🔴🇮🇱🇪🇷ጻዊዒት ሰላም ቤት ክርስትያን ሁጹጽ መልሲ 11//05//2024

Пікірлер: 129

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab22322 ай бұрын

    ሚኪ ንፉዕ ጽቡቕ ናይ ለባማት ምኽሪ🇪🇷 ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ደም ምፍሳስ ደው ይበል ምሕረት ይውርደልና🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @saron-si5ym

    @saron-si5ym

    2 ай бұрын

    ata komal Agame behayle eriteraweyan ketekonu tedelyu atom senafe ekum kefeakumo zelekum ne hezbe Eritrea 🇪🇷 ykun ne menasey Eritrea 🇪🇷

  • @gezaeafewerki8795
    @gezaeafewerki87952 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏 Miki hawey Very nice information Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ik6ev4bq3e
    @user-ik6ev4bq3e2 ай бұрын

    ሚኪ ወዲ ናይ ብሐቂ ኣምላክ ይሐግዝካ ጽቡቅ ዘረባ አዩ ኣቦ ፍቅሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤

  • @user-qi6vc8vn6s
    @user-qi6vc8vn6s2 ай бұрын

    ዮሃናናና ን24/ግንቦት።

  • @micealmiki4053
    @micealmiki40532 ай бұрын

    እግዚአብሔር ሰላም የውርድ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። ነገራት ካብ ምጉህሃር ንቆጠብ።

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait56662 ай бұрын

    አምላክ ሰላም የውርደሎም ፈጣሪ አብ እስራኤል ዘለኩም ብዚያዳ ከምእውን አብ ኩሉ ዘለኩ ባእሲ ጺልኢ ዋጋ የብሉን እሞ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም 🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷

  • @user-hn4fb8xv5c
    @user-hn4fb8xv5c2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @yoditgebrekidan5490
    @yoditgebrekidan54902 ай бұрын

    🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️

  • @wedibalila2130
    @wedibalila21302 ай бұрын

    ብጣዕሚ የጉሂ ልቦና ጌርካ ነዚ ጉዳይ ምህዳይ የድሊ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ጽንዓት ንስድራቤት ኩሉ ብምርድዳእ እዩ ዝፍታሕ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና

  • @awettekle8070
    @awettekle80702 ай бұрын

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷💪❤🇪🇷💪❤

  • @henokhh8991
    @henokhh89912 ай бұрын

    miki bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-vn7wq3iv3e
    @user-vn7wq3iv3e2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-qi6vc8vn6s
    @user-qi6vc8vn6s2 ай бұрын

    Cheers Mik TV for ur truly advices to wards those younger diasporas tracking in a wrong political stance. እግዚኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና።

  • @dh4343
    @dh43432 ай бұрын

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌿🌹

  • @hagosamehari-cj4pd
    @hagosamehari-cj4pd2 ай бұрын

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @kidanetesfay911
    @kidanetesfay9112 ай бұрын

    Amlak mhret yewrdelom nmenaseyat

  • @sabasave6244
    @sabasave62442 ай бұрын

    ልቢ ይሐብኩም ኤርትራዊያ መፍቶ ጸላኢ ንኸውን አለና በጃኩም ስውዓትና ንዘክር ኦጌታ ምሕረትካ አውርልና አሜንንን

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs71732 ай бұрын

    ሰላም ሚኪ ብእትገብሮ ደለካ ጻዕሪን ጎስጋስን ሓበሬታን ምስጋናይ ወሰን ይብሉን፡ እዞም ጸማማት ድሰምዑ ኣይኮኑን፡ እቲ ደሕዝነካ መሳርሒ ናይ ተጋሩ ብምካኖም ዩ ኣብዚ ዕግርግር ተጋሩ ኢድ ኣለዎም፡

  • @fyoriberhe9398

    @fyoriberhe9398

    2 ай бұрын

    Tim bel barya setai dem barayou dem setikum mixgab sinkum shytawnty aremenat ekum misakum ab hade hager mikana azina nihazin shame:: on you::

  • @Brhane.D
    @Brhane.D2 ай бұрын

    ኣምላኽ ዪሓግዝ ኑፉዕ ሓውና ሚኪ፡ነላም ዘማሪ ጺቡቕ ኣላኻ፡ፌክ ኣካውንት ገሮም፡ዘሳውሩ፡ኣብ ጉዳይና ዘይምልከቶም ጸላእቲ ኣከዉ፡ካብ ውሽጥና ከይ ወጹ ጉዳይና ነዓና ቲራይ አዩ ዚምልከት፡ ነዓና መሲሎም ሰላምና ዚዘርጉ ኣከዉ እሞ ተጠንቀቁ፡ሰላም ሃቡና፡ኒዝሞተ ኣምላክ ብሰማይ ዪቀበሎ፡ተቃዋሚ ዪኩን ደጋፊ ነዛ ሃገር ኪጉዳኣ ኣይንደልን፡ሃገር ኩሉና ስለ ዚኮነት፡ነቶም ናይ ብጋቂ ብዛዕባ ኤርትራ ዚቃወሙን ዚድግፉን፡ካብዚወጻኢ ካባና ኒላዕሊ ዚምልከቶ ኣካል የለን ኒዓና ሓንቲ አያ ቲብጻሓና አታ መሬርት፡ስግር ከሰላ ዪኩን ስግር ባሕሪ ወይ ውን ስግር መረብ ጎረበት አምበር ሓዊ የብልናን፡ኢዚ ስነሓሳብ ሒዝና ንኪድ ናይ ብሓቂ ኪነብር አንተ ኬና ከም ህዝቢ፡ልቢ ዪሃብኩም ኒኩሉኩም የሕዋት ብሓበራ፡ደቂ ሰንዓፈ ቋሩራ፡ደቂ ዓሰብ ዓዲ ዃላ ደቂ፡ኦምሓጀር እምባትካላ፡ን ስለ ኩላ ቲማል ኣስላማይ ኪስታናይ፡ጀብሃይ ሻዕብያይ ፡ዚወደቁላ፡ኣይንዓሹ ሰላም ነውርደላ ፡ሓንቲ አያ ኒኩሉና ኒፋቀር መታን፡ከይኒከውን መፍቶ ወዲ ጓና፡የቀንየለይ የሕዋት ኩላትኩም ብሓበራ

  • @ConfusedLifeJacket-nd7zv
    @ConfusedLifeJacket-nd7zv2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @RuftaTsegay
    @RuftaTsegay2 ай бұрын

    ሚኪ ሓወይ ጽቡቅ ናይ ለባማት ምኽሪ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ደም ምፍሳስ ደዉ ይበል ምሕረት ይዉርደልና❤❤

  • @user-dy8zp3vm5k
    @user-dy8zp3vm5k2 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay54362 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷miki❤️❤️🦁🦁👍👍

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede60522 ай бұрын

    Welcome deqi Eriyyyyyyy

  • @FerwineHmekiel-pj7lx
    @FerwineHmekiel-pj7lx2 ай бұрын

    Miki thank you my brother great job ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @yoditgebrekidan5490
    @yoditgebrekidan54902 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @HassenWalae
    @HassenWalae2 ай бұрын

    ሚኪ ሓቢቢ ናይ ብሓቂ ናይ ላባም ምክሪ እዪ ቀጽሎ ረቢ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ thanks alot.

  • @ghezaeghebremicael9525
    @ghezaeghebremicael95252 ай бұрын

    Well-done Miki!!! You will be remembered for your stand in this regard. I hope many will follow you. Well-done again!!!💚💚💚

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweinisemere3478
    @freweinisemere34782 ай бұрын

    ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና ብታሚ ዝህዝን ኢዩ

  • @user-mh1fn1ur3g

    @user-mh1fn1ur3g

    2 ай бұрын

    ኤሬትራዌን ዘርቦን ወርን አታዊክም ይትብ ዘገድሰክም ካብ ግይይ ምውዕል ክስድ ማሐዝ ንምንታይ ናቶም ሐክሊ ድሙ ንወዲ አድጊ ዘይ ትክስወም ዕመት ዕመት ሞት

  • @Aassa112
    @Aassa1122 ай бұрын

    ብልክዕ

  • @MIKIboy84
    @MIKIboy842 ай бұрын

    Miki shikor selam

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos19542 ай бұрын

    ❤❤❤እግዛቢሄር ሰላሞ የዉርደልና ❤❤❤

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam37702 ай бұрын

    ኣስተውዕል ኤርትራዊ መጻወቲ ጎሓላሉ ንኸውን ኣለና። የሕዝን መፍቶ ጓና ዓገብ

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    2 ай бұрын

    🇪🇷❤️🦁👍

  • @gualmehari999
    @gualmehari9992 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit92 ай бұрын

    Great job you are doing your best thanks 🌹🫶🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemaraya211
    @tesfalemaraya2112 ай бұрын

    Bravo miki qexlo

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b2 ай бұрын

    Bravo miki xbuk mdeb ❤❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @AdhaNom-eu4ry
    @AdhaNom-eu4ry2 ай бұрын

    ሰላም ሰላም አሕዋትን አሕዋትን አነ ከም ኤረትራው ሐዉኩም ሐቂ አብ ክልተ አሕዋት ዝግበረ ዘሎ ጭካነ ምቅትታል ደው ከብል ለባማት እንተልኩም ንሰላም ክንጽዒረ ብትሕትና የሐት ኩሉ ዕረቅ እዩ ዝውዳ

  • @SelamSelam-wp9rd
    @SelamSelam-wp9rd2 ай бұрын

    ሰላም ሚኪ

  • @EthopiaEthopia-cc4er
    @EthopiaEthopia-cc4er2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😮😮😮

  • @ffmoffenbach
    @ffmoffenbach2 ай бұрын

    🙋💯💪

  • @user-kq6ep6cl6h
    @user-kq6ep6cl6h2 ай бұрын

    Miki haway mehrat yewrdalna fetari bjakuom selam feqri eu melke eritrawyn❤ amlak feqri yewrdalna!!!!!

  • @habtofaten9490
    @habtofaten94902 ай бұрын

    Haswi beal neska eka eka tqahahrwo zelkum

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    2 ай бұрын

    Bejakha comment tsehifeyo zelekhu anbebo.

  • @NigstiGebrengus-du3qi
    @NigstiGebrengus-du3qi2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-vn7wq3iv3e
    @user-vn7wq3iv3e2 ай бұрын

    YSe Miki God job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel44512 ай бұрын

    Balom eyom jemiromo

  • @solomonyawhans406
    @solomonyawhans4062 ай бұрын

    ትክክል ኣለካ ሚኪ ❤❤

  • @whatsupredmi1022
    @whatsupredmi10222 ай бұрын

    አገልገልት ዊልቃዊያን ሰባት አይንኸን ነብስና ንጠንቆቅ አይናዓሹ

  • @ErusAman
    @ErusAman2 ай бұрын

    lmote nbes ymar😪😪😪eufff lo❤🇪🇷pepeles

  • @eritreawit1708
    @eritreawit17082 ай бұрын

    Ajoka miki selam tiray bel

  • @user-ky1tp1ox3j
    @user-ky1tp1ox3j2 ай бұрын

    Jegna wedi eritrea

  • @scllmawitzewcldl6253
    @scllmawitzewcldl62532 ай бұрын

    Ezgabhere selamuna meharetana yewardlena moki hawey bexemi eyu zehazena

  • @genettesfaslase6340
    @genettesfaslase63402 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @solomonyawhans406
    @solomonyawhans4062 ай бұрын

    ሚኪ ሓወይ ሓቅና ክውጻኣና ዩ፡ ቀጽሎ ኣጅካ ድሓን❤፡

  • @berimaranatamaranata2937
    @berimaranatamaranata29372 ай бұрын

    ፈጣሪ ይፍረድ

  • @hannaalem19
    @hannaalem192 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @natsnetyebiyo8722
    @natsnetyebiyo87222 ай бұрын

    💔💔💔💔❤❤

  • @merhawitekestep0800
    @merhawitekestep08002 ай бұрын

    Well done miki

  • @saramatusala3008
    @saramatusala30082 ай бұрын

    አዝጋብህር። ምህርት። ጋብሪልና። መክኢ። ተትንቆቂ። ሳድትና። ካያኣክልና

  • @omeromer5512
    @omeromer55122 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-zs7ob6sv6o
    @user-zs7ob6sv6o2 ай бұрын

    Agzabhar Amlak mhret yewrd yhwatey

  • @freweinitewelde834
    @freweinitewelde8342 ай бұрын

    Mini hawna xbuk srahka anabba gn aygdn anbibkayo schemdidkayo ktrekb ygbaei ❤

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos88132 ай бұрын

    ንመንእሰይ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ነቶም ነዚ ገበን ክፍጸም ጠንቂ ዝኾኑ ኣእዱግ በረኻ ከም ብዓል ወዲ ብጫ ኣታኽልቲ ወዲ ሓኳሪ ኣድግን ዝኣመሰሉን ናይ መወዳእታ ትምህርቲ ክኽውን ተስፋ ንገብር።

  • @kefaliTeweldemedhin
    @kefaliTeweldemedhin2 ай бұрын

    Suq bel anjal

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu60912 ай бұрын

    Eway yehwatey mengste semay yewarsom miki anbesa lebam amlaki yhagzi

  • @zaramereb4889
    @zaramereb48892 ай бұрын

    ezi xemam ab dihsho sefiru bemnseyat yixawet alo

  • @user-pd4if5xz4x
    @user-pd4if5xz4x2 ай бұрын

    Mesawet meshki tegaru eyu ezes🇪🇷

  • @ellena5652
    @ellena56522 ай бұрын

    Nonsense

  • @user-td4ju6ge8z
    @user-td4ju6ge8z2 ай бұрын

    Wedi eri

  • @hewandesta9361
    @hewandesta93612 ай бұрын

    Ata lekbat nska deykonkan tewdeb teshenter ktbil ktgier twieln thadrin zeleka hiji xadik ktkewin tftin

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    2 ай бұрын

    HADE RESAH SEB EYU. BEJAKHA COMMENTAY ANBEBO.

  • @lettetecle4258
    @lettetecle42582 ай бұрын

    Ne zelatena einom jetfalena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TntTmt-fb8ty
    @TntTmt-fb8ty2 ай бұрын

    Kmaka ybzuhu

  • @AlganeshZeray
    @AlganeshZeray2 ай бұрын

    miki hawey hakka ezi hzbi semae ezni yhabom kemzi gerka zmestie yelen

  • @tsegeredatekle8620
    @tsegeredatekle86202 ай бұрын

    Ezgabhar mjiret yewiredelina Emebetacjin tihaliwena

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael64702 ай бұрын

    Nay bhaki Miki anbesa wedi rimey ezi guday klil aykonen bli yhabom btaemi zehzn eyu

  • @SamelGarza
    @SamelGarza2 ай бұрын

    🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-rd1dp3fv2i
    @user-rd1dp3fv2i2 ай бұрын

    Kemlomi zisimae zisimeaka zereba eu

  • @user-rd1dp3fv2i
    @user-rd1dp3fv2i2 ай бұрын

    Nizirdeo zereba eu

  • @eritrawit7184
    @eritrawit71842 ай бұрын

    ኣንቱን ኣብ አስራኣል ዘልኩም ኣሕዋት ክመይ ዝበሎኩም ስጣውንቲ ድናቁር ኢኩም ኤራትራዊያን ዶ ኣይኩንኩም ?ንቶም አምኒ ዝድርቢዩ ኣይትቅረበው ኣብዚ ትልውጡው የብልኩም ኩሎኩም ጥራይ ዕሽንት ኢዪ

  • @efi296-1
    @efi296-12 ай бұрын

    መጀመርታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላም የውርደልና🙏 ሚኪ ዝብሎ ዘሎ ናይ ኩላትና ኤርትራውያን ብህሎ ኢዩ ምኽንያቱ ምስጢር ምንባር ሰላም'ዩ:: እዚ ምባል ምስ ፍርሒ ዘታሓሕዝ ዝኾነ ምስጢር የብሉን እቲ ምኽንያት ካባይ ጀሚርካ ንስድራይ ከዘኽትም ኣይደልንየ ስድራ ካልኦት ውን ከምኡ ኣባይ ዘይደልዮ ኣብ ካልኦት ስለ ዘይምነዮ:: እዞም ተራስኑ ዘለኹም ኣስፊሕኩም ሕሰቡ ዝኻዓትካያ ጉድጋድ ባዕልኻ ከምትኣትዋ ኣይትዘንግዑ!! ምስ ሓሳበይ ዘይሰማማዕ እንታይ ስለ ዝወሰድኩሉ ንዓይ ክቐትል ድቃስ ዝስእን?? ከምቲ ኣብ ድሌትኩም ትግራይ ዋላ ጅንፍሪዕት ክትብሉ ክትከዱ ስቕ ኢልና ዝረኣናኩም ከምኣ ኢያ እታ ግብእቲ: ንስኻ ትኣምነሉ ነዓይ ዝውክል ኣይኮነን ኣነ ዝኣምነሉ ንዓኻ ዝውክል ኣይኮነን:: ጸገም ምስ መንግስቲ እንድሕር ኣለካ ሃየ እንሆ ሜዳ እንሆ ፈረስ ባይታ ውረድ:: ኣብ ደገ ዘሎ ብሃገሩ ዝሕበን ኤርትራዊ ንገበን እምበር ንዓኻ ፈሪሁ ዝኸደሉ መንገዲ ከምዘየሎ ክትፈልጥ ኣለካ:: ዋጋ ደም ወዲ ሰብ ቀሊል ከምዘይ ኮነ ፈሊጥካ ጻዊዒት ሰላም ከተስተማቕር ይላበወካ:: ናይቶም ቅተል ዝብሉኻን ናይዞም ሰላም ንብለካን ክልቲኡ ኣስተንትኖ እሞ እቲ መልሲ ኣብኡ ክጸንሓካዩ:: ትማሊ ዝጎዩ ዝነበሩ ሓመድ ይበልዖም ኣሎ የሕዋትና ብኽልቲኡ ወገን ዕጭኦም ከይበጽሓካ ኣስፊሕካ ሕሰብ:: ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ🙏

  • @user-np9kv8xc6i
    @user-np9kv8xc6i2 ай бұрын

    Miki anbesa ezi tgebro zelka btami xbuq eu emo qexlo amlak nkulu seb zbas zelo ay buna aybqadra ayne lbonu ykfetelu amlak 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd2 ай бұрын

    ብጹእ ዲካ ከ?

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria70102 ай бұрын

    ቤተ ክርስትያ ናይ ኩሉ ኢያ። ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኣብ እስራኤል ንደቃ ንሰላም ትጽውዕ ኣላ ኣምላክ ይሓግዘና።

  • @luciatoppo6518
    @luciatoppo65182 ай бұрын

    Behaka iba iziom aiteriena iba?

  • @zenebesh6600
    @zenebesh66002 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @pisonjohn6261
    @pisonjohn62612 ай бұрын

    እዚ ጨምጫም ደቁን ሰበይቱን ሓቑፉ ንመንስእያት ንደቆም የዘኽትም ኣሎ

  • @fyoriberhe9398
    @fyoriberhe93982 ай бұрын

    Miky ane zehimeni entelo hawey wedi adey mikanka eyou kebdey xikerseni mis barayou koynka ahwatna tetifi mihlawka abey eka kitnebr xibah nigho endi

  • @eritreawit1708

    @eritreawit1708

    2 ай бұрын

    Emo hawiki ente kone entay himaq do tezaribu eyu selam nigiber oiriqi nigiber sile zibele diyu? Welas ab goniki koinu emni kidiribi eki tideliyi giday kitgebiriyo? Dehar kidi hawiki ente koinu biwishiti rikebiyo lihitit abzi entay giberu tibilina aleki niana

  • @tekletemelso8805
    @tekletemelso88052 ай бұрын

    Degim hsab bhsab mwrrad tray eyu nezom yeram

  • @yonaswedi
    @yonaswedi2 ай бұрын

    Miki entay tkewn aleka nhna tegedidna ena atnayo nhiwetka mdhan haytat alewo tbl aleka

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e2 ай бұрын

    Miki😘😘 ሚኪ ሓደ ነገር ኣሎ ዘይ ተረደኣካ መስለኒ: እዞም ጸማማት ዋና የብሎሙን። ምስ መን ኢኻ ሰላም ሰላም ክትሰማማዕ?? ምኽንያቱ ሓደ ግዜ ናይ ሰላም ዕርቂ ዝተፈራረሙዎ ፖሊስ እስራኤል ዝተሓዎሶ፣ ፌርማ ናይ ክልቲኡ ወገን ፌርማ ዘለዎ፣ ቭድዮ ዘርጊሕካልና ነይርካ ተሓጉስና👍 ግን ግን ንሕድሕዶም ዉን ኣይ ሰማሙዑን ኢዮም ተተራሲኖም ኢዮም ነቶም ሃገራዉያን ከከይዶም ባዕሎም ዝርብሽዎም ዘለዉ 24 ግንቦት ኣይ ተብዑሉን ኢኹም ኢሎም ይፉኩሩሎም? ንምታይ? ዲዮም ተፈራሪሞም ዕርቂ ጌሮም ባዕሎም ኢዮም ነቲ ሕጊ ዝጥሑሱ ዘለዉ?? ዝሰምዑ ኣይ ኮኑን። 24 ግንቦት ናይ ኹሉ ህዝቢ ኤረትራ ኢያ። ከምዕልዋ እንተ ዘይ ደለዩ ንዖኦም ይምልከት: ከም ደለይቲ ፍትሒ ንህዝቢ ኤረትራ ግን ከብዕሉዎ ይግባእ። ከምዕሉዎ እንተ ዘይ ደለዩ ግን ነቶም ገንዘቦም ከፊሎም ኣደራሻት ተኻርዮም ዘብዕሉ ከድካ ምርባሽ ዉራዮም ምቡሉሻዉ ነዉሪ ኢዩ።

  • @hagosfessehaye31

    @hagosfessehaye31

    2 ай бұрын

    Right Bro

  • @pisonjohn6261
    @pisonjohn62612 ай бұрын

    ተጋሩ ነዚ ኣጋጣሚ ብፌክ ኣካውንት የራስኑ ኣለው

  • @tmnitabera8866

    @tmnitabera8866

    2 ай бұрын

    Tegraway nakum zekwen gize yebelun

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw2 ай бұрын

    3:47? "...AB HAGERKUM ZELEKUM MERGETSE?" NSKHA KE KABEY DIKHA? "KABAKHA JEMERU KULATKUM KZreadRAT ( DEGEFTI...TEKAWEMTI...)? TEHATETI EKHUM. LEBAM LEBAM AYTTSAWET::

  • @TadeseLegese
    @TadeseLegese2 ай бұрын

    ኖዓ ሕለፍ ለኽባጥ።ከምታ ዘኣተሙዋ ውጹዋ ምሱልይ 500 ሃገራት ክክክክክክ

  • @rahwabereket9207
    @rahwabereket92072 ай бұрын

    እወ ወዲ ገርሂ ልባ ሂወቶም ይኸፍሉ እዚ ዕርቂ የለን ዝብል ከይህረም ገዙኡ ብ ካሜራትት ይሕሎ ነብሱን ደቁን ኣብ ውሑስ ኣቀሚጡ ገንዘብ እንዳሓፈሰ ይዋእ ወላዲት ደም ትነብዕ ቃልሲ ኣብ ኣውሮፓ ኮንካ ዝመጻእ ለውጢ የለን በጃኹም መንእሰያት ነቶም ወለዲ ሕሰብሎም

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d2 ай бұрын

    ሰልጠነን ሄኖክን እዚ ጨምጫምን ንኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ዘጣፍኡ ዘለዉ እግዚኣብሔር ይፍደዮም🙏🙏🙏🙏

  • @user-bf3rq9cl2d

    @user-bf3rq9cl2d

    2 ай бұрын

    @@tesfaldetabrha772 ቆማል ትግራዋይ ኪድ መዓኮር ሰልጠነ ልሓስ እንተሒሹካስ. ምሽኪናይ መንነትካ ኣብ ጽላለ ኣድሂቡልካ

  • @user-lw1ni7fc4q
    @user-lw1ni7fc4q2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @micealmiki4053
    @micealmiki40532 ай бұрын

    በጃም መንእሰያት ኤርትራ ንቕሑ፡ መፍቶ ጸላእቲ ኣይንኾን፡ ብጎነጽ ዝፍታሕ ሽግር የለን፡ ጎነጽ ሞት መጉዳእቲ፡ ማእሰርቲ እንተዘይኮይኒ ዝቕየር ነገር የለን፡ ደም ብደም ኣይፍታሕን እዩ፡ ደም ቢርቅን ሰላምን ጥራይ እዩ ክፍታሕ ዝኽእል።

  • @ErusAman
    @ErusAman2 ай бұрын

    Miki wdmiy ytgaru stoch til aviv kuech blew newi migdluachw btlay yzlbesa ljoch tgaru k🇪🇷wetu enat shrmuta huela bsat bltachw wed eysastachew. Wdem lwdem mtgalu🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo97622 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

Келесі