Genet Birhane Aywahaden geni haftey seb afu tezey kefete haki aysahaton hade kankana hade kdana hade kunona mkana men ykhdo Idu aysan HGDEF gn akehahirna hji gn n zhasib hangol zelewo seb iti haki berihulu iyu
Agokum tegaru yehwat kemza natna fah btn keytwekum nsle hagerkum tetew belu bflay ka nenhdekum ktfakeru alekum dehar zmexe ymxa nek zebleku yele ati agedasi kthabr aleka mo kemzi kbl keleku gn kabakum felite wey gele aykonkun ykrta gn ati abana weridu zelo nkeywerdekum eile aye aze ka sle zfetwekum tray ayu mo hageku kblekum yfetu Kab hawukum Eritrea 🇪🇷 ❤️
@tigrayadey783
4 жыл бұрын
ትርጉም ምንባር???? We love you for this and Eritrea will be okay tigray is here for Eritrea if anything happens to Eritrea it hurts us too , we will fight for Eritrea also your our family we love you 😘😘😘
Eritrean ye gin marra fetyeya ne eritrean kaman tiwikil ya netom sile erey neana kexelti welodoedme niesnetom zikefelu. Gele aynet much love for y'all tegaru mearey
I don't have word to say something efi and tmnit ........... bexay bexeyti haftey hafti ab zeben sewra azekakirkumna enqea natkum kona enqea natna konkum 🇪🇷🇻🇳✌ peace eri @ tig
ya hasbka/ki aytselaekwon gn esu ab America nay lekatit 11 beal slezelo nabeu eyu keydu so kulu hade eyu ab Mekelle zelo betom ab Mekelle zelewu yehlfwo ab sdet zelena kea y metsuna ember anhna ke dea tay kngebr .
@user-hd6tw7ys8c
4 жыл бұрын
ok fila hawey terdeyo eko gn nzy zamet kirsiy zkont derfiy slezkont nsu enteznebrs zbelx mdemket malety eye emo gn leliy zkone terdeyo eye
Am eritrean but i feel like i want cry cuz i love music
@semharweldetnsae6420
4 жыл бұрын
It's not because you love music. It belongs to our beloved brothers too,who buried their dreams and thri worthy life in this meaningless war.That is why we are treating with them now.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Пікірлер: 1 900
ኣነ ህጻን ኮይነ ኣቦይ ምስተ ሰውአ ኣደይ ትቑዝሞ ዝነበረት ኣዘኻኺርኩሙኒ ፊቕ ኢለ ነቢዐ 😭😭😭
@hailemariamweldu3774
4 жыл бұрын
ayzoka/ki jegninet eyu kisemaeka/ki zelewo
@alganeshberhe314
4 жыл бұрын
Ajoka haben kesmeaka alewo. Wedi jegna sle zekonka wedi taric deserhe sle zekonka ketkori aleka.👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@jerriyelove9673
4 жыл бұрын
Euffff anes aykaalkun ezi muzikas kebdka hkunkun yebleka😥😥😥😥😥😥
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ኣይዞኺ መዓረይ
@user-zw6rv6yf4i
4 жыл бұрын
ኣጀካ ምዓረይ
*ኣነ ኤርትራውየ🇪🇷 እንቃእ ናብ መበል 45 ለካቲት* *ኣብጸሓኩም ኩቡራትን ተቀበልቲ ጋሻ ኢኹም* *ኣብ ግዜ ሽግርና የእቂብኩምና ግዜ ይነውሕ* *እበር* * *ከም ማይን ጸባን ክንሕወስ ኢና*
@yohannesg7008
4 жыл бұрын
Thanks bro 💖👍
@Habesha3789
4 жыл бұрын
ተስፍ ጽባሕ thank you
@user-hm2ty6ft8q
4 жыл бұрын
የቐንየልና ክብራት አሓት 🙏💖
@zafuhailehaile9987
4 жыл бұрын
Yekenyelna kubur haw
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍
ተጋሩ ኣሕዋትና ብዙሕ ሽግርን መከራን ሓሊፍኩም ልክዕ ከማና ከም አርትራውያን ግን ሕማቅ አዋን መጽዩ ታሪኽ ኪድገም ኢሉ መስለኒ ኣጆኹም ዋጋ ዝከፈልኩሙሉ የሕሊፍኩም ኣይትሃቡ ምሳና ኸኣ ሓደ መዓልቲ ቀሲንና ጉርብትናን ከምቲ ቐደም ነስተማቐር ንከዉን።
@user-er8sj3qt9i
4 жыл бұрын
አምላክ ንመን ኢልዎ ዝያዳይ
@user-hm2ty6ft8q
4 жыл бұрын
ኩሉ ሓላፊ እዩ ፖለቲካ ክፉእዩ ግን ደሓን ንስኹም እውን ትቐስኑ ብሰላም ንነብር ኢና ዝያዳይ😍
@genetbirhane817
4 жыл бұрын
Kemzi natka fkri, seneya, mkbibar zisebikn zmnen wuhud koynu. Neza 100 amet zeynnebrela mdri tslien krhintn zizerie bezihu. Kemaka/ki yebzihalna eski!!!
@iamshabiyabutnothgdef5949
4 жыл бұрын
Genet Birhane Aywahaden geni haftey seb afu tezey kefete haki aysahaton hade kankana hade kdana hade kunona mkana men ykhdo Idu aysan HGDEF gn akehahirna hji gn n zhasib hangol zelewo seb iti haki berihulu iyu
@regretmoreregret
4 жыл бұрын
ኣምሃራይ ብዘማና ክዝይም ከምዘይኪእል ትምህር ዘማ ኣዝያ ንትግረዋይን ንአርትራዊ ጅግና ትገልጽ ተዘክሮ ኣብ ምርትከልኩም ከም ቀደምኩም ከምቲ አርትራዊ ሓየት ጥራይ ኩኑ ንስለ አቲ ሃገር ኣወፍዩ ዝከደ ኤርትራዊን ትግረዋይን ተወፈ ኣለና ምሳኩም ትግረወት ኣሕዋትና አቲ ጅግና ስለ ዝሓለፈ ንሕና ቃልና ኣይነዕብርን አና በሉ ክብሪ ነኤትራዊን ትግረዋይንንንን♥️🎟
Agokum tegaru yehwat kemza natna fah btn keytwekum nsle hagerkum tetew belu bflay ka nenhdekum ktfakeru alekum dehar zmexe ymxa nek zebleku yele ati agedasi kthabr aleka mo kemzi kbl keleku gn kabakum felite wey gele aykonkun ykrta gn ati abana weridu zelo nkeywerdekum eile aye aze ka sle zfetwekum tray ayu mo hageku kblekum yfetu Kab hawukum Eritrea 🇪🇷 ❤️
@tigrayadey783
4 жыл бұрын
ትርጉም ምንባር???? We love you for this and Eritrea will be okay tigray is here for Eritrea if anything happens to Eritrea it hurts us too , we will fight for Eritrea also your our family we love you 😘😘😘
እቲኹም እስቲ ላይክ ሃብዎም እዞም ክልተ ስነ ጥበባውያን😥😥😥😥 ኤፊተይን ትምኒተይን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ❤❤❤❤❤💪💪💪👌👌👌🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@samrawit7393
4 жыл бұрын
👍💔💔💔👍👍👍❤❤❤❤❤👍👍👍👍
@user-sz5ns9hh3e
4 жыл бұрын
@@samrawit7393 ❤❤❤👌💪
I am from Eritrea gin mis tegaru yehwatna hade aynet tarik eyu zelena semaatatna kisenu kibrin mogosin niakum 🇪🇷🇪🇹🇪🇷
@user-jj5tu7ck2l
4 жыл бұрын
ኣሜን መኣርይ
@senaitandom2680
4 жыл бұрын
Love you #Star Eyob
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
Star Eyob እዚ ደርፊ እዚ ዛንታ ኩሉ ትግራዋይን ኤርትራዊን ተጋዳላይ ስለዝኮነ ንኹሉና ዩ ዝገልጽ፡፡
@jomanehagos8299
4 жыл бұрын
አይ ደቂ አግአዝያንን እንዲና
@Am-yr5zd
4 жыл бұрын
T Ammmen
እዋይ ኣብ ገለ ትዝታ ዘእቱ ስራሕ. ተጋሩ መኽበርቲ ሰብ ሰሰናዩ ንዓኹም
@meharfshale2849
4 жыл бұрын
💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-eb5eo9ku3b
3 жыл бұрын
@@meharfshale2849 🌿🌿🌿🌿
ኣጆኩም ትግራወት የሕዋትና ንዝክር እወ ታሪኩም ልክዕ ከም ናትና ታሪክ ኤርትራውያን እዩ ሓደ ማዓልቲ ንቀስነሉ ይመጽእ ይከውን ,ትምኒተይ &ኤፊየ ቡሉጻት ጀጋኑኑኑኑ 👌🏻👌🏻👌🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻❤️❤️❤️❤️❤️
@user-zf3mr3ry6m
4 жыл бұрын
ወድ ኤረ ፀዓዳ
ተጋሩ ኣበይ ኣሎ ኮመንት ዳይ ላይክ ኮሜንት ይበል ኩሉ ነገር ትምኒት ወ ኤፍሪም
ከምዚ ኸማይ 52 ጊዜ ዝደጋገማ መን ኣሎ Omg I can't explain ከብደይ ከም ገለ ኢሉኒ Keep going my heroes 💪💯♥️
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
ane
@hayelomtesfay6601
4 жыл бұрын
Ane
@user-tn9yq3qx4u
4 жыл бұрын
አነ 😭😭😭😭😭
@iamshabiyabutnothgdef5949
4 жыл бұрын
@Go man Mxgab sineya mejemreta zsemakuwa nebieye some how abza alem smu ika etexewi wlad hadgi ika kemzgedefe keyfelete gena ab mahsten keleku ab n anxar megzati embi n megzati ilu anxar wetehaderat dergi ztekalese hiwetu zkefele ztesewe aboy weladiyey azekakiratni ayfelteni ayfelto abti nsu zelewo alem mskedkus yeleliyenido ykewn aneke kemti bhangoley zsalkuwo msli gexln zkerxo krxi akalatn yxenhanido yken bhaki tegarun eritrawiyanin tebedilna ina tegarus b zamenkumo wdb ika aytenekeskumn nhnas inber kulu ina kesirna sdrana hagerna nsnetna nastnetna Bytheway inka nskum kenkum yehwatna inka nskum kenkum gorebabtna hade malti nab kedm kmles iyu kunetatna
@goman3551
4 жыл бұрын
@@iamshabiyabutnothgdef5949 ኣጆካ ዓርኩ be srong ሂወት ከምኡ እያ ልዕሊ ኹሉ ንዓኻ ከይወለደ ኣይሞተ ምበር ንሃገሩ ዝሞተ ዳርጋ ህያው እዩ ሕማቕ ታሪኽ እንቋዕ ዘይገደፉልና ኩልና ዘኻትም ኢና 🙏
እዚ ደርፊ እዚ ዛንታ ኩሉ ትግራዋይን ኤርትራዊን ተጋዳላይ ስለዝኮነ ንኹሉና ዩ ዝገልጽ፡፡
@Habesha3789
4 жыл бұрын
Aga'azian Aksum Tsion እወ
@AdulisKing
4 жыл бұрын
Aga'azian Aksum Tsion facts 💯
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
@@AdulisKing ❤❤👌👌
@eri_swinwano_page7173
4 жыл бұрын
Yeah,
@natiman1542
4 жыл бұрын
Aga'azian Aksum Tsion ናይ ብሃቂ እዚ ታሪክ ኤርትራውያንን ትግራይን ዝገልፅ እዩ ክብረት ይሃብኩም ትምኒትን ኤፍሬምን ሃውኩም ካብ ምድሪ ባህሪ
Eritrean ye gin marra fetyeya ne eritrean kaman tiwikil ya netom sile erey neana kexelti welodoedme niesnetom zikefelu. Gele aynet much love for y'all tegaru mearey
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
MEZANOY WEGENEY እወ እዚ ደርፊ እዚ ዛንታ ኩሉ ትግራዋይን ኤርትራዊን ተጋዳላይ ስለዝኮነ ንኹሉና ዩ ዝገልጽ፡፡
@selameyasu3523
4 жыл бұрын
Mara'ske
@asyaaumor5124
4 жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@selameyasu3523
4 жыл бұрын
@@asyaaumor5124 ❤❤❤🙏🙏🇪🇹❤🇪🇷
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
@@selameyasu3523 💖💖💖💖
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ክሊፕ100% ከብደይ ሕቁንቁን ኢሉኒ ኣዒንተይ ማይ ቛፂረን እወ ብዙሕ ሓሊፉ
@samrawithalefom3913
4 жыл бұрын
ዳኑዋይ ብሓቂ ❤️💛😢
@abitiweditaba8907
4 жыл бұрын
Ane ewn hkun hkun elniiiii
@birhinkidane1791
4 жыл бұрын
Ich auch 🇪🇷
@danitigray6813
4 жыл бұрын
@@birhinkidane1791 ኤጭ ስታስጠላ
@Aman-uv7zi
4 жыл бұрын
@@danitigray6813 ባሪስታ አንታይ ስለ ዝበለ አዩ ባንዴራ ስለ ዝገበረ ድዩ ጋሕባ
ይዝክርርርርር ካብ ዝሰማዕኩዎን ሃገራውን ፍቅራውን ትግራይ ብልጽቲ ።
@sababerhe6982
4 жыл бұрын
👍👍👍
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
zelealemawe kebren mogisen nsematatena
@user-er8sj3qt9i
4 жыл бұрын
Thanks ዝያዳይ
@daniagualtigray5555
4 жыл бұрын
ኣጆኪ ማማ ኤርትራ ወዲ ሕድሪ 💯
@mrssalam7382
4 жыл бұрын
💖💖🙏🙏
ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋትና፥ ፎርሳ ጥራይ ንቅድሚት፥ ንወዲ መድህንን መሽረፈትን ክንቀብረን ኢና።
@asmarina1123
3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ አቤት ጃህራ ልክዕ ድሕሪ ዓመት መን ጠፊኡ junta
@user-pp3gr4sm7o
Жыл бұрын
@@asmarina1123 ድሕሪ ክልተ ዓመትከ junta ጠፊኡዶ?🤪😏
ኣየኹም ናይና ተጋሩ ንኹሉ ትኽእሎ በዳህትን ተባዓትን ኢኹም እሞ ሰጥ በሉ ኣብገኑኹም ኣለና
*ክብርን መጎስን ንስዋእትና ይኩን😭* ጽቡቅ ስራሕ ትምኒት ኤፍራ
@user-jj5tu7ck2l
4 жыл бұрын
ኣኒብዐሙና
@zewdihadera2132
4 жыл бұрын
አሜነ 😢😢😢
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
a men zelealemawe kebren mogisen nsematatena 😍😍😍😍😍😢😢😢😢
@veraclayton3067
4 жыл бұрын
Abkiyomni😥
@user-xr5hf3te9l
4 жыл бұрын
@@user-jn4jq2yd7l እማ ሓዳር ዪቶብ ከመይ ኣላ ክክክክክክክ ሰበይ
ዋላ ኳ ኣካሉ ይጉደል ድሕሪ ዚ ነበልባል ሓዊ *መቐረት እቲ ክቡር ኣቦይ ከስተማቕር ዝገበረኒ ልዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ🙏* እታ ክብርቲ ወላዲተይ እውን እንኮ ሓደ ካልኣይ ዘይብሉ ወድነኣ (ሓዋ)ኣሰዊኣ 💔😢😢
Ajokum nayna haftukm from🇪🇷🇬🇧🇪🇹
Tarikina dagmay key digem nferih. Kebdina hakifna nenbir. Yizkiro we Kemey zey zikir. Much respect for you guys 😍!!!! Habtikum gual 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Am-yr5zd
4 жыл бұрын
Thank you
@semharweldetnsae6420
4 жыл бұрын
Amlak yeakilll ybelo nihadhidna kintfae kinebir hji kea kuluna bhade ninebie.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዲቂ ትግራይ ዓደይ ብስም ኢፍሬምን ትምኒትን ላይኪ ግጨውኒ ደማ ኣብ ዘለክምዎ ሰላም ቅሳነትን ንዓኩም
@samrawit7393
4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
ኣነ ንብዓተይ ክቋፃፀር ኣይካኣልኩን ደቂ ዓደይ ማዓርይ😭😭😭😭😭😭 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪
@user-oc4up5dm3k
4 жыл бұрын
ኣጆኺ ምቅርቲ 💪👍😘
@abebachanal1036
4 жыл бұрын
አነም፡አይከአልኩን ትማሊ ትሕዘ ዝጀመርክዋ ክሳብ ሕዚ ያዳምፃ አለኩ እናነባዕኩ
@SaraSara-hp2if
4 жыл бұрын
ኣጆኺ ምቅርቲ
ንብዓተይ ክቃጻጸር ኣይካኣልኩን😭😭😭ኤፊየ ሽኮር ምስ ትምኒተይ ንቅርተይ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ንቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ሰማእታትና♥️💛♥️ ዘይኒዶቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ የለን ንሕበር
ተጋሩ እት/ዮ ጀጋኑ ኣብ መስመር ክንራኸብ ካብ ትግራዋይ ኤር/ራ
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
natu natil እወ እዚ ደርፊ እዚ ዛንታ ኩሉ ትግራዋይን ኤርትራዊን ተጋዳላይ ስለዝኮነ ንኹሉና ዩ ዝገልጽ፡፡
@user-zf3mr3ry6m
4 жыл бұрын
@@user-jz3yg2ke2u አወ
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
@@user-zf3mr3ry6m ❤❤👌👌
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ብሓቂ
ኣነስ እዚ ዜምኡን ግጥሙን ከብደይ ይበልዓንሎ 😯😢😢😢 ገድልን ብፃይነትን ዕላማን ሓቦን ሰኒቅኩም ደረቅ ኮረንሾ ረሳሕ ማይ ሰቲኩም ኣብ ኣእማንን መዳፍዕን ደቂስኩም ቁርን ቀዝሕን ሙቀትን ፀሓይን ከይበልኩም ነዚ ሰላም ዘምፃእኩም ሰማእታትና ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኩም ።
ከም ለሚ ነቢዐ አይፈልጥን😢😥ተምኒተይ ኤፊ😍 ተባዓት ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም💔💖
ኢፊተይ ትምኒተይ ብጣዕሚ ፍልይ ዝበለ ስራሕ እዩ እንካዕ ናትና ኮንኩም አቱም ኩርዓት ትግራይና በጃኩም በጃኩም ኡይይይይይይይ ከይብል 1000 ላይክ ጥዉቅ አቡሉኒ ደቂቃ አይትወስደልኩሙን
Am Eritrean 🇪🇷 but I can’t stop listening amazing music Tmnit and Ephrem love u amazing voice
Wolday ኣብ ሰማይ ተትረኽበኒ መለለኻኒዶ ምዘከርኻኒ? (2) ስመየ ዶ መልዓልካ ብፂት ዶ ምበልካ ፍቕረይ ዶ ምበልካ ናተይ ዶ ምበልካ መለለኻኒ ዶ ምዘከርካኒ ዶ!! Efrem Amare ኣብ ሰማይ ተትረኽብኒ መለለኽኒዶ ምዘከርኽኒ? (2) ስመይ ዶ መልዓልኪ ብፃይ ዶ ምበልኪ ፍቕረይ ዶ ምበልኪ ናተይ ዶ ምበልኪ መለለኽኒ ዶ ምዘከርክኒ!! .......... ትምኒት...... ጥሙይ ከብዲ ፣ ዕጉስ ፅሙእ ነብሲ ፣ ርዉይ ኣየ ፍቕርን ገድልን ብዘሎ ትሕጎስ ፣ መኣድኻ ቕንጪ መንከም ሓሲብዎ መንከም ሓሲብዎ ፣ ሓዳር ሓጨ መንጪ። ፍቕሪ ብደብዳቤ ፣ ብርሑቕ ብማዕዶ ግዜ ቱ ደንዳኒ ፣ ንገድሊ ብርቅንዶ ናብ ውግእ እንትንኣቲ ፣ ንሕድሶ ቓልና ኣብ መትከል ንራኸብ ፣ ሓደራ እንዳበልና ግቡእ ተፈፂምና ፣ ናብ ዝጨራሕናዮ ትዝክር ዶ ትኾን ፣ ትዝሓለፍናዮ። ..... ኤፍሬም..... ዕቱብቲ መዓንጣ ፣ ገና ብዕሸልኪ እዋን ሓራርሶ ፣ ኣብ ውድቅቲ ለይቲ ስለ ፍቕሪ ህዝቢ ፣ ካን ሰፍሰፍ ዝበልኪ ናይ ብፂተይ ፍቕሪ ፣ ታይ ክርስዓኪ ይዝክረኪወ ፣ ነቲ ሎሚ ቃል እምነት ዕጥቂ ዘሕፀየና ፣ ነታ ፍቅሪ ብፂተይ ቅድሜኺ ይግበረኒ ፣ ማሙነይ ትንፋሰይ። ...... ትምኒት.... ዓለም ተፈጢራ ፣ ዓለም ዘይራኣኻ ኣብቲ ካልኣይ ዓለም ፣ ከሜሎ ናብራኻ ናብቲ ላዕላይ ሰማይ ፣ ኣንቃዕሪረ ጥምት ብልበይ ርኤካ ፣ ፍቅሪ ዘይመዉት ዙሰማይ እንትድብን ፣ ፅልምትምት ይብለኒ ወትሩ ዝስእነካ ፣ እንዳመሰለኒ ሽምዓ እንዳወላዕኹ ፣ ብብርሃን ርኤካ ቲ ሽምካ እንዳልዓልኩ ፣ ዘየደቅሰካ ኣብቲ ኻልኣይ ዓለም ፣ ንራኸብዶ ንኾን ንፁሃት እንዲና ፣ ታኾይኑ ዘይኾን ምዘከርካኒዶ ፣ ድየ ዝበልኩኻ ትዝክረኒወ ፣ ነዲቕኻኒን ዲኻ!! ምዘከርካኒ ዶ መለለኻኒ!!
@samrawit7393
4 жыл бұрын
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😥😥😥😥😥😥✋
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@titihaile9663
4 жыл бұрын
😘😘😘😘😘😘😘🙏
@danaytgualmekelle812
4 жыл бұрын
Yekniyelna mearey
@danielg9205
4 жыл бұрын
💪💪 💪 💪 💪💪 💪 💪 💪💪 💪 💪 good jop thanks
ዘመን ተሻጋሪት ስራሕ በጃኩም ከመዚ ዓይነት ድረፋ ድምጽኩም ተጠቀምሉ ። መስቆንቆኒ ደርፊ ፕእ
I am eritrea but I love tigray aksum shre adawa indbaguna everything in heart attack timnit efrem 💙🙏
ሓውኹም ወዲ Eri ክንድዚ ሓበን ተሰምዒኒ ዘሎ'ሲ ተጋሩ የሕዋተይ ደኣ ከመይ ትህልው? ምዃን ኩላትና 1 ኢና
@user-zf3mr3ry6m
4 жыл бұрын
ወዲ ኤረ ፀዓዳ
@user-er8sj3qt9i
4 жыл бұрын
ትክክል አለካ ሓደ ኢና ዝያዳይ 🇪🇹✞🇪🇷🙏
@user-ss1sm5qt4f
4 жыл бұрын
@I BiniamTnx bro 👈
@user-ss1sm5qt4f
4 жыл бұрын
@@user-er8sj3qt9i ኣቤ azan 👂👈ንቶማስ'ሲ በይነይ ዝፈትዎ ኮይኑ'ዩ ዝስምዓኒ ኔሩ ንስኺውን'ባ ከምዚ ከማይ ኢኺ, so Tnx More 🙏
@user-er8sj3qt9i
4 жыл бұрын
ናፐልዮ ፍቅር ክልተ ሓደ ተራኪብና ብሓቂ አነ ማራ እየ ዘፍቅሮ ከመጠን በላይ ነው የሚወደው በፍቅር ቶማስ ልሞት ነው ዉድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹✟✟✟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
አታ አነስ ስለ ገድሊ ክውረ ከሎ ብክያት ይስርዕኒ ብተለይ ብፍሊም ክሪኦ ከለኩ አይክእለንንን ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ክንደይ እዩ ሓሊፉ ክብርን ምጎሰን ንስውአትና አጆና ሕድሪ ጀጋኑን አይነዕብርን ኢና ቆልዓ ኮይነ አቦይን አደይን እናሓጎይን ክነግርኒ ክነግርና ከለው ቀሊል ገይረ ይሪኦ ነይረ ነገር ቁልዕነት ሕዚ ልቢ ገይረ ግን ንብዓት ይስርዕኒ ኡፍፍፍፍፍግ
ፕእእእእእ እንታይ ገበርናኩም ከብድና ሕጉጭጉጭ ተብልዎ ታሪክ ትግራዋይ ዘርዚርካን ገሊፅካን ኣይውዳእን ክብርን ሞጎስን ነቶም ዝኮነ ጉርዲ ዘየለገቦም ሰማእታትና ኢፍየይ ትምኒተይ ኣብ ቁርፂ እዋን ተመዓራረ ኣቤት ድምፂ ኣቤት ውዱእ ስራሕ ንበሩልና እስኪ
Am eritrean 🇪🇷and can’t stop listening so meaningful messages 🇪🇷🇪🇷🇪🇹😍😍👌👌👌
@tesskeleta6561
4 жыл бұрын
Yeah, this express Eritrean battle and history too. I wish Eritrean and Tigray people walk forward together 💕🙏🙏
@girmaiwedihadgonesere3890
4 жыл бұрын
Is song for all tigadliti Tplf&Eplf ..💪❤
@biniyamwolday2677
4 жыл бұрын
@@tesskeleta6561 nmen Elwo Amlak kkewn Eyu
ከምዚ ተጋሩ ብቃልስኩምን ስዉኣትኩምን ትኮርዕሉን ትዝክርዎን ዘለኩም ንሕና ኤርትራውያን ውን እዚ ገባቲ ስርዓት ጠፊኡስ ብታሪክናን ጀጋኑናን ንኮርዓሉ ግዝየ የምጺኣልና። ብጣዕሚ ከብድካ ትበሊዕ ስራሕ።
@user-jz3yg2ke2u
4 жыл бұрын
ሰለሞን ኣሰፋ እዚ ደርፊ እዚ ዛንታ ኩሉ ትግራዋይን ኤርትራዊን ተጋዳላይ ስለዝኮነ ንኩሉና ዩ ዝገልጽ፡፡
@senaityohannes1957
4 жыл бұрын
ኣነ ካብ ኤርትራዊ ኣቦ ካብ ኤትዮጽያዊት ኣዶ ዝተረከብኩ እየ ናይ ክልቲኡ ቁስሊ ቁስለይ እዩ ሰላም ክከዉን ናይ ኩልግዘ ጸሎተይ እዩ ኣደይ ትግራወይቲ ዝተወለድኩሉ ኣዲስ ኣበባ ዝርድእኒ ብደመይ ለሎ ኤትዮጽያዉነት ትግራይ ትፍለ ዝበሃል ሓሳብ ክሰምእ ኣይደልን ኤርትራዉያን ኣሕዋተይ ከኣ ብቃልሶም ነጻነቶም ኣዉጆም እዮ ሰላም መጺ ኣብስደት ዘሎ ተመሊሱ ኣባይ ሃግር ትኮነሉ ቀረባ እዩ
@user-zw6rv6yf4i
4 жыл бұрын
@ሰላምን#ኣሰፋ ኣሜን ህያበይ ይፍጥረልኩም
@elshadai-hh7uo
4 жыл бұрын
Amen hawey.. kab tigray aksum
@hehe9484
4 жыл бұрын
ክክክ ዕንበባ ዝነጽጋ ኣብ ልዕሊ ዓይደር ትግራይ ።kzread.info/dash/bejne/iZNnr5KIqpjNlrQ.html
ዝብሎ የብለይን ስውኣትና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም፡፡
@A.A-ec2gu
4 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 sweetie 😘
አብ ትዝታ ዘእቱ ደርፊ ናይ ብሓቂ መሳጢ ሙዚቃ አየኩም ነይና ነተባባዓዮም ነዞም ውቁዋባት ደረፍትና
ንቋንቋና 1 :ባህልና 1: ደምና 1: ሕብርና 1: ንጎረባብቲ ዘይኮናስ የሕዋት እንበር One love 🇪🇷&🇪🇹 ethio & erie ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰውኣትና ✊✊✊
@abebakiros2123
4 жыл бұрын
😍😍
@Habesha3789
4 жыл бұрын
ዋሕሰይ ኢኪ ድንግለይ እወ
@user-rm7qs2ir9i
4 жыл бұрын
Kibri yhabka
@brtukantube7096
3 жыл бұрын
👍❤️🇪🇹🇻🇳❤️🇪🇻🇳❤️❤️❤️🇪🇷❤️
ንእሽተይ ዋላ ንእሽተይይይይ ጎደሎ ዘይብላ ስራሕ በቃ መግለፂ ሲኢነልኩም ደቂ ጀጋኑ ብጣዕሚ ኣኩሪዕኩምና 💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳
I don't have word to say something efi and tmnit ........... bexay bexeyti haftey hafti ab zeben sewra azekakirkumna enqea natkum kona enqea natna konkum 🇪🇷🇻🇳✌ peace eri @ tig
ዋውውውውው ክብርን ሞገስን ንስውኣትና ኣለኹም'ዶ ትግራይ ዓደይ??? እስቲ ብስም እዞም ስውኣትና ላይክ ኮሜንት ሼር ኣይተውሕዱ
This is extremely emotional historical song for all Tigreans. ንድምጻዊ ኤፍሬም ድማ ፈታኒትን ብጣአምይ ኣብከቢድ ሓዘን ከምዝስምዖ እግምት :: ድምጻዊ ኤፍሬም ኣማረ ወዲ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ዕዩ :: ኤፍሬም ገና ዕሸል እናሃለወ ዕዩ ተጋዳላይ ወላዲኡ ኣብውግእ ተሰዊኡ :: ኣዲኡ ንድምጻዊ ኤፍሬም ድማ ብለይ ኣቦ ኣእብያቶ ::
@ibrahimsaid4346
3 жыл бұрын
Translation
@aronmesgena
Жыл бұрын
00000000000⁰⁰000000⁰0000000😊
መታዓቢተይ ተጋዳላይ መሰረት ኣለማየሁ ዝዘከርኩሉ ደርፊ
Efrom defeto layk gberley ke from Eritrea 🇪🇷
@djjimi
4 жыл бұрын
Niseka tigrway eka eritrewia efrom inbelin ena efrem ena nibel ok do
@jontv6228
4 жыл бұрын
DJ JARO Emo nska kaA Eritrawi aykonka mkniyatu Nhna Eritrawian ena nbl bzkone gn dmxey kaA alka abzi kzread.info/dash/bejne/dnWW2bd9e7uzZtI.html
@teweldezeru5267
4 жыл бұрын
Am from eritrean I love u tegaru aur brothers.
እወ ክንደይ ሓሊፍ ኣታ ኣነስ ጓል ስውእ ኮይነስ ናይ ገድሊ ደርፊ ክሰምዕ ንብዓት ይስዕረኒ ክብርን መጎስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ስውኣትና ኤፍር & ትምኒት ደቂ ትግራይ ሃገረይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ጀጋኑና
@robeleyasu7410
4 жыл бұрын
Ajoki gal jgna hawiki eritrawi ane wen kamki eyu edlay
@user-hb1st2ez3m
4 жыл бұрын
ኣጆኪ ህያብ ትግራይ እንዲኪሞ ገዲፎምልና ምቅርተይ
@samrawit7393
4 жыл бұрын
ትግራይ ሙሉእ ኣለናልኽ ዝያዳይ 💔💔💔👍❤❤❤❤❤❤
@user-xs2ev7sk8f
4 жыл бұрын
የቀንየለይ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@user-xs2ev7sk8f
4 жыл бұрын
@@robeleyasu7410 yekenyeley hawey natey ajona
ሰማይን ምድርን ዘራኸበ ጥበብ ሙዚቃ ዝገርም ጥበብ ተጋሩ!!
Wow zikri niswatna neza birhan natsinet knri zgeberkumna. Men yrso zhalefe kendey dyom nsle hizbi zwedeku. Kab haftkum gal🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምእንተ ህዝቦም ኢሎም እዚ ኩሉ ዝከፈሉ ሰማእታትና ክብርን ምጎስን ይግብኦም እዩ 'ሞ ኤፋና ቲምኒታ ክብረት ይሃበልና ደቂ ትግራይ ዓደይ መዓረይ ።
አብዙይ አሎ ትግራዉነት ማለት ክብድካ ዝበልዒ ደረፊ እየ አየኩም ጀጋኑና ቀስንኪም ንበሩ ትምኒተይ&ኤፊ መቅሰናት
ዓለም ተፈጢራ ዓለም ዘይራኣኻ አብቲ ካልአይ ዓለም ከሜሎ ናብራኻ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ክብርን ሞገስ ንጀጋኑ ስውአትና✊✊
@fikerhaile1335
4 жыл бұрын
😁
W awwww nay bhaki des tebl n tezrbti Tegraja 👍👍👍👍 kemzi aynet tarek yelen i am from eritrea i Love Tegray
ኡፍፍፍ ንባዓተይ ሓሲሰ ምውዳእ ስኢነዮ😭😭😭😭 ደቅታ ሓላል መሬት ጭዋ ህዝቢ ሓበን ይስመዐኒ ካባኹም ምፍጣረይ ክብርን ሞጎስን ንስማኣታትና🙏🙏😭😭😭❤❤❤❤❤
ብገዲም ተጋዳላይ ፍስሃ ዘሪሁን ተደሪሱ፣ ብታ ስርቕርቕ ዝብል ድማፃ ንግስቲ ሙዚቃ ትግርኛ ዝኾነት ትምኒት ትግራይ፣ ሒለል ኣዋልድ ትምኒት ወልዳይን፣ በቲ ኣዘዩ ሳሓቢን ውቅብን ድሚፂ ዝተዓደለ ህቡብ ድምፃዊ ኤፍሬም ኣማረን ዝተዘመ [ዝተደርፈ] ደርፊ፣ ኣዝዩ ብሉፅ ሰሓብይ መልእኽቲ ዝሓዘ፣ ነዊሕ ብራኽ ዝወፀ፣ ቅኔን ብሂላት ትግርኛን ዝተጠቀመ፣ ፍቕሪ ሂወትን ገሊን፣ ገልን ሂወትን ፍቕርን ዘዋደደ፣ ጅግንናንትን ፅንዓት፣ ተኣማነንትን፣ ቓል ምኽባርን፣ ካብ ጋህዳዊን መፃኢ ዓለምን transcend ዝገብር፣ ኣዝዩ ፍሉይ ክሊፕ፣ ሰሓቢ ዓውዲ፣ ፍሉይ ኣልባሳትን ካልኦት ብቓል ንምግላፅ ዝኸብድ ዓበይቲ ርእሰ ጥበብን ዝሓቖፍ፣ ማህደርን፣ ማህፅንን መኹባዕቲ ምድሪ ትግርኛን ዓቕምና ፀንቂቕና ብፅሞና እንተተጠቒምናሉን፣ ከም ዓደንቲ ኣልማዝ ኣትሒትና እንተኲዒትናዮን ክንደየናይ ዓሚቕ፣ ኣዳማሳዊን፣ ነገራት ንምግላፅ ምችውን ሰሓብን ምኻኑ ዘርእን፣ ማዕረ ምስ ግጥምታት፣ ኪሮስ ኣልማዮህ፣ እያሱ በርሀ ዝስራዕ፣ ሙዚቃ ትግርኛኛ ካብቲ ደስኪልዎን ስንኪሉዎን [ሃምባ ጀረምባ ግጥምታትን ቁይፅ ምይፅን፣ ሕንጭሕ ፍንጥጥን ወፅዩ] ዝነበር ሰንኮፍ ኣውፂኡ ናብ ልዑል ብራኸ ትንሳኤ ጥበብ ትግርኛ ዝመለሰን፣ ድሕሪ ኸዚ ንዝግጠሙ ዜማታት ከም benchmark [bar] ኮይኑ ዘገልግልን፣ ንግሊን ዓለምን፣ ቐሺን ሓጂን፣ ንትማሊን ሎሚን ፅባሕን ዘገልግል ኣዝዩ ፍሉይን ላህየታዊን ግጥሚ። ኩልና ተጋሩ ክንሰምዖን፣ ኣገንዕ ክትንብሎን፣ ክነመስግኖን፣ ክነጋውሖን፣ ከም ሓድጊ ክንሕዞን ዝግባእ ግትሚን ዜማን! ፍስሃ ዘሪሁን ዝወለደት ማህደር ጀጋኑ ማህፀን ትግራይ ትባረኽ! ----//------ ኣብ ሰማይ እንተትረኽበኒ ምለለኻኒ 'ዶ ምዘከርካኒ? ኣብ ሰማይ እንተትረኽበኒ መለለኻኒ 'ዶ ምዘከርካኒ? ስመይ 'ዶ መልዓልካ? ብፂት'ዶ ምበልካ? ፍቕረይ ድ' ምበልካ? ናተይ 'ዶ ምበልካ ? መለለኻኒ 'ዶ? ምዘከርካኒ? መለለኻኒ'ዶ? ምዘከርካኒ 'ዶ? ኣብ ሰማይ እንተትረኽብኒ መለለኽኒ'ዶ ምዘከርክኒ? ኣብ ሰማይ እንተትረኽብኒ መለለኽኒ'ዶ ምዘከርክኒ? ስመይ 'ዶ መልዓልኪ? ብፃይ 'ዶ ምበልኪ? ፍቕረይ'ዶ ምበልኪ? ናተይ'ዶ ምበልኪ? መለለኽኒ'ዶ ምዘከርክኒ? መለለኽኒ'ዶ? መዘከርክኒ? እዋይ ከብዲ ዕጉስ! ፅሙእ ንብሲ ርዉይ ኣየ ፍቕርን ገድልን ብዘሎ ትሕጎስ መኣድኻ ቕንጪ መን ኮን ሓሲብዎ? መን ኮን ሓሲብዎ? ሓዳር ሓንጨ መንጪ ፍቕሪ ብደብዳቤ ብርሑቕ ብማዕዶ ግዜ'ቲ ደንዳኒ ንገድሊ ብርቂ እንዶ ናብ ውግእ እንትን ኣቱ ንሕድሶ ቓልና ኣብ መትከል ንራኽብ ሓድራ እንዳበልና ግቡእ እንተፈፂምና ናብ ዝጨራሕናዮ ትዝክር'ዶ ትኾን ትዝሓለፍናዮ ሕፅብቲ መዓንጣ ገና ብዕሸልኪ እዋን ሓራርሶት ኣብ ውድቕቲ ለይቲ ስለ ፍቕሪ ህዝቢ ሓፀልፀል ዝበልኪ ታብፀይትን ፍቅርን መን ከ ይርስዓኪ እዝክረኪ እወ መትሎ ምቃል ጎነይ መትከል ዝሕፀየና፣ ታፍቕረይ ብፂተይ ቕድመኺ ይግበረኒ ማሙነይ ትንፋሰይ እሁ እሁሁሁሁ እሁሁሁ ዓለም ተፈጢራ ዓለም ዘይራኣኻ ኣብቲ ካልኣይ ዓለም ከሜሎ ናብራኻ ናብቲ ላዕላይ ሰማይ ዓንቃዕሪረ እጥምት ብልበይ ይሪኤካ ፍቕሪ ዘይመውት እቲ ሰማይ እንትድብን ፅልምትምት ይብለኒ ወትሩ ዝስእነካ እንዳመስለኒ ሽምዓ እንዳወላዕኹ ብብርሃን ሪኤካ እቲ ሽምካ እንዳልዓልኩ ዘየደቅሰካ ኣብቲ ካልዓይ ዓለም ንራኸብ'ዶ ይኮን? ንፁሓት እንዲና ታይ ኮንኑ ዘይኮን ምዘከርካኒ 'ዶ ድየ ዝበልኩኻ? ትዝክረኒ እወ ነጊርካኒ እንዲኻ መዘከርካኒ'ዶ? መለለኻኒ'ዶ? መዘከርካኒ'ዶ? መለለኻኒ'ዶ? [5X] እሄ ሄሄሄሄሄ እሄሄሄሄሄ እም እም እም እም እም እም እም እም ****
@kibromhafte4926
4 жыл бұрын
ፉልይ ስቒሉ. ....ቃላት የለን ግጥሚ ዜማ ድምፂ መልእኽትን ታሪኽን ኩላኹሉ ኣናብስ
@313_Secret
4 жыл бұрын
Nayzi zema dirset kendi Yemane Haile eyu, kab 40 derfitat zihazet project "kiyana" hanti eya ezia. Yekenyelna Yemane 🍾🥂
@abrahahailu9309
4 жыл бұрын
የቐንየልና። ክበሩ። ተጋሩ ንበሩ።
@lucasabera1679
4 жыл бұрын
@@313_Secretካልኦት ስራሕቲ የማነ ሃይለ እስኪ ኣቕርበልና link እንትሊእካ። እታ ቅያና እትብል እውብ ዝርዝር ኣብላ ሰብ ክላለያ።
@amenmedia7072
4 жыл бұрын
Abera Lucas ፉሉይ ኢካ ባዕልኻ ደስ ዘብል ኣገላልፃ"
Tigrawet ahwatey fkrkum yexnayo fetari! Eritreawi hawukum
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
amen zehwey
ህዝቢ ትግራይ ብዓል ውዕለትና ኢኩም እሞ ወትሩ ክነመስግነኩም ኢና
@user-wb2id9fx5b
3 жыл бұрын
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️አብ ሓደ ምዓልትይ ጥራይ ደጋጊመ ሰሚዐያ❤️ በዛ ደርፊ ብሓቂ ነቢዐ! የቐንየልና ትምኒትን ኤፍሬምን❤️ ሰማእታት ትግራይ ንዘለኣለም ክኽበሩን ክዝከሩን አለዋም :: ነባሪ ታሪክ እምበር ነባሪ ህወት የለን እሞ ቅሰኑ ሰማእታትና ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ኢኩም(ዓወት ንሓፋሽ )🇪🇹🇪🇹❤️🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳
@MegaHaftom
4 жыл бұрын
We are not ethiopian! We are tegaru!! Bamdera sienki
@suzanahigo8505
4 жыл бұрын
Haftom Haileslase ሃፍቶማ ሓወይ አቦታትና 17 ዓመት አብ ሜዳ ፀንሖም ንዛ ቀያሕን ብጫ ቆፃልን ኮከብ ከሮም አርኬቦምና /ቤሄረብሄረሰብ ድማ ኢሎም ሰይሞማ አነ ክአ ብአ ይአምን ናይ ክልለይ ክአ ቀያሕን ብጫን :: 🇪🇹🇻🇳🙏🏼
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኢፊ ትምኒተይ ኣንቢዕኩምና
ምን እደሚሉ ባይገባኝም ክላክሲው ድምፃቸው ምስሉ ሆድ ይረብሻል😭😢
@Armah175
4 жыл бұрын
ልክ ነሽ በጣም ያስለቅሳል፡ በሂወት ያለች ታጋይ ለተስዋ ለፍቅረኛዋና ጓዷ በሰማይ ብታገኘን ታስታውሰኝ ነበር፡ በስሜ ነው የምትጠራኝ ወይስ ጓዴ ብለህ ወይድ ፍቅሬ ብለህ? እንዴት ተረሳኛለህ ያሁሉ ኣሳልፈን፡ ተርነብ ተጠምተን ግን በፍቅር እና በጓዳዊ ፍቅር ኖረን። በግርድፉ ነው።
@urbanhymns6757
4 жыл бұрын
መልእክቱ የሚሎው በትግል ዉስጥ የሁለት ፍቅረኛሞች ታጋዮችነው።ፍቅረኛ ከተሰዋ ብኋላ ያለችው ነው።ከሰማይ ብታገኘኝ ታስታዉሰኛለህ ወይ ፣ታቀኛለው ወይ ፍቅሬ፣ጓደኛየ፣የንየ ትለኝ ወይ የሚልና አጠቃላይ በሂወት ዘመናቸው ያሳለፉት ታሪክ የሚገልፅ ነው።
@habeshawit2551
4 жыл бұрын
ቲማርና ተክሊት ከልብ አመሰግናለሁ ክበሩልኝ❤😍😘
ኣይይይይ ኡፍፍፍፍፍ እውይይይ ማርያም ን ከብደይ ብልዕ አብልኹምን 😭😭😭😭😭😭ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😭😭
ኡፍ ከም ገለ ኮይነ እንበር ሕርቅርቅ ኤፊዋይ ትምኒተይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ደቂ ሪመይ ኣብ ስደት ዘለና ክኣ ስደትና የሕፅረልና
I am Eritrean but I am proud of Eritrean and Tigray martrys .
@asmarina1123
3 жыл бұрын
ዶ ?
@merebintertaiment7594
3 жыл бұрын
Yes we are.we paied a lot and we will keep it up
@Fikru1948
3 жыл бұрын
However. It's ended up fake.
@mekelle3143
3 жыл бұрын
We are brave peace and freedom 🇻🇳🇪🇷
Ahhh Eza Derfi Lbey Kem Gele Geratni 😥 Enqae TIGRIGNA konku Enqa Abqeakum TEGARU ahwatey ❣lab AKELE'GUZAY eritrea.
ገራሚት ደርፊ ካብ ሓደ ዓለም ወሲዳ ናብ ካልኣይ ዓለም እንዳመላለሰት ሲሚዒትካ ካብ እድካ ወፃኢ ትገብር ንህዝብኻ ኪንዲይናይ መስዋእቲ ከም ዘድሊ መምህሪት ኽብርን ሞጎስ ንሰማኣታትና
ኣብ ተፈላለይ ዓለማት ተዛዊረ ሪአ ከም ህዝቢ ትግራይ ስወኣቱ ዝክብር ኣይረኣኩን ። ነዚ ጥዑም ዜማ ምልስ ኢሎም እንተዝሠምዕዎ ክንደይ ምስተሓጎሱ ዘላለማዊ ክብሪ ንሰወኣትና፥
@samrawit7393
4 жыл бұрын
👏👏👏❤❤❤❤
@A.A-ec2gu
3 жыл бұрын
@Abbee thank you so much for your honesty comment
@user-bo2pl1vf9o
3 жыл бұрын
@@A.A-ec2gu úr
@hlnamedia1111
3 жыл бұрын
ብሓቂ ✅
@elsahagos1792
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ብሩኽ ህዝቢ ካብ 🇪🇷
Degagime semieya. rezin meleekti eyu zelewa. semeatatina nizelaelem yizekeru. love to EriTigray brothers.
The same history With Eritrean & Tigray People
አጆኪ ትግራይ ዓደይ ከምቲ ናይ ቀደምኪ ትዕግስትኪ ሒዝኪ ንዝመፀ ፀገም ክንውግዶ እና አንሕና ሰገናት ደቂኪ ትግራይ ዓደይ ንብዓትኪ ንብዓተይ ሰለ ዝኮነ ፍፁም ክትነብዒ አይደልን አባይኪ ይንባዓ ትግራይ
@user-bi8lk7rz7t
11 ай бұрын
❤❤❤❤
የትግርኛ ሙዚቃ አፍቃሪ ነኝ... ትግርኛ አልችልም ነገር ግን ይሄ ሙዚቃ እና ቪድዮ ልብ ይነካል... ኤፍሬምና ትምኒት ድምፃቸው በጣም ያምራል ❤ የበለጠ ቪድዮው እንዲገባኝ ከቻላችሁ ተርጉሙልኝ ባጭሩ ? ክብር ለሰማዕታት 🙏
@user-fx3oy1hh3v
4 жыл бұрын
በትግል ግዜ የነበር ፍቅር ነው የሚያሰየው እህቴ
@user-jj5tu7ck2l
4 жыл бұрын
በእውነት ትልቅ ስው እናመስግናለን
@user-ri4mq2fs6f
4 жыл бұрын
ናመሰግናለን ወንድማችን ስላለፈ ሂወት ታሪክ የተጋዮች ኑሮና ፍቅር ነው ሚገልፀው ወንድም 😭😭😭💔💔💔
ኣብ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ግምባር ፣ ኣብ ከተማ ፣ ኮታስ ብስሩዕን ብዘይስሩዕን ሂወቶም ዝሰኣኑ ወለድና ብዙሓት እዮም ንዓኣቶም መዘከርታ ትኾን ኣዝዩ ጽቡቅ ዘመን ተሻጋሪ ስራሕ።
ኣታ ደጋጊምካ ትስማደርፊይ።ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑው ሰማእታትና
ኣነ እዛ ደርፋ ደጋጊመ ሰሚዐ ኽፀግባ ኣይክኣሉኹን ብንብዓት ተሰንየ እየ ዝሰምዓ ግን ሓደ ነገር ቅር እሉኒ ትምንት በይና ኣብ እስታዴም መቀለ ክትደርፍ ምስ ራእክዋ ኢፍሬም ኣማረ ኣበይ ከይዲ ኢለ ሃቲተ ኣሜርካ እዩ ዞሎ ምሰ በሉኒ ንምንታይ እዚ ዝኣኽል ዓቢይ ማዓሊት ኣብ መቀለ ተረኺቡ ህርመት ልቢ ህዝቢ ትግራይ ብዜማ ኣሰንዩ ዘይተዛረበ ዝብል ሃሳብ ምስ መፀለይ ከምዝ ኸማና እንዳደለየ ና ወረቀት ፀገም ይከዉን እለ ደምዲመ ግን ኣይተሓጎሱኹን❤❤❤❤ ክብር ሞጎስን ንሰማእታትና❤❤❤❤
@filmontesfay2661
4 жыл бұрын
ya hasbka/ki aytselaekwon gn esu ab America nay lekatit 11 beal slezelo nabeu eyu keydu so kulu hade eyu ab Mekelle zelo betom ab Mekelle zelewu yehlfwo ab sdet zelena kea y metsuna ember anhna ke dea tay kngebr .
@user-hd6tw7ys8c
4 жыл бұрын
ok fila hawey terdeyo eko gn nzy zamet kirsiy zkont derfiy slezkont nsu enteznebrs zbelx mdemket malety eye emo gn leliy zkone terdeyo eye
@filmontesfay2661
4 жыл бұрын
@@user-hd6tw7ys8c ewe esus xubuk aleki gal Zale shukor enkae teredaekyo trah.
Wowww xebuk serhe. Kab getma kesab zema. Kalen demxien hawiska Bella serhe. Bravo Kab Eritreawi
I have never seen such as song. Amazing 😉 gusy thanks 🙏 ግጥሚ100 ክሊፕ 100 ዜም 100 ደረፍቲ 100 :: ነዓይ ከኣ 100 like gberuley Eri 🇪🇷 and deki tigray
@samrawit7393
4 жыл бұрын
❤❤❤❤ 👏👏👏
ዝበፅሖ እዩ ዝፈልጦ ንሶም ድማ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን እዩም ክብሪ ንሞገስን ስውአትና ።
ኣብዚ ኣሎ ደርፍ ማለት ኣብ ውሸጢ ኣትዮ ከብድካ ዝበልዕ ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና ተምኒተይ &ኤፉ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ኩርዓት ትግራይ🇻🇳🇻🇳👌👈
ዋው መግለፂ ቃላት ሲኢነልኩም ጀጋኑ ደቂ ሓራስ ነብረይ 😘
best modern music from tigray. well done❤️🇪🇷
ተገርም ደርፊ...ናብ ውሽጥኻ ፈንፂሓ ትኣቲ😍
ድቂ ታሓላል መሬት ከብድካ ትበልዕ ደርፊ እንካዓ ኣማዓዲና ንረኢኩም ኣይኮና ድቂ ትግራይይይ ዓደይ ጀጋኑ ከምይ ዲና ሑበናት 😢💪💪💪💪💪💪💪💪💪
*#አብ** ሂወተይ ከሙዙይ ዓይነት ደርፊ ፈትየ አይፈልጥን ብዙሕ ይሰምዕ እየ ዕድል አለኒ ናይ ደርፊ ምክትታል ግን አይ ከም ናይ ትምንትን ኤፍሬምን ሙቁር ደርፊ አይተማረኩን#*
I am from Eritrean. Good bless you Tegrai ✌️
Proud to be Eri + tigray ajokum ajona bi adey tegrawit bi aboy ka Eritrawit betami ye zeftwekum ehwatey natey !
@lgq6983
4 жыл бұрын
Iove to 💝💝😚😚🙌🙌🙌
@user-gt7cv4oc6t
4 жыл бұрын
ምቅርቲ ዋላ ንህና ውን ንፍትወኪ ❤😘
@Armah175
4 жыл бұрын
ጽርይቲ ትግራውይቲ!
@f-fightereri8616
2 жыл бұрын
ድቓላ በላዒ ክልተ ስጋ
@shabaymender9126
2 жыл бұрын
@@f-fightereri8616 ageb !!!! Eri ilka dima xihifka ? Sidi mewaredi adu
ተጋሩዋኒ እንቋዕ ኣብፀሓና ንባዓል ለካቲት 11 ትምኒተይ ዋውው ድምፂ ኤፊ ጀግና ንበረለይ ♥♥♥♥♥♥
ዓለም ተፈጢራ - ዓለም ዘይራኣኻ ኣብቲ ካልኣይ ዓለም - ከመይ'ሎ ናብራኻ ናብቲ ላዕላይ ሰማይ - ኣንቃዕሪረ እጥምት ብልበይ ርኤካ - ፍቕሪ ዘይመዉት:: 'ቲ ሰማይ እንትድብን - ፅልምትምት ይብለኒ ወትሩ ዝስእነካ - እንዳመሰለኒ ሽምዓ እንዳወላዕኹ - ብብርሃን ርኤካ 'ቲ ሽምካ እንዳልዓልኩ - ዘየደቅሰካ:: we love u Timty and Efu
Proud of you tegaru ahwatna. eski bejakum kulukum nana nertrawyan hagerna selam koyna adna knmles kab lbkum xelyulna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexlondon3659
4 жыл бұрын
ኣጀካ ኩሉ ዝካኣሎ ገንሸል ኣምላክ እስራኤል ብሓይሉ ዘይክኣል ዕፅው ዝመስል ዓብይ ካንሸሎ ብ ሓደ ምዓልቲይ ክኸፍቶ እዩ ክብርን ሞጋስን ንድንግል ማርያም ምስትይ እንጀራ ዓለም ሉኡል ወዳ ሃሊየ ሎያ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ምቁረይ ብሓቂ ኣይትኣምነንን ምበር ኻብ ናተይ ስደት እታ ናትኹም ስደት ብጣዕሚ ተሕስበኒ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ንደቂ ኤሪ ዝኸውን ምሕረት ብታ ጥበብኻ ገይርኻ ነታ ብርኽቲ ዓዶም ኣርግፆም ኸምኡ ውን ንኹላትና ስደተኛታት እና መዓረይ እቲ ኹሉ ዝኸኣሎ ኣምላኽ ኣሎ
@helenmokonen551
4 жыл бұрын
Ajoka zehawey ❤️
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
@Faniel Tekle 💜💜💜💜💜
@2pacshakur845
4 жыл бұрын
Ajoka kubrur HAW/ hafti hade malti zeyterf yu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
#ዝተሰመዐኒ ስሚዒት ክንግረኩም ኣይክእልን ኣይካኣልኩን!!! ስቁ ኢሉ ናብ ዘይትፈልጦ ዓለም ህልም የብለካ! !!!#ሰሪሑኩሞ ብሓቂ !!!
ኡፍ ክንደይ ካብደካ ዝሓቁን መዚቃ እዩ ትምኒተይ ኤፊየ ዕደመን ጥዒናን ይሃብኩም ደቂ ዛሓላል መሬት ጀጋኑ ብሓቂ ብስም ትግራይ ን ለካቲት 11 ላይክ ግቦርለይ ደቂ ዓደይ ሽኮራት 🇻🇳💖💖💖💋❤
ንመጀመርታ ግዜ ይጽሕፍ ኣለኩ ነቢዐ ዘይፈልጥ በዛ ዱርፊ ነቢዐ ኣቲም ዲስ ላይክ ጌርኩም ዘለኩ ሃገር የብልኩምን ዲዩ ኢድኩም ትቖረጽ
Great Song Timnit & Ephrem!!! Tegaru Ahwat'na
@sisaybiruk8332
4 жыл бұрын
ክብሪ ንክልቲኡ ክቡር ህዝቢ ካብ ልቢ ይፈትወኩም ኣሕዋተይ ደቂ ኢረይ
እውይ ከም ገለ ዓይነት ደርፊ 😢😢😢 ውሽጥካ ይትንክፍ ፅብቅ ስራሕ ጀጋኑ ኣንቢዕኩምና
እኔ ቋንቋውን እልሰማም ግን ትግርኛ ዘፈን በጣም ደስ ይለኛል አሪፍ ስራ ነው I think ስለፍቅር ነው ብየ አስባለሁ ከተሳሳትኩ እግዙኝ ማለት ድሮ በወታደር ቤት ፍቅር እንዴት እንደነበር
@gualteghray1733
4 жыл бұрын
ልክ ነሽ
@hdhdgxhx5620
4 жыл бұрын
አመሰግናለሁ🙏🙏🙏
@user-jj5tu7ck2l
4 жыл бұрын
ልክ ነሽ መኣርይ
@genetgebre480
4 жыл бұрын
👍
Nay Behaki Nebiee Yebel ❤️demxi Kab Haftkum Eritreawit
እወነቴን ነው እናንተ በኢትዮጵያዊነታቹ ኣትደራደሩም እኔ ድሞ ሃገሬ ስለምዎዳት እዎዳቹኣለሁ ትግሬ ውስጤ ነው ምርጥ ጊዜም ይመጣል😢😢😢😢😍😍😍😍
@raheld809
4 жыл бұрын
TAJU SAID we love you too yehagere lij 💕❤️
@ghirmayaraya3158
4 жыл бұрын
እኛም እንወድሻለን!!!
እዚእዩ እዋኑ ዝሓለዋ ደርፊ ማለት ፡፡መቕነት ትምኒት ከይድነኩዋ ኣይሓልፍን ብሓፁሩ ክብሪ ንቶም ጉርዲ ዘይለብሶም ጀጋኑ ሱዉኣትና ከምኡ እውን ንቶም ሕድሮሞ ከይዕብሩ ለይትን ቀትርን ዝሰርሑ ዘለዉ መረሕትና !!
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
4 жыл бұрын
✌️👌👌👌👌
ከብድካ ትበልዕ ደርፊ ብልፅቲ ክብርን ሞጎስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ሰማኣታትና😥
@samrigualgerush3470
4 жыл бұрын
መሳጥሕቲ ተራኺብና ዶ 😘😘😭
@merhawitdawitnegasi1251
4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
@DinaWoldu
4 жыл бұрын
ኤልሲ የኔዋ🤕
@ziyadaziyada9036
4 жыл бұрын
God bless you wedi hafti efarey wedi hixb meanta raza nay abu haza❤🤩🕯💡
I love ❤️❤️❤️❤️❤️tigray 🇪🇷
እዛ ደርፊ ምእንቲ ናጽነት ሰላም ህዝቢ ኢሎም ፍቅሮም ትሕቲ ምድሪ ዝቀበሩ ጀጋኑ የሕዋተይ ኣቦታተይ ኤርትራውያን ጌረ'የ ዝወስዳ ከምኡ'ውን ተጋሩ ከም ገለ ትገብረካ በቃ uffff sakt beka halifom😭😭🇪🇷🇪🇹
@brtukantube7096
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️🇪🇷❤️
ናብ በረኻታት ብሓሳብ ዕዝር ዘብል፣ ውሽጥኻ ዝትንክፍ ዜማ። የቐንየልና ኣብዚ ንዝተሳተፍኩም ኩሉኹም ደቂ ህዝቢ
Am eritrean but i feel like i want cry cuz i love music
@semharweldetnsae6420
4 жыл бұрын
It's not because you love music. It belongs to our beloved brothers too,who buried their dreams and thri worthy life in this meaningless war.That is why we are treating with them now.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷