ጽምብል መበል 36 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት | The 36th round National Service ceremony at Sawa, Eritrea - ERi-TV
Ойын-сауық
ERi-TV, Eritrea - ጽምብል መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን መበል 30 ዓመት ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎትን | The 36th round National Service inauguration ceremony and the 30th Anniversary of the start of National Service
Пікірлер: 1 600
ኣነ ኣባል 6ይ ዙር እየ 3 ወራራት ኣብምካትን ኣብ ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ዉንን5 ዓመት ዝወሰደ ጽርግይ ሰረደቃ ሸባሕ ዉን ንሃገረይ ን13 ዓመት ኣበርኪተ እየ ሕጂ ዉን ወትሩ ሃገረይ። ሃገረይ በቲ ዘለዋ ዘይኮነ በቲ ዘይብላ እየ ዘፍራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽ ኤርትራ ይኹን
@user-zb8cn5uv5e
25 күн бұрын
ዋዋዉ🇪🇷💪👍👍
@lemlemberhe1005
25 күн бұрын
God please help people of the world to have peace and pur country❤
@nevergiveup5986
25 күн бұрын
እንታይ ድኣ ሃዲምካ ፈገር
@user-mx6nj5zn8k
25 күн бұрын
💐👍🙏🇪🇷🙏
@user-mx6nj5zn8k
25 күн бұрын
@@nevergiveup5986feger 🤔 entay aberkitka /ki kidmi mhdamka/ki
ዮሃና ዮሃና ዙር 36 እንቋዕ ሓጎሰኩም💪🏽❤️🇪🇷 ኤረይ እልል በሊ ሓደ ክንድ ሽሕ ጅግና ዝኾነ ህዝቢ ኣለኪ ንፋስ ቁሪ ዘየእትው ናይ ሓጺን ማዕጾ💪🏽❤️🇪🇷
@saratec8742
24 күн бұрын
Yohana 36 zuria ainkai hagosekum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️ ❤❤❤🎉🎉🎉
@girmagumataw
22 күн бұрын
indeed.
ኣነስ ናብቲ ካብ 1991 ክሳብ ናብ ሳዋ ዝወረዱኩላ 1997 ዝነበረ ግዜ ሰላምን ህንጸት ሃገርን ንምለስ ዘለና ኮይኑ ይስመዓን ኣሎ ሎሚስ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣምላኽ ኣቦይ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራን ከባቢናን የውርደሉ፣ ጽቡቕ ናይ ልሚዓትና ህንጸትን ምጅማር ይግበረልነና🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@LoveEr291
25 күн бұрын
ዋላ ኣነ ምሉእ ሰላም ይግበረልና : ስደትና ኣብቂዑ ዓድና ሃገርና ብሰላም ንምለሰሉ ግዜ ይኹነልና ደቂ ኤሬይ 🇪🇷✊🏻💪❤️🕊️✌️👏🙌💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
@GrumMstr
25 күн бұрын
😅😅😅 dihri 33 amet selamen hintsetn kijmer 😅eway zey semo zeybley . 33 amet ke ab mintay halifu
@yacobisaac4889
25 күн бұрын
@@GrumMstr Bisenikikum Hasadat gorebet ayi nihzibkum konkum aynhna rebhina 27 Ameti Jiho hizkumina 💊💊💊hjiwin selam giberu hisidna, Tilimet gidefwo habrina kinmebli
@Thailova
24 күн бұрын
God bless and protect eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️
@alganeshkelati9124
24 күн бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
ዙር መንደላይ ዙር ስጡም መስርዕ ኣርካናትና ዕድመን ጥዕናን እግዚኣብሄር ሃገርና ይባርኽ ሰላም ሕፍርትን ክብርትን ብልጽግትን ሃገርና ይግበረና ወትሩ ሕቡናት ጥሉል ክራማት
አይኒ ብሌን ሳውራና ሰዋ አይኒ ፀላኢ ድፍእ ይበል ጀጋኑ ደቂ ኤሬ ናአታትኩም ቃላት ዛይብሉ ጀጋኑ መንግሰትና ሐደ ሐደን መንገዱ ሐቂ ህዙ ምሰ ሕዝቡ ጠጠው ዝበለ እንቋ ካባታትኩ ተወለድኩ🙏🙏🙏 አጆና ፀሐይ በሪቃያ 🌺🌺🌺🌺🌺🎁💐💐🎁🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌺💐🎁🇪🇷 ዘላለማዊ ክብርን ሞገሰ ንሰዋአትና 💐🌷🥀🌺 THANKS ERI Tv🏆
ኤሪ ቲቪ እቲ እንኮ ብሉጽ ኤርትራዊ ሜድያ ስለ ዝኮነ ንስዓቦን ነተባብዖን ❤❤❤❤❤
@DejenYeebyo
24 күн бұрын
Kkkk
@DejenYeebyo
24 күн бұрын
Mes men ika awadadirkyo
@yosef_uk
24 күн бұрын
Barya for ever🤣
@alganeshkelati9124
24 күн бұрын
@@DejenYeebyowith the world
@DejenYeebyo
24 күн бұрын
@@alganeshkelati9124 xebab eya alemka
I was 1st round 1994 in SAWA , SAWA is ERITREA🇪🇷🌟 intelligence , wonderful, inventment,... place Tanks God for the right vision of our beloved heroes 🇪🇷Sawa🌟
ራአይዎ እቲ ጅግና ,ብሐቂ ጅግና እወ ወዲ ኤረይ ሐበን ሃገር ኩርዓት ሃገር, thanks ፍረሂወት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳዋ ዋሕስ ወለዶታት ሃገር ‼️ 🇪🇷❤️🇪🇷
ይካኤሎን ዋርሳይን ነዛ ሃገረ ሰማእታት ሃገረይ ዘዉሓስኩም ዝመከትኩም ክብርን ሞጎስን ምስጋናን ይኹንኩም. ክብርን ሞግስን ንሰማእ ታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Kab bokri haftey jemirka 20th , 22nd, 24,th, 26th , 29th ,31st, 36th(Nay mewedaeta hisaslide gezana). 7 awald ahwat ena , nay mecheresha 7yti hisas lde haftna kea lomi ms 36th round timrek ala. Nay Sawa mierafna axina alena. 6tena netbi amxina wexina kab Sawa , and I wish a very good luck to my little Sister ❤🎉🎉❤ Sawa Memhir nay Sinesriat, Mearnet, Texawarnet! Awet N' Hafash!!!! my little Sister
@HarmnonTsfaty-kp9dz
24 күн бұрын
Aygermekn nhna kea 20,22 and 24 zgbeo 27 weridu ,26 29,31 ena
@Ts-iz2uh
23 күн бұрын
Yigermeka u nkulna arekibulna
@samrawitkfletsien8685
22 күн бұрын
@@HarmnonTsfaty-kp9dzwe was round 8,15,17,20,22 I miss sawa ❤❤❤ we all went sawa .
@BusyLine-fw6oj
21 күн бұрын
Unfortuntely, you are insulting your parents, your elementary school and teachers, your God Father and your church. Good luck poor 7 sisters. God bless your future, socially and academically!
አነስ ሳዋ ክርአ ከለኹ ብጣዕሚ ኢዪ ዝስማዓኒ መክንያቱ ናይ አገጣሚ ኮይኑ ትምህርቲ አቛሪጸ አምላክ እንድሕር ፈቕድዎ ሓደ መዓልቲ ክሪአ ተስፋ ይገብር እግዝአብሄር አምላክ ንሓልታት ምክልኻልን ኤርትራን ንተመረቕቲ ተምሃሮን ከምኡ ከአ ንህዝቢ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም i love you ደቂ ኤረይ
@user-fb8hd6xc7c
25 күн бұрын
Ktria ika ajoka
ኣጆና💪 ይጥዓም😘ይሕሰም ወትሩ🦁 ሃገረይ!✊🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷💒👍👍👍👍
@gelilahailom6609
25 күн бұрын
Bhaki 🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@rahwamisgina2931
25 күн бұрын
❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤
@galaxy7056
24 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Eritreashikor
24 күн бұрын
Ya it’s what it’s ♥️🇪🇷✊🏾
@angesetmhtsunangesetmhtsun571
24 күн бұрын
You are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
1ይ ዙርያ ናብ መበል 30 ዓመትኩም እንቃዕ ኣብጽሓኩም ንዓና 8ይ ዙርያ ከማኹም የማስለና ደቂ ኤረይ ክብርን መጎስን ንሰማዕትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@LoveEr291
25 күн бұрын
ኣየ እወ ምስታ ካላኣይ ወራር 4 ማዓልቲ ክተርፉና ክንምርቅ ወጺና ። ናይ ሰልፊ እየ ነይረ ፡ መንግስትና ገለ ክሓስበሉ ኣለዎ ጉዳይ መመረቅታና 😂 እንበር ነዚ ርኢኻ ብሓጎስ ትነብዕ 😭✌️🕊️❤️💪✊🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beriyewedierey8797
25 күн бұрын
@@LoveEr291 ብሓቂ ክሕሰበልና ኣለዎ 8ይ ዙር
@Abdullahiibrahim-nt3qp
25 күн бұрын
Victory for Eritreans from nfd occupied territory of somalia🇸🇴🇸🇴🇪🇷🇪🇷
@sinnithm.6972
24 күн бұрын
@@LoveEr291አጆካ ጸላእቲ ብምልአት ቀቢሪና ምስ ወዳእና ብምጥቅላል ከነ ብዕላ ኢና 8ዙር ሐርበኛታት ጀጋኑ
ኤርትራውያን እንወዳችሆል አስመራ መጥቼ ፍቅራችሁን አሳይታችሁናል ከ አማራ ወንድሞቻችሁ ነኝ
@eztg2758
25 күн бұрын
ከዚህ በሁዋላ እነደ አማራነቴ በፍቅር ከጎረቤት አገሮች ጋር በሁሉም ዘርፍ ተባብረን እንሰራለን
@user-ym3wk3pq7s
24 күн бұрын
Thank ❤❤
@Asmera-1
24 күн бұрын
እኛም እንወድዋችዋለን ፣ እናመስግናለን
@MoonPower-kb5bx
24 күн бұрын
Oh amhara 😂
@Asmera-1
24 күн бұрын
@@MoonPower-kb5bx yes I am from Dembia , what are you going to do about it?
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቒዛ ሓላል መሬት ኣጆኻ መዘናይ ብርሃን ኢዩ ቕድመና ዓወት ንሓፋሽ።❤❤❤
@BusyLine-fw6oj
21 күн бұрын
ኣደይ ማርያም : መርገምን ጸርፍን :ገጋን ሓጥያትን'ዩ ትብል ::
ሰላም ናዓኺ ይኹን ኤረይ ኣነ ሕቡን እየ ብሃገረይ ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይን ህዝበይን ሰታዊተይን ❤🎉❤
ዮሃና አባላት36 ዙር ሰላም ቅሳነት ክኮነልኩም ይምነ❤❤❤
ሳዋ ሐበን ሃገር ሳዋ መድሕን ሃገርና ክብሪ ንጀጋኑ የሕዋትናን አሐትናን አዝዩ ዘኹርዖ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌺✅🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹✅🌺🌹✅🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌺🌺🌲🙏🙏🌳🌷☘️👍💒🕌🌿🍀
Congratulations 🎊🍾🎉🎈 ተመረቅቲ 36 ዙር ሳዋ God bless Eritrea 🇪🇷
ሳዋ ሳዋ ሳዋዋ መድሕን ሃገር ዋሕስ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
I am extremely proud of you! Long live Eritrea. What a march! I ALWAYS longed to see this while I am alive.
I am 8th round and served as health assistant and air force logistic department. Victory to Eritrean peoples 🎉
የውሃና ኤረይ ዘበንኪ መጺኡልኪ 🎉 የዉሃና ሓላል ህዝበይ🎉ወሰደት ኤረና ወሰደት👉🏽🇪🇷🦁😘👍🏽🇪🇷🎉🎉🎉⛪🙏🏽🕌❤️🥰💐🌴🐪
Am so happy to my sister with all round 36 sawa congratulations we so proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
መመሊስኩም ሰስኑለይ ዘበንኩም መመሊሱ ይጸብቕ፣ ዐይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ናተይ፣ ኤርትራን ህዝባን ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽ። ደቂ ኤረይ ዘይጽገብ ዕምባባ።
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትናን ነዞም ደቅና ውላድ ዋርሳይን እግዛአብሄር ምሳኻትኩም ይኹን ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤
@mehreteabghenrekidan5357
24 күн бұрын
Nhna kea kab gedli 90 jemirka 26 wediena 14 yehwat
GOD bless & protect Eritrea 🇪🇷
ንኺድ ጠራይ ደቂ ኤረይ እዚ ዩ ሕላገትና ምስክርን ምስጢር ዓወትና ኣጆኹም ሕድርን ሰማእታትና ኣብ ምትግባር ወትሩ ድልዋት ኢና ሞ ከም ቀደምና ንጽና ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️💯🇪🇷❤️💯🇪🇷❤️💯🇪🇷❤️💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nl1hv7ni2l
25 күн бұрын
Excellent!!!!Remain being an Eritrean PATRIOT.
My oh my...congrats to the class of 2024! Amazing! Every African country should have a program like Sawa...but alas, it might be too late for most. What a unique country 👏 👌 😍. May God bless all your endeavors!
May God bless our country and our people. Eritrea for Eritreans 🇪🇷 🎉🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🎉
Glory to the Eritrean gallant heroes, the treasure of my beloved motherland. Thank you for your selfless services in defence & reconstruction of independent Eritrea. The grateful nation will continue to remember & honor your commitment & dedication to our motherland. 👍
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊🇪🇷
ዓደይ ሰብ ኣለኪ ሰብ ብሰቡ ሓልፍ ዝበለ እንቃዕ ኣብቀዓኩም ❤❤ 🇪🇷💪ክብርን ሞጎስን ን ሓይልታት ምክልኻል 🇪🇷💪 🕯 ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🕯 🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷
ዮሃና እንቋዕ ሓጎሰኩም ንኹሉኹም ተማሃሮ 36 ዙርያን ወለድን ዓለምትን ንኹሉኹም ኣባላት ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት ሳዋ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏 . ብዓቢኡ ድማ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ::
THANK YOU WEDI AFIE FOR STARTING SAWA AND I'M PROUD TO BE THE 1ST ROUND OF NATIONAL SERVICE. I THE WARSAY
Aseyyyyyy deki Eriyyyy enka abzi abkeakum bzhu tebazhu edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ወርሶም ዘውርሱ ኣቦታተይይይ❤❤
ናይ ብሐቂ መልማሊት መንእሰያት ብብኒ ርኢናዮ ሐጎስና ወሰን የብሉን ❤ እግዚኣብሔር አፍና ብዕልልልታ ልብና ብሐጎስ መሊእዎ እዩ እሞ ሽሙ ይባረኽ 🇪🇷🌺❤️
አምላኽ ምሳኹም ይኹን ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Asay enke Amlk nabzi Memrkita Abxehku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ዋዉዉውዉ ዋዉዉዉዉ ዋዉዉዉዉዉ ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ራዋሃን ሓድነትን ብልጽግናን ንምሉ ህዝብናን ሃገርናን ኤርትራ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ፍሉይን ድምቁን መደብ መብል 30ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ኣገልጉለት ሳዋ መበል 36 ዝርያ መመረቅታ ሳዋ ናይ ብሓቂ ሳዋ ዋሕስ ሃገር ሳዋ ንዓና ንኤርትራዉያን ክሉ አያ። 🇪🇷💯✔
የወሃና ን 36 ዙርያ ኣንቃዕ ኣብዚ ኣብጻሐኩም ንኩቡር ፕረዘንት ኣብ ሂወቲ ጥዕና ኣብ ስሩሑ ኣሳልጦ ይምንየሉ ነቲ ዘይንቅነቅ ዋልታ ሀገር ምክልካል ሰራዊትና ክብርን ምስጋናን ናዐካ
አሰይይይይይይ ሐበንንንንን ሃገር ሳዋ እልልቲ ቦታና ደጀና በሊሕ መንግስትና ሕዝቢ ንታበን ንኩራዕ ክብርን መጎስን ንስውአትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🍇🍎🇪🇷💪🏽
Edimen tienan yhabkum deki eri Jeganu awetin asaliton dma yhabkum fetari ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌟👍👍♥️
SAWA a University that takes youth and brings them out as heroes and professional in every discipline ! Congratulations to everyone of the graduates, parents and our country as a whole 💪🏽🙌🙌🙌🙌🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕውት ምርጫ ጽኑዕ ቃልኪዳን ሳዋ ቦታ ሓድነት ዋልታ ሃገር ሳዋ ትንበር . ዋርሳይ ወሪሱ ሃገር ኣውሒሱ። ይበል ቴማ ኤረይ ድመቕለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ያረብ ዓይኒ አባይኪ ይደፈን ዓደይ ማዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዬውሃና ንተመረቕቲ ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌹🌹💪
Congratulations Beautiful People 🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ዮሃና ዮሃና ዙር 36 እንኻዕ ኣሔጎሰኩም 🎉🎉🎉🎉🎉 ሓሊፉ እዩ ጸገምና ኣጆኩም ብርሃን እዩ ቅድሜኩም ደቂ ሪመይ።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Congratulations 36 Round. Sawa is the source for all Eritreans Security!👏🏻👏🏻🎉🎉👌👌👍👍❤️❤️💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea hagerey haben nay kulu. aski nberley kultnay naki🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሩሑስ መመረቅታ ይግበረልኪ ንስኹም ንሃገትኩም ሃገርኩም ንዓኹም ትኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዐይን ጸላእኩም የደፈን መነአሰይ ሰዋ ድርኢ ሐገር ኤርትራ ንዘልዓለም ተከቢራ ክትነብር እያ ሳላኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Haben hager sawa nzelalem tnber mdhn eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✊✊✊✊✊✊✊✊🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐💐💐💐💐✅✅✅✅🫡🫡
SAWA shikor gize entay alewo diro kem hanti malti 36 Zur koynu amlaki hagerna yebarik ajokim deqi hager ❤❤❤
ናይ በሓቂ ብሳዋ ዝሓለፈ ኤርትራዊ እቲ 99% ኽብርታት ሃገሩ የሕሊፉ ዘይህብን ዋላ ኣብ ደገ ወጺኡ'ውን ብዓቕሙ ዝቃለስን ኢዩ እሞ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንስውኣትና፤ ኽብርን ሞገስን ነዞም ደኺምና ከይበሉ ዕድሚዮም ሙሉእ ዝወፈዩ ኣርካናትናን ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ንምክልኻልናን። ሳዋ መሰረት ሃገርና፦ ሳዋ ዋሕስ መንነትና፦ ሳዋ መፍረይት ኽብርታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
@adulis73
19 күн бұрын
ንሃገሩ ዝፈቱ ኣብ ሃገሩ ኣሎ። ንነብሱ ዝፈቱ ከኣ (ንዓይን ንዓኻን ሓዊሱ) ኣብ ስደቱ ኣሎ። 99% ግን ናይ ስምዒት እያ።
Thanksforyour excellenceservicesyoudoingforEritreanpeople.Thankd🎉tv Eritrea.
Yohana ne mebel 36 zur Sawa ahwatna ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
ሳላቲ ደኺምናን ኣሪግናን ከይበሉ ሕጂውን ኣሎናልክን ኣሎናልኩምን ዝበሉ ተጋደልትን ዋርሳይን ይከኣሎን ፍረ ሳዋን ሃገር ኣውሒስኩም ሰላም ህዝባና ዓቂብኩም ሰላምን ራህዋን ይፍጠረልኩም ሓበናን ኩርዓትናን ኢኹምሞ ሓበንን ቅሳነትን ይሰማዕኹም።ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ዓወት ነዚ ዝግበኦ ብሩኽ ህዝብና።
@kudusgebremarim
24 күн бұрын
Tim barya sidetena
ምርጥ ስልጠና የወታደሩን ጥንካሬዉን የሚገልፅህ ትዕይንት
🫡ገለ ነገር ይዝከር ኣለኹ🥹ከምዚ ከማይ'ዶ ትኾኑ ኣለኹም😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Congratulations deqi Eri 🇪🇷 adeyyy edmen tenan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Congratulations 🥰 The most proud nation Eritrea 🇪🇷 👏
Eritrea congra tulätions ayni abaäykum ydefen❤️❤️❤️💯💯💯👍
Eritrea 🇪🇷 forever awet nehafash ❤❤❤❤
Eritrea for ever our home and our mother land your children Loves you ❤❤❤🎉🎉🎉
Happy our lovely Country Good bless Eritrea People i love my People ❤️🇪🇷👏💕🙏
ንበዓት ሓበን ነቢዔ ክብሪ ንስዉኣትና።ዓወት ንሓፋሽ❤
im so proud to be Eritrean. its time we the diaspora start contributing in nation building our brothers and sisters are giving their life for our country its our turn now to give back.
ሳዋ ሃገር ፡ሳዋ ፍቕሪ ፡ሳዋ ሓድነት ፡ሳዋ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Congratulations 🎊🎊❤ Inkae abzi abqaakum ❤❤🇪🇷 Congratulations Eritrea 🇪🇷 Kemziom bluxat bmfrayki
I was 12 round. I stand with Eritrean Defense Forces. Proud Eritrean 🎉🎉🎉❤
SAWA wahis hilawena!!! 36 zura enqoe hagosekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey deqi erey mearey ayni abaykum ydefen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም የውርደልና ዐይኒ ኣባይኩም ይደፈን ጽቡቃት የሕዋተይ ❤❤❤❤❤
ዋርሳይ ወሪሱ ሃገር ኣውሒሱ : 🎉🎉🎊💐🎉🏆🏆🏆 እንኽዕ ሓጎሰኩም ዙር 36
ዋርሳይ ውላድ ሳዋ ጽላል ሃገር ዋርሳይ ተቀባሊ ሕድሪ መሃንድስ መሃዚ ተማራማሪ ሃናጺ እንታይ ዘይትገብር ዋርሳይ ኣባኻ ዘይርከብ የለን ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍🤩🌹
እንቋዕ ናብዚ ኣብቃዓኩም ደቀይ ዘበንኩም ይባርክ ኣምላክ ኣሚን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Viva Eritrea Hizbi Eritrea 🇪🇷💒🕌🌿
ሳዋ መምምር ሂወት ኣብዚ ስደት ተዋሪድና ኣለና ሳዋ ስለ ዘይበጹሑ ፍቅሪ ሃገር ዘይብሎም ሓለይቲ ክመስሉ መንእሰይ የታፍኡ ኣለዉ congura round 36❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw Eriy Viva ERITREA 🇪🇷
ኣይ ሳዋ ሾኮር ናፍቅና ነይ በሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kindness people see in ma life may God bless Eritrea.
አሰይ ዓደይ ማዓረይ አብዘለና አልና ሃገረይ ኩልና ንዓኺ ሃገረይ ድቅስ ሕደሪ። አጆኹም ደቂ ኤረይ አናብስ ። አባላት 36ዙር እንዃዕ ሓጎሰኹም እንዃዕ ሓጎሰና።
ኤረይ ኩሉ ድሕሬኺ ❤❤❤❤
@Habaathmu
25 күн бұрын
Haqi bahaqi jigna❤❤❤
Yesssssssssss ከምኡ ኢና ንሕና መርሕን በልሕን።
ኤሬትራዊነት ኽቡር ምንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤሬትራዊንነት እንደ ሃደረ ዝውላእ ምንነት ኤሬትራ ሃገረይ ሳላ ኽበራት ደቂኺ ተሃበኒ አለኹልኪ ዝብሉ ወሊዲ ኢኺ እሞ ሕጅም ተሃበኒ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥♥️🔥♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wetru hagery hbun ertrawi wdi zom jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Congratulations ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰 Good luck round 36 Gods help for all round 36🙏🙏🙏🙏🙏
SAWA SERAHIT BSUL ERITREAWI MENESEY🇪🇷🙏🙏❤❤❤
እግዚኣብሔር አቦና ካብዞም ሐሳዳት ሐልወና እንቛዕ ናብ መበል 30 ዓመት ጽምብል አብጻሓኩም እልልል እቲ ኹሉ ሽግርና ተጸንቂቁ አፍና ብዕልልታ ልብና ብሐጎስ ዝመልኦ ዘበን መጺኡልና እዩ እሞ ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ነመስግኖ ❤
ሓድነትና ዋሕስ ሕላወና : 🎊💐🎉✌️👏🙌🕊️🌟⭐✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻 ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
Elllllll Amlak enqai Abzi Abqaekum Ay we Ab meereqta zelo Haos enqai des belekum❤❤❤❤❤ Ane keae ,5yzurya hsgeraei Agelgulet eye nire❤❤❤❤❤
Congratulations Sawa God Bless Eritrea. ❤🇪🇷❤
ሳዋ ትምህርቲ ጽንዓትን ሓድነትን ርእስኻ ምኽኣልን።
ሳዋ መዲና ጽንዓት ጅግንነትን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Jegna,serawitna haben,hager❤❤❤❤❤❤
GOD BLESS ERITREA❤❤❤
ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::