Tigray Media Network አነ ዝመርሖ ውግእ የለን ጌታቸው ረዳ Jun 13, 2024

Ойын-сауық

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network KZread Channel Like Share Subscribe

Пікірлер: 82

  • @Aman80770
    @Aman807705 күн бұрын

    ናቱ ጌታቸዉ ይበል አይበል መንግስቲ ኤሪትራ ብቓላት ጌታቸዉ ዝህመል አይኮነን ። ጌታቸዉ ንመን ኢዩ ወተሃደራዊ፡ መናዉራ ክገብር ዝፍትን ዘሎ ። ። ።

  • @edenpazom9452

    @edenpazom9452

    5 күн бұрын

    ከከከከ ዓቅሞም ዘይፊልጡ እዮ ንዓይስ የስሕቁኒ እዮም ሻዕቢለይ ቤላ ቀላል ይመስሎም

  • @user-nl1hv7ni2l

    @user-nl1hv7ni2l

    4 күн бұрын

    Excellent you are!!!!!. Continue!!!!.

  • @johonyebyo9956
    @johonyebyo99565 күн бұрын

    ናትናኤል ብጣዕሚ እዋናዊን መሃርን ንዘይተረድኦ ውን ዓቢ ሓቤሬታ እዩ እሞ ቀጽሎ

  • @habtishtsegay8967
    @habtishtsegay89675 күн бұрын

    Bflay mis Eritrea 🇪🇷 kunat keythasbuwo eti nay tmali hxe slezkone.

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu59105 күн бұрын

    አነ ዝገርመኒ እዞም ረሳሐት ነብሲ ፍትወት ከምዚኦም ዝአመሰሉ መረሰነሪ እዞም ዘይሐፍሩ ከዳዐት

  • @truelove9270
    @truelove92705 күн бұрын

    Keep it up Brother Nathnael ... Enough is Enough Tigray people suffering & paid alot .

  • @user-vu6pr2xc6b
    @user-vu6pr2xc6b5 күн бұрын

    Nice Natu. Keep calling peace among the people of Eritrea and Tigray.

  • @rahmaidris4384
    @rahmaidris43845 күн бұрын

    ናቱ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @asterfoto8177
    @asterfoto81775 күн бұрын

    ናቱ ሕቡን ትግራዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l4 күн бұрын

    EXCELLENT NATHNAEL!!!. YOU SAID THE TRUTH!!!!.

  • @wewe5688
    @wewe56885 күн бұрын

    ናቱ ጅግና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ኩሉ ንሰላም ይስራሕ

  • @tesfahiwetsolomon3382
    @tesfahiwetsolomon33825 күн бұрын

    GBU Natu good job really Fetari n alemna selam yewrd🇪🇷❤️

  • @wearo46
    @wearo465 күн бұрын

    Ayenay merat eyom kimiles zidelu ezi zerebazi nay selam aykonen

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch445 күн бұрын

    ዝኾነ ትግራዋይዩ ምረትና ከነምልሲና አንዳበለዩ ሰላሚና ንደሊዝብል ስለዚናይኩሎም ተጋራጫዊዩ

  • @kibromgebrewoly9247
    @kibromgebrewoly92475 күн бұрын

    thanks more natnel kemaka yebzhayo

  • @yonasTesfamaryam
    @yonasTesfamaryam5 күн бұрын

    Keslo🎉🎉❤❤

  • @user-fl2tj3vv9m
    @user-fl2tj3vv9m5 күн бұрын

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉

  • @degolberhe915
    @degolberhe9155 күн бұрын

    Thanks!

  • @semeretekleab7833
    @semeretekleab78335 күн бұрын

    Kemaka eyom zedlina. Natu jegna admen teanan yhabka fetari

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion16145 күн бұрын

    ❤Natu Arkey

  • @user-jr2qb6uf5x
    @user-jr2qb6uf5x5 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @wediere2238
    @wediere22385 күн бұрын

    ናቱ ኣቦ ሰላም ❤❤❤ንህዝቢ ትግራይ ኣማራጺ ንስኻትኩም ክትእለዩ ጥራሕ ኢዩ መፍትሒኡ ስጋዕ ንስኻትኩም ከም ካንሰር ፈጨቕጨቕ ኢልኩም ዘሎኹም ንህዝቢ ትግራይ ውግእ እንበር ሰላም ከተምጽእሉ ማለት ዘበት፡ በዓል ወደ ኣሸብር ሂወት ብዙሓት መንእሰያት ተሓታቲ ምዃንካ ኣይትረስዕ።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54995 күн бұрын

    እዚኦም ኣብ ሰላም ዝነብሩ ኣይኮኑን ንጊዚኡ እዩ ስጋብ ዝደላደሉ እዬም

  • @Ksa-ci3ed
    @Ksa-ci3ed5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weredelugano1015
    @weredelugano10155 күн бұрын

    ❤❤

  • @user-pt8wo6bp2n
    @user-pt8wo6bp2n5 күн бұрын

    Asena kam afom yegbar selam yawrdalna❤❤❤❤❤

  • @lettetecle4258
    @lettetecle42585 күн бұрын

    Etom wege zeblu baelom jewagu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80455 күн бұрын

    ናቱ ደላይ ሰላም ፈጣሪ ይሓግዝካ

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl5 күн бұрын

    Des zebl eyu 🙏🏾🇪🇷🌹

  • @abebahaile2552
    @abebahaile25525 күн бұрын

    ናቱ:ደላይ:ሰላም:አብ:ሂወትካ:ንሰላምስለትጽዕር:ብህዝብን:ብአምላኽን:ፍቱው:ኢኻ:አብ:ታሪክ:ውን:ብደላይ:ሰላምሽምካ:ንዘላአለም:ንውሉድ:ወለዶተሰኒዱ:ክነብር:እዩ:❤❤🇪🇷🇪🇷👌👌

  • @abrehetadem9240
    @abrehetadem92405 күн бұрын

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌷🌷❤️🇪🇷🌹

  • @andesokar4515
    @andesokar45155 күн бұрын

    Natu delay selam ajoka kexlo bravo

  • @user-zs1hd5ky2i
    @user-zs1hd5ky2i5 күн бұрын

    ሰላም ናቱ ስለምንታይ እዮም መራሕትን ካድረታትን ወያነ ውዕል ፕሪቶርያ ክብሉ ይውዕሉ ። ግን ነቲ ኣብ ዓለምና ካብቶም ዓበይትን ዕውታት ዝፍለጡ ውዕል ኣልጀርስ ባዕሎም መራሕቲ ወያነ ዝፈረሙላ ካብዛ ኣፎም ከውጽዋ ዘይደልዩ ። ግን በንጻሩ ቦታ ከይፈለዩ ብሓሶት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣሎ እንዳበሉ ህውከት ጽልኢ ዝገብሩ ። ናቱ ነዚእ ነገር ከተረደኦም ስርሓሉ ።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54995 күн бұрын

    ናቱ 2 ጊዜ ጥራሕ ኣይኮነን ንኤርትራውያን ዓመት መጸ በዓል ናጽነትና ብዘይ ውግእ ሓሊፉ ኣይፈልጥን ተዓዊቶም ኣይፈልጡን እዬም ተጸፊዖም ስለዝምለሱ

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey19625 күн бұрын

    ናቱ ኣብ መብዛሕትኦም እተምጸኦም ሓሳባት ኣኽብሮት ኣለና :ብፍላይ እዛ ሻዕብያ እትብል ቃል ግን ነዚ ሕጂ ዘሎ መንግሰት ኣይትገልጽን ኢያ:ክሳብ ናጽነት ህ-ሓ-ሓ-ኤ :ሀ-ግ-ሓ-ኤ (ሻዕብያ) ክባሃል ድሕሪ ምጽናሕ : መንግስቲ ኤርትራ :ሰራዊት ኤርትራ :ፕረሲዳንት ኢሳያስ ወዘተ ኢልካ ክትገልጾ ይግባእ🇪🇷❤️🇪🇷👈☝️👌🙏

  • @user-wn2ke3zx6y

    @user-wn2ke3zx6y

    5 күн бұрын

    ዎዮ ድኣ ሻዕብያ መንግስቲ ኤርትራ እንዳ መሰለና እምበር ሻዕብያ ማለት እኮ ህዝቢ እዩ እቲመንግስቲ ወይ እቲ ውድብ ከኣ ህግሓኤ ወይ ህግደፍ ተባሂሉ ይጽዋዕ ሻዕብያ ግን ብቋንቃ ዓረብ ህዝቢ ማለት እዩ

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74095 күн бұрын

    ❤Ajaka❤❤❤Natu Eir

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen8395 күн бұрын

    መን ሰማዒ😢

  • @simongrmay9975
    @simongrmay99755 күн бұрын

    እቺ ጠጋ ጠጋ እቃ ለማንሳት

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari91075 күн бұрын

    👍👍👍👍👍🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @blackbulltrex
    @blackbulltrex5 күн бұрын

    ኣታ ናቱ ኣብ ትግራይ ሰብ የል😂ን ዲዩ ኣይሓፍሩን ዶዮም ኣድሕኑና ኢዩ ካኣ ይብሉ። ተስፋ ኢካ ትቆርጽ ዝሕዘን ኢዩ ማዓስ ዳኣ ኢዩ ሰላም ፍትሒ ክመጽእ

  • @jamalalideen8636
    @jamalalideen86365 күн бұрын

    እወ ናቱ ዱዑል መሲሉ አሎ።

  • @user-lq4xf8uy2c
    @user-lq4xf8uy2c5 күн бұрын

    እዚ ናብ ስብከትን ልመናን ዝፅጋዕ ናይ ሰላም ድልየት ዲፖሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ሕጊ ዝጥሐሰ ሐደገኛ ጥራይ ዘይኮነስ ጦርነት ዝጋበዝን ዘይተርፍ ዝገብርን እዩ። ንምድላው ብርቱዕ ጦርነት ዝግበር ሽፋን እንተኾይኑ ግን ሰላም ዘራጋግፅ ብርቱዕ ሜላ እዩ።

  • @lillysworld4352
    @lillysworld43525 күн бұрын

    But..the million dollar question is.. Is TPLF trust worthy??? Given the history of this corrupt and manupilative organization...we will see how far it goes. They could have done this before a generation of young Tigrayans perished in that senseless war. I wish a lasting peace, stability and prosperity for the people of Tigray.

  • @Tirhas-rs2od
    @Tirhas-rs2od2 күн бұрын

    It has already started while he is talking

  • @dubamiki3392
    @dubamiki33925 күн бұрын

    Natu Selme Selmue

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54995 күн бұрын

    ናቱ ብሃንግን ስርቅን ዓመጽን ህዝቢ የጽንትዎ ኣለዉ

  • @AlmazYohannes-zr5zb
    @AlmazYohannes-zr5zb5 күн бұрын

    👍🙏🇪🇷🌹

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74095 күн бұрын

    Natu ❤❤❤tes

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion16145 күн бұрын

    Awdko endabele. Netom natu zketL znebere

  • @tedrosyohannes9425
    @tedrosyohannes94255 күн бұрын

    Woyane you were defeated that’s why you went to Pretoria don’t manipulate

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham6185 күн бұрын

    ናቲ ንገሮም እቲ ሐቂ ክሳብ ማአስ እዮም ዝሕስዉ

  • @user-nf4sf8ol2g
    @user-nf4sf8ol2g5 күн бұрын

    ኹናት ዳንጋ መዓንጣ ጥራሕ ኣይኮነን ዝሓትት። ጽንዓትን ጥምረትን ድማ እቲ ኤርትራዊ እንኮ ሚስጥር እዩ።

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie62235 күн бұрын

    ኣየ እንዳ ማለሊት ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ🤣🤣 ሕጅዉን ለቢምኩም ሰላም ምረጹ።እዋይ ዉርደት ኣይሓፍሩን ድዬም’ከ? በስመኣም!! ህዝቢ ትግራይ እግዝኣብሄር ይሓግዝካ።

  • @merhawitdebrat6046
    @merhawitdebrat60465 күн бұрын

    Wey Theorie emo praktisch zey tigbir Rebhakis bi moti hizbi tegreyn tifeat hizb Eritrea kitnbr tidelyo miskiney hizbi gidfwea

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera5 күн бұрын

    እዞም ለካብጥ ቦታ ስለ ዘይብሎም ነቲ ሰላም ኣይደሊዎን እዮም ብትግራይ ክኣትዉ ንህዝቢ ትግራይ ግድስይ ክገብርዎ እንዲዩ ኔሩ ትምኒቶምቭ

  • @trhastekle2543
    @trhastekle25435 күн бұрын

    አየ ውናት ደቂስካ ትሃልሞ ዲው 😂😂

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l4 күн бұрын

    H I Z I KUNAT AYEDLIENAN.....!!!! OK. AND TOMORROW??????

  • @kidantekle2443
    @kidantekle24435 күн бұрын

    Natu why getachew is speaking English?

  • @ghebreghebrehanis3445
    @ghebreghebrehanis34455 күн бұрын

    ❤❤😂❤❤❤❤

  • @user-tr6wp7fx4x
    @user-tr6wp7fx4x5 күн бұрын

    Kbur mensey natu eta meseretawit meĺsi hibkaya. Keman kulom merahti weyane b wegie ghegheom n hzbi tgray b mejemeria kemuwn kemti zghelexkayo eyu eti haqi. Slezi ezi zblwo haqi entedea koynu etom kemeka n kalotn kemaka zmeslun ab wshti tgray hzbawi akeba tegeru trah eyu zftah

  • @simongrmay9975
    @simongrmay99755 күн бұрын

    ኣነ'ኮ ከም ሰብ እዞም ሰባት እዚኦም ዝዛረብዎ ንበይኑ ዝገብርዎ ንበይኑ ስለ ዝኮነ ስለ ዝተዛረቡ ጥራይ ስክፍታይ ተቀንጢጡ ኣይብልን በቲ ኢልካ በቲ ግን ሻዕብያ ኣብ ማእከሎም ስለ ዘሎስ ሓቀኛ ድሌታቶም ንምፍላጥ ናይ ጥንንቆሎ ጸጋ ኣየድሌናን እዩ

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle14685 күн бұрын

    If you are from Tigray why u don’t leave Amhara from western Tigray

  • @rtiko4359
    @rtiko43595 күн бұрын

    Ata natu Enty aynet sebat yom ata eziom , eway ezia klel gele knsemie ina , satan zkonet kilil , hamed tshyit kkk eway mosiba

  • @Alexander-yg5ft
    @Alexander-yg5ft5 күн бұрын

    ክቡር ሓው ብዙሕ ግዜ ንተስፋጼን ምስ እዞም ደምበ ዕነ ፣ ሽሙ ጠቂስካያ ትሓልፍ ኢኻ። ሓቅነት እንተለካ እስኪ እዚ ምትላል ገዲፍካ፤ ሙሉእ ሓሳባት ብዛዕባ ተስፋጽዮን ተዛረብ። ተስፋጽዮን ኣብ ጉዳይ ሉኡላውነት፤ ኣብ ጉዳይ ስውኣት፤ ኣብ ጉዳይ ቁጠባ ፤ ኣብ ጉዳይ ሃገራውነት፣ ወዘተ ኣልዒልካ ብዛዕቡኡ ተዛረብ። ንስኻ ግን ኩሉ ግዜ ተስፋጽዮን ትግራይ ከይዱ ካብ ዝብል ዘረባ ወጻኢ ኽትዛረብ ኣይተኽእልን ኢኻ። ትግራይ ከይዱ እንታይ ጌሩ፣ ንምንታይ ዕላማ ፤ ስለምንታይ ከ ክረዳድኡ ዘይከኣሉ፤ ንምንታይ ተስፋጽዮን ካብ 2018 ጀሚሩ ኣንጻር ህወሓት ኽሰርሕ ጀሚሩ፤ ኽትፈልጥን ኽትዛረብን ፍቃደኛ ኣይኮንካን። ግን ብዛዕባ ተስፋጽዮን ከም ትፈልጥ፤ ኩሉ ግዜ ስሙ ሸፈፍ ኣኣቢልካያ ኢኻ ትሓልፍ። ብዝርዝር ብዛዕባ ተስፋጽዮን እንተተዛሪብካ ምስ ሃገራውያን ኤርትራውያን ከምትጋጮ ስለትፈልጥ ኢኻ ምትላል መሪጽካ።

  • @Alexander-yg5ft
    @Alexander-yg5ft5 күн бұрын

    ናትናኤል ትሑሱ ኣለኻ። ህግደፍን ወያነን ብዝኾነ ዓይነት መገዲ ኣይተራኸቡን። ወዲ በሻሻ እዩ ዘቀብለካ ዘሎ እዚ ዜና።

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle14685 күн бұрын

    The worst banda is Tigray banda

  • @user-lq4xf8uy2c
    @user-lq4xf8uy2c5 күн бұрын

    እቶም አብ ትግራይ ዝረገፋ አሕዋትካ አኤረትራውያን ምአዝ ኢኻ ትዛረበሎም ትበኽየሎም ድምፂ ትኾኖም?አኢሳያስ ዝሰፈረልካ ቆሎ እኮ ቀሪቡ እዩ ክቋረፅ። ነቶም ጎንደሪ አቦታትካን አሕዋትካን መቸም ኪሕድካዮም ጠሊምካዮም አኢኻ።

  • @isayasambasager2453

    @isayasambasager2453

    5 күн бұрын

    WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE GAME OVER 4

  • @ibrahimabdoulkdir8577
    @ibrahimabdoulkdir85775 күн бұрын

    You hav no rigyt To Spike. About ethiopia. Dont be arrogante.

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    5 күн бұрын

    Natu is a real Ethiopian, you can't cancel his Ethiopian citizen

  • @Nop0011
    @Nop00115 күн бұрын

    ናትናኤል ዋና ሻዕብያ እዩ ተጋሩ ንጠንቀቅ የምስል እዩ ዘሎ እዚ ጓሓፍ ሻዕብያ። 👎

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    5 күн бұрын

    ክፍ ኣት ወያነ ስለዝወቀሰለካ ሻዕብያ ትብሎ ኣለካ

  • @Nop0011
    @Nop00115 күн бұрын

    ንስኻ እኮ ሻዕብያ ኢኻ ስለ ትግራይ ኣዮምልከተካን ቀጣፊ ፈሊጥናካ ኢና።

  • @user-jy3bg2wn1y

    @user-jy3bg2wn1y

    5 күн бұрын

    Ata deqoru nselam eya zazbar zela kutihagos eya nerka nefta

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    5 күн бұрын

    @ Nop ክፍ ኣት ወያነ ስለዝወቀሰለካ ሻዕብያ ትብሎ ኣለካ

  • @sabazeru2153

    @sabazeru2153

    5 күн бұрын

    ወድ ሽርሙጣ

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    5 күн бұрын

    @@sabazeru2153 ንመን ኢኪ

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74095 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @edenmesfin8585
    @edenmesfin85855 күн бұрын

    ❤❤❤

Келесі