"እቲ ብዛዕባ ጀነራል ሃየለ ሳሙኤል ዝተባህለ፡ ሚዛናዊ ኣይነበራን" ሳምሶን ምስግና

Пікірлер: 286

  • @essayashaile9733
    @essayashaile97335 ай бұрын

    ዩኤል ዝብሉኻ፤ ንህዝቢ ንበዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ኮንካዮ አለኻ፤ ህዝቢ አደራዕ ሻዕብያ ከይአኽሎ እልፊ ዓንዛራትን ልቦና አልቦ ቆልዑን እንዳምጻኻ ቁስሊ ህዝቢ ትጎድእ እለኻ

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ።

  • @sewitghabremichael3132

    @sewitghabremichael3132

    5 ай бұрын

    Kulu kezareb alewo befelay ezom YOEL zemtseom. ❤

  • @kibromzeru671

    @kibromzeru671

    5 ай бұрын

    ​@@zegdagmawi275ቆንዳፍ ናይ ክልልካ ዘይትገብር::

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    ​@@kibromzeru671 ... Kelbi Arab ==> ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ።

  • @eriforum9493
    @eriforum94935 ай бұрын

    ንምንታይ ሓደ ጻድቅ ሓደ ሓይጣተኛ ክኸውን ተድልዩ ካብ ኣመራርሓ ህግደፍ ኩሎም ነናቶም ጅግንነት ገይሮም ኩሎም ከኣ ብብናቶም ይውሓድ ይብዛሕ ገበነኛታት እዮም ኢለ ይኣምን። ዳሓር ከኣ ቃልሲ ንናጽነት ኣብ ዝተገብረ ዝበዝሐ ሲሶ ኤርትራዊ ዋጋ ከፊሉ እዩ እቲ ሕቶ ተረባሒ ዶ ኾይኑ ወላስ ስልጣን ተጠቂሞም ራእን ተስፋን ህዝብን ሃገርን ናብ ውልቃዊ ናይ ስልጣን ማዓላ ውዒሎሞ ለበዋ ስውኣት ብጸቶም ኣተግቢሮም ዶ እዩ ክምለስ ዘለዎ። ናዓይ እቲ ዝተስውኣን ዝሰንከልን እዩ ጅግና ምኽንያቱ ዓስቦም ስለ ዘይረኸቡ። ንኤርትራ ብመንጽር ኣካለ ስንኩል ኪናት ወድ ማጆር እየ ዝስእላ።

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    5 ай бұрын

    ይገርመካ ኢዩ ቻይና ገበንኛ እንተ ዘይ ኮይኑስ መን ደኣ ኢዩ ገበን ዝገበረ ሄኖክ ኣብ መግልጺኡ ኣነጺሩዋ ነይሩ ጅግንነት ገሩ ይከውን ኢዩ ግና ተመሊሱ እንተ ኣጥፊእዎስ ብከመይ ኢዩ ጅግና ክከውን ዝክእል ስቅ ኢሎም ኢዮም በዓል ስምሶም ተሓዋዊስዎ ኣሎ መለኪዒ ጅግንነት።

  • @berhanetesfai1963
    @berhanetesfai19635 ай бұрын

    ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጻነት ኤርትራ ተቃሊሱ እዩ፡ ጀነራላት ኤርትራ ድሐሪ ናጻነት ኤርትራ እንታይ ጌሮም፡ ንስልጣን ክብሉ ህዝቦም ክኸሕዱ ከለው ብደዎም ከም ዝመቱ እዮ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ። ከዳዕ በለጸኛን ፈራህ ጃጃዊ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብህግደፍ ኣብ ዘተፈጸመ ኩሉ ግፍዕታት ከም ኢሳያስ ፡ ከም ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ፡ ከም ጀነራል ፍሊጶስ ወዘተ ተሓታቲ እዩ።

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay62515 ай бұрын

    ኣብ ገድሊ ንናጽነት ዝተገብረ ጅግንነት ናይ ነብስወከፍ ዘበርከቶ ንሃገሩ ኣብ ታሪኽ ጥራይ ኢዩ ክምዝገብ ዘለዎ እዞም ሕጂ ዘለው ጀነራላት ነቲ ቀደም ዝነበሮም ጽቡቕ ራኢ ቀቢሮም ምስቲ ውልቀ መላኺ ወጊኖም ናቱ ኣገልገልቲ ኮይኖም ንህዝቢ ኣብ ጭቆናን ሕሰምን ዘውረዱን ዘዋረዱን ኢዮም እንተለው ጀጋኑ እንተመቱ ክኣ ስውኣት ኣይብሎምን ኢዩ።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49745 ай бұрын

    ጨለ ዘረባ... ናይ እማነይ'የ ጨለ ዘረባ እዩ። ጅግንነት እንታይ ማለት ድዩ? ህዝቢ ክጸንት ከሎ ምስቶም ኣጽነይቲ ደው ዝበለ ወይ ንህዝቡ ከድሕን ስጉምቲ ከይወሰደ ጽሩራታቱ ጥራሕ ተሰኪሙ ሱቕ ኢሉ ዝተዓዘበ ሰብ ብምንታይ መለክዒ እዩ ጅግና ክኸውን ዝኽእል????

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.70195 ай бұрын

    ለባም ላባም ምጽዋት ይኣክል። China and other current generals get all their stars because of the loyalty they have to Isayas. I don’t see any meaningful options in the discussion, just too much political correctness.

  • @SamSam-de6rj
    @SamSam-de6rj5 ай бұрын

    Oh really, what about Isayas Afworki …He is a hero to u too !!!!! 😢😢😢😢

  • @Benji-jw3jc
    @Benji-jw3jc5 ай бұрын

    Kila sikbel hasawi merhati shabiya b filat hizbi eritrea zexnitu zelewu entay eka ketewxiala dehar mis deskelka kemzi do kemzi eska xegem aleka

  • @eritimes

    @eritimes

    5 ай бұрын

    Aye, bitserfi zi’ere neger tehaliyu. Tserfi de’a zey betri denakur iyu.

  • @teddysium8331
    @teddysium83315 ай бұрын

    I disagree with your guest comments. He seems to blame everyone but yet he's not suggesting anything new.😊

  • @kibromaraia3102
    @kibromaraia31025 ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ እዛ ናይ “Conflict resolution” ምርቕቲ እያ ዝበልኩማ እያ ይመስለኒ ምንጪ ናይ’ዚ Conflict ኮይና ትጥቀስ ዘላ፡ በየናይ መለክዒ ዳኣልካ ፡ ሚስኪናይ ህዝቢ ናይ Conflict resolution ጸገም ኣለዎ ትብሎ፡ ከምዝታዓዘብክዎ ግን እተን ናይ እንግሊዝኛ ቃላት እምበር ፡ ኣብ ውሽጠን ሒዘነኦ ዘለዋ መንነትን ትርጉምን ግን ዝትግብረንን ዝርድአንን ምሁርየ ባሃሊ ብዙሕ ኣይራኣኹን ። እምበሺ እኳ ዳኣ ብ Conflict resolution ተመሪቐ ዝበለ ካብ ኣብይ ኣሕመድ ጀሚርካ ምንጪ ህውከትን ዕግርግርን ክኾኑ ኢና ንርኢ ዘለና።

  • @SimonJoshua321

    @SimonJoshua321

    5 ай бұрын

    Haha I like your expression!

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube82555 ай бұрын

    Bdege konka aykonkan reyto thb zeloka. Already side hizka eka tzareb zeloka. Nhenok black mail tgebro aloka. Eski eti bzaeba haile samuel zbelo hade bhade bedhayo. Kab bdbdbu eyo gezeu ayserhen aytbel. Wala wn kemhbreteseb ketweks keloka ahefishka eka reyto thb zeloka wey judge tgebr zeloka. Abta nay erisat insident zeytzareb henok, saba, board, akayadi serah enabelka weshti atika tezareb. Ahefishka nktgotiyo zdeleka blaeli bshfan aytzareb.

  • @ahferom7780
    @ahferom77805 ай бұрын

    ንስኻ ጽፉፍ ኣጋይሽካ'ውን ከምኡ ጽፉፋት❤ Thank you ነቶም ውሑዳትን ጽፉፋትን❤እንበር ከም'ዚ ንርእዮ ዘለና ግዕዘ ዝኾነ እሞ ከኣ ቃልሲ ኢሎም ዝሰምዩዎ ኣየውፍር ኣየእቱ ርኢኻን ሰሚዕካን ናይ በሓቂ ዲና ደቂ ሓንቲ ሃገር ትብል'ሞ ክርም'ዚ ክትሰምዕ ከለኻ ከኣ ምልስ ትብል😮ብዝኾነ ብጽልእን ቂምን ዝድልድልን ዓዲ ዝኣቱን ቃልሲ ኣበደን። እሞ ከኣ ንታሪኽ ህዝብኻ ክሳብ ክንድኡ ኣጋዕዚኻ እ እ እ ይትረፈና Thank u ጥራይ ኖኣኻን ንኣጋይሽካን❤

  • @zowdi810
    @zowdi8105 ай бұрын

    Yes you are right thanks my haro erterawe really he is lagan and haro erterawe god bless to him 🙏 😊 😀 ❤️ ☺️ god job

  • @Kemkemey
    @Kemkemey5 ай бұрын

    Sham on you. ግን ሰብ ዶ የለን ዩ ብበዓል ሶምሶም መግዛእትና ክቅጽል ባይታ ትህቡ

  • @gggt5400
    @gggt54005 ай бұрын

    No nieseka tezarebo zeleka enitay tebel Kam zeleka ayredeakan alo,haile Samuel meas tesalefu ayegedesen eyou menieesyat yetseniet neru

  • @fshayekifle3132

    @fshayekifle3132

    5 ай бұрын

    Général Hailé Jegna eyu henok gean half cast sela zkona eritrean kizilif eyu ziwil

  • @tesfaitecle7677
    @tesfaitecle76775 ай бұрын

    ብፍቕሪ ሳሚኤል ቻይና ታሪኽ ከተቋናጁስ ክሳብ ክንድዚ ን ኤሪሳትን ህዝባዊ ቃልሲ ከትነኣእስ ከተጸልምን ዘሕዝን'ዩ!!! ኣብ ግንባር ዓሰብ ብዓል መንዮም መሪሖሞን ዋጋ ከፊሎም ስለ ዘድሓኑ ዝወዓሉ ሕተት ዘይኮነ ታሪኽ ኣይትተርኽ። እንተ'ቲ ብንእስነቱ ንሃገሩ ኣገልጊሉ ዝተባህለ ኩሉ ኤርትራዊ ካብኡ ንላዕልን ክድኡን ከፊሉ'ዩ ንዕኡ ዝኸሓደ ከኣ የለን ። ክትክሕዶ ደሊኻምበር ሄኖክ'ውን ኣይከሓዶን።

  • @hagostesfamichael9737
    @hagostesfamichael97375 ай бұрын

    Suk bel duhul hgdef Samuel chaina zmedka entekoinu zemedey eyu bel ember kedem zmote eyu youel kea ferah eka tieuy gerka zeythato entay eyu geiru Samuel chaina zeytblo

  • @rabinkiflay5028
    @rabinkiflay50285 ай бұрын

    😢 lokimax

  • @user-nx1fr1ku9n
    @user-nx1fr1ku9n5 ай бұрын

    Henok jigna 💯

  • @demhai4560
    @demhai45605 ай бұрын

    Well said !

  • @ngusetsegay2104
    @ngusetsegay21045 ай бұрын

    Entay kon temahiru ykewin halewlew beqa methazi zeyblu

  • @zowdi810
    @zowdi8105 ай бұрын

    Yes you are right 🇪🇷 he is lagan he is haro for ertera purposes 🎉😂❤god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 ❤️

  • @meredabraha4652
    @meredabraha46525 ай бұрын

    አብ ከባቢኻ ዘሎ ሕብረተስብ ዘይሰራሕኻስ ንምንታ ኢኻ ሀገራዊ ትመስል ወይስ ህግደፈዊ ኢኻ ክብል።

  • @bemnetsemere2158
    @bemnetsemere21585 ай бұрын

    Wawww zigerim eyu beal nesika kem tekaleseti zeykonekum ne zikaesu ekum tikalesu ::emo ne iseyas jugena mibal eyu terifekum anes ezi wetsea nay ziweledo miredea deyu abikum bezuh kabe fethii rehika aleka hawe samsom .please ueal mis hawe henok arakibom simu tekisu kabe zitezarebe hard talk kea kinelemido alena ezi be shime hager lebam lebam mitsewat gen yebikea neay jigenay abe fethiii tetew zibel teray eyu ::

  • @danielkelati8298
    @danielkelati82985 ай бұрын

    What a complex explanation.definitely you are close to Hgdef than the justice seeker. ንዓመጸኛ, ዓመጸኛ ምባል ሐጢአት ዲዩ? 1000000000% Henok is write

  • @Nadia-rf8kp

    @Nadia-rf8kp

    5 ай бұрын

    Agree

  • @michaelaraya1192

    @michaelaraya1192

    5 ай бұрын

    ኹሉ፡ኣብ፡ህግደፍ፡ዘይነበረ፡የሎን፡ኩሉ፡ግን፡ገበነኛ፡ማለት፡ድዩ፡ሄኖክ፡ንባዕሉ፡ብገንዘብ፡ህግደፍ፡ኢዩ፡ተማሂሩ,ንህግደፍ፡እውን፡የገልግል፡ነይሩ፡ኢዩ,ምውት፡ክጸርፍ፡ግን፡እቲ፡ምውት፡ኣይሰም ዖን፡ኢዩ፡ደቁ፡ቤተ፡ሰቡ፡ኣዝማዱ፡ብጠቅላላ፡ንኹሉ፡ሰማዒ፡ኢዩ፡ዝጎድእ፡ተዛሪቡ፡ቖልዓ ኣይኮነን፡ክብሪ፡ናይ፡ሕብረተሰብና፡ክርዳእ፡ይግባ እ።ስሕተት፡ኢዩ፡ነይሩ፡ይቕረታ፡ልሓትት፡ይግብ ኦ፡ኣቦይ፡ሞይቱ፡ኣብ፡Tv,ሰብ፡ተጠሊዑ፡ክጸርፍን፡ክራገምን፡ከሎ፡ክሰምዕ፡እንታይ፡ይስመዓኒ፡ኢንታይ፡ከ፡ምገበርኩ፡?

  • @user-tl1ef3zi2e
    @user-tl1ef3zi2e5 ай бұрын

    Well said big brother

  • @senayzemen3963
    @senayzemen39635 ай бұрын

    45:49 ሓዉና ሳምሶም፣ ሃገራዊ መንነትን ሃገራዊ መትከልን ድኣ EriTV ባዕላ ትሰርሓሉ ኣላ እኮ! ሃገራውነት ማለት መርዚ’ዩ! ሰብኣዊ መትከልን ሰብኣዊ መንነትን ንምንጋስ ድኣ ንቃለስ!

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.70195 ай бұрын

    Yoel, you should follow what he said. ይኣክል በርዒኑ ተሪፉ ኢዩ ይብል ኣሎ፣ ካበይ ኢዩ ኣምጺእዎ፧ ኣዚዩ ዘይሓላፍነታዊ ዘረባ። ኣብ ብዙሕ ኣርእስትታት ጭብጢ ዘይብሎም ነገራት ዪዛረብ ኣሎ። ከም ጋዘጠኛ ደው ኣቢልካ ክትሓቶ ይግባእ፣ ብናተይ ሪኢቶ ጋሻኻ ንመደብካ ዚምጥን ኣይኮነን።

  • @ashenafizewde6734
    @ashenafizewde67345 ай бұрын

    Anes ab hgi zeyblu b kemey eka bhgi knqales tdeli aloka?

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62395 ай бұрын

    ብዛዕባ ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ክንዛረብ እንተኾይና፡ ብርጌድና 58 ኣብ መወዳእታ 1977 ዓ/ም ኣብ ትቖመሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ከም ኮሚሳር ብርጌድና ካልኣዩ ን ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲ ፍላንሳ) ተመዲቡና። ኣቐዲሙ ኣብ ክፍሊ ህዝቢ (06) ደቀምሓረ ይሰርሕ ኔሩ። ሎሚ ንድሕሪት ተመሊሰ ክዝክሮ ከለኹ፡ እቶም ቅድመይ ዝተሰለፉ ተጋደልቲ ቅድሚ ቻይና ወይ ምስኡ ዝተሰለፉ ዝያዳ ምኩራት ኲናት ተጋደልቲ መራሕቲ ጋንታታት፡ መራሕቲ ሓይልታት፡ መራሕቲ ቦጦሎኒታት ብርጌድና፡ ቻይና ተመክሮ ኲናት ዘይነበሮ ቀጥታ ካብ ክፍሊ ህዝቢ መጺኡ መራሕ ብርጌድና ምስ ኮነ ኩሎም ተጋዳልቲ ገሪሙዎም ኣብቲ ዝቕጽል ዝነበረ ውግኣት ብቲሒም-ቲሒም እናጉረምረሙ ብመስዋእቲ ሓሊፎም። ካብኡ ሓሊፉ'ውን ኣብ ግንባር ሓልሓል 1983 ሰላሕታ ወራር (7ይ ወራር) ካብ ኦሮታ ክሳብ መለብሶ ጸረ መጥቃዕቲ ኣብ ንገብረሉ ዝነበርና እዋን ወዲ ፍላንሳ ተሰዊኡ ሰሚዕና እታ መዓልቲ እቲኣ ኣይኮነንዶ ርሑቕ ኮይኑ ዘምሓድር እዚ ብርጌድ፡ እቶም ምስ ጸላኢ ግብግብ ኢድ ብኢድ ዝዕማምና'ውን እንተኾነ እቲ ኲናት ሃዲኡ ኢዩ ውዒሉ ኔሩ፡፡ ኣብቲ እዋንቲ ኣብ ከባቢ ሸጋሊ ማለት ኣብ ከባቢ ታባ ዓሰርተ ዝብሃል ቦታ ምስ በጻሕና ወዲ ፍላንሳ ብወረ-ወረ ብባዶ ሰለስተ (03) ብደብዳብ ናይ ከቢድ ብረት ተሰዊኡ ዝብል ወረ ሰሚዕና፡፡እቲ ወረ ግን ሓቂ ኣይነበረን። ስለዚ እዚ ጉዳይ'ዚ ምስ ብጾተይ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ድቃስ ካብ ዝኸልኣኒ ነገር'ዩ። እምብኣር ቻይና ሓደ ካብቶም ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ዘናውሐ፡ ንውልቃዊ ሽመቶምን ረብሓኦምን ዝሰርሐ፡ ንህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ታሪኹ ርእይዎ ዘይፈልጥ ከርተትን ስደትን ውርደትን ዝገበረ ክርዳድን ጻህያይን ህዝቢ ኤሪትራ 'ዩ።

  • @erivision74

    @erivision74

    5 ай бұрын

    30 amet bikemu eyu wesidulna ab 10 amet eritrea hager mikonet

  • @open795
    @open7955 ай бұрын

    ኣይፋልካን ሳምሶም፡ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ከምቲ ዘቀመጥካዮ ኣይኮነንን ።እዃ'ድኣ ዘይፍትሓውያን መራሕቲ ሃገር ብንዕቀት ክሳድና ረጊጾም ክይመርሑና ኢና ንቃለስ ዘለና።ሃገራዊ ክብርን መንነትን ( ብሓፈሻ ሕግን ሕጋውነትን ) ዘይፈልጥ ካሕዳይ ስርዓት ክሳብ ዝሃለወ ካብ ኤሪሳት ይኹን ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ምጽባይካ ዘገርም እዩ።ስለዚ ሓውና ንስኻ'ውን መትካ ኣለኻ ።

  • @ngusetsegay2104
    @ngusetsegay21045 ай бұрын

    ሄኖክ ወላ ሓንቲ ጌጋ የብሉን ኣብ ናይ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ተመሳሳሊ መግለጺ ኣውጺኡ ኔሩ እዩ። ግን እዚኣ ናይ ስጋ ጌርኩማ ኒኒንን በሉ ፡ ጀነራላት ሻዕብያ ከለው ይኩን ምስ ሞቱ ኩሉ ግዜ ምውታት እዮም።

  • @kobrahara1877
    @kobrahara18775 ай бұрын

    በዓል ንስኩም ኢኩም ንድሕሪት ጎትዎ ዘለኩም ነዚ ቃልሲ ተቃልስቲ ተመሲኩም ደገፍቲ ኢኩም በጻብጽ ሓሰውቲ ሰረቅቲ ንስካ ብህግደፍ ዝተላክካ ለክባጥ ኢካ

  • @Bluerevolution.23
    @Bluerevolution.235 ай бұрын

    ኣብ ገድሊ ዓማጺ ድሕሪ ናጽነት ቀታሊ እዩ ኔሩ።😢😢

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ። ከዳዕ በለጸኛን ፈራህ ጃጃዊ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብህግደፍ ኣብ ዘተፈጸመ ኩሉ ግፍዕታት ከም ኢሳያስ ፡ ከም ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ፡ ከም ጀነራል ፍሊጶስ ወዘተ ተሓታቲ እዩ። ኣብዚ እቲ ዘገርም ፡ ከምዚ ከማኻ ዓሻ ድዩ ተበላጺ ንነብሱ ደንቍሩ ንመንእሰያት ከተጋጊ ምፍታንካ እዩ።

  • @assefawyonas96
    @assefawyonas965 ай бұрын

    Ezi resi hizka dea entezeyreakaya yhaysh

  • @dirartekleab8492
    @dirartekleab84925 ай бұрын

    Abzi geza zimexus emberke dehan diyom

  • @estifanoshabte5734
    @estifanoshabte57345 ай бұрын

    Afeja higdef eyu ezi sebay! Henok gin nay behaqi natu eyu hibwo n Haile Samuel (China). Ente ezi sebay gin afeja nay higdef yu.

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari68655 ай бұрын

    ኣይትሓሱ ቻይና ሃዲሙ ባጽዕ ኣትዩ ከምዘመ ኣብኣ ዝነበረ ከማኻ ሓሳዊ ኣምሰሉ ቀደመማይ ነገር ኣብ 3ይ ወራር ዓሰብ ዘድሓኑ 1,ሓዲሽ ኤፍረም 2,ሳልሕ ዑስማን ኢዮም ቻይና ገዲፍዎም ባጽዕ ኣተዩ my father was there at that time i meet ሳልሕ ዖስማን ብድሕሪ ወራር ኣስመራ ተመዳቦም ነይሮም ስለዚ ልዕሊ ቻይና ገበነኛ የለን.

  • @abrhamtesfay1586

    @abrhamtesfay1586

    5 ай бұрын

    ኣይትጋገ ካብቲ ግምባር ብፍጹም ኣይተፈለየን፡ ይትረፍ ናብ ባጽዕሲ ናብ ዓሰብ እዉን ኣይከደን!

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    5 ай бұрын

    እንጀራ ዓለም ብላዕ! መሪሕነት ህግሓኤ ኣብ ሕሹኽን ባለካ ለኽዓካን ኣብ ወረን ባዶ ሰለስተን ኢያ ትነብር፡፡

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ። ከዳዕ በለጸኛን ፈራህ ጃጃዊ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብህግደፍ ኣብ ዘተፈጸመ ኩሉ ግፍዕታት ከም ኢሳያስ ፡ ከም ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ፡ ከም ጀነራል ፍሊጶስ ወዘተ ተሓታቲ እዩ። ኣብዚ እቲ ዘገርም ፡ ከምዚ ከማኻ ዓሻ ድዩ ተበላጺ ንነብሱ ደንቍሩ ንመንእሰያት ከተጋጊ ምፍታንካ እዩ።

  • @ZaiydKidane-yt9xw

    @ZaiydKidane-yt9xw

    5 ай бұрын

    @@abrhamtesfay1586 ሃይለ ሳሜል ሓደ ካብ ካብ ቶም ምንቅስቓስ ንመስል ተጋደልቲ ዝደቖስን ዝኣሰረን ርእሶም ዘዽነን መንእሰያ ከም ።ዝስደዱ ዝገበረ ጀነራኣል እንታኣይ ክብሃል ትጽበ

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    5 ай бұрын

    @@zegdagmawi275 ተዓወት ! 100% ✅✅✅✅💙✋

  • @fikreyacob286
    @fikreyacob2865 ай бұрын

    ሓደው ምሳይ ወይ ኣንጻረይ ጥራሕ ዝኣካይድኡ ደምበ ፍትሒ : ካልእ ማእከላይን ተዓዛብን መርግጺከም ዘሎ ዘረድእ ተባዕ መግለጺ! ይበል! ነመስግነካ ዮኤል ነሞግሰካ ሳምሶን!

  • @tembrayant4400
    @tembrayant44005 ай бұрын

    ኣታ ዬኤል እንታይ ኢኻ ትኸውን ዘለኻ? ንምዃኑ ዕላማ ናይዚ ቻነልካ እንታይ ድዩ? ክንደይ ብሉጽ ሓሳብ ዘለዎም ከለዉስ...

  • @bereketgebe3783
    @bereketgebe37835 ай бұрын

    They think themselves hero in KZread this cyber war we are happy having u they should have on truth which is very difficult now a days the truth is our culture,religion,and our nation.

  • @EnjoyColouring
    @EnjoyColouring5 ай бұрын

    Very Sad Yoel zblukas beqa 😢in the name of” tolerance “you are increasing our pain,by giving platform to those who clearly has opposing opinions of justice seekers community, instead of using your platform for unity and strength you are contributing in slowing down our progress.The consequences are real causes heartache and also draining our energy. And the worst part is you don’t seem to care enough to read the comments of your followers ,just like Erisat board members who refuse to resign despite the people (whom they claim to serve)loud calls. We are in great pain of what General haile Samuel did to our brothers and sisters,and you bring us Samson who call him Gigna!!!!!!!! I don’t know what to say but Shame on you Yoel

  • @er-uq6we
    @er-uq6we5 ай бұрын

    ዝብላዕ ዘረባ ሳምሶም ሓውና፡ነታ ሓቂ ምሕቃቃ'ዪ። ከም ዝምስለኒ እቲ ጉዳይ ጉዳይ ሃገራዊ ተቃዋሚ ሙዃንን ትሕቲ ሃገራዊ ተቃዋሚ(ወላ ምስ ትግራይ 1 ሃገር ንመስርት)ዝብሉ ኢዪ ዘሎ።

  • @hawasuleman6889
    @hawasuleman68895 ай бұрын

    😭😭😭🙏🏽🤲🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @mhreteababay1410
    @mhreteababay14105 ай бұрын

    ሳምሶም ዝህቦ ዘሎ ሚዛናዊ ኣይኮነን ምናልባት ዓጽመ ስጋ ሃይለ ቻይና ክከውን ኣለዎ ምክንያቱ ንግሁድ ገበናት ሃይለ ቻይናን ጀነራላት ዓድናን ክትጣበቅ ምሕሳብ ማለት ካልእ ኩርናዕ ክንጥምት የገድደና ኣሎ።

  • @ahferom7780
    @ahferom77805 ай бұрын

    ንሳምሶም ብብኣካል ዝሰማዕኩዎ ክድርዓሉ 'ኣሰና" ላብ 2008 ጀ/ሃይለ ሳሙኤል ሞይቱ ኢላ ዜና ሰሪሓ ገለ ሰባት ነጊሮሞ። ኣብ በይሉል ከለና ኣብ ኣኼባና ክሳተፍ ሓቢሩና "ኣለኻ ዲኻ ደኣ" ኢሎም ገሊኦም ምስ ጨረቕሉ "ኣንታ ቀቲሎምኒ'ባ ቀንዮም'ዮም" ኢሉ ኣስሒቑና።ኣብ መንደፈራ ኣብ ቀብሪ ናይ ቤተሰብ ከለኹ'ዮም ነጊሮኒ፥ ኤርትራውያን ድዮም ኢለ ሓቲተዮምሲ እወ ኢሎምኒ፥ እንታይ'ዮም ደልዮም ኢለ እንተ ሓተትኩዎም ግን ብሞተይ ዘይኮኑስ ብሞት ኩልና ሰበስልጣን ዓዲ ክኣትዉ ስለ ዝደልዩ'ምበር ብሞተይ ጥራሕ እንተ ዝኸውንሲ ቀላል ኔራ ሓንቲ ሳንዱቕ ኣምጺእኩም ምወተፍኩኒ'ሞ ኣነ መዕረፍኩ ንሶም ከኣ እታ ዝደልዩዋ ኤርትራ ምገደፍኩሎም"ኢሉ ዘደንግጽ ኣገላልጻ ብምቕጻል ድሕሪ ገለ ሰሙናት ከኣ ቀቅድሚ ኲናት ጅቡቲ 'ዞም ደቀይ ዝበዝሓ ሰሚናር ጌሩልና።ኣይደንጎየን በቢ ቁሩብ ናብ ምውሓድ ጥዕናን ምድስካልን ኣትዩ ክቡር ጀ/ሃይለ ነብሱ ይምሓሮ።ባዕሉ'ውን ዝምስክሮ ሰባት እንዲና ካብ ክንፍጠር ክሳብ ንመውት ብጌጋ ዝተሰራሕና ሰባት እንዳበለ ንዝሓለፈ ታሪኻዊ ሰብ ኣብ ዝጥዕመካ ተቐሚጥካ ንዘይጥዑም ንዝሓለፉ ምርኻስ ጅግና ዝገብር ኣይኮነን😢ሞት ንጀ/ሃይለ ብርቂ ኣይኮነን ብርቂ ነቶም ባህሊ ዘይብሎም ምኽሉኣት'ምበር😢

  • @essayashaile9733

    @essayashaile9733

    5 ай бұрын

    " ሞት ንጀነራል ብርቂ አይኮነን" ያ'በለ፤ እሞ እንታይ ደአ ክቧቁጥ ክሳብ ሎሚ ጸኒሑ፤ አቀዲሙ ዘይምተዓዝረ፤ ወኻርያስ ጻድቅ ክትመስል ዝዋውዕ ተአስር፤

  • @dawithabtemichaele5329
    @dawithabtemichaele53295 ай бұрын

    shefta niru

  • @weldeabyohannes3931
    @weldeabyohannes39315 ай бұрын

    ሳምሶም ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ግለ መድያታት ብዛዕባ ኢሳያስ ኣፍወርቂ መንታል ዲሶርደር ወይ ባይ-ፖላር ክትንትን ሰሚዕካ፡ እቲ ዝሃብካዮ መግለጺ ኣብ ዛዕባ ኢ፡ኣ ጌጋ ማለተይ ኣይኮነን። እንታይ ክብል ደልየ መስለካ፡ እቶም ዝሃብካዮም ትንታነታት ብዛዕባ እቲ ሰብ ዳርጋ ኩሎም ናባኻ ዝቐረቡ ከይነ ረኺበዮም። ደጊምካ ንህዝቢ ዝጠቅም ብዘይ ፍርሂ ግለጽ፡ ምሁራት ኢሉ ሰብ ክሰብዓኩም ይፍትን ግን እዞም ምሁራት ኣይከምዝተማርኩሞን።

  • @Tesfa325
    @Tesfa3255 ай бұрын

    I can’t believe you don’t even know Tesfaledet you lost.

  • @teklittewelde7638
    @teklittewelde76385 ай бұрын

    ዓጀውጀው ዝኾነ ዘረባ

  • @nathu212
    @nathu2125 ай бұрын

    TESFALDET IS not young.... He called him " Ab N'eus Edmieu" eluwo , he was 67 years old Rip Ayanan abonan Tesfaldet Alem Meharena But people like Samson have no shame at all

  • @sabahaile4297
    @sabahaile42975 ай бұрын

    እዚ ሓውና ንቻይና ጽብቅ ጌሩ ኣይፈለጦን ዘሎ ብቃራጭ ኢዩ ስልጣን ደይብዋ ። ንበዓል ሜጀር ጀነራል ስዒድ ፈረጅ ኣጸጊዑ ኢዩ ስልጣን ሑዙ ጀማሂር (ክፍሊ ህዝቢ)ዝነበረ ቻይና ኣይጸንሐር መራሒ ብርጌድ ኢዮም ሂበሞ ምስ ወዲ ፍላንሳ ኣጸጊዕም ።እቲ ስልጠን ተመጢሉ እንበር ብስሪኡ ኣይመጽኦን።1974 ተጋዳላይ ማዕረጉ ኣብ ኤርትራ ኮሎኔል ምተገብኦ ኔሩ ኣያይ እንድሕር ፈቲልካ ግን ሰልጣን ከምዲላኡ ዝህበካ።

  • @susanasereke6550
    @susanasereke65505 ай бұрын

    Betami des debiel ziririb,hasabat. kabti dibezhe ho ho dibiel guyla wexika natka hizka kitwexia qelil aykonen,Yeqenyelina sami ,yeqenyelina yoel ditefelalye hasabat temxia sile deleka.

  • @johnfesshay2659
    @johnfesshay26595 ай бұрын

    ዮኤል ካብዞም ተምጾም መረገጺ ዘይብል ሪድኢቱ ንክትጭብጦ ዘይክእል ሕውስውስ ዘበለ ዛንታ እንዳምጽ ኮለል ዘብል ሰብ ክምዚ ሪኢ አይፈልጥን ሓደ ሓደ ጊዚስ ወላ ንዑኡ ኢት ክብሎ ዝደሊ ዝርድኦ አይመስለንን ሃገራውነ 10 ይደገግም እነ ዝጥምቶ ዝስአነ ሙሁር እሞ አቶኮሮ ዝደለይ ይመስልን ግን ምሊሱ ምንዓቂኡ ይገብር

  • @michaelteklab8789

    @michaelteklab8789

    5 ай бұрын

    ኩቡር ሓው ኣጣማምትካ እዩ ኣብ ገለ ዘዝዩ ዘሎ። ሳምሶም ኣብ ማእከል እዪ ዘሎ።

  • @johnfesshay2659

    @johnfesshay2659

    5 ай бұрын

    @@michaelteklab8789 አብ ምንታ እዮ ዘተረዳአኒ pls እንታይ እያ ተረዲአትካስከ ወሲ ትፎዞ ንሙኻን እዮ

  • @user-ih4rj7qs5e
    @user-ih4rj7qs5e5 ай бұрын

    Tehalaki generalat eritra. I think you are not far from them . Why is this guy in the fanus network can n't understand, he is still in favor of the tyrant gov't.

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom17185 ай бұрын

    Tesfaldetzeyfeletkasi Neti amatsi gn kttabekelu metsika gena metakee keleka zkales znebere metkelawi eyu kemaka aykonnen nzmote general znafk

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi2755 ай бұрын

    ኣየ በዓል ዮኤል ፡ ንኸምዚኦም ህውታትያ ፡ ኣብ ዝባን ደለይቲ ፍትሒ ከም ቁርዲድ ለጊቦም ፡ ደሙ ዝመጽይዎ ዘለዉ ፡ ቁምነገር ረኺብካ ዲኻ ዓዲምካዮ፧

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ።

  • @amanuelcumbay
    @amanuelcumbay5 ай бұрын

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @SuperMobly
    @SuperMobly5 ай бұрын

    ኣታ መሕፈር ዘይትስተር ሱቕ እዩ ዝጸብቐልካ በጃኻ።

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ። ከዳዕ በለጸኛን ፈራህ ጃጃዊ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብህግደፍ ኣብ ዘተፈጸመ ኩሉ ግፍዕታት ከም ኢሳያስ ፡ ከም ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ፡ ከም ጀነራል ፍሊጶስ ወዘተ ተሓታቲ እዩ። mm

  • @zowdi810
    @zowdi8105 ай бұрын

    Ywale he is laiy and tegray tewate hasawe

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k5 ай бұрын

    ስማዕ እስኪ ቻይና ኮብሊልኩም'ዶ ሃዲምኩም ኢሉ መንእሰያት ከም ዝረሸነ ትፈልጥ'ዶ ? ሕቕታ ሻዕብያ 😀

  • @KeepGoing5355
    @KeepGoing53555 ай бұрын

    ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ፈኑ ይበሃል እዚ:: እንታይ ኣምጽኦ እዚ ተሓይኹ ዝተዋሕጠ ጉዳይ ዳግማይ ምልዓል'ከ??

  • @essayashaile9733

    @essayashaile9733

    5 ай бұрын

    እንታይ ስራሕ አለዎ፤ ንፍትሒ መዓስ ኮይኑ ገለ ክለቅም ኢዩ ድቃስ ሲኢኑ ዝሓድር

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    5 ай бұрын

    ሕመቕ ከ ንመን ነሃቦ ነዚ ወዲ ከሕፍሮም ከፈድሖን ኢዩ መጺዩ።

  • @danielkelati8298
    @danielkelati82985 ай бұрын

    ቻይና ናይ ፋሉይ ቤተ ፍርዲ ዋና አዛዚ ኮይኑ ብዙሓት አያታትና አብ ድቅድቅ ጸልማት ዝዳጎኖም አሐትን አሕዋትን ከም ዘለና አይትዘንግዕ ንቻይና ግብሪ ኢዱ የሰንዮ !!

  • @user-vx3gy8ej3j
    @user-vx3gy8ej3j5 ай бұрын

    ንሓደ ጀነራል ከም ሰቡ ምስ ብዙሓት ተጋደልቲ ንናጽነት ኤርትራ ተጋዲሉ ድሕሪ ናጽነት ንውልቃዊ ረብሕኡ ምስ ውሑዳት ኮይኑ ሃገር ኣዕንዩ መንእሰያታ ኣጽኒቱ ክነሱ ናይ ገድሊ ታሪኹ ክትዝርዝር ምፍታንካ የገርም። ክንዲ ዝኾነ ናይ ገድሊ ታሪኽ ይሃልዎ፡ እዚ ባርያ ኢሰይያስ ብድሕሪ ናጽነት ብዝገበሮ ገበናት ጥስጡስ ብደዉ ዝሞተ ጠላሚ ብጾቱ ከማን ዝውሕዶ እዩ። እዞም ከምዚኦም ሰባት እታ ሃገር ህዝባ ክሳብ ክንድዚ ንኽጸንት በዞም ዕሱባት ጀነራላት ዝተገበረ ገበናት ኣይፈልጡን ክብል ኣይክእልን። ባሮትን ግፉዓትን ምዃን ተለማሚዶም ምስሊ ዘሰደዶም ኣብ ስደት ኮይኖም ክኾሓሕልሉ ይውዕሉ ኣለዉ ግን እብል ብተኣማንነት።

  • @zowdi810
    @zowdi8105 ай бұрын

    Yale hasawe 😢😢

  • @nathu212
    @nathu2125 ай бұрын

    He was reading from prepared now😂😂

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.70195 ай бұрын

    ንቻይና ጅግና ምባል ንብተወደድን ብጽቱን ምውራድ ኢዩ

  • @ftwihaile8146
    @ftwihaile81465 ай бұрын

    Samsom Hasawiii kedamiii Dekala

  • @johnfesshay2659
    @johnfesshay26595 ай бұрын

    አታ ኢዚወድስ ለክባጥ እዮ ናብ ህግደፍ እንበር ጸሩ

  • @gebreted2612
    @gebreted26125 ай бұрын

    ብራቮ ሳምሶም ጽቡቕ ርእይቶ

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu14775 ай бұрын

    ውዱቕ ሓሳብ ኢዩ እዚ ቃለ ምሕትት

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari68655 ай бұрын

    ሓረዶቲ ቐተልቲ ብዛዕባ ህዝቦም ዘይሓስቡ ጀሪካናት ሲ ክንድዚ ይጣበቕ ምንእሰይ ዝርሽኑ ወላሐመን ዘይገበረ ኣብ ወራራት ክኖደይ ገበን ጠይሮም ንኢሰያስ ከፍትዉ ኣብ መጨረሻ ድማ ናብ እንዳ ጋሓፍ ይድርብዮም እዚኦም ድዮም ጀጋኑ ሄኖክ ልክዕ ዩ ገሊጽዎ ካብ ኣኾኻ ኣይትመሃርን ደሐኻ ለዉጢ ስለ ዝበለ ብዘይ ፍርዲ ተኣሲሩ ሓቲትካሉ ትፈልጥ ዶ.

  • @Tesfaldet1
    @Tesfaldet15 ай бұрын

    ክቡር ሐው ሳምሶም, እቲ ኩሉ ሰብ ዝበሎ ዘይምድጋምካ እንተፈተኽዎ ክትዕግበኒ አይክአልካን:: ሕሰበሉ አርእስቲ ተብዝሕ ከይትህሉ! ሳይካትሪ, ፖለቲካ, ታሪኽ, ጸሐፊ, ጋዜጠኛ:: ምስ ኩሉ ዘለኒ አኽብሮት::

  • @ambesrezene4126
    @ambesrezene41265 ай бұрын

    Entay gheru hager hager tblu hager nay keytkeyd ya tesekimom keywesdwa seb belu seb endatecheweye suq zbl jeneral bmntay eyu kkebr

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom55605 ай бұрын

    አነስ እዞም ሙሁራት ዓድናስ አሰኪፈሙኒ ሃይለ ቻይና እኮ ብደም ኤርትራውያን ይሕተት ኢዩ ሰለዝስ !!!

  • @devid1988
    @devid19885 ай бұрын

    Ane Nsamson Befxum Ende Zeysmno , Befxum wen Aykblon ye .

  • @adikeyh7770
    @adikeyh77705 ай бұрын

    ትግራይ ሳት ሓሳዊት ጸላኢት ህዝቢ ኤርትራ

  • @eridaeromedia1156
    @eridaeromedia11565 ай бұрын

    Not only Haile samuel, but also you are died.we don't want an explanation from Henok. Everyone nows that Haile samuel is an evil for the Eritrean people.

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47475 ай бұрын

    እሂ ክኣ ፖስተረይ፤ ጀነራልካ ጎይታ ተቐቢሉ ኔሩ ድዩ?😂😂😂😂

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin51765 ай бұрын

    Respect Mother Language Tigrinya! Don't Say Kequashish .Please say Kerasih.Thank you

  • @habtom3411
    @habtom34115 ай бұрын

    ሪኢቶካ የኪብሮ እየ ግን ጀነራላትና ግን አንስቶም ከድሕኑ ዘይኪእሉ ደቆም ካብ ደቂ ኢሰያስ ኪጋስዎን ከድሕኑ ዘይኪእሉ ሐንቲ ክሐትዎ ዝኽእሉ ብኮንዶም ንክትከዉን እያ አገልገቲ ናይቲ መላኪ እዬም ናይ ዝኩሉ ሳዕቤን እዬም

  • @abrahamkidane8164
    @abrahamkidane81645 ай бұрын

    Absolutelyright. Well done brother .keep its up you are so honest. Thoughtful .don't worry about those who's spreading false information. One day they will follow you. And stay tall and strong. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ God bless Eritrean. One Love for all Red Sea Camel's.

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ።

  • @mehari16
    @mehari165 ай бұрын

    ከምዚ ዝኣምሰለ ሚዛኖዊ ሰብ'ዩ ዘድልየና!

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin5 ай бұрын

    ሳምሶም ሰይጣን ከማን እኮ ብዙሕ ሰሪሑ ቸይና ቡዙሕ ሰሪሑ ትብለና በል ስቕ በል አብዛ ዓለም የለኻን

  • @adhanomdebas5512
    @adhanomdebas55125 ай бұрын

    እዚይ ሕጂ ሙሁር ዲና ኪንብሎ ዋይዛ ሃገር ረኪባቶ ዘላ

  • @yohannessebhatu5641
    @yohannessebhatu56415 ай бұрын

    እምበርከ ዝረሳዕካዮ ክሕግዘካ፡ሀኖክ ዝረስዖ ዝዓበየ ነገር ንሕና ከም ደንበ ተቓውሞ ነቲ ሰራዊ ዝቐንዐ መልእኽቲ ጻዋዒት ንሰድድ ኢና፡ሃየ ህዝብኻ ኣድሕን ኣንጻር ህግደ ተላዓል ሃገር ኣድሕን ኢልካ ትጽውዖ ሰራዊት ዘይ ሞይቱ እዩ ምባል እቲ ዝዓበየ ውድቀት ኢዩ፡ብዝኾነ መለክዒ ብደዉ ኮሎ ዝሞተ ምባል ነቶም ገና ብሂዎቶም ዘለዉ ናኣሽቱ ኮነ ዓበይቲ ሑሕ ምባልዩ፡ጉጉይ ምርጫ እዩ፡ሓደ ፖለቲካዊ ሰብ ክዛረቦ ዘይግባእ እዩ፡ን ኣብነት ንዓሊ ሕጃይ ኮነ ኑርሒሽን ንህግደፍ ክግልብጡዎ ዝተጸበየ ሰብ ነይሩ ድዩ ኣይመስለንን፡ብሕጂ ውን ንሕና ዓቕምታትና ዱሩት ስለዝኾነ ቃልስና ምስ ህዝብና ኮነ ሰራዊት ኣብታ ሃገር ዘሎ ምትእሣርና ክተርር እዩ ዝግባእ፡ሀኖክ ዳርጋ ናብዞም ትግራይ ዝብሉ እናጠሓለ ክኸይድ ጸኒሑ እዩ፡እዚ ናይ ኤሪሳት ጎንጺ ኣብ ደንበ ተቓውሞ እቶም ትግራይ ዝብሉን ጉዳይ ሃገርና ንግበር ዝብሉን መን ተቖጻጸራ እዩ ቀንዲ እቲ ህልኽ፡እቲ ኣብ መድረኽ ወጽዮም ዝዛረብዎ ብኽሊቲኦም ጉልባብ እዩ፡ሄኖክ ውግእ ትግራይ ምስ ጀመረን ሕጅን ኣነጻጽርዎ መልሱ ክትረኽብዎ ኢኹም፡ብኻል ሸነኽ ንብሪገድ ንሓመዱ መን ተቖጻጸሮ ዝኸይድ ዘሎ ውዲት ይረኣየኩምዶ ኣሎ፡ዉፉይ ስለምንታይ ዑደት ኣመሪካን ካናዳን ኣድለየ ስለምንታይ ኤውሮጻ ተጎስያ፡ኣብ ኣመርካ ቴክሳስን ኮሎራዶን ኣትላንታንከ ብፍላይ ንምንታይ ተመሪጸን ዘረባ ውይፉይከ ንካታተሎዶ ኣለና መቸም ታሓቢኤን ይጠንሶኦሞ ሰብ ኣኪበን ይሓርሶኦ ጽባሕ ንሪኦ፡ምቕናይ ምቕናይ ጥራሕ፡❤

  • @HadasGebregziabhair
    @HadasGebregziabhair5 ай бұрын

    Hi yoel, i totally disagree with you guest, i don't like the way he explain it and yoel why don't you stop him and adk question?

  • @joyoymun-wj5ky
    @joyoymun-wj5ky5 ай бұрын

    ዩኤል ቅድሚ 3 ወርሒ ኢየ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ወጽየ፥ ኣብዚ ምስ መጻኩ እታ ቀዳመይቲ ዝገበርክዋ ቻነል ናትካ ኢያ፣ ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ናትካ ቻነል ኣብ ኤሪሳት ይከታተላ ነይረ ኢየ ብጣዕሚ ውን ዝፈትዋ ቻነል ኢያ ነይራ፣ ጽቡቅ መደብ ተቅርብ ነይርካ፣ ኣብዚ ምስ መጻኩ ግን እዚ መደብካ ካብ ናይቶም ህግደፍ ዘፍሊ ኣይረከብክሉን፥ ስለዚ በሊሕ ምዃንካ ኢየ ዝፈልጥ፥ እዚ መርገጺ ኣንጻር ናይቲ ኣብ ግዜ ኩናት ደቅኹም ኣረክቡ ተባሂሉ ክሳብ ገዛ ምዕሻግን ካልእን ብዙሕ ዝተንከራተተ ድሕሪ ኩናት እውን ደቁ ኣብ ኩማት ኣጥፊኡ ግን ከኣ ብወግዒ ከይተነግረ ከብዱ ሓቘፉን ኣብ ሕማቅ ኩነታት ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘሎ፣ ስለዚ ሓደራኻ እንጻር ናይ ህዝቢ ኤርትራን ኣንጻር ሓቀኛ ተቃለስቲ ኣይትኺድ፣ ነዞም ተምጾም ዘለኻ ሰባት ድማ ካብ ህግደፍ ዘፍሊ የብሎምን።

  • @akiyor3615
    @akiyor36155 ай бұрын

    ካብ ኤርትራውያን ጀነራላት ብቅንዕና ወላ ሓደ ንጹህ የለን ቅድሚ ናጽነት ጅግንነት ገሮም ይክኑ ኢዮም ግና ምስ ኢሰያስ ኮይኖም ጅግንነቶም ኣጥፊኤሞ ኢዮም ስለዝ ንዝክሪ ዝከውን ጀነራል የብልናን ዕድለኛታት ኣይኮናን።

  • @user-vd8pm3op5q
    @user-vd8pm3op5q5 ай бұрын

    እዞም ዕሱባት ወያነ ዝተመጸባዓትሎም ስለዘይሰለጦም: ብካልእ መገዲ ህዝቢ ንምህዋኽ ኣብ ወጻኢኣብ ምዕልባጥ እዮም ዝርከቡ::

  • @yosefgeberay2143
    @yosefgeberay21435 ай бұрын

    Hej guys i know General 1974 adis Abbe

  • @danieldesta4139
    @danieldesta41395 ай бұрын

    እቲ ዘሕጉስ ኤረትራዊያን ረስህ ሕዝብ ምዃንኩም አሚንኩምሉ።

  • @dawitghebray
    @dawitghebray5 ай бұрын

    Get your facts straight

  • @eritimeshow6651
    @eritimeshow66513 ай бұрын

    ሳሚ ወዲ ሹቅ ፡ ሓፋር ህግደፍ።

  • @btesfamnbar9528
    @btesfamnbar95285 ай бұрын

    ኣንቱም ሰባት እንበርዶ ንኤርትራ እፈልጥዋዮም በዓልእዚ ዶይኮኑን ኣዴታት ጡበን ሓሊበን ዝረገምኦም ነዓናኸኣ ፈቀዶ ጎዳጉዲ ዘስፈሩና ዩኤል የከታተለካ ነይረ ሕጂግን ኣይግድን

  • @teclegidey570
    @teclegidey5705 ай бұрын

    you are talking rubbish? Haile worked with a dictator for 33 years. What part of this is wrong? After 1991, Haile was no better than Isaias, he was just Bariya Isaias. a servant. Isayas tedeliu Yedesklo yesrho. From Hero to Zero

  • @nigistigoitom9093
    @nigistigoitom90935 ай бұрын

    Please give me a break

  • @AnnoyedBoardGame-qp4du
    @AnnoyedBoardGame-qp4du5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢 ሑሱር ኢለካ ኣሉኹ

  • @adikeyh7770
    @adikeyh77705 ай бұрын

    ፋኑስ ከዳዕ ኣኸዳሚትኻ ተጋሩ ምስ ተሳዓሩ ላንጋ ላንጋ ኮይንካ

  • @senaizemenfes5418
    @senaizemenfes54185 ай бұрын

    Listen, Dictator Isaias went to the field when he was 19, after he was dismissed from Collage. When he’s dead are you expecting Henok to call Isaias hero was martyred today?

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    5 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሰብ ብስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ክእሰር ክቕዘፍ ፡ ኣዋልድ ክዕመጻ ፡ ንብረት ህዝቢ ክዝመት ፡ ገዛውቲ ክፈርስ ፡ ጋዜጠኛታትን መራሕትን ብኣልማማ ክእሰሩ ፡ ኣዴታትን ቆልዑ ክግፍዑ ፡ ህዝቢ ኣብ ምድረ በረኻ ዓረብ ክሃልቕ ፡ መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ክጥሕሉ ፡ ስንኵላን ክርሸኑ ፡ መሳኪን ኣብ ፈቐዶ ውግእ ክጥጠቑ እንከለዉ ወዘተ ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቻይና ሽጉጡን ዓሰርታት ኣሸሓት ሰራዊት ሒዙ ፡ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወንበርን ስልጣንን ነቕነቕ ከይትብል ይሕልዋ ኔሩ።

Келесі