Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Fenkil Operation Part 36 (4) Nov 6 - 2021

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Fenkil Operation Part 36 (4) Nov 6 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይል ኣብ ስርሒት ፈንቅል ክፋል 36 (4) ሕዳር 6 - 2021
Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
Tv sened run programs on KZread since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.
Support Tv Sened

Пікірлер: 106

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi2 жыл бұрын

    ጅግና ብ/ጀነራል ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምትራኽካ አዚና ነመስግነካ።

  • @adamw8973
    @adamw89732 жыл бұрын

    B/G Tekeste is very sharp and always amazes me how he explains things with the right Tigrigna vocabulary, and his memory is second to none. Long live B/G and thank you for the detail narration and wish you all the best.

  • @vandamzerigake744
    @vandamzerigake7442 жыл бұрын

    ኣያይ ! ጅግና ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ወይ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እክንሰሚዕ ከለኹ እንዳነባዕኹ እየ ዝሰምዖ ንብዓት ግን ንብዓት ሓበን!! ሓበን እሰማዕካ ምስ ብጾትካ ንስለ"ቲ ኣብ ንእስነትካ ታሪኽ ዝፈጸምኩም። ኣነ በቃ ሕርርር እየ ዝብል ኣብቲ ናትኩም ዕድመ ዘይምንባረይ በቃ ክትዛረብ ከለኻ ናይ በይነይ ቅዲ ኩናት ወይ ሜሬት ሲእለ እየ ኣብ ዲቅ ዝበለ ኪናት ዝኣቱ ኣብ ሞንጎ ከይተረዳእኒ እነብዕ🥲 ባጺዕ ምስ ተታሕዘት ዝተወለድኩ እየ ማለት ናይ 90 ምሽ ንስኻ ኣብቲ ዉዕሎ ታሪኽ ዝነበርካ ሓበን እሲምዓኒ ትብል ኣነ እቃጸል ግን ኣያታተይ ኣረኪበ እየ። 36 ክፋል ከይ በኾርኩ እከታተለኩም ኣለኹ ቀጺሎ በርብሮ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ኣያና እንቴኖ ክኣ ክብሪ እሃብካ ከምዚታት ሃሰስ በሎም ከይኣምሉጡልና እዞም ኣርካናት ሞ የቄኔለይ ኣይ ሆብ እዛ ኮመንተይ ክተንብባ!!!!!!!!

  • @teweldetukue5031

    @teweldetukue5031

    2 жыл бұрын

    ግን ታ እንጸላኣ ኣርድ ታሪኽ ወይ ተጋነነ ታሪኽ ሕምም ኣለዎም ብምስክርነት ኩሎም ጀጋኑ ኣያታትና ዘይፈልጥዎ ይትንትኑ ነኣብነት ትዮታ ሳባ ዘራጊ ውዕሎ ታሪኽ ኮይኑ ይስመዓኒ ኩቡር ሓው ሓሳብካ ግን ልዕሊ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መርሲጡኒ ቀጽሎ

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman2 жыл бұрын

    Eway entay zbelwo jigninet Eritrean deki za halali meryet admen teanan forever salakum koriena ninebir alena b/g tekeste Haile kea thanks 🙏🏻 again I am so proud of you 👍

  • @user-gx3hc4uh1h
    @user-gx3hc4uh1h5 күн бұрын

    ብዙሕ ምሂርካና ጅግና ወዲ ሃይለ

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin632 жыл бұрын

    ዓቢ ትምርትን ታሪኽ ኣቦታታትናን ክፈለጥ ሓጊዙኒ ብጣዕሚ የመስግን ብ/ጀ/ ተክስተ ሃይለን ከምኡ ወን ኣንተንዮን ቲቪ ሰነድን።

  • @semerenegasi6833
    @semerenegasi68332 жыл бұрын

    B/G Tekeste Haile, you are our hero, Keep it up, you’re doing great, I am very amazed with all your detailed explanations. Anttonio, thank you so much for doing this amazing job, May God gives you both long and blessed life.

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus2892 жыл бұрын

    Wel come Brigadier General T.Haile. Wel come our hero. Wel come my hero. Thank you brother Antenio. Its your contribution that we follow our brave General T.Haile.

  • @aibuyodit6749

    @aibuyodit6749

    2 жыл бұрын

    Marhaba marhabaaa welcame Ambsaaaa

  • @belewthomas5311
    @belewthomas53112 жыл бұрын

    Thank You Both, Nebarelina B/G Tekeste Haile For Everything.

  • @teklebrhanhabtu9033

    @teklebrhanhabtu9033

    2 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ጅግና፡ ኮምፕተራይዝድ ዝኮነ መሞርይ ኣለካ፡ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ፡ በርትዕ ኣጆኻ

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo53552 жыл бұрын

    ባባ ተክስተ ፍትው እዬ ዘብለካ ❤️🌷❗️👍

  • @humhum3511
    @humhum35112 жыл бұрын

    ኣዬ ጅግንነት ። መን ምሳና ክወዳደር።መንደላይ!!!!!!!

  • @tesfug.m.1907
    @tesfug.m.19072 жыл бұрын

    God bless you B/g Tekeste , thanks again for your service

  • @mmsaed4630
    @mmsaed46302 жыл бұрын

    B\G. حقيقة انت رجل والرجال قليل.... يعطيك العافية

  • @ytbarekgebremedhn4650
    @ytbarekgebremedhn46502 жыл бұрын

    Kbret yhabelna 🥰🥰! gna gazeteja htoka endanwhakayo xfufun haxirn gbro

  • @zewdigebremedhin2922
    @zewdigebremedhin29222 жыл бұрын

    Nber kber wedi Haile ybel agelalitsa

  • @teaghes7654
    @teaghes76542 жыл бұрын

    " እዋይ ነበር ምዃን ክሓስም ሓፍኮፍ ተብል ኔርካስ ደሓር ግስም" ጅግና ስዉእ ዕቕባጋብር ገ/ ትንሳኤ

  • @bereketbahta5321
    @bereketbahta53212 жыл бұрын

    B/g tekste nay bahakiiii tsubuk tarik

  • @teklebrhanhabtu9033
    @teklebrhanhabtu90332 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ጅግና ፡ ኮምፕተራይዝድ ዝኾነ መሞርይ ኣለካ፡ ምሉእ ጥዕና ኡምነየልካ፡ በርትዕ ኣጆኻ ።

  • @yzariyikealo4721
    @yzariyikealo47212 жыл бұрын

    ጉዳይ ኩነታት ብ/ጀ ተሾመ ኣበይ ወደቐ ክሰምዕ ተሃንጥየ ግን ኣንተንዮ ኣይሓተትካዮን ወዲ ሃይለ ከኣ ብዛዕቡኡ ገለ ኣይበለን፡ ኣብ ቀጻሊ ክጽበ እየ።

  • @---js5vd
    @---js5vd2 жыл бұрын

    ኩቡር ጀነራር ተከስተ ሃይለ ቢታሚ ጽቡኪ ኣጋላልጻ ቢሚቕጻል ሕቶ ኣለኒ 1ይ ፋሽሺታዊ ደርጊ ንሂዚቢ ኤሪትራ ኻሕሳ ዘይካሓሰ ሲለሚታይ 2ይ ሕዊሓት ወያኒ ኣብ ፈቕል ተሳቲፋ ዚባሃል ሓቂዱ የቀነልይ ኩቡራት ኣዳለዊቲ መደብ ኣጆኩም ቐጽሊዎ

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    2 жыл бұрын

    ወያነ ኣብ ፈንቅለ ኣይተሳተፈትን

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    2 жыл бұрын

    ካሕሳ ኢትዮጵያ ን ኤርትራ ከይትኸፍል ዝገበረ ኢሰያስ አዩ መን ንመን ክኽሕሱ ኢሉ ን ወላዲት ሃገሩ ተኸላኺልላ አምበር ክንደይ ሚሎናት አዩ ክትኽሕስ ዝግባኣ ኔሩ ሕጂ አውን ድሕሪ ውድቀት ኢሰያስ ክንተሓሳሰብ ኢና አንግሊዝ ጥልያን አውን ክኸሕሳ ይግብአን አዩ ኩላተን ሓደ ድሕሪ ሓደ ክኽሕሳ አየን

  • @sai-show4441
    @sai-show44416 ай бұрын

    What about the three tanks? Can you say something?

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde83522 жыл бұрын

    Selam neaka ykun brgader general tekeste haile yekenelyelna

  • @degoldessie1826
    @degoldessie18262 жыл бұрын

    Nai Bihaki. Thank you BG Tekeste haile, Ezi kulu meswaeti tekefilu si dictator Isaias bi natsinet Eritrea kilagets sigintir eu.

  • @aklilusamra2007
    @aklilusamra20072 жыл бұрын

    ብጣዕም ነመስግነካ ወዲ ሃይለ ከምዚ ዝበለ ታሪኽ ተወሊድና ፡ ዓቢና ክሳብ ሕጂ ካብዚ ስርዓት ይሰማዕናን ። ኩሉ ታሪኽ ጅግንነት ገድሊ ኤርትራ ተዓቢጡ ክተርፍ ይድለ ኣሎ ፡ ንስኻ ግን ኩሉ ትፈልጦ ዘበለ ነዚ ንአሽቱ ወለዶ ከምዘለዎ ትነግረና ምህላዉካ ዝድነቅ ሰራሕ አዩ።

  • @jesusking7000
    @jesusking70002 жыл бұрын

    B/G bhaki jignntkum dhri 30 amet ktrko keleka sened computer yblekaleku thanks

  • @karachentro1445
    @karachentro14452 жыл бұрын

    Aboy marry nbererna jigna wedi jeganu I love you 😘

  • @abdellachelsawi2068
    @abdellachelsawi20682 жыл бұрын

    Willkommen

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l2 жыл бұрын

    `ኣቤት ጅግንነት እታ ክሳድ ጸላኢ ዝኮነት ወደባዊት ከተማና ባጽዕ ብመስተንክራዊ መጥቃዕቲ ስርሒት ፈንቕል ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓንሳብን ንሓዋሩን የሕሪርዋ ። ህዝባዊ ሰራዊት መጥቃዕቱ ክቕጽል እዪ ዓወቱ ናይ ግድን እዪ ፣ ዝተባህለ ብልክዕ ነይሩ ኤርትራዊ ሓሞት ፍሉይ እዪ። ንዘንቲ እለት ናተወራረሰ ዝከይድ ትብዓትን ብልሕን ኤርትራውነት ፣ ኣዚና ነመስግን ክቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ።

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl2 жыл бұрын

    ኣቃኦ ብሰላም መጻኹም ወዲ ሃይለ ንበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @hadinet23
    @hadinet232 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ኣነ ብቅንዕናካን ትብዓትካን እየ ዝፈትወካ ሓደራካ ዓቅቦ እዚታት።

  • @solo-ry7yq
    @solo-ry7yq2 жыл бұрын

    Anbesa

  • @ak4ever818
    @ak4ever8182 жыл бұрын

    Well said our hero B/G Tekeste. Eritrea for Eritreans by Eritreans. Eritrea First.

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro31932 жыл бұрын

    Btami bluts wede haile. Gin kulu gzie Abzi interview asmat titeqsom sebat aziom wuhudat eyom. Zikeal ente koinu netom fetsemti zibelkayom azezzti haili boteloni berged asmatom ente ziniger. Meknyatu nezom abeyti darga meninayom. Kem tewesaki mis kulu akbrot bzuhat arkanat halefti kisab lomi eti sireat dey medey elu keynger tarikom abitu kem zelo tifelit eka emo qurub bzaebeom tetnegrena. Bzterefe aziu medargti albo blhi ziwnn general eleka aloku.

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed81762 жыл бұрын

    ኡንቃዕ ብደሓን መጻኩም B/G ተከስተ ሃይለ(ወድይ ሃይለ) ምስ Tv ሰነድ(አንተንዮ ተስፋይ) ግንባር ግንዳዕ ብመርሕነት ህዝባዊ ግንባር ንይ ደቡብ ሰራዊት ኸምስሕቦ ግንባር ደቅምሓረ ኢዩ! ኣውሕሱዎ።

  • @henokhaile8381
    @henokhaile83812 жыл бұрын

    Hero

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1s2 жыл бұрын

    መሕደሪ 1000 ሓርበኛ ብርጋደር ወዲ ሃይለ ሃንቀውታይ ነዚ ቅያ ኤርትራው ታሪኽ ክሰምዕ እንከለኹ ዝስምዓኒ ሓበን ወሰን የብሉን። እንቋዕ ነዚ ብግብሪ ዝተሳተፍካዮ ታሪኽ ንምትራኽ ኣብቀዓካ።

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos56272 жыл бұрын

    Good job antonyo

  • @biniamtekleshifta9647
    @biniamtekleshifta96472 жыл бұрын

    ብጣዕሚን መሳጢን ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ መዘና ዘይነበሮም ኣርካናት ዝፈረይሉን ዝተራኣይሉን ማንም ክሓኾም ኣብ ልቢ ነፍሲ ወኸፍ ኤርትራዊ ተወቒሮም ክነብሩ`ዮም ። ኣብ መዋዳእታ ዝተዛረብኻያ ግን ጀነራል ንውሽጠይ ተንኪፋቶ ከም ሰብ ፡ እቶም ጀጋኑ ፈንቕል ዝቐየሱን ዝመርሑን ኣብ ጉድጓድ ፡ እቶም ኣብ ቓልሲ ዘይነበሩ ድማ ሰሚናራትን ታሪኽ ፍንቕል ክጸውዩ ክትዕዘብ ኮር ተገልበጥ እዩ ። ከምዚ ንውሃቢ ጸባ`ዶ ትኸልኦ ማይ ጨባ ዓይነት እዩ ። ኣብ መዋዳእታ ጀነራል ካብ ኢልካ ከምዚ ትረኻ ጥራይ መጽሓፍ ተትሓሰብ ንዓና መንእሰያትን መጻኢ ወለዶን ግርም መወኸሲ ታሪኽ ኣያታትና ምኾነ እሞ ሕሰበሉ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይመነየልካ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ።

  • @MrTirag

    @MrTirag

    2 жыл бұрын

    Just don’t ask him what he explained. Let him just tell the story

  • @samuelhagos8038
    @samuelhagos80382 жыл бұрын

    ኣዝዩ ዝነኣድ መግለጺ የቀንየልና ብርጋዴር ጀነራል፡ ግና ቁሩብ ዘይበርሃ ከም መወሰኽታ ኣብ ዝመጽእ ከተብርሀን 1- ብዛዕባ እታ ናይ መወዳእታ ኲናት፡ እቲ ዝበልካዮ ጅሆ ሒዙ ዝነበረ ኣጻዚ ብኸመይ ተዛዚሙ፡ ተቀቲሉ ዶ ዋላ ተማሪኹ ቁሩብ ዝርዝር ኣቢልካ ሓብረና፡ 2- ብዛዕባ እቲ ኣብ ቪድዮ ዝርአ ኲናት ፈጣናት ጀላቡ ከመይ ነይሩ'ውን ቁሩብ ዝርዝር ክትገልጸልና፡ከምኡ ድማ እዞም ኣብ ሓይሊ ባሕሪ ሕጂ ዘለዉ ካብ'ቲ ሓለቃ ስታፍ ዘሎ ኮሮኔል ጀሚርካ ኣብቲ ኲናት ዝተሳተፉ ዲዮም? እንተኾይኖም ከ ብዛዕብኦም እንታይ ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ተርኦም ኣብቲ ኲናት ትህበና? ኣብ ዝመጽእ ተገዲስካ ክትምልሰልና ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና ዝኸበርካ ብርጋዴር ጀነራል፡፡

  • @iyasutsehayet621
    @iyasutsehayet6212 жыл бұрын

    General Edmen tienan yhabka Bitam xbuk Agelalxa

  • @meharitesfay6546
    @meharitesfay65462 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ነዚ መሪር ቃልሲመኪቱ ሓርነቱ ብዘይ ምርካቡ፡ስለዚ ዕላማ ናይዚታሪክ ንምንታይ ኢዩ?ምክንያቱ ዕላማ ናይቲ ዝሓለፈ መሪር ቃልሲ ንሓርነትን ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ነይሩ፡እንተኮነ ግን ህዝቢ ኤርትራ ገና ንፋስ ሓርነት ኣይረከበ፡ሰለዚ ዒላማ ናይዚ ዛንታ ዳግማይ ቃልሲ ንሓርነት ንምርካብ ዶ ይከውን ?

  • @samitahama1278
    @samitahama12782 жыл бұрын

    Edmen tenan yhabka B/G teksete haile hubue tarik tbirbro zeleka kbri ygbaka.

  • @kesseteissac8365
    @kesseteissac83652 жыл бұрын

    It was amazig.Wed Are proud of our heroes

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab3242 жыл бұрын

    Gegna abo aytetahalel

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab3242 жыл бұрын

    Tkekl aleka brgader general

  • @Eri-blue
    @Eri-blue2 жыл бұрын

    I feel sorry for this smart veteran when i heard WUCHU was his commander. It is just like the comparison between the moon and the sun. By the way father Tekeste i have a question, were wedi AFA and MESFIN HAGOS members of the secret party?

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    2 жыл бұрын

    Abti zjemerelu ewan darga atyoma nerom kbahal ykeal beti zneberom meznet malet eyu. Just gmit eye zhib zeleku

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l2 жыл бұрын

    ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ `ሕቶ ወይ ርእይቶ ኣላትኒ ብዙሕ ግዜ ንስለያ ብግቡእ ትገልጽ ኢካ ፣ ን ስታፍ ስለያ ዝነበረ ስውእ ብ/ጀነራል ከሰተብርሃን ካብ ፈረንሳ ምስ ስድሩኡ ዝተሰለፈ ኣብ ደርጊ ውን ሻለቃ ዝነበረ እዪ ብዛዕቡኡ ገለ ክትብለና ዶ ምከኣልካ ።

  • @semereabteklay4042

    @semereabteklay4042

    2 жыл бұрын

    Ab dekone eka koment texhef Kulu natka gen retub eyu kexelo

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher9022 жыл бұрын

    ክቡር ጀነራል ኣብዛ መወዳእታ ዘቕረብካያ ነጥቢ ኣገዳሲት እያ... መርበብ ሓበሬታ ስርዓት ኤርትራ ብኻልእ መልክዕ ታሪኽ ከቕርብዎ ከም ዝጀመሩ ሓቢርካ፡ እቲ ታሪኽ ብልክዕ ክግለጽ መታን እቲ ክርሳዕ ዝደልዩዎ ዘለዉ ታሪኽ በብወገንኩም ክትምልኡልና ንምሕጸነካ። የቐንየልና

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ብ/ጀ ጽቡቅ ገይሩ ዘነጽረልና ዘሎ ሕቶ'ኮ እዩ መሰረት ናይ'ዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ሓዲሽን ገስጋሲን ቃልሲ! ታሪኽ ንስራሕ ኢሎም ዘንቀሉዎ ህዝቢ:ተመሊሶም ሕጂ ንምንታይከም ዘይነበረ ክድምስስዎ ኣድለየ? Thank you.

  • @bisrat2023
    @bisrat20232 жыл бұрын

    Nay i blata wedi riisom wedi imbaderho gele belena

  • @berhanedebessai6495
    @berhanedebessai64952 жыл бұрын

    ሰላማት B/G ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮን ፎርቶ ናይ ባጽዕ (ፎርቶ ምሽናቅ) እያ ትብሃል::

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye21512 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ሓወይ please write a book we will help you no matter supp or opp it it our eritrean history

  • @dawitftwi7223
    @dawitftwi72232 жыл бұрын

    Btami des dbl megletsi General, hanti hto gn nieratni General Tesheme ke teketilu dyu wala kabtom ddhanu eyu ? Yekenyeley

  • @wedihaile6997
    @wedihaile69972 жыл бұрын

    ስላም ወዲ ሃይለ { B / G } ሕቶ ኔራትኒ : እዚ { B / G } Toshome Tesema ሞይቱ ድዩ ወይስ ተማሪኹ ? የቐንየለይ ።

  • @eritreanhiwot4667

    @eritreanhiwot4667

    2 жыл бұрын

    ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ።

  • @simrettesfalem5929

    @simrettesfalem5929

    2 жыл бұрын

    ሞይቱዩ ነብሰቕትለት ፈፂሙ።

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye21512 жыл бұрын

    It was ወልደየስ ገበረሓና

  • @ip8141
    @ip81412 жыл бұрын

    Still correction ,it is 1500 km2.

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    2 жыл бұрын

    ባጽዕ ከመይ ጌሩ አዩ 1500 ትርቢዕት ኪሎሜተር ዝኸውን 1500 ትርቢዕት ሜተር አዩ ስለዚ ጽቡቕ ኣሎ

  • @ip8141

    @ip8141

    2 жыл бұрын

    Abraham Tsegay :1500 m2 is what they give to build a house!!

  • @grmalemzawdi4518

    @grmalemzawdi4518

    2 жыл бұрын

    Abraham tsegay 1500m2 dea emo kindi 1/4 mieda kuesso zeykewn.

  • @mlikasmilkiaspro944
    @mlikasmilkiaspro9442 жыл бұрын

    ሀዝባዊ ገንባር መስተንካአር ሰሪሁ

  • @niatnaeritreana2011
    @niatnaeritreana20112 жыл бұрын

    Thank you B/G Tekeste Haile for telling us our story!!! On part 35 you have mentioned “RAYA” can you tell us something about him, I remember I guess in 1992 there was an incident between him and his army in Embaderho. Do you know any thing about that incident what happened? If you know so can you tell us what happened and where is he now. Thank you 🙏🏻

  • @zemenesigntir1736

    @zemenesigntir1736

    2 жыл бұрын

    Tigrigna zeyttshf

  • @jonasmussie1569
    @jonasmussie15692 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ እዩ ብረጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ።ሓው አንተንዮ ተስፋይ ስለ ተበጉሰኻ የመስግን እንተኾነ አብ ክፋል 36፥2 ጽቡቅ አይተመልአን ስለዚ እዚ ንውሉድ ወለዶ ዝመሓለለፍ ታሪኽ ስለዝኾነ ብጽቡቅ ክምላእ አለዎ ይብል።ኣድላይ እንተኾይኑ እቲ intervju ክድገም አለዎ ብናተይ ርኢቶ።

  • @bashailema9043
    @bashailema90432 жыл бұрын

    Very humble man! I wish him a long life!

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju2 жыл бұрын

    ኣብ ኩናት ዓዉደ ዉግእ ቲ ዝኸፈኤ ክሳራ ምስዋእቲ ዝሓታት ዝተዓወትካሉ ዝሓዝክዮ ዝጨባጥካዮ ዓወት ንምዕቃብ ዝኽፈል ዋጋ ዩ ናኣብነት ዓወት ናድዉ ካብ ን ኣፍዓብት ንኽትቋጻጸራ ዘሓለፈ ትንፋሳት እፍዓበት ንኻትዕቅብ ክማኡ ዉን ባጾዕ ንኽትዕቕብ ዝሓለፋ ትንፋስት ብ 1000 ግዜ ኣታዓጽጽፍ ምስዋእትታት ሮራ መንሳዕ መስሓሊት ግንባር ጊንዳዕ ደንጎሎ ዓዲ ሮሶ ዩ ሂዎት ኤርትራዊ ዝወሰደ !!

  • @Robeltk
    @Robeltk2 жыл бұрын

    ኽቡሩ ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ተስፉ ይገብር ኤርትራ ከምቲ ተደልያን ትምነያን ኮይና ክትሪኣ::

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject21702 жыл бұрын

    Sebayyyyyyyyyy

  • @ip8141
    @ip81412 жыл бұрын

    Guoyta fenkil!!

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ካብ ታሪኽ ተቆሪጹ ክተርፍ ዝድለ ኣሎ። ንብዓል ወዲ ሃይለ መን ክዝክረና: እቶም ካባና ዝልዓሉ ኣርካናት'ኳ ዘይተዘከሩ ይብል ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ! ክንድ'ዚ ዋጋ ዝኸፈለ ኤርትራዊ ኣብ'ዚ ክወድቅ ዘየሕዝን ኣይኮነን: ኣይትቅበሎን! Thank you.

  • @biniammelake9426
    @biniammelake94262 жыл бұрын

    Bla Bla koynu hiwetna Nana nezom dhri naxnet ziteweledna gin hanti rimsti hager ekum gedifkumlina

  • @ambesfusuh8984
    @ambesfusuh89842 жыл бұрын

    Our hero🇪🇷💙🙏🏾

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle31322 жыл бұрын

    Thank you brave general tekeste haile

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher9022 жыл бұрын

    ነፍሲ ወከፍ ተውድቖ ዘለኻ ነጥብታትን ውዕሎታትን ዓቢ ትምህርቲ ከቕስመና ክኢሉ እዩ እሞ ነመስግነካ ጀነራል፡ ኣንቶንዮ ከኣ ጽቡቕ ሕቶታት።

  • @magffidel9626
    @magffidel96262 жыл бұрын

    Thank you for your explanation, I have a bit confusing? Would you please listen the interview of the operator of Martyr Ali Ibrahim. I believe he said they Park the Vehicle ( Car) in a hidden place. The Air strike was happen when they were walking on foot. However, you know the story better. On this incident would you please explain more about this. Thank you so much, beloved and respectful brother. I prefer to call you brother than General.

  • @magffidel9626

    @magffidel9626

    2 жыл бұрын

    Thank you again. You are History, and Archive, would please motivate to fighters like you to explain the History before died (Fading)

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye21512 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት አዋይ ሃቦ it blow my mind your memory ወዲ ሃይለ share በሎ ደዩ wedihama

  • @user-xn2gv9qt7y

    @user-xn2gv9qt7y

    2 жыл бұрын

    wedi hama do kemzi ilu defiru yzareb eyu Wedi akele eyu

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    2 жыл бұрын

    ኔው በልዎ ኣታ እዚ ጸቢብ ኣውራጃውነት ብዞባ ክትዛረቡ እዋይ

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    ባጽዕ እሞ ብ ባህርያ በታ ቦጦሎን ዝኣተውት እዩ ተወዲኡ

  • @shammic8882
    @shammic88822 жыл бұрын

    Well came its amazing hero

  • @dawitgebre255
    @dawitgebre2552 жыл бұрын

    Comander hagos zbehal eritrean azazi Marin commando ewn hanbisu hadimu eyu

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham64122 жыл бұрын

    ደርግ ንባጽዕ ናይ አየር ደብዳብ አብ ሰላማዊ ሕዝቢ ዘውረደ ድሕሪ 11 መአልቲ ባጽዕ ሐራ ምሰኾነ ሕዝብ ውን አብ ስላማዊ መነባብሪዑ አብ ዝጀመረሉ ጊዜ አዩ ነይሩ

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju2 жыл бұрын

    መአረምታ ን ኣቶ ኣንተንዮ ኣብ ቋንቋ ? መራኻባት ኣይባኣልን ዩ "መራኻብ" ዩ ዝባሃል ' ስለላ ኣይ ባሃልን ዩ "ስለያ" ዩ ዝባሃል ክላእ ኣባልት ሓይሊ ባሕሪ ነብር 80% ዕባያት በት ትምህርቲ ሰውራ ዮም ኔሮም ንምንታይ ዘይተንጽርዎ ፧

  • @wedinegash924

    @wedinegash924

    2 жыл бұрын

    ክትእርም ምፍታንካ ጽቡቕ ኢዩ ግን ናትካ ጌጋታት በዚሑ።

  • @user-pm3fb9er7l

    @user-pm3fb9er7l

    2 жыл бұрын

    መእረምታ ንዓካ እውን ፣ ዕባያት ዘይኮነ ዕባይ ተባሂሉ ይስተካከል።

  • @nasinetb1462
    @nasinetb14622 жыл бұрын

    It good to took about history.but know is not the time .we are losing young Eritrea women and mane to seve Ethiope .Know we all Eritrea we have to took how to gate red off this dectoter .

  • @tesfug.m.1907

    @tesfug.m.1907

    2 жыл бұрын

    Are you saying this exemplar history shouldn't be told? Know your history so as to continue the heroic legacy sis Nasinet

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye21512 жыл бұрын

    ሸሙ የውሃላ አሸት ገርማ ኖት ገርማይ

  • @selehaile3895
    @selehaile38952 жыл бұрын

    እቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዝናኡን ዝናሩን ዘይፈለጡ ሕጂ ውን ከይዝንግዑ! ናይዚ እዋን ኣክቲቪስት ኢና እናበሉ! ኣብ መስኮት መራኸቢ ብዙሓን ውጥም ቅልቅል ዝብሉ ዘለዉ ወጣማት፡ካብ ዕሸል ፖለቲኮኦም፡ ዕላል ዕሸልነት ዝቀባበሉ፡ ናይ ስዑር ጭኑቅ ኣእምሮ ዝወነኑ፡ ስዑራት ስለ ዝኾኑ ! ኣይኮነን'ዶ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብሕልሚ ክደፍሩ፡ ንዝአጎለ እንቋቁሖ ጫቊት 'ኳ ኣይሰብሩን !!! ስለዚ ነታ ዘይትድፈር ! ዘይትምለኽ ! ዘይትሰዓር! ኤርትራና ከነአእሱ ፡ንመራሒና ስም ከልዕሉ ዝፍትኑ ዘለዉ ጊሔታት ናይ'ዚ ዘመን ! ከም ዘይገርመና !ከም ዘይድንጽወናን !ክንዲ ፍረ ኣድሪ ውን ድብርጽ ከም ዘይብለናን ፡ክፈልጡ ጥራሕ ኣለዎም ። እንበር እዚ ንክልተ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሰላሙ ዝቅጽል ዘሎ ፡ናይ ሓባር ልምዓታዊ ምዕባለ፡ዛጊት ዘይተረድኦምን ዘይተዋሕጠሎምን ውሑዳት ክህልዉ ባህርያዊ እዩ።

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    2 жыл бұрын

    ሕጅስ ለቢምና እና ኤርትራ ወላ ሕምሽሽ የብሉዋ ጉዳይና ኣይኮነን ቶም ኣዳኸርቲ ከም በዓል ንስኻ ደቂ ድኻ ክሞተልኩም ኣብ ደገ ትፍኩሩ ዘለኹም ኪዱ ሕጂ መንግስትኹም ክተቱ ይብለኩም ኣሎ ተበለጽቲ

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    2 жыл бұрын

    @@selehaile3895 ግዜይ ወርቂ እዩ ነዚ ከንብብ ግዜ የብለይን ካብ ጠራዕራዕ ትብል ግዳ ኪድ ንመንግስኻ ሓግዞ እንተ ንሕና ግን ለቢምና ከምቲ ብዓል ንስኻ ሎቅማጽ ትጥቀምሉ ዘረባ ወያነ ኣብ መሬትና ኣላ ንመንግስቲ ክትቃወም ትኽእል እካ ንሃገርና ግን ኣሕሊፍካ ክትህብ የብልካን ትብሉዎ ትንፋስኩም ደኣ ትሕለፍ እምበር በዚታት ዝታለል ሰብ የሎን ደቂ ማይበላ

  • @Eri-blue

    @Eri-blue

    2 жыл бұрын

    ata mekdeni dsti

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    Wedi ሃይለ.. ኣኮይ ወዲ ፈንቂል እዩ...ትፈልጦ ኢኻ... ንወዲ ፈንቂል.. መራሕ ሓይልኻ ነይሩ እቲ operation..ፈንቂል ብሽሙ ድዩ. መን ከ እታ ሽም ... ሂብዋ

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos56272 жыл бұрын

    ሕጂ ካኣ እዘን ኮራኹር ኢሰያስ ምስ ኣምሓሩ ወጊነን ንርእየን ኣለና ኣስተውዕል ኤርትራዊ እዞም ሂግደፍ ዝባሃሉ ፍለጥዎም ኩሎም ናይ መንነት ሽግር ዘለዎም ናይ ኣምሓሩ ተረፍ ምኻኖም ፍለጡ::No question

Келесі