ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ሆላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ | Yikealo Tv

Комедия

kiros asfaha, yikealo tv

Пікірлер: 234

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk26 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ ቃልሲ ተኮይኑ ክብገሱ አለዎም ነግፈረግ ምፈቶት ጸላኢካዩ ዝገብረካ

  • @genetbeyene8105
    @genetbeyene810526 күн бұрын

    ንኪሮስ ብኣኽብሮት እቲ ሓቂ ክምልሱ ኣለዎም ይብል ብምክብባር እንዳነኣኣስካ እንዳጉባዕባዕካ ክምልሱ የብሎሙን ስለዚ ምምላስ ጽቡቕ ይብል ብወገነይ ❤❤❤❤

  • @user-pg3if2sr5d
    @user-pg3if2sr5d26 күн бұрын

    ይካእሎ ጅግና ቀጺሎ ሰመያዊ ሰውራ ኪሳብ ኣስመራ 44።

  • @efremmaharay582

    @efremmaharay582

    25 күн бұрын

    Kmlsulu yeblomn

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles776426 күн бұрын

    ይከኣሎ ኣጆካ በርትዕ ኩሉ ተቅርቦ ጎደሎ የብሉን

  • @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls
    @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls26 күн бұрын

    ስላም ንዕኻ ይከአሎ አብ ሂወትካ ጥዕና አብ ስራሕካ አሳልጦ ይምነየልካ ብዛዕባ ናይ ኪሮስ ። ከም ሰብ አነ ከም አነ አብ ማስሜዳ ኮይኖም መልሲ ክህቡ ንጸላኢ ቦታ መሀብ ይመስለኒ ከምዚ እንተዝገብሩ ይሐይሽ ይብል ብአካል ተራኺቦም ኮፍ ኢሎም እንተዝራዳድኡ ይብል።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ስማያዊ ስውራ ክሳብ አስመራ ዕወት ንዕና ንበርጌድ ንሐመዱ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Yors123

    @Yors123

    25 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Josi_Gesamanda
    @Josi_Gesamanda26 күн бұрын

    💙💙💙💢💢💢ይክኣሎ ከም ወትሩ ጹቡቕ መደብ!! ብዛዕባ ናይ ኪሮስ፣ ንዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ወይ ምጥልላም ተባሂሉ ዘሎ ጉዳይ፥ ብውሽጢ ዘይሻራዊ መርገጺ ዘለዎም ኣብ ጣውላ ተቀራርብ ኮሚተ ቆይማ፡ እቲ ጉድለት ወይ ድማ ጥልመት ዝብሃል ዘሎ ከመይን እንታይ ምኻኑን ይዘራረብሉ። ምናልባት ዘይምርድዳእ ክኸውን ይኽእል እዩ? ፥ ኣብ ሓደ መረዳእታ ክበጽሑ የቀራርብዎም፡ ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ድማ ጉድለት እንድሕር ኔሩ፡ ጎግድለቱም የልዕሉ። ናይ ህዝቢን ንደገ ዝወጸ ጉዳይ ስለዝኾነ ፡ንህዝቢ ድማ ሓፈሻዊ እንታይ ይግበር ኣሎን ኣበይ በጺሑን ክሕበር ኣለዎ። እንተተኻኢሉ ድሕሪ መፍትሒ፥ ይቕረ ይቕረ ተባሃሂሎም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወጺኦም ሓፈሻዊ ቃለመሕትት እንተገበሩ ውን ኣብ መሳርዕ ቃልሶም ምትእምማን ይፈጥርን ንምህርቲ ውን ንሰነድ ይኸውንን ዝብል ርድኢት ኣሎኒ።💙💙💙💢💢💢

  • @Fagiፋጊ
    @Fagiፋጊ26 күн бұрын

    ኣብዛ ናይ ኪሮስ ጉዳይ ተዘይመለስሉ ይሓይሽ። ምኽንያቱ ንሜዳ ክትወርድ እንተኾንካ እኮ ቅድሚ ኩነት ክዳሎ ዘለዎ ቡዙሕ ኢዩ ዘሎ እሞ እንታይ ጋራንት ኣለና እንተበሉ ጌጋ የብሎምን ሜዳ ምውራድከ ንዓሰርተ ሰባት ዲዩ ዝምልከት? ወግዓዊ ዘይኮነ ኣሰራርሓ ቱርጉም የብሉን። ምውራድ ተኾይኑ ብዓለምለኸ ኣዋጅ ተጌሩ እቶም ክወርዱ ዘይኽእሉ ብገንዘቦም ከምዝዋጽኡ ምትእምማን ፈጢርካ ኢኻ ትወርድ እምበር ከምዛ ኪሮስ ዝገበራ ኣብ ታኼላ ምእታው እውን ኣሎ። ኪሮስ ኩሉ ዝኸዶ ብሰላም ስለዝተወደአኤሉ ኩሉ ብጽቡቅ ክትሓልፎ ማለት ኣይኮነን። ብዝኾነ ብሙሉኡ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰማሚዑ ኢዩ ናይ ሜዳ ጉዳይ ክጅመር ዘለዎ። እቲ ኪሮስ ዝወሰዶ ሓላፍነት ንዓና ጽቡቅ ኢዩ ብዉሑዱ ንህግደፍ ዓዘፍዘፍ ኣቢሉዎም ኢዩ። ትብዓት ዓጢቁ ኢዩ ከይድዎ። ግን ኩሉ ብሰላም ስለዝተወድኣሉ ኢና ተሓጉስና እምበር ዝኾነ ገራንት ብዘይምንባሩ ነብሱ ኣብ ሪስክ ኣእቲዩ ኢዩ ከይድዎ።

  • @yoniiertraalemey9320
    @yoniiertraalemey932026 күн бұрын

    U are doing great job. Keep it up...

  • @gebretekle3646
    @gebretekle364626 күн бұрын

    እዛ መድያ እዚኣ ከም ገዛይ ኢየ ዝሪኣ ከዛይ ክኣቱ ከለኹ መፍትሕ ገይረ ኢየ ዝኣቱ ። ናብዛ ገዛእዚኣ ክኣቱ ከለኹ ድማ ቅድሚ ዝኣገረ ሊንክ ተዊቐ ሸር ገይረ እየ እየ ዝካታተል እዛ መድያ እዚኣ ንምዕባይ ሓገዝ ሸር ሊክ ንግበር ሓደራ ደንበ ፍትሒ ንዚ ኢና ክንገብር ዘለና እካል ቃልስና ዩ መድያታትና ከነዕቢ

  • @goitomkidane2376
    @goitomkidane237626 күн бұрын

    መርሓባ ይከኣሎ ኣቀራርባኻ ጽቡቕ እዩ እዛ channel ናትካ ክትዓቢ ኣለዋ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ጻዕርኻ ከተሐይል ይምሕጸነካ

  • @Fagiፋጊ
    @Fagiፋጊ26 күн бұрын

    ከምኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ያኪ✅✅✅

  • @mekonenhaile5551
    @mekonenhaile555126 күн бұрын

    ይከአሎ ሐወይ እዞም የሕዋትና አብ ሚድያ ካይወጹ ሐደራ ተራኪቦም ክረዳድኡ አለዎም ብህድአት ከም የሕዋት

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    26 күн бұрын

    👍👍👍

  • @peacelover5890
    @peacelover589026 күн бұрын

    Yes they have to answer Him. because We have to know Hwo is right.

  • @bana6529
    @bana652926 күн бұрын

    We appreciate you. We’re proud of you.❤Ykalo hawey

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay744826 күн бұрын

    WELCOME BACK MY BROTHER ❤❤❤❤YHANKS YOU SO MUCH❤❤❤

  • @bent.7396
    @bent.739625 күн бұрын

    Yes, they need to reply to kiros.

  • @tekakassa2823
    @tekakassa282326 күн бұрын

    ጽቡቕ ገይርካ ይካሎ ሓውና።❤❤❤❤❤❤

  • @user-yw7te4xf1s
    @user-yw7te4xf1s26 күн бұрын

    Thank you Brother 😊

  • @abrahamgebru4265
    @abrahamgebru426526 күн бұрын

    ይክኣሎ ዋውውው ገለዓይነት መደባት ምጅያብ ቐጽሎ

  • @solomonliza
    @solomonliza26 күн бұрын

    በርትዕ ወዲ ማይ ጆጉሮ 🙏

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    26 күн бұрын

    ወዲ ዲሲ💙💙💙

  • @trhasdc5726

    @trhasdc5726

    26 күн бұрын

    + wedi gomhalo

  • @solomonliza

    @solomonliza

    26 күн бұрын

    @@trhasdc5726 ኮር ዝብኢ ሰፈር ኣጣል 👍

  • @habtomtewelde6691
    @habtomtewelde669126 күн бұрын

    ኣብ ግብጺ ኣሎ ይክኣሎ ነብሲ

  • @sjhshjsjs6154
    @sjhshjsjs615426 күн бұрын

    🐅ቀጽል💙🌿💙⭐️

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk26 күн бұрын

    ናይ ጨድዳ ነገር በራዕራዕዩ

  • @abrahaley9973
    @abrahaley997326 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ተቃስስቲ እንተኮይኖም ፊት ንፊት ኣራዝክቦም ምስ ኪሮስ

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie567025 күн бұрын

    ኪሮስ ንባዕሉ ጥዕና ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን ዝዝረብን ዘይዝረብን ፈላሊዩ ዝፈልጥ ኣይመስለንን

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi25 күн бұрын

    ጣዊዕ ውፊሪ ኒኤስትራ ህግደፍ ዕዲሙ ቂዲም ደጋፊ ይኽዱሊና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher335126 күн бұрын

    Semaywi maibel yiwet 🩵💚💙🌿🌿🌿

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe949226 күн бұрын

    Yekalo tv is good

  • @gowildcats3295
    @gowildcats329526 күн бұрын

    Welcome back brother 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @selambahta145
    @selambahta14526 күн бұрын

    ይካኣሎ ኣንበሳዉ አንቃዕ ሰላም መጻኻ 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-qn3qx5pf4k
    @user-qn3qx5pf4k26 күн бұрын

    Well come brother yikealo

  • @konjithagos7591
    @konjithagos759126 күн бұрын

    Selam ykalo hewey selamtaka yitiaem yekenyelna naykulu tgebrelna semeyawi bandiera meleyi nikidimit aewetina bikilitimna

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel139926 күн бұрын

    You are always wright 👍👍👍👍

  • @user-zt6up2cg1v
    @user-zt6up2cg1v26 күн бұрын

    ኣማንኤል ኣልኣዛር ሓደ ካብቶም ቀንዲ ደገፍቲ ህግደፍ ኢዩ ያኪ ከይትጋገ ፡ ምስ በዓል ናቅፋ ፕረስ ኢዩ ዝሰርሕ

  • @HaimanotGoitom
    @HaimanotGoitom26 күн бұрын

    Congratulation Biniam gigna👍🍾🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉👏👏👏

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick826016 күн бұрын

    Every normal person should understand that to have to entertain the idea of whether you would be safe or not if you go to your own country is abnormal.

  • @yemanebein6165
    @yemanebein616526 күн бұрын

    Kiros hakecha eyou ab norway muxuea tebahilom abiyom eyom

  • @solomontadese7918
    @solomontadese791825 күн бұрын

    ንብሕጂ ዝመጹ ስደተኛታት ኣይትበል ስደትና ከብቅዕ እኮ ኢና ንቃለስ ዘለና።

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes197826 күн бұрын

    Ykalo❤❤❤❤ brovo ajoka nkdmit🎉🎉🎉🎉

  • @user-ft9vb7xx8h
    @user-ft9vb7xx8h26 күн бұрын

    ኣጆካ bro ajoka🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Drar18
    @Drar1826 күн бұрын

    Nezi bzuH zefzef zbl zelo qol'as legitimate aythabwo,

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan276526 күн бұрын

    ሰላም ይከኣሎ ሓወይ ኣነ ብዛዕባ ናይ ኪሮስ ዝሃቦ ናይቶም ተቓለስቲ ብወገነይ ኣብ ልዕሊ ኪሮስ ብጣዕሚ ዓቢ ኣኽብሮት ኣለኒ ኣብዛ ናይ ትማሊ ዝሃቦ ወይ ዝተዛረቦ ግን ዓቢ ጌጋ ተጋግዩ ኢየ ክብሎ ዝኽእል ወላ ከምቲ ዝቦሎ እንተ በልዎ ንሱ ግን ኣብውሽጡ ገሩዎ ስቕ ክብል ነሩዎ ይብል።

  • @Joseph-oc7rq
    @Joseph-oc7rq26 күн бұрын

    Bi zereba iko zimetsie lewti yelen. Kiros mi's tsewiakum tebegesu. Ykialo tebeges

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha449026 күн бұрын

    ኣነ ካብቲ ዝገርመኒ ግን ቀንዲ ነቲ ስርዓት ዝድግፉ ጸሮናን ከባቢኣን ምዃኖም ኢዩ።

  • @michealgirmay1320
    @michealgirmay132026 күн бұрын

    Yes kmlusulu alewom

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j26 күн бұрын

    ሰላም ዝኸበርካ ይካኣሎ፡ ብመጀመርያ እቶም ኣስማቶም ዝተቁሑ፡ ኣብ ዝነብሩሉ ቦታ ዘለው መቃልስቶም፡ ኣጸቢቆም ስለዝፈልጥዎም፡ መጽናዕቲ ክግበረሎም ይግባእ፡ ኪሮስ ድማ ኣብ ሜድያ ቅድሚ ምዝራቡ፡ ብውሽጢ ኣብነታውያን ተቃለስቲ ኣብ ዘለውዎ ከዛርቦም ይግባእ ኔሩ። ሕጂ ድማ ብውሽጢ መዕለቢ ክግበረሉ ይግባእ። ናይ ለባማት ንስራሕ።Thanks

  • @SamsomYobel
    @SamsomYobel26 күн бұрын

    Wawa brgedey 💙💙💙 nay bhaq fas hdarb

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw26 күн бұрын

    Anta yikalo deka belae Ako ei ata kab sahl ksab asmera hji kea ndiaspora mexiae❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw26 күн бұрын

    Selam yikalo wedi hetnay ankae bdehan mxaka❤

  • @ediebeidu9889
    @ediebeidu988926 күн бұрын

    Yekalo is good Always🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @fitsumgebreyonas9798
    @fitsumgebreyonas979826 күн бұрын

    ንኪሮስ ብኽብሪ እንዳ ኣኽበሩ ኣብቲ ኪሮስ ዝበሎ ክምልሱ ሽግር የብሉን እንድሕር ንኪሮስ እንዳ ኣዋረድካ መልሲ ተመሊሶም ግን ናይ ኪሮስ ደጋፍትን ካልኦቱ ነንባዕሎም ክባልዑ ኢዮም😊

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha449026 күн бұрын

    ኤማ እኮ ወድ ኮረኔል ኢዩ፡ ይክኣሎ። ዳሓር ካኣ ሓደ እግሩ ሎኽሳስ ኢዩ።

  • @adonaythegreat8426
    @adonaythegreat842626 күн бұрын

    Bwishti kirakebu alewom

  • @hailuweld
    @hailuweld26 күн бұрын

    ኩሉ ዘለኩም ንህዝቢ ከይተሻቅልዎ ሓደራ ብውሽጥኩም ፍትሕዎ መፍቶ ህግደፍ ኣይትግበሩና በጃኩም ሓደራ ።

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q26 күн бұрын

    ኣየ ጨዲዳ የጨደድካ ዘይ ንስኩም መንሽሮ ኮንኩማ እዛ ዓዲ😢😢😢

  • @bettygebru2975
    @bettygebru297526 күн бұрын

    I think they should come out and I would like to hear their side of story! Then we all have a good picture of it. My opinion!💙💚💙

  • @Turthhurt

    @Turthhurt

    26 күн бұрын

    Law is not opinion

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom989626 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @WiliQachil-hs2mf
    @WiliQachil-hs2mf26 күн бұрын

    💙💙💙💙

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu449126 күн бұрын

    They need to sit and solve their problems on the table,but not in the media

  • @dawitjigna
    @dawitjigna26 күн бұрын

    ጀዲዳ ማኽኑድ ዓቢድ ጤሳ የብሉ ዓዲ የብሉ ከዛብ።

  • @teameema9832
    @teameema983225 күн бұрын

    💙💙💙💙✊🏾

  • @muluemeles7201
    @muluemeles720126 күн бұрын

    💙💙

  • @genetbeyene8105
    @genetbeyene810526 күн бұрын

    ትምኒትካ ይፈጽመልካ ዝወደይ ክሳብ ትጉብዝ ህግደፍ ክጎሓፍ ዩ GBU

  • @HabtomMehari-gh4vk
    @HabtomMehari-gh4vk25 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙✊🏿

  • @FtihBeledukh5362
    @FtihBeledukh536226 күн бұрын

    ብውሽጢ ክራዳድኡ ኣለዎም ፈለማ::💙💙💙💙💙

  • @gerietesfamariam1820
    @gerietesfamariam182026 күн бұрын

    💙💚💙👏

  • @teshemehadush9861
    @teshemehadush986126 күн бұрын

    💙🌿💙🌿👑

  • @yrgalemtesfamaryam9741
    @yrgalemtesfamaryam974124 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane621426 күн бұрын

    🎉🎉

  • @SmilingAlpineVillage-zk2sg
    @SmilingAlpineVillage-zk2sg26 күн бұрын

    ኣጆኩም

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi25 күн бұрын

    እቭ ሓዋላ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @abrahamgebru4265
    @abrahamgebru426526 күн бұрын

    Selam ykalo hawna abza nay kiros hawna natey hasab melsi khbu alewom ye zbl whsnet yeblun wey kdmie ksrah zelewo negerat slemnta atesamamዑን ይንገሩና ጠንቒ ታይ ዩ

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash894726 күн бұрын

    Het zou echt productief zijn,als het in Den Haag is.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw26 күн бұрын

    Seb tesanus neziom yemxawom zgerm eu wudkat❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha269026 күн бұрын

    Welcome Yikealo Tv

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom556026 күн бұрын

    አንታ ክንደዮ ይሕሱ ብሐቂ ፈጊአ

  • @tibletsabraham1078
    @tibletsabraham107826 күн бұрын

    Good job

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina119826 күн бұрын

    💙💙💙

  • @jonasand9thkafel256
    @jonasand9thkafel25626 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HabtomMehari-gh4vk
    @HabtomMehari-gh4vk25 күн бұрын

    💙💙💙💙💙

  • @lulyatesfatsion105
    @lulyatesfatsion10525 күн бұрын

    Bzhi wdbatna meglexi nay hto mesel eyu.nayzi kulu hto mesel bhade refdi kmles zkeal aykonen.kiros gn nay baelu ksab wshti hager ziatu TV channel kkeft alewo.ankay do b hasab zqerareb delay fthi ksab eti bhasab zrhqo degafi sriat hto mesel kmls zekiel bqiat kiebi ykiel eyu.

  • @solomonpetros7740
    @solomonpetros774026 күн бұрын

    Wawww eti ab makabr zchdr zelo adakari higdef nay combodia snett hasab eyu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw26 күн бұрын

    Awe ygbeo eu Abi znan tekairo kgebru tekalo zelwo eu❤

  • @amonabeba4005
    @amonabeba400526 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @tuemablel99
    @tuemablel9926 күн бұрын

    💙💙💙🌿🌿🌿

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium104926 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @yordag9538
    @yordag953826 күн бұрын

    💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @KuwaitKuwait-dx4mb
    @KuwaitKuwait-dx4mb25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904
    @knowledgeisneccessaryknowl590426 күн бұрын

    ብውሽጢ ፡ ክረዳዱኡ ይሓይሽ ። ካልእ ሳዕቤኑ ኢዩ ክበዝሕ።

  • @Galeb414
    @Galeb41426 күн бұрын

    Yageram Aiy

  • @Adey255
    @Adey25526 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙🫶🤙

  • @user-uf5ol7sd1c
    @user-uf5ol7sd1c26 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu608226 күн бұрын

    እዞም ኪሮስ ዝገለጾም ሰባት ካብቲ ዝበሎም ናጻ እንተኮኖም ፉት ንፊት ምስ ኪሮስ ኣብ ሚድያ ክቀርቡ ኣለዎም። ካልኣይ ሙስየ ኣብ ነርወይ ይነብር እንተኮይኑ ኣብ ነርወይ ዘለዉ ይፈልጥዎ ኢልካ ገጋ ኢዩ ኣብ ኔርወይ እንተሃለወ ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ሂወት ስለ ዝመርሕ እንታይ ይገብር ክትፈልጥ ኣይ ይከኣልን ኢዩ ናጻ እንተከይኑ ባዕሉ ወጺኡ ጥራይ ኢዩ ክምልስ ዘለዎ።

  • @SamiraSamira-zn4su
    @SamiraSamira-zn4su26 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw26 күн бұрын

    ይኪ ወዲ. ከምወትሩ ጽቡቕ ስራሕ...ኣጆኻ ክላበወካ ዝደሊ ነዚ ጨዲዳ ትብሎ ግን ሰበይታይ ስለ ዝኾነ በጃኻ ሓሚዳ በሎ...ሓሚዳ ውን ትዓብዮ እያ..

  • @yolandaghebre8494
    @yolandaghebre849426 күн бұрын

    Hayeke.. burger enda belaEka ab Europe Emo qalsi zeyele

  • @biniambahram5549
    @biniambahram554910 күн бұрын

    መጀመርታ ውልቃዊ ሕማምካ ፍትሓት እንተ ትረኽበሉ ዝሓሸ እዩ። እቲ ዝተዋህበካ ባህርያዊ ትዕድልቲ ናይ ስፓርታዊ ትንታና ምዕባይ ይበልጸካ።ካልእ ግዜኻ ምብክን። ጥራይ እዩ።

  • @merry7267
    @merry726726 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍🙏

  • @adonaihabtom5143
    @adonaihabtom514326 күн бұрын

    ሕጂ ከኣ ሓድሽ ተዋስኦ ሓድሽ drama

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek951426 күн бұрын

    ኩሉ ግዜ ዝኾነ ሰልጠነ ዝተሓወሶ ናብ ምብትታን ኢዩ ዘምርሕ ::

Келесі