ወዲ ሹቅ ኽፈልጦም ዘለዎ ነገራት hyab media

እዲሹቅ ኽፈልጦም ዘለዎ ነገራት hyab media
I will teach you about love and relationship
and motivational videos to best version of yourself

Пікірлер: 3

  • @tesfaihaile4851
    @tesfaihaile48512 ай бұрын

    ብሓቂ 100% ምሳኺ ይሳማማዕዬ ። መባሕቶም ደቂ ሹቕ ካብ ወልፍታት ናጻ እዮም ። ብኣንጻሩ እቶም ዘይደቂ ሹቕ ንደቂ ሹቕ ክመስሉ ክብሉ በቲ ናቶም ርድኢት ወዲ ሹቕ ማለት ሽጋራ ዘትክኽ ፣ ኩሉ ግዜ ምስ ዝተፈላለያ ደቂ ኣንስትዮ ምዛር ፣ ኣብ እንዳ መስተ ዝሰተዩሉ ጠራሙዝ ቢራ ካብቲ ጣውላ ክልዓል ዘይደሊ ከምዚዩ ዝመስሎም ፣ እቲ ሓቂ ግን ብግምጣሉዩ ሓቅኺ ክብረት ይሃብኪ ።

  • @KeberomTsegay
    @KeberomTsegay2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu2012 ай бұрын

    ከመይ ከመይ ሰላምዶ ፍቅሪ ፍቅሪ ንዘፍቅር ሰብ ክኽተሎ ዘለዎ መንገዲ ዘገንብ ሰለ ዝኾነ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ አጆኺ በርትዒ ግን ንአኺ ዘለኒ ክብሪን ዕዙዝ ፍቅሪን ልዑል ዝኾነ እዩ ሰላምን ጥዕናን ንአኺ

Келесі