ኩልና ንፈልጥ ኢና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጥያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተሳካለ ይአምን አለኹ ኢልና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ እግዚአብሔር ንኹልና ሰባት ይጽዉዓና አሎ ናቱ ጽድቂ ክህበና ዉሉዱ ክገብረና ናይ ዘልአለም ህወት ክህበና ንሰይጣንን ንፉልጠቱን ንባህሪኡን እኽሕዶ አለኹ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኻ ይአምን ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጢያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተንስአለይ ይአምን አለኹ ዉሉድካ ክትገብረኒ ሽመይ አብ መዝገብ ሂይወት ክትጽፈኒ ናባኻ መጺኤ አለኹ እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረት ስለ ዝገበርካለይ ካብ ሐጢያተይ ስለ ዘድሐንካኒ የመስግነካ አለኹ ቁዱስ መንፈስካ ስለ ዝሃብካኒ የመስግነካ አለኹ ኢልና ካብ ልብና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ ይጽዉዓና አሎ እታ ማዓልቲ ምድሐን ሕጂ እያ አሕዋተይን አሐተይን እግዚአብሔር አምላክ እዛ ማዓልቲ ዝሃበና ምእንቲ ካብ ሐጢያትና ከድሕነና እዮ ነዚአምላክ ዝሃበናኩቡር ዕድል ንጠቀመሉ ሻላ አይንበሎ ወንጌል ዮሐንስ 3፡18 - 19ብእኡ ንዝአምን አይፍረዶን ።ነቲ ዘይአምን ግና ብስም ሐደ ወዲ አምላኽ ስለ ዘይአመነ ድሮ ተፈሪድዎአሎ ተባረኹ አሜን ።
ወዲ ዘማች 100%
Mitibibae zedliyo wedi xelim kokob yemane bariya menkemey ajoka bertie
ኣነ ወዲ የማነ ባርያ ብግቡእ ኣይተሓገዘን ስለምንታይ ኣተሓሳስባን ድሕረ ባይታ ናይ ባርያ ሃሲዎ ፣ እምበር ካብ ወዲ ዘማች ወይ ወዶ ፊሒራ ይብለጽ እዩ ። ኣብ ሙሉእ ሽንግርዋ ናይ ባርያ ዝምስል ድምጺ ብወዱ ጥራይ እዩ ተረኺቡ ። ከም ናይ ባርያ ድምጺ ዘለዎ እቲ እንኮ ሰብ መንከም ጥራይ እዩ ።
Wedi zomach the best and wedi Bariya kurub aytedalewen kurub ewin hafar eyu
wedi zomach l like you
Haren 💀 Meri jgna 🇪🇷💘
beautiful voice all off you ❤️ son's life daddy's counting success deki Eriy youth 💙 ❤️ 💖 ♥️ 💕 😘 💙 ❤️ 💖 ♥️ 💕 😘 💙
ኣብ ብቕዓት ምስ እንዛረብ ሜሮን ቀዳማይ ምበልኩ
ሜሮን ደስ ዝብል ተወህቦ ዲምጺ ❤❤❤
Deki etom Arkanat tibeb ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wedi yemane barya edmen tenan yhabeka fetary. Kexlo wedi jigna
ኣብ ቅድመይ ክንደይ ዓመት ኢዩ! ሰምዔያ ኢዛ ሽንግርዋ ብፍላይ መን ከም የማነ! ሜሮን ኢስትፋኖስ ዘማች!!! !!! !!! ዝንቅሳቅስ ሓወልት ሓገርና ደጋግመ ይሰምዖ ነትይ ፍርድ ኢሞ መን ከም ዘማች!!!
ኤርትርያኖች ጋ ያለ መልክና ወዝ ትጋራይ ላይ አይታይም
@fatim9621
Жыл бұрын
Min maletishn new??
Wedi yemane Bara copy nay abueu dmxu wesieu 💖💖💖💖🇪🇷
ወዲ ዘማች ኣስሊ 📸
@mebrahtikiflemariam1002
2 жыл бұрын
yes
@hawaeritrea441
2 жыл бұрын
Yes agree 👍 💯
All the best Adults people 👍 Eritrea 🇪🇷 But now at this time the best wedi Zemach eyu... Gn All people's like Son Barya me too Where's now wedi Barya and wedi Fehara? Please 🙏 tell me
ንፍዕ ወዲ የማነ ❤❤❤❤
Menkem Nbarya meslekana Eritreawinet kubur menet
ሜሪ ተካኢ ኣቡኡ ። 100/100 ክትዕወት ደገፈይ እዩ ። ብቕዓትካ ስለ ዘዕገበኒ ። ምስልኻ እንተዘይ እርኢ ዘማች ኢለ ምማሓልኩ ። ስለዚ እዚ ድምጺዚ ዘማች ብኣካሉ እዩሞ "ሜሮን እዩ " ንኽትባሃል ናትካ ድምጺ ናትካ ስታሂል ክተማዕብል እላቦ ። ካብ ምድረ ጥፍኣት ሊብያ ።
ወዲ ዘማች ጅግና ኣድንቀዮ ምልከት ገለ ዓይንት ኣንበሳ
Men kem kem kem smu 🎼💯
እስቲፋኖስ ዘማቺ ስጋብሕጂ ተጋዳላይ እዩ ዘሎ ቅኑ ተጋዳላይ
ወዲ ዘማች ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስነጥበበኛ
@hawaeritrea441
2 жыл бұрын
Yes u are right ✅️ 👏
መን ከም ❤❤❤ንእሽተ ባርያ
wedi zemach betami nicccccc
Wdi yemane kmt eilu abeu dmxi barya nice 😒😑👍👌😒😑👍👌😒😑👍👌😒😑👍
ዞማች ናይ ብሓቂ ወሊዱ ዋውውውው
ወዲ የማነ ባርያ ነየብኡ ድምጺ copy💯
@kesetexegu3882
2 жыл бұрын
Wawwwww cppi nay Abotatom Edime yehabkum 🙏🙏🤝🤝🤝💖👀
@KodenEntertainment
2 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/o519p5ZrmsmTg7Q.html
Abo kurixi Merri go ahead .
የማነ ኣብ ዉሽጥኻ ኣሎ መን ከም ባሪያ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ከም ዝበሃል ቡሉጽን ኑፉዕን መን ከም ኣንበሳ ቀጽሎ
Meri gobezzz
meron estifanos the king 🤴 for me
weriska aleka Menkem go ahead
Wedi yemane bravo
ዋውእድሜና ጤና ይስጣቹ
@kshgsnmzkg6072
Жыл бұрын
ክክክ ፈሳም
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
All nice deqi erey
Haqi fred
ወዲ የማነ ባርያ ወዲ ጅግና ጸሊም ኮኾብ
Neboy raesitesma azekirkani zemaje tebarke mes family ka. Gn abnahizbi betfridi abka semira .an Kia ab zoba berik 50.181.00shi dollar Mr tekeste habtemariam danba feridini.saebnu fenghi adi abayto wedi hafitey edi tekorisu fitihi yelen.ab ertirea.
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Wow eti wedi fihiras kof elu fihira yimesil
Wewwww good
Haren guhafffff kedia
@user-pp3tq6co4p
3 жыл бұрын
ንሓሶትን ግፍዕን ትዕቢትን ኣንነትን ስለ ዝኸድዐን; ኩሉ ግዜ ከዳዕ ይግበሮ። ንሓቅን ፍትሕን እንተከዲዕካየን'ዩ ሕማቅ እምበር። ንስኻ ውን ንሓቅን ፍትሕን ከዲዕካየን ኢኻ ትመስል'ሞ, ናብ ከም ናይ ወዲ ፍሒራ ክድዓት ይምለስካ።
Abotatom Jeganu Dekom Jeganu 🇪🇷🇪🇷
Wedi zemach 1
Wwwwww nay behaki xebuk serah ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray adnaki natkom eye hagerna hezbena serawitna selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena anhena eretrawian 🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 zelalemawe zekri nesematatna 🙏🏽🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Barnie frdka yxbe aleku
Meri aslii 100%
💜💜
Fhira Awrisu
Meron and wedi Yemane nfuat !!!!
@user-pp3tq6co4p
3 жыл бұрын
ሃሃሃ ወዲ ፍሒራስ ቅድሚ ክልቲኦም እንዲዩ ንፉዕ ተባሂሉ ። ርእስኻ ስለ ዘሕመመካ ዲኻ ድኣ ፍልይ ኣቢልካ ገዲፍካዮ። ወይ ሰብ ደቀይ.... ሃሃሃ
meron estifanos is the King for me
100/100
Yemane ab wshti kulu Eritrea alo
Nenay abom tewararisom
1 wedi zemach
For me Meron is first
Nmntay da hji zei ferd Halafnet awridu zkeid no good
Ajoka wedi stelim kokobbbb
Wedi zemache 1 yegebou neyru
❤❤❤❤❤❤❤
Kķkk bele qoqah
Very good
@sultanmensur9003
Жыл бұрын
Very Good
Barne haqi feridka
@marhawihagos695
2 ай бұрын
Gn Barne lEleka aikonun tom msaka zelewu dianu
Nee bhgi qbul aykonen
Tewhbo koiu
Barya beal haki
Meri asli
@tsegamebrahtom4699
2 жыл бұрын
Wedi yemane barya anbesa naybo wrs abilkaya edme yhbka bal abos kefiu aykefon wala teseyeqo ጽብቕ አዮም ዝብልዎ ወዲ ዘማጅ ግጥሚ አዩ ኣንቢቡ አንበር ኣንበር ዘይማስ ኣይሰማእንናን ብቲ ኮይኑ በቲ ኣቦኻ ynber
Meron etom zterefu gn nay Angolo derefti eyom
@Mimi-rk1vy
Жыл бұрын
😂😂😂
Meron da wedi men du ZZZ 💯✍
@danieltesfamariam6877
2 жыл бұрын
ዋው መሮን $ ወዲ የማነ ባርያ ብሃፈሻ ቀጽልዎ
Kulatkum nufat
ሜሮን ዳኣ መዋዳድርቲ ኣልቦ እምበር
Edem yhbekum amlk sasenu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋💋💕💞💓❤💓❤💗💖💝💖💝
ዶኻትር ወይ ኤንጅነር ዶ ከይተፍሩዩ
@danielhb4975
2 жыл бұрын
Docoter konka antay gerka guhaf
@Galaxy_S304
2 жыл бұрын
@@danielhb4975 ዓቅሚኻ ንሳ እያ ምሕረት የውርደልኪ ወ/ዘ ዳኒኤል
@Galaxy_S304
2 жыл бұрын
@@danielhb4975 ዝፈሸለ ሕብረተሰብ ከም በዓል ንሰኻን ዝኸማኻን ዋጦት እዩ ዘፍሪ
@danielhb4975
2 жыл бұрын
@@Galaxy_S304 mejemerya azerarebaka amehayesh denqoro ab alem seb bezetewahbo talent eyu zeneber geden aykonen mehur kekewen guhaf
@Galaxy_S304
2 жыл бұрын
@@danielhb4975 መቸም ኩሉ ሰብ ከማኻ እዩ ዝመሰለካ ጸርፌ ናይ ሓሳብ ጌሩ ከግልጽ ዘይክእል ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኾነ ሱኩፍ ሰብ እዩ. መን ምኻንካ ኢኻ ትነግረኒ ዘለኻ
ውዲ ባርያ መዝሙር ፈትን ደርፊ ነቦካ ኣጠቀመን።
@user-tl6gl8nk5o
2 жыл бұрын
ባርያ ንነብሱ ኮይኑ ሃገር ዘውሕስ ኢዩ ብዝከምዚ ከማኻትኩም ጀልፋፋት ዝለዓል ኣይኮነን ባርያ
ኬፍኩም ሰላም ድዩ ሳብስክራይብ ግበሩልና ዝቡሉ ለማኖ እኮ በዚሖም ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፡፡የቀንየለይ ከኣ
ሃቅ ክንዛረብ ሃረን አይደረፈን ወድፊሂራ ጥራሕ ስለዝኮነ የህሊፎሞ
@kshgsnmzkg6072
2 жыл бұрын
ቧእ ወድፍሒራ እምበር ደሪፉ
ወዲ ፍሒራ ኣፍ ከልቢ