እቲ ተግሳጽ ዚኣቢ ንነፍሱ ይንዕቃ፡ ዘለፋ ዚሰምዕ ግና ይልብም።(መጽሓፍ ምሳሌ

Ойын-сауық

©Qusquam

Пікірлер: 57

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho29852 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና እንኳዕ ደሓን መጻኹም ምኽርኹም ካብ መዓርን ጸባን ይጥዕም እግዚኣቢሄር የመስገን ንዓኹም ዝሃበና

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39296 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam54262 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና እንቃዕ ብሰላም መጻካ እግዚኣሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣቦና

  • @ggff5621
    @ggff56212 жыл бұрын

    አሜን,አሜን,አሜን,ቃል,ህይወት,የሰመዕሊና,አቦና

  • @robelmtrd
    @robelmtrd9 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas478211 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሂወት ቃል የስምዓለይ ኣቦና፡ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርከልኩም።

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago26824 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤🙏❤

  • @hadasteklumengesha5927
    @hadasteklumengesha59272 жыл бұрын

    Amen Amen Amem kale hiwet yesmealna kubur abona memehrnan agolguletkum ybarek aynelbonana ykftelna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie21042 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @meazabokretsion2025
    @meazabokretsion2025 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna abona 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g2 жыл бұрын

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና_

  • @alexkesete7567
    @alexkesete75672 жыл бұрын

    kal senay yesmelna Amen

  • @user-mc2nv5lf7m
    @user-mc2nv5lf7m Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የበዘሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር አቦና

  • @dlktre
    @dlktre2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ክቡር ኣቦና

  • @tititse3419
    @tititse34192 жыл бұрын

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @user-bz1xm2ht3o
    @user-bz1xm2ht3o2 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም አቦና ምኽርኹም ብጣዕም እዩ ዝጠቅመና እሞ አቦና አይትጥፎኡና ዶአ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም ክብር ኣቦና💐❤💐🌾☘️☘️☘️🌾🌾☘️

  • @robelmtrd
    @robelmtrd9 ай бұрын

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @wedikidusantonios8905
    @wedikidusantonios89052 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna abuna Menfesawi tesfa amen amen amen Temesgen egziabher amlakey 💒💟👏

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret8 ай бұрын

    ኒዒ ተመለሱ ኣደየ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣደይ ኒዒ ናፊቅናኪ ኣቦና በረከት ኣዴና ቅድሥት ድንግል ማርያም ኣብ ልዕሌኩም ይዝነብ ኣቦና ፍቃድኩም ተኮይኑ ናይ ኣዴና ተአምረ ማርያም ዶ ንገሩናይ ብብክፋል ናገበርኩም በጃኩም ኣቦና

  • @user-ci6gf5ih7h
    @user-ci6gf5ih7h Жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @AsdDsa-bs8zp
    @AsdDsa-bs8zp2 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡሩ ኣቦና

  • @gebeyesussolomon6190
    @gebeyesussolomon61902 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @kokobweldat384
    @kokobweldat3842 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ስናይ የስማዓልና ጸግኡ በረኸቱ ይብዝሓልካ ኣቦና ምኽሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽሪኹም ኣይፈለየን ኣቦና ቆምስ መዝገበ ስላሴ

  • @user-yh3ot1jm7v
    @user-yh3ot1jm7v2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 Жыл бұрын

    Amen amen amen❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @AmanuelGkiros-py9fi
    @AmanuelGkiros-py9fi Жыл бұрын

    አሜን🙏🙏🙏

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦየ ኣብልብና የሕድሮ!

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh90212 жыл бұрын

    enka dehan mexakum kubur abona kale hiwet yesmelna

  • @yoresalem2521
    @yoresalem25212 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hewet yesmalena abona

  • @teamehaile7097
    @teamehaile70972 жыл бұрын

    Amen abona egzabher xegakum yebzhayo abona alekum dkum ab xeletkum zekruna ndkumat deqkum

  • @Noob-mo4jk
    @Noob-mo4jk18 күн бұрын

    አሜን(፫)

  • @weldayzereu7978
    @weldayzereu79782 жыл бұрын

    Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum abona

  • @wletuzekrinebsey2728
    @wletuzekrinebsey27282 жыл бұрын

    Amen Qal Hiwet Yesmalna Abona . Kemti Nay Qedemkum Eba Meharuna Ekum

  • @semharfetwi3866
    @semharfetwi38662 жыл бұрын

    Amen qal hiwet ysmealna Abona

  • @Sarafisshaye
    @Sarafisshaye2 жыл бұрын

    Qal hiwt yesmalna Abona admen tanan yehabkum

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane43962 жыл бұрын

    Qalehiwet ysmalna kubur abuna ab lbena yhedru

  • @fusfv877
    @fusfv877 Жыл бұрын

    እንቋዕ ድሓን መጻኹም ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን 💒💒💒💒💒⛪️🌹⛪️❤️👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏🤲🤲🤲🌹❤️🤲👏💖⛪️💒

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam67392 жыл бұрын

    Enkae bselam mexakum Aebona qal hiwet yesmaena xegakum yebzaheyu

  • @furtunahaile-vp4cb
    @furtunahaile-vp4cb Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት ይስምዓልና ኣቦና❤❤❤

  • @wedikidusantonios8905
    @wedikidusantonios89052 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Orthodox Tewahdo Haymanot biet tesfa Haymanotey Mezmurey amen amen amen 💒 dengel mariam welad Amlak tesfa hiwetey 💟 O Egziabher amlakey yefikrika tesfa hiwetey 👏👏👏

  • @hannanwerasi5373
    @hannanwerasi53732 жыл бұрын

    ❤️🙏🏻🙏🏾👍🏽 Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63382 жыл бұрын

    እ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክብር አቦና አብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc905411 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ዝብል ት/ቲ ኣቦና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩ ም እግዚኣብሄር ኣምላክ⛪🙏❤❤

  • @awetsemerab9127
    @awetsemerab91272 жыл бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @user-xg6nc8ss8j
    @user-xg6nc8ss8j2 жыл бұрын

    🙏🙏🙏

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f2 жыл бұрын

    Amennn kale hiwet yesmalna mkrkum ab lbna yehdro kenetegbro ka Egziabher ydegfena 🙏Abona Enqa Selam mexakumna 🙏

  • @HananHanan-ly9cn
    @HananHanan-ly9cn2 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር አቦና አሜን ፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi34232 ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona Egziabiher xegue yebizihalikum abe xolotikum zekuruna abona

  • @hayat6903
    @hayat6903 Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan10582 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher amen amen amen

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l7 ай бұрын

    አሜን፫ ክቡር ኣቦዊተየዬ ኣቦዊተየይ በጃኹም እባ ብዛዕባ ሓዳሮም ገዲፎም ናፍቲይ ናብቲይ ዝብሉ ምኽሪኹም ለግስሉና ማለተይ ግዜ እንዳሃለዎ ግዜ የብለይን ዝብል ወዲ ካብ ምስ ብዓልቲ ቤቶም ምስ ካልኦት ዘሕልፍዎ ግዝኦም ናተረደኦም ድዩ ዋላስ ብዘይ ምርዳእ ሸለልትነት ዝጋብዙና ኣወዳት የሕዋትና ምኽርኹም ለግሱልና በተለይ እቲ ክቡር ግዝኦም ንመን ከምዝህብዎ ከስተውዕሉ ከምዘለዎም በጃኹም አቦዋይ ገለ በሉና ልዕሊ ብዓልቲ ቤትካስ ዓርክኻ ወይ ድማ ኣሕዋትካ ድዮም እባ ዝበልጹ ኾይኖም🥺🥺💔

  • @qusquam9815

    @qusquam9815

    7 ай бұрын

    ዝኾነ ሰብ ወላዲ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ዝኾነ ሰብ ግን ኣቦ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ፡፡እቲ ምንታይ ወላዲ ሙዃን ዝወስዶ ጻዕሪ የለን ኣቦ ንሙዃን ዝወስዶ ጻዕሪ ግን መወዳእታ የብሉን፡፡እዚ ማለት ቆልዓ ኣሚጺእካ ወሊደ ኢየ ክትብል ቀሊል ኢዩ እንተኾነ ንውሉድካ ንፉዕ ኣቦ ሙዃን ዓቢ ኣርእስቲ ኢዩ፡፡ ዝኾነ ሰብ ክወልድ መሰል ኣለዎ እንተኾነ ከም ክርስትያን ብቐዳምነት ዝሕተቶ ሃይማኖታዊ ጉዳይ ኣሎ ንሱ ድማ ብቓል ኪዳናዊ መገዲ ማለት ተመርዒኻ ምውላድ ኢዩ፡፡ካልኣይ ሰብኣውነታዊ ማለት ሕልናዊ ነገር ዝሕተቶ ኣሎ ንሱ ድማ ንውልድካን ገዛኻን ሕልና፡ስነስርዓት፡ኣኽብሮት፡ዘድልዮም ቀራቢ ሙዃን ኣሎ፡፡ ካልእ ማዕረ ክንደይ ኢዩ ኣብ ልቦና፡ኣተሓሳስባ፡መንፈሳውነት ብስለት ዘለዎ፡ማዕረ ክንደይ ኢዩ ብሕማቕ ነገር ከም ቁማር፡መስተ፡ምትላል፡ትህኪት፡ሸለልትነት፡ሕርቃን፡ምጽራፍ ዘይግዙእ ማዕረ ክንደይ ኢዩ'ኸ ብስነስርትዓት፡ጻዕሪ፡ኣኽብሮት ቃል ኪዳንን ጉዙእ ዝብሉ ሕቶታት ኣገደስቲ ኢዮም፡፡ ካብ ንእሽተይ ዕድመ ኣትሒዘ ክሳብ እዚ ግዜ ኣብ ትዕዝብተይ ማለት ኣብ ዝረኣኽዎ ዝፋታሕ፡ካብ ክልተ ገዲፉ ክሳብ ካብ ሰለስተ ኣርባዕተ ዝወልድ፡ዝተሃራረምን ዝቇየቑን፡ወሊዱ ዝኾነ ሓላፍነት ዘይስከም ድኣ ኢዩ ዝበዝሕ እምበር ቃል ኪዳኑ ዘጽንዕ፡ምስታ በዓልቲ ቃል ኪዳኑ ጥራሕ ዝጽመድ፡ቤቱ ህድኣት፡ወኻዕታ ማለት ልቦና ዘለዎ ሰሓቕ ዝመልአ፡ጉቡእ ሓላፍነት ናይ ቤቱ፡ውሉዱ፡ስድራቤቱ ዝስከም ኣይኮነን፡፡ ወላ ውን ካብ ዝቐርቦምን ዝቐርበንን ካብ ካልኦትን ዝሰምዖ ብዛዕባ ወላዲኦም ዝሰምዖ ጽቡቕ ናእዳን ዓሙቕ ኣኽብሮት ኣይኮነን፡፡ዝበዝሐ ሰብ ብዛዕባ ኣብኡ ጽቡቕ ክዛረብ ኣይሰማዕኩን ብዛዕባ ኣዲኡ እኳ ይሓይሽ፡፡እዚ ዘርኢ ድማ ክንደይ ሰብ ናይ ኣቦ ምክንኻን፡ሕንቃቐ፡ተገዳስነት፡ፍቕርን ሕብሓበን ከይርኣየ ከምዝዓበየ ምስክር ይመስለኒ ! ናይ ብሓቂ ኣቦ ሙዃን ብቐዳምነት ዘድሊ ፍርሃት ኣምላኽ ኢዩ እቲ ምንታይ ንኣምላኽ ምፍራህ ኣኽብሮት ስለዘምጽእ፡፡ከመይ ንዝብል ንኣምላኽ ዝፈርህ ካብ ሓሶት፡ስርቂ፡ዝሙት ብሓፈሻ ካብ ሕማቕ ዘበለ ናይ ምርሓቕ ልምዲ ኣለዎ በዚ ድማ ኣኽብሮቱ ካብ ዘጉድሉ ሓሶት፡ስርቂ፡ዝሙት ዲሒኑ ኣኽብሮቱ ናብ ዝውስኹ ከም ሓቀኛ፡ዘይናትካ ዘይምድላይ፡እሙን ሙዃን ይመጽእ፡፡ ካልእ ናይ ብሓቂ ኣቦ ሙዃን ውልድካ ብክብርኻን ፍቕርኻን ዝዓግበልካ ሙዃን የድሊ፡፡እዚ ማለት ብቕንዕናኻ፡ብጻዕርኻ፡ብጽፉፍ ኣካይዳኻ፡ብልቦናኻ፡ብብሱል ኣተሓሳስባኻ፡ብረዚን ባህርኻ ዝኣመሰሉ ክብሪ ዘውህቡዃ ዝዓግበልካ ! ከምኡ ድማ ንዕኡ ብተርእዮ ተገዳስነት፡ብተርእዮ ፍቕርን ሓልዮትን፡ብተርእዮ ምእራምን ምትብባዕን፡ብተርእዮን ብትኾኖን ናይ ጽቡቕ ኣብነት ክሕጎሰልካ ከሎ ኢዩ፡፡ ኣብ መወዳእታ ማህተማ ጋንዲ " ዝምድና ኣብ ኣርባዕተ መምርሒታት ዝተሞርኮሰ ኢዩ ንሱ ድማ ኣብ ኣኽብሮት፡ምርድዳእ፡ምቕባል፡ኣድናቖት ኢዩ " ይብል፡፡ህምምም ሓቂ'ዩ ንመጻምድትኻ ወይ መጻምድትኺ ዘለካ ኣኽብሮት ወይ ዘለኪ ኣኽብሮት ክንደይ ኢዩ ! ካልእ ድማ ዝምድናኹም ኣብ ኣኽብሮት ዝተሞርኮሰ ድዩ፡፡ ምስ መጻምድትኻ ዘለካ ምርድዳእ ወይ ምስ መጻምድትኺ ዘለኪ ምርድዳእ ክንደይ ኢዩ ! ካልእ ድማ ዝምድናኹም ኣብ ምርድዳእ ዝተሞርኮሰ ድዩ ! ንናይ መጻምድትኻ ዝኾነ ነገራት ካብ ልቢ ምቕባል ከመይ ኢኻ ! ከምኡ ንናይ መጻምድትኺ ዝኾነ ነገራት ካብ ልቢ ንምቕባል ከመይ ከመይ ኢኺ ! ንመጻምድትኻ ዓሙቕ ስምዒት ብዝተሓወሶ ማለት ናይ መልሓስ ጥራሕ ብዘይኮነ ኣብ ምድናቕ፡ምትብባዕ፡ጽቡቓትን ሓቅን ቃላት ዝመልኦም ኣብ ምሃብ ከመይ ኢኻ ! ከምኡ ንመጻምድትኺ ዓሙቕ ስምዒት ብዝተሓወሶ ማለት ናይ መልሓስ ጥራሕ ብዘይኮነ ኣብ ምድናቕ፡ምትብባዕ፡ጽቡቓትን ሓቅን ዝመልኦም ቃላት ኣብ ምሃብ ከመይ ኢኺ ! " ሰብ ናይ ብሓቂ ሃዲኡ ዝቖውም ኣብ ፍርሃት ኣምላኽ፡ ጽቡቕ ባህሪ፡ምርድዳእ፡ኣኽብሮት፡ብስለት፡ምስጢራውነት፡ምክብባር፡ሕድገት ዝኣመሰሉ ኣብ ዘለዎ ቤት እምበር ገንዘብ፡ዝና፡ደጋዊ ጽባቐ ኣብ ዝርከበሉ ገዛ ወይ ርሻን ኣይኮነን " " ፊሊ ወናኒ ሙቁር ቃንዛ '

  • @user-sb5se7qd3l

    @user-sb5se7qd3l

    7 ай бұрын

    ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልካቱም ኣቦዊተየይ ክቡር ሓወይን❤

  • @meronmulue
    @meronmulue2 жыл бұрын

    Enqa beselam mexakum abona eti senqi zekoni mekrkum ayflyena

  • @almazissac5061
    @almazissac50612 жыл бұрын

    Qal hiwet yesmalna abona bhaqi lbka zwege senqi mkri eu 🥺

Келесі