I feel sad to see the ordinary people of Tigray to pay this kind of price when the elites are living comfortably
@selamgirmay93404 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmehaile55764 күн бұрын
Please, All Tigrians especialy the yonge generation you have to be a voice to this girls .They been tortured and killed by thier own peoole. The goverment of Tigray and Abiy Ahmed they know about it but tyey dont care about Tigray and Tigray people any more. Thats why you have to be a voice for your own people. PERIOD,,,,,,
@amlesettekie6223
4 күн бұрын
They are too busy blaming Eritrea. They don’t focus on their internal problems. ሕስድና ናይ ኤርትራ።
Пікірлер: 108
ናቱዋይ ሕዚማ ፈሊጥናዮም እኮ ጸላእትና አብ ውሻጦና እናሃለዉ ደቂአንስቲዪና ብገዛእ አሕዋተን እናተዓመጻን እናተቀትላን እናሃለዋ ሻዕብያ እንዳበሉ ዝሽቅጡ መራሕቲ ድአይኮኑን ሕዚ ግን ይአክል enough is enough
ፍትሒ ንደቂንስቲዮ ትግራይ😢😢😢
Weyone key tefuu Kab tigray selam yellen
Natey❤❤❤❤
Hallelujah telling the truth tegaru tell the truth God doesn't sleep he sees everything and Eritreans were telling the truth prevail.
እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደልና ❤🙏❤
ኤረ ገታ... ፕሮፈሰር የሃርመላ እናትና እውነት ነው የምትናገረው ሁሉ 😢😢😢
😢😢😢😢😢እንታይ ዓይነት ጭካነ እዩ ኦ ኣምላክ ምሕረት አውርድ።
ዶር ሃረገወይኒ ገሊጻቶ ኔራ እያ። እዚ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ትግራይ ዝፍጸም ነገር ባህላዊ ምዃኑ ገሊጻቶ እያ። ምልሻ ትግራይ ይኹኑ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ባዕላቶም ዓሚጾም፡ ንገልኤን ይቐትልወን፡ ንገልኤን የባርርወን፡ ንገሌኤን ከኣ መሳርሒ ፕሮፓጋንዳ ሰራዊት ኤርትራዶ ሰራዊት ኣምሓራ ዓሚጽወን እናበሉ ብጭካነ መሳምርን ጐሓፍን እናወተፉ ዳግማይ ይዕምጽወን።
Welcome Natu
Selam natu amlak nety hasab lbka yesmrelka
Mesakin kolue tigray atum chekanat eziean zmeslna kolue kentue tefiean 😢😢😢😢😢😢 ewe shaebya eyom mbelue tiqom entezhlwue 😢😢😢
@michaelnugussie6023
4 күн бұрын
Ou😊😊😊😊😢 r were red by f😮 ❤
@dawitgebrat1878
4 күн бұрын
ፍትሒ! እዝስ መርገም ኢዩ ክብሃል ዝከኣል እምበር ቁዱስ ደብረዶሞ እናተዓዘበዶ ምስተገፍዓ😔 🤝❤🕊
Fethi ne deki ansteyo tegray !!! Egziabiher yehagzken 🇪🇷
Nitu Delay Seilam 👏👏
እዋእ ካብ ነንሕድሕድ ዝገደደ እንታይ ዝበለ ጭካነ እዩ እምበርዶ ሰባት እዮም እንታዩ መጻኢ ናዚ ህዝብ የርህዎ ሕጂ እንድዩ ዳኣ ብረት ኣጻር ጸላኢ ክላዓል ዝግብኦ ሕልና እንተሊኩምእውእ።
ጀግና teqalasay
Ewuy kichikunu
እንታይ ዝበለ ሓጢኣት እዩ ወሪድዋ ትግራይ
Very torching song sad uuufff 😢
ናቱ ጂግና ኣቦ ሰላምኣምብሳደር ህዝቢ ❤❤🙏🙏እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወሪድ ዘሎ ባርባራዊ ተባራት ጭካነ ብዝተሓወሶ ተርባራት ጠጠው ንኽብል ኩሉ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎዋ ሜድያታት ተጋሩ ምእንቲ ህዝብኻን ቤተሰብካን ኣሕዋትካን ኣቃልሑሉን ተቓለሰሉ፡ ጽባሕ ኣብ ቤተሰብካ ክበጽሕ ኢዩ፡ ከም ኤርትራዊ ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ ምሕረት የውርደሉ ብሕልፊ ንድቀኣነስትዮ ቓልስኽን ቐጽላ።
ጸሎት ምግባር።አጋንቲ ይተአሰሩ ብስም የሱስ።
I feel sad to see the ordinary people of Tigray to pay this kind of price when the elites are living comfortably
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Please, All Tigrians especialy the yonge generation you have to be a voice to this girls .They been tortured and killed by thier own peoole. The goverment of Tigray and Abiy Ahmed they know about it but tyey dont care about Tigray and Tigray people any more. Thats why you have to be a voice for your own people. PERIOD,,,,,,
@amlesettekie6223
4 күн бұрын
They are too busy blaming Eritrea. They don’t focus on their internal problems. ሕስድና ናይ ኤርትራ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🎉🎉
Tgray nay mereid siol koyna
ዘሕዝን እዋይ እንታይ ይባሃል ንአሕዋቶም ክዕምጹ ክቀትሉ እግዚዩ እግዝዩ 😭😭😭😭
❤
Eway haftey meskineyti mengste semay yewarsa 😢😢😢😢😢😢😢😢
ናቱ -ኩሉ መደብካ ደስ ይብል ግን አብ መእተውን መወዳእታን ትገብራ ሙዚቃ ንዓረር አይኮናን ትብል ድምጺ ዝደቀሰ ተሰንብድ ኮይና እሞ ትሕት እንተዝብል ጽቡቕ ምኾነ ይብል
Eway ezom tegaro kchknu wey galey 😢😢😢😢😢
🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️
Natu hawey this province what is going on I don't have idea? Wow Tigay!! for Tigray people needs prey!!
Selam natu hawey kemele Selam naka ykun kulu medebatka wala ab mengedi eye zesmo ketslo
እቶም ምሁራት ዝብሃሉ ዳ ሻዕብያ ክብሉ ጸሓይ ይዓርቦም እንበር ብ ዛዕባ ዝተዓመጻ ክዛረቡ በይን ዓቅሞም ንሓሶት እንበር ን ሓቂ ዝከዉን መዓንጣ የብሎን ኣበይ ኣለኪ ፈትሊ ሕጂ ድኣ ዘይትዛረቢ ናቱ ብሮ ሓቂ ዝ ዛረብ ኣይፍቶን ኢዩ ክንደየናይ ከይሰምዑካ
😢😢
😢😢😢😢😢 seb aykonun ezimo
Very sad 😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
aabi zelenayo dea natu yikireta gibereleyyyyy
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Natu betgebro nay selam tsaerka yednkeka ajoka ketslo 1ti reyto gn alatni tsere selam zkonet gazetegna medhin tbahal gele zeytbla nezen mesakin awald selam kisena n himak tgusgus ala
It very sad dirgit!! Are gud new Sewu min nekaw? Mesakin niashitu koliu!!😭😭😭
ናትየ ፕሮፈሰር እንብቫይት አርጋት እባክህ ወንድሜ 😢😢😢😢
Is Natnael Asefa ( YeAsefa Lij) a Tegrian? I wonder.
1
Anjal xelaetiki msaki eyom zelew Denkoro xelae xelae ena belki aytshefini yhwatki eyom amexti hasad.
Leave Shabia out of this! This crime … Shabia is a savior to Tigraye and the rest of Ethiopia.
ክሳብ ኮንተነር ናይ ጉሓፍ ጎርም ክገልጹክን ከለው ምስማርዶ ሕጺን ሳእኒ ኣትይወን ክብሉ ከለው ዓገብ ዘይበልክን ደቂ ክልል ትግራይ
Natu hawey selam dicka? Ezom hilna albo Amlack kferdom eyu.
ድራማ ዝሰርሔት ሞናክዛ ድታ ኣይይይይ😂
ንሐፍቶም ክንድዚ ጭካነ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዋይ ኣታእዚኦም ዳኣሞ ሰብድዮም ኣራዊት እምበር እዋይ ሃፍተይ ምስፀበባ ከይረሰሃዋ
አነ ሕጂ 2 ጎልአንሰተይቲ ዐይነን አዉጸኦመና።ዐይኒ ናብ ዐይኒ ዘይብሉ ብሕክምና ከምዝቅዩሩ ነፈልጥ ኢና።ናይ ጉሩብ መፍያ ይሸጥዋ ከይህልዉ ክምርመር አለዋ።
ትግራይ ዝበሃል የለን ። ኩሉ ሃሶት ኢዩ ። ኣጋመ ትግራይ ኣይኮነን ተምበን ትግራይ ኣዪኮነን ኣገው ኢዪ። ኢሮብ ሳኣሆ ኢዩ ።ኩናማ ኩናማ ኢዩ ። ጉዚለ ኣድዋ ቡዳታት ኢዮም፡ ዘይሃሶት ካልኢ ኣዪፈልትን ኢዮም ።
Eway chikane kabkeziom adhnena Amlak mhret yewrdelom btami yhzin Nmeweti ka Mengste semay yewarsen 😭😭😭
አቶም ትማሊ ዉድባቲና ብምባል ኣብሚድያ ተገፊዕና ብምባል ዝቑዙሙ ዝነበሩስ ዋላሓደካ ኣብዛሰልፊ ቶወርዝብል ኣይነበሮምን አዞምሓሶውቲ ።
Ata.Natu.tegaru.lbichum.kedem.meytu.
Natenel ezi aynet hegen mengesten tewenen tegeray mes hehzbi eritera bekemey kewehahad ilka tehaseboo endei aymselenen beselenebona yefelale eu bekemey gorebabeti kemzekonu keman endei
Natu....etom awedat eko Amex normal eyom wesidomo! Amex galensteyti ab kulu alem alo gn ab Tigray amixom yqetlwen alewu......Eti Mengsti moytuyu beqa!
Abu yehawatka sebuay mukan butaiemi yehazn
ንሶም ይዕምጽወን እንድዮም፡ነሮም TDf ከመይ ኢሎም ክውጹ
ፈጣሪ ውን ይፈርድ እኮ እዩ ሻዕብያ ኣብዘይውዓሉዎ ክትጥቅኖም ኔርካ ኔርካ ባዕሉ ግዜ ሻዕቢያ ከምዘይውዓሎ ይነግር
nihizibi Eritrea mixilam akarxuuuu kabi higii niniyo
Ategaru..masta.deki.eriy..gena.Natu.biwahs.miwta.etdea..tekatelu.asey.yyyy.tegaruwa.schabiy.achabiay..edabelkum..thswu.hasewti.
Natu hawey amlak selam yewrdelna hzbi tgray kae selam yewrdelka😅😅😅
Eway bismam chikane uff
ጥንካረ ሞናሊዛአንታዩ ሕሶትድዩ ።
3ግዘ ተራእያ ሞናሎዛ
ተጋሩ ይሕዋትና ምሳና ዘለኩም ናይ ፖሎቲካ ውረድ-ደይብ ንጸጋም ንግደፎ ሕጂ፡ ግን ኣብ ልዕሊ ደቅንስትዮ ይሕዋትኩም ዝፍጸም ዘሎ ኣስካካሒ ቅትለትን ዝርፋን ግን ብህጹጽ ደው ክብል ኣለዎ፡ ብዝተኻእለኩም ንመንእስያትን፡ ዓበይትን ነቲ ሕብረተስብ ክቅይር ዝኽእል ኣብ ልዕሊ ጋልኣንስተይቲ ኣረኣእያን፡ ኣተሓሕዛን ዝቅይር መደባት ከተብዝሑ ኣለኩም፡ ከምዚ እንተ ቀጺሉ ሓድሽ ወልዶ ትፈጥር ኣደ ናይ ምርካብ ጸገም ክኾነኩም ኢዩ
Away amlakiy ,away yhwatey gud rekiben bgeza yehwaten see azkulu shegr, kemzke alo du
እዚኦም ነጋዶ ተበለጽቲዮም።
ናቱ ሐውና ከምዚ ዝአመሰለ መሰካክሒ ገበን ዓመጽ ይሰውረና እዩ ዘብል እሞ ሰእሊ ግደፍ ከይዓጽውካ ዩቱብ ሰለ ንከታተለካ ምሰ ይቅሬቱኡ
ናቱ ሓውና፡ ትገብሮ ዘሎኻ ንሰላም ጉርብትና ዝነኣድ እዩ! ክትቅጽሎ ከኣ እተባብዐካ። እታ ብሂል ኣብ ኳድሮ ጽሒፍካያ ዘሎኻ መእረምታ ተድልያ እመስለኒ። "ኣብ ትግራይ ዘይተነግረ'ምበር፡ ዘይተገብረ ወንጀል የለን" እያ እታ ቅንዕቲ ኣበሃህላ።
ጻብ ትግራይ ስለዝነበረ እኮ እዩ እዚ ዓመጽ ደዊ ኣንስትዮ፡ ኣብቲ ግዘ ውግእ ዝዝምሩሉ ዝነበሩ ኣብ ሶምን፡ዘይመልእ እኮ ኢና ጸሚምና፡ ኣብ ታሪክ ዓለምና ከምዚ ዛኣመሰከ ድራማ እኮ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን፡ንስርዊት አሪትራ ትጸልምዋ ዝነብውርኩም ምስምዑ እውን የጽግም ሕጂ ከሙኡ ገርኩም ገበን ደቂ ክልል ሽፋን ስከዝሃብኩሞ ብዕጽፊ ይገብርዋ ኣለው ሕታቲ ዘይብሎም ኣገናዕ ዝበልኩዋም፡እዩ ዝመስሎም
ህዝቢ ትግራየስ መአስ እዩ ሐቂ ዝዛረብ ናይበሐቂ ወይነ ዝገበሮ ክፍአት ስለዘይፈልጥዎ ድዩ ዋላስ ዝገበርካዮ ሐቢኢካ ዝደቀሰ ሰራዊት ብድቅሱ ጨፍጭፍካ ናብ ኤረትራ ምሳይልስ ወርዊርካ ዉዕል አልጀርይ ዝፈረምካሉ ናይመወዳእታ ቀይዲ ብሕጊ ዝተፈርደ መርየት ኤረትራ ን20 ዐመታት ተቋጻጺርካ ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ሐቂ ፍለጥ ሐቂ ተኸተል እተዘየሎ ካብ ሽግር ናብሽግር ክትሽመም ኢኻ።
Sad … these people are used and abused!
Tigray women they should have guns to protect themselves
ናቱ፡ ነዞም ትሕቲ እንስሳ ዝኾኑ ህዝቢ ሒዝካ ንተዓረቕ ትብለና ኣለኻ? ህዝቢ ክንብል እምበል ወያኔ ክንብል ኣይንኽእልን ኢና፡ ሓረስታይ፡ እሞ ከኣ ባህልን ልምድን ክዕቅብ ዘሎዎ፡ ማዕረ ደፊሩ ዓይኒ ዘዉጽእ ካብ ኮነ፡ እቲ ኣብ ከተማ ዘሎ ደኣ እንታይ ዘይገበረ። ንሕና ነቲ ኣብ ትግራይ፡ዝግበር ዘሎ ምእማኑ ስኢንና የባህርረና'ሎ። ብጃኻ መሓረና፡ ገስረጥካ ሒዝካ ኮፍ በል። መንግስትና ነዚ እንዳሰምዐ ኣይገብሮን ደኣ ይኾዉን።
ማለውን ድዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኣበይ ነረን ሕሶት ድራማ ክስራሕ ከሎ 😂😂😂
ናቲናል አሁን አንተ በትግሬ የደረሰ ብቻ ነው የምትናገረው አንድ አስተማሪ የትግሬ በወልቃይት ከ15/በላይ ወጣት ሴቶች ደፍሯል አረ ምን ልበልህ ተነግሮ አያልቅም
እዝ ወድዙይ እናረኤናን እናሰማዕናን ትግራዋይ ኢየ ኒምባል ዘሕፊረሉ ጊዘ መጽና..
@AidaKidane-kp2dg
3 күн бұрын
@meghykidane6844 ተሕፍር ንስኻ ኢኻ ኣታ ሙሽሙሽ ክትሓፍር ይግበኣካ ንስኻ ሕጂ ፍሉጥ ስራሕካ ካብኦም ኣይፍለን እዩ ቁሩብ ከማን በዛ ቆልዓ ኣይትድንግፅን እንበር ኣምላኽ ደኣ ብሓቀኛታት ይዛረብ እንታይ ግድካ እንበር ናቱስ ሕርር ኢሉ ኣብ ገጹ ይረኣይ ምስክናይ
ሓደ ሓቂ አሎ እዚ ኩሉ አብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ብምዕራብውያን ብፍላይ አሜሪካ ብተወሳኺ ኮራኩራ ቅዱስን ምዕቡልን ዲሞክራሲ እዩ።አብ አፍሪቃ መፍረ አህባይ እያ።ትግራዋይ ብቐደሙ ካብ ባዐል አሉላ ዝወረስዎ ሰብ ብህይወቱ ከሎ ኢዱን እግሩን ብፋስ ዝቖርፁ እዮም ዕድመ ንአረሜናውያን ወየንቲ ድማ ካቦኦም ዝወረስዎ ጨካን ንትግራዋይ ናብ አረመኔ ቐይሮሞ።ዕሽር ከምዚ ከማኻ ጥራይ እዮም ሕልና ዘለዎም ዝርከቡ።
እታ ቀያሕ ወኻርያ ሰበይቲ ብላዕሊ ማርያም ጽዮን ብምድሪ ደብረጼን ትብል ድኣ ኣበይ ኣላ? መስጣ ደቂ ኣንስትዮ ይውረዳ።
Ab weshti hager zenebran wey zenebrun entekoynom selemntay mistrom teqalehom alka
I hope Tigray will be in peace one day after Bessshhhaaassshhhaa is gone.
ትዲኤፍ አበይ እኒሀኹም እማ አይትበል ናትናኤል TDF ጠሚና ጥይት አብነብሰይ ውሸጢ እኒሆ ኢሉ ሰልፊ ትወፅእ ተሎ ኻሊእ ሰብ ዶ ምሰኦቶም ወፂኡ ድዩ? ፀግኡ ሂዙ እኮ እዩ ልሪኦም ነይሩ ናትናኤል አየኹም ናይና እላበለ ልሰደዶም ህዝቢ ኸዚ አበይ እኒኦኩም አይብሎሚ ጨለዶ
በጃካ አብታ ነጀነራል ስብሐት ሪኤዮ ዝበልካዮ ዋእ ዝእመን ተዛረብ ንኸይድ ኢና አንካንንስኻ ቱሩስቲ እንተ ንስለያ እንተ ናይ ብሐቂ ንሕና እካ ክንሰግደሉ አይፍቀደነናን ምሰናይ ይቅረትኡ 🇪🇷
@rutasolomon4569
4 күн бұрын
You need to open your ears and listen properly, Natu never said he saw Sebhat nega in England Eritrea. Weregna
@semaineshtekie1394
4 күн бұрын
@@rutasolomon4569 አብ 24/6/24ትማሊ ዝሃቦ እዩ ሎሚ አይኮነን 2576/24🙏❤🇪🇷
@semaineshtekie1394
4 күн бұрын
@@rutasolomon4569 ናይ 24/6/24እዩ ናይ ትማላ አነ ኸአ ሐሶት አይቆበልን እዝነይ ኮርካሑ ጨሪሱ ልእሊ ኤርትራውያን ይኸውን ንጽበ 🇪🇷
@edenpazom9452
4 күн бұрын
እታይ ኮኑ ሐቁ እድዮ ሞ ከምቲ ዝሐሰብዋ ጸላትና አይ ኮነን አምላክ ኢዱ አብሪሉ ጽብቅ ከኣ አለሎ ይቀሳቀስ እዮ እተ ዘይ አሚንካ አይትእመን እሳ እያ ታሐቂ ወሐጣ።
@semaineshtekie1394
4 күн бұрын
@@edenpazom9452 እንታይ ማለትኪ እዩ
ተላአአኪ ሻዕብያ ኢካ ሻዕብያስ አይደፈረን ትብ ሀሳዊ።
@berhaneabreham618
4 күн бұрын
ሻዕብያ ንአንስቲ አይኮነን ደፊርወን ንአቦታትካ እዩ ደፊርዎም
@GezaB231
4 күн бұрын
Leave Shabia out of this! This crime … Shabia is a savior to Tigraye and the rest of Ethiopia.
@edenpazom9452
4 күн бұрын
ሻዕብያ ክትብል ክትምርት ኢካ ከማኩም መስልካ
@fetauAdu
4 күн бұрын
@@edenpazom9452 በጃ ሻዕብያ ተሓረድ!
@tekila1high836
4 күн бұрын
Leave alone shaebia. It’s your saviour.
😢😢😢😢😢