I am from eritrea, i used to lived in Mekele, even my elementary school was in Mekele, i witness Endertas people are good and will come to anyone to hear about mothers of Enderta to suffer by the hand of TPLF is sad
@buonavita417510 ай бұрын
My condolences to all my beautiful people of Tigray God be with you all my beautiful mamma’s of Tigray
Hzibi tigray megbi eyu zdlyo hji I was in adwa shire endaslase adigrat 1989 nay e p l f tegadalay hzbi tgray lewaht eyom I remember bhade nkales nerna zehzn eyu
@zeinakahsainaibhakitumderf792510 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@heranbereket547810 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@stomsaleh369010 ай бұрын
😭😭😭
@mihretandeberhan89710 ай бұрын
That yhab
@HabenAtobrhan-iu8mj10 ай бұрын
Ahh xniat yhaben entay emo ygeber nklte yehwat zelon zeyelen kqetlekayu ketfiakayu endabelu meblie enjeriom geyremo an nuas edmia mefto arer geyremo deqom ab zhshom sedidom natu hawey dehan kulu eritrawi ykun tigraway yehwat keloyu ab hawi ztebswo zelewu
It saddens me so many young men parish to fulfil handful's ኣረግሮት ዓዋሉ፡ብ ቖልዑ ደቂኣንስትዮ ዝጻወቱ፡ ሰረቕቲ፡ ቀተልቲ፡ ሰኽራማት፡ ኣመናዝር፡ ጽጋበኛታት፡ ደም ሰብ ዝጸማኦም፡ ኣረሜናት፡😈፡ ለካሚቶም ትምጻእ!
Пікірлер: 112
ናቱ ሐዉና ጽንዕት ይሀብኩም ህዝቢ ትግራይ
ጽንዓት ይሃብ ኣምላኽ ንወለዲ ትግራይ
እዋይ፡እዋይ፡እዋይ፡ኻብ፡ሐድ፡ገዛ፡ሐሙሽተ፡እዴታት፡ትግራይ፡ጽንዓት፡ይህብክን😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏😭😭😭
ናቱ ሐወይ ዘሕዝን እዩ :: ደም ሰብ ዝረከሰሉ ሰብ ዝረከሰሉ ግዜ ኢና ዘለና:: አነ ግን ካብ አእምሮይ ንላዕሊ ኮይንኒ እቲ ሐዘን ::ሕጂ ከማን እግዚአብሔር ኢድ የምብረለን ነዴታትና ን ነቦታትናን::😭
እህ ህ ህ ህ እንታይ ከምንብል ኮ ጠፍኣና!!!!! ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና ጽንዓት ይሃብ ንመወቲ ከኣ ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።እንበር ሕውሓት ሲ ጉድ እዮም ጌሮሞ ነዚ ከባቢና 😢😢😢
I am from eritrea, i used to lived in Mekele, even my elementary school was in Mekele, i witness Endertas people are good and will come to anyone to hear about mothers of Enderta to suffer by the hand of TPLF is sad
My condolences to all my beautiful people of Tigray God be with you all my beautiful mamma’s of Tigray
ጽንዓት ይሃብኩም ሰድራቤት ወለዲ።😢
ጽንዓት ይሃብኩም ወለዲ ትግራይ 😢😢😢 ነቶም ዝተሰውኡ መንእሰያት ብሰላም ይዕረፉ 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️😢😢😢😢😢
ጽንዓት ይሃብ ወለዲ ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም
Condolence to the people of Tegray and to you. God bless 🇪🇷Eritrea 🇪🇷 and Ethiopia 🇪🇹
ናትናኤል ብመጀመርያ ንህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃቦ። ኮምኡ ዉን ንዓኻ። እንተ እዞም በላዕቲ ስጋ ሰብ ግን ኣይግዶም ሕጂ ኣብ ምሻጥ ሓጺነመጺንን ረዲኤትን ይቀዳደሙ ኣሎዉ። በዓል ጀ/ጻድቃን እወ ሰረቕቲ ኢና ንፈተሽ ክብል ከይሓፈረ ተዛሪቡ። ዝኣኽለን ጢሒነን በኣለ ማርያም ይብላ ኮይኑ ነገሩ። ትግራይ መንግስቲ ኮይኑ ዝነቦሮ ባህሉን ክብርታቱን መንጢሎሞ። ተበራበር መንእሰይ ትግራይ።🇪🇷🇪🇷
Amlack tsnat yhabkn ADETAT TGRAI very sad day😭
ሐዊ ኮነ ኢሉ ዝኣጎደ ሰብ ብሐዊ ኣይቃጸልን። ወለዲ ካብዚ ተማሂሮም ብድሕር ሕጂ ንዝኾነ ፕሮፖጋንዳ ናይ ዉግእ ክቃወምዎ ይግባእ ። ጽንዓት ይሃብ።🙏🏽
Xenat yehbkum weldi Tigray😭😭😭😭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Sorry for the lost my beutiful people
ኣደ ትግራይ እግዛብሔር ኢዱ የንብረልኪ ጽንዓት ይሃብኪ😢😢😢😢😢 ከቢድ ኢዩ😢
እንታይ እሞ ክብሃል ሕጂ ውን ውግእ በላዕ ኩሉ ከምሙኻኑ መንእሰይ ትግራይ ኣስተውዕል:: ናቱ ጽንዓት ንዓኻን ን ኣዴታት ትግራይ😭
ጽንዓት ይሃብኪ ወላዲት
Znat ihabkin adietat tgray 😭😭😭😭😭🙏
Very sad can’t stop crying 😭 uuuuufffff
Tsineat yehabikum natu abi seb fitari niweladit Kibel Selam yewurid😢😢😢😢😢😢😢
ናይ ባሓቂ ዝሕዝን ንምንታይ ተሰዊኦም ትርጉም ኣልቦ መስዋእቲ ተሰዊኦም መንእሰይ ትግራይ 27 ዓመት ዘየዕበይዎ መንእሰይ ኣብ ውሺጢ 2 ዓመት ኣጥፊኦሞም ይገርም እዩ ንምንታይ ስለምንታይ ወልቃይትን ምንእሰይ ኣጢፍኦሞም ዕላማ ኣብዘይ የብሉ ሳአን ብሰላም ኣብጣውላ ምፍታሕ ምንእሰይትካን ወልቃይትን ኣብኢድካ ኸለዉ ብሰላም ኽፍትሕዎ ነይርዎም እንዳ ጁንታ ንዓለም ኽትክድም ኽትብል ነብሳን ህዝባን ኽርትምትም ኣቢላቶም እዛ ኸዳሚት ጉጅለ።
ንበዓል ደብሪጽ ከድሕኑ እዮም ሞይቶም፡ ኣይተሰዉኡን። ንኣዴታት ትግራይ ጽንዓት ይሃብ።
መሳኪን ኣደታት ኣቦታት፡ ልብኻ እዩ ዝሰብር ፡ ብውሑዳት ጽጋበኛታት ስረቕቲ፡ ኣዴታት ውላደን ተመንዚዔን ፡፡ ኣጆኽን ኣደታት ደቅኽን ዝሰኣንክን፡
ህዉሐት ሕጂ ዘርድእ ዘሎ ነቲአ ሱር በቆሰ ለዉጢ ኸረሳስዕ እዩ
❤❤❤❤ condolence to all people tgray and you natu brother ❤❤❤❤❤
Tsnoat yahab nkulu Hzbi tgray natu hawna ❤
Hizbi Tigray Rahwa yewridelu. Merahti hiwehat aysemiuen iyom. Dr Abey idil hibiwom Pretoria keydu bsenki America ziakel
ንቐፌታ ክብልዎ ዝቐነዩስ ነዚ ክፉእ ንምሽፋን ኢዩም። ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ። ክገርመኩም ድቃስ ኣብዩኒ ሰዓት 2:10 ናይ ለይቲ ኮይኑ ኣሎ።
ሰላም ናቱኤኤ ከመእ ከንካ ኩቡር ሓወእ ብዝተረፈ ክብል ዝደሊ ዝናት እሓብቂ ኣደ ትግራዕ ክብል እደሊ ኣምላኽ ምስ ኩልና ኣሜን. 🙏🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤.
Thank you Natie
Xenat yehbom
Tnx bro naty
Xinat yehbka hezbi tigray 😢😢😢
Extremely sad. My condolences to all. 😢😢😢😢
ጽንዓት ይሃብ፡እንተኮነ ግን ሕጂ እውን ኩንት ናፊቆም ኣለዉ ባሕሪ ኤርትራ ክንሕድግ ኢና ይብሉ ኣለዉ።
@radyaesmael-ex7vk
10 ай бұрын
Yegrmka euo tegaro kab gegom aimahron euom bixami yehzin
Natu hawey tsenat yhabk ms mlue hzbi Tigray
Tsnat yhabom nkulu sdran fetawn Natu hawna
Mengste semay yewarsom nsdrabet kaa xnoat yhabkum 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
May they in rest 🫛 in peace. I hope the leaders learn from their mistakes.😢😢😢
eway Africa byaemi yehzn
Xenat yehabka natal
So tragic. I feel very sad to see the parents
መርድእ ንህዝቢ ትግራይ ህያብ ኣይኮነን። ህያብ ህዝቢ ትግራይ ወይ መንእሰይ ትግራይ ክርህዎ እንተኾይኑ ሱር ቦቆስ ለውጢ ኣምጽእ።🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
Very sad day
Oohhh my God Eyorusalem is too young I don’t know what to say 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Wayy yehwatey mengstesemayat yewarsom ertireawyan fetina ayikonan tewgiena weyane selam silezkeleana eyu ember fikirn selamin ena nideli nerna
Tigray people pay big time but tests the nature of ethnic politics.
Natom btami zehzniu
I felt horrible when I heard about this.
mergem nay qerni africa Amlak mhretu yewrdelna
Xnat yhaben adetat tigray😭😭😭😭😭😭😭😭
Ane guhye natu hawey yigerim iyu
🙏🙏🙏
በሊሕ ሰብ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤
I’m to sad my heart is pinning me uuuuffff
Nay FETARI selam niakan beatsebkan Natu ❤🥲niakan netom cheqoq endabelu wiludom zeibeiu Mehzenti weledi tisnat yahabkum tisnu yergitsena bmhretu 🙏🥲🗣
😢😢😢
Ezom xnat yhabki ade tgray tblu zelekum Eritrawyan kndey ahwatna tesewiam kmzelewo fltsu
Hzibi tigray megbi eyu zdlyo hji I was in adwa shire endaslase adigrat 1989 nay e p l f tegadalay hzbi tgray lewaht eyom I remember bhade nkales nerna zehzn eyu
😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭
That yhab
Ahh xniat yhaben entay emo ygeber nklte yehwat zelon zeyelen kqetlekayu ketfiakayu endabelu meblie enjeriom geyremo an nuas edmia mefto arer geyremo deqom ab zhshom sedidom natu hawey dehan kulu eritrawi ykun tigraway yehwat keloyu ab hawi ztebswo zelewu
Naty hawy btami yhzn eyu kulu nerion nsemion zelna gn entay ygbr amelak yeakl yblna .
😱😱😱😱😱😱😱😱😱
ከይቀትልዎ ፈሪሑ ክነሱ ፡ብአልማማ ድማ ንኩናት የእቴሞ ፡እንታይ ይጽበ አሎ እዚ ህዝቢ፡ ዝገርምዩ ።ጽንዓት ይሃብ
ሕጂ ደይኾነ ቆጸይጸይ ቀደም ነጊርናኹም ኾ መስኺናይ መንእሰይ ምስረገፈ እንታይ ይአብስ አደታት ትግራይ እግዚያብሄር የጽንክን 😭
ዓገብ ዝብል ለባም ሰብ ተሳኢኑ። ህይወት ደቂ ሰባት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብከንቱ ዝጠፍእ ዘሎ ብሰንኪ ፖለቲከኛታት ዝፈጠርዎ ዉግእ ይኹን እምበር፣ ወለድን ካህናታን እውን ደው ከብልዎ ዝኣክል ኣይጻዕሩን። መሰኪን መንእሰያት መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም።
very sad hizbi tigrai natu hawna ajoka haki tezaribka nihzbi tigrai demtsi koynka ika.
VERY VERY SADDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDDD....
ፈራሕ ህዝቢ እዩ ጀግና ይመስለኒ ኔሩ ካብዚ ዝከፍእ ታይ ኣሎ ማዓዝ እዩ ይኣክል ዝብሎም
መራህቲ ሃይማኖት ናይ ኢትዮጲያ ይኹን ዋላ ናይ ኤርትራ ትግራይ ዓበይቲ አቦታት ይኹኑ አዴታት ስቕ እዮም ኢሎም ህጂዉን ተራኹም ከተበርክቱ ይግባእ እረቒ ክግበር ይግባእ ኣምላኽዉን ክሰምዓና እነተኾይኑ ብዝኾነ ኣምላኽ ይኣክል ይበለና ናቲ ምህረት ይግበረለና ።
Natu hawna xnat yhab.....tray hji bezi yehlfo bel
nati hawey harirena wko besum hemakat ajoka kaleska kalsena eyu hawey
ቦኒታ ዝብሃል ሃዲሙ ወጺኡ ብዙሕ ህጻናት አጥፊኡ
i wish to speak in amhrica at the same time you will get more viewer .
ድካ ትግራዋይ ብበለጸኛታት የሕዋቱ ተጠቢሱ አደ ዘክታም ጌሮማ ካብ ውግእ ደአ መጨረሸትኡ ጥፍአት እዩ ዜና አወት ዳበሉ አሰኪሮም እዞም በለጸኛታት ሐዊ የእቴሞ
Very sad
Azi merkeb bunita zbhall nbuzuhh😂 menasey tgray abzi zhalefe kinat nkatu buzuhh zgosgose seb eyu kinat mss jemer gnn nabb adiss abeba eyu hadimu abb bolle abb fekodp night club eyu zhadrr neru dhriau kabb Ethiopia teklilu wetsiau b ashawll menaseyatt tgray tehateti eyom beall ezi.
መን ኢኻ ንስካባ
Ata hasawi ab geza kof elom ewn mot eko eyu shaebyan fanon demo aykonun eyom zderfru zneberu aferfer aytbel
መርድእ 1983-4 ዓ/ም ዘይመፅኹም ብህይወት የለውን ተባሂሉ ኢዩ ህዝቢ ትግራይ ። ቐፂሉም 1985ዓ /ም ሃንጎሪማ ኢሎም ልዕሊ ሳላሳ ሺሕ ተጋድልቲ ኣባሪሮም። ብምቕፃል ብምምጥጣን ኢሎም ልዕሊ ኣርባዓ ሺሕ ኣባሪሮም። ታሕተዋይ እርከን ስልጣን ብኣንጋደልን ዝበሉን፣ ናይ ደርጊ መከልከልቲ ዝነበሩን እቲ ስልጣን ክታሓዝ ገይረምዎ። ንተጋደላይ ነበር እናፀረፉ ይውሉ ኔሮም። ሽዓብያ ወሪሩ ናብ ውግእ ኣቲና ከም ቆፅሊ ረጊፉ ወጣት ካብ ሞት ዝተረፉ ኣሙሽተ ሺሕ ተዋሂብዎም ተሳናቢቶም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረኸበ ገንዘብ በሊዐሙዎ። እዚይ ናይ ሐዚ ውግእ መራሕቲ ህወሓት ከይእሰሩን ዝዘረፍዎ ንብረት መልሱ ኸይበሃሉ ኢዩ። ጦርነት ጠጠው ምስበለ መራሕቲ ናብ ስርቂ ኣቴም፣ ሰራዊት ምብራር ጀሚሮም ዝገርም እዩ ታሪኻዊ ስሕተት ይድገም ኣሎ። ካብ ኮሎኔል ፍስሃ ወዲ ጣውላ።
እቲ ቦኒታ ወዱ ረሳሕ እዩ ኩሉ ናይ አመንዝራ ደርፍቲቱ ወያነ እንዳበላ ንባዕሉ ይሃድም
ዘሕዝን ዩ ንሶም ሓንቲ አይበደሉ ህዝቢ ትግራይ ተገዲዱ ክኸውን ይኽእልዩ ግን ድማ ከም ጅግንነት ተቖፂሩ ብዙሕ ተፈኪሩዩ።አደ ትግራይ መሪቓ አፈንያ ተባሂሉ ዕላማ ንዘይብሉ ሃሊቑ።አደ ኤርትራ አብሱሳታት ንወዳ ናብ ገድሊ ንከይከይድ ትልምኖ ኔራ አብቅድሚአ ብደርጊ ክርሸን ምስራአየት ግን አማራፂ ሲኢና ኪድ ተጋደል ኢላቱ መስዋእቱ ድማ ሓልል ኮይኑ።ህዝቢ ትግራይ ግን መሬትንዳማትኩም ክትወሩን ንስልጣን መራሕትኹም ከተናውሑ ንሰላም ተለሚንኩም ታሓሲምኩም ውፂኢቱ ድማ ከምዚ ኮይኑ ተሪፉ።ብኽልቲኡ ወገን ነቶም ዝተስዉኡ መንግስተሰማይ ንኹሉ ቤተሰብ ድማ ፅንዐት ያህብ ብሕጂውን ልቢ ያሃብኩም።
ኣስመራ ኢንተ ዛይኣትየ እይ ትግራዋይን፡ዲሕር ኣራት ኪሎ፡ናብ ዓዲ ሃሎ ፡ኩናት ባህላዊ ጾታና ኢንዳ ተባሃሊ፡በቆልዑት ትጻዊቶም ፡ንህዝቢ ጽንዕትያሃብ።
@MTO2024
10 ай бұрын
Hiji keman sheabya meliu ketfean yxbe eiu zelo esle hseb mis Eritreawi beasi gdefu hiji keman
እንታይ ማለትካ እዩ ምእንተህዝቡ ክስ ዋእ ኣይብሉን ዋላ ንባዕሉን ንወለዱን ክብል ክቃለስ ኣይምነበሮን ብር ንስኻ እትድግፎ ወታደር ሻዕብያ ኣደታቱን ኣሓቱን ንልዕሊ ዓሰርተ ምድረ ባንዳ እንትድፈራ ሪኡ ንክስዋእ ኣካሉ ንከወፊ ምውሳኑ ከመይ እዩ ዝፈርድ እቱ ርእስኻ ወይስ ዕላዊ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ኣነ ኣድሚፀካ ኣይፈልጥን ሕልፍ ክብል ኣጋጣሚ ሪአካ ከምዚ ዝብል ትግራዋይ እውን ኣሎ ድዩ
Eway weladit trekibo 😢😢😢😢😢😢
Zhzz eyu 😂 Kbrnn mogosnn nsemaatat tgray
ብዝኾነ ንኹሎም ወለዲ ኣሕዋት ኣሓት ኸምኡ ድማ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብኩም ግን ንስኻ ናትናኤል ነዚ ዝሕዝን ኣይትጠቀመሉ ንረብሓ መድያኻ እልካ ምስ ሱዓድ ወይ እስታዝ ሱዓድ ተቀማጢት ሃገረ ስውድን ሓደ ካብዞም ኣርትስት ዝተሰወኤ ኣይሰማዕናን እልኩም ትዛረቡ ኔርኩም ሕጂ ግን ኣርትስት ቶማስ መኮነን ከም እተሰወኤ ተገልጹ ኣሎ ካብ ሕጂ ግን ተሰሚዕ ትኸውን ተሃውኽካ ኣይትዛረብ ሓደ ዝተሰውኤ ዋጣ የለን እልካ ከይተሃወኽካ መልሓስካ ቆጥብካ ተጸበይ ሰብ ኣይትዝለፍ
ገፅካ ይርሓቕ ድሁል ጃሱስ
It saddens me so many young men parish to fulfil handful's ኣረግሮት ዓዋሉ፡ብ ቖልዑ ደቂኣንስትዮ ዝጻወቱ፡ ሰረቕቲ፡ ቀተልቲ፡ ሰኽራማት፡ ኣመናዝር፡ ጽጋበኛታት፡ ደም ሰብ ዝጸማኦም፡ ኣረሜናት፡😈፡ ለካሚቶም ትምጻእ!
😢😢😢😢😢😢ኣዴታት ኢትዮጵያ ኣዴታ ኤርትራ ጽናዓት ይሃበክን ብፍላይ ኤርትራዊያን ተጋሩን 😢😢😢😢😢😢😢😢ዘሕዝን በቃ
እዋይ ሺግር አብምንቲ ምንታይ ይዚ ኩሉ ሞት እንተልና አኪንዲ መራሕቲ ወያኔ እዮም መይቶም የደንግጹኹ እቶም ወልዲ ናቶም ዝዳሐኑ መራሕቲ ድማ አብ ወጻኢ ሀገር ኮይኖም ጸጽቡቁ እንዳበልዑ ይሰኽሩ አለዉ ተብራበር መንእሰያት ትግራይ
Hzbi tgray kab propaganda weyane temahar nwulkom enber bzaeba zi haliku zelo menesey tgray gdi yeblomn
ብርጌድ ንሓመዱ ተጋሩ ካብ አረጊት ባንዴራ ኤርትራ ተኸዲንኩም አብ ውራይ ኤርትራውያን እንኸድኩም ብደንጎላን በትርን ትፋግኡ ዘለኹም፡ ጠጠው አብሉ፡፡ ካብ ምስ ኤርትራውያን ትባአሱ ምስ መራሕቲኹም ተባአሱ፡፡ ፌስቲቫል ኤርትራ ከድካ ቴንዳ አንዲድካ ጸብሒ አዘፍሰካ ፍንጃል ሰርካ ሽፎን ሰሪቅካ ኬድካ ንብዓት አደ ትግራዋይ ደሪዝናላ ትብሉ ልቢ ግበሩ፡፡ አብ ፌስቲቫላት ኤርትራ ኬድካ ቆልዓ ሰበይቲ እንተአሰንበድካ ትግራውይቲ አደ ስውእ ወዳ አይመለስካላን፡፡