The Secrete Behind Successful Canadian Sponsorship Process || ምስጢር ድሕር'ቲ ዕዉት ናይ ካናዳ ስፖንሰርሺፕ ፕሮሰስ

Ойын-сауық

ጉዳይ ኢሚግሬሽንን ኣተሓሕዙኡን ዝቐለለ ኣገባብ ኣየናይ ምዃኑን ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። ነዚ ኣተኩርና ዘተ ምስ ኣማኑኤል ናይር ኪኢላ ናይ ኢሚግሬሽን (Immigration consultant) ኣብ ካናዳ ክንዝቲ ኢና። ሕቶታትና ክምለሰልናን ኣስተምህሮ ክህበናን ዓዲምናዮ ኣለና።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንትደልዩ ኣብዛ ፎርም መሊእኩም ሕተቱና
forms.gle/fkaj39YjUCdqaKqh8
ኣብ / legacyleavers ክትሓብሩና ድማ ዕዱማት ኢኹም
ብዛኣዕባ ኣማኑኤል ንምፍላጥ ንዝስዕብ ዝርዝር ተወከሱ
Education: BA Political Science, Diploma in Strategic Communication, Diploma in Immigration Consultancy
-Languages: Tigrigna, Tigre, Bilen, Arabic, Amharic, Communication level French, English
-Researcher: Wrote books chapters, Articles for Global Politician (a magazine based in NEW YORK), and various online journals on Social and Cultural Studies
-Work: Research and Documentation Centre, Eritrea
-Canadian Embassy, Sudan, interpreter
-Legislative Assembly of Alberta (2015 to 2020), visitor services
-Contract translator, The Family Centre, Edmonton, AB, (2016 to date)
-A contributor to Radio Blina Jahray weekly radio program.
-Chairman, Mariam Dearit Association of Edmonton

Пікірлер: 29

  • @kahsubelay1704
    @kahsubelay1704 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @nahomyagebreysues5285
    @nahomyagebreysues52852 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ና ነመስግነካ ሆነግ ሓወይ ሰለትይ ጽፉፊ ሓበረታካ

  • @Maico_oo
    @Maico_oo2 жыл бұрын

    thanks more

  • @tigestyssebhatuh8358
    @tigestyssebhatuh83582 жыл бұрын

    Thanks henok and amanuel .for very important update information.keep it .

  • @tesfit2518
    @tesfit25182 жыл бұрын

    Thanks dear

  • @sase6047
    @sase60472 жыл бұрын

    ሄኒ ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣብ ዘለኻዮ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ንሰብ ከምዚ ጌርካ ምትሕብባርካ ቀጽሎ and እዚ ኣብ ዝሓለፈ ኣምጺእካዮ ኔርካ 2021 ሕጂ ንመዘኻኸሪ ድዩ : ኣብዚ ሕጂ ብጣዕሚ ኣብ ሽግር ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ ኣዲስኣባባ በሎ ሱዳን ሕጂ እንታይ ኣሎ ሓድሽ ነቲ ፕሮሰስ ዘለዎ ተስፋ ሓይሊ ክህቦ ዝኽእል: ሰብ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተስፋ እንዳቆረጸ ይመጽእ ኣሎ ብናይ ካናዳ ፕሮሰስ ደንጉዩ ሕጂ ኮ two years ሓሊፉ እዩ ዝኸይድ ዘሎ Thank you ።

  • @homesweethome8716

    @homesweethome8716

    2 жыл бұрын

    ኣይምልሰልካን እዩ!! ብዙሕ ግዜ እየ ሓቲተዮ!!

  • @yorsalemamanuel66

    @yorsalemamanuel66

    2 жыл бұрын

    Please malsi nexba alena

  • @filimonhadish9848
    @filimonhadish98482 жыл бұрын

    God job

  • @p-mg6993
    @p-mg69932 жыл бұрын

    Www that really amazing thank you for your advice guys

  • @godislove9952
    @godislove99522 жыл бұрын

    Selam selam thats great information

  • @zeweldigebrekal1928
    @zeweldigebrekal19282 жыл бұрын

    ሰላም ብኸመይ ክንረኽበኹም ንኽእል ኣድራሻ ባ ሓቡሩና።

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio49532 жыл бұрын

    ነቶም ስፖንሰር ክንገብረልኩም ኢሎም ገዘብ ወሲዶሞ ዝጠፍኡ (ዘታልሉ ) ከ እንታይ ንግበሮም ?

  • @hermontuem8231
    @hermontuem82312 жыл бұрын

    ኣታ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለና ኤሬትራውያን ሓግዝና በጃኹም

  • @tekleweinighidey3494
    @tekleweinighidey3494 Жыл бұрын

    1st thank you more for your clear information henoka, please tell me the information about express entry visa. What we need to do that?

  • @flowertsegay5654
    @flowertsegay56542 жыл бұрын

    Thanxs henok hawey sleti kulu haberieta hanti hto alahni ab interview zeyterekbe seb entay kgebr alewo kalay edil ywehabodo?

  • @keymureyyyalemey8163
    @keymureyyyalemey81632 жыл бұрын

    Selam selam henoga hawna btami xbuk Hasab eu

  • @robelkahsay3630
    @robelkahsay3630 Жыл бұрын

    Selam bekemey krekbeka yekel

  • @henokasenay4828
    @henokasenay48282 жыл бұрын

    Heyy dear, Tanxxx so much for everything! How can I apply job application ..I passport of eritrea and IELTS exam..

  • @tsegazeabwoldu6413
    @tsegazeabwoldu64132 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጠቓሚ ሓበሬታ ካብ ልቢ የመስግን። ግን ኣነስ ሕቶ ነይራትኒ እቲ ታሪኽ ነዊሕ እቶም ዘምጹኡኒ ኣብዚ ምስ መዳእኩ ብዛዕባ ንዓይ ዘይምልከት ገንዘብ ካብ ናይ ብተክርስትያን ኣውጺኦም ናባይ ከእትውዎ ኣነ ተቕቢለ ናብ ካልእ ሰብ ክመሕላልፎ ሓቲቶምኒ ኣነ ከኣ ደቁን ሰበይቱን እንዳ ሃለዉ ከመይ ናባይ ይመጽእ ክደልየኩም ምስ ስድርኡ ተዘራረቡ ኢለዮም ተደጋጋምን ብዝተፈላለዩ ሰባትን ተሓቲት ግን ኣብየ። ድሓር ንስድራይ እታ ዋን የር ዊንዶው ፎርም መሊአ ፕሮሰስ ጅሚረ ኩሉ ኣማሊአ። ኣብ ሞንጎ ሓደ ክብቶም ስፖንሰረይ ናብ ኢመግረሽንሕማቕ በብዳቤ ጽሒፉ ከምዚትብል ዘይ ኣር ስትረንጅ ፕፒል ዶንት ኣላው ዘም ቱ ኢንተር ካናዳ እታ ዝተጻሕፈት መን ዕለት ናብ ኤምፕ ከይደ ናብ ኢመግረሽን ደዊላ ነገሮምና ኩስቶ ዝተባህለ እዩ ኢሎምና ኩሉ እቲ ምስጥራት ወጺኡ መወዳእታ ካብቲ ዋን የር ዊንዶው ዊዝ ድሮው ገይር ድሓር ከም ብሓድሽ ብፋሚሊ ክላስ ስፖንሰር ገይረሎም ኩሉ ወዲኦም ክመጹ ኣብ ምድላው ኣለዉ ። እሞ ዝኰነ ሕቶታት ነይርኒ ብኸመይ ክረኽበኩም ይኽእል፧ በጃኩም። የቐንየለይ።

  • @bini3412
    @bini34122 жыл бұрын

    ሄኖክ ሓዉና መጀመርታ ነዚ ከይተሓለልካ ሰብ ኣብ መንቃሕ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ከመስግነካ ይፈቱ ።ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ :ናብታ ሕቶይ ክኣቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ወገናትና ፕሮሰስ ናይ ካናዳ ዘለዎም እሞ ከኣ ዝወድኡ ብዘይ ዝኮነ ምክንያት ወይ በሰንኪ ካብቲ መንግስቲ ክረክብዎ ዘይከኣሉ ናይ መገሻ ሰነድ ብዘይምርካቦም ይሰናከሉ ኣለዉ :ከም ዉጽኢቱ ከኣ ኣብ ከቢድ ጭንቀት ይርከቡ ኣለዉ ናብ ዘይተደልየ እደገና ስደት ኣብ ምሕሳብ ይርከቡ ። ምናልባት ትፈልጦም ሰባት ይህልዉካ ትርድኦ ትከዉን ።ስለዚ ነበርቲ ካናዳ ብዓቅምኩም እንታይ ፍታሕ ከተምጽእሎሞ ትክእሉ ? for example nab IRCC ጥርዓን ምግባር ዘሎ challenges report ምግባር ብፍላይ ከም ሓዉና ኣማንኤል ዝኣመሰሉ ናይ ሕጊ ምሁራት ። ነዚአን ክትምልሰለይ ደልየ ,ደጊመ ስለ ክቡር ግዜካ የመስግን።

  • @becauseof5659
    @becauseof56592 жыл бұрын

    Kab sweden bsrah ktmexe entedelka bkemey ykal

  • @segengebremichaelweldu9973
    @segengebremichaelweldu99732 жыл бұрын

    Keburat yehwat netom mes genzebna kelena Prosses zegebrelna seb zeseana ab Ethiopia zelena tehababeruna behakum

  • @keymureyyyalemey8163
    @keymureyyyalemey81632 жыл бұрын

    Henoga btgebro hanaxin meharn nhbretesebna azina enamesgena hij gin hanti hto alatni ab Europa eye znebir passport nay europa aleni hji abzi kinebir aydelekun slezi bzey gele xegen nab cenada kmexie ykiek eye yegdas Abu edey khib ykeal du

  • @robelass
    @robelass2 жыл бұрын

    ሠላም አብ ካናዳ ናይ ስራሕ ቪዛ ከመይ እዩ ዝርከብ?

  • @hayelomtesfalem3617
    @hayelomtesfalem36172 жыл бұрын

    ስላም ብሩኽ ሓወይ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይኹነልካ እናበልኩ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሕቶይ ብትሕትና ክትምልስለይ ይሓትት ንሓደ ስብ ፕሮስስ ንምግባር ኣብ ከናዳ ክንደይ ዓመት ዝተቐመጠ እዩ ዝገብር ናይ ጊዘ ገደብ ኣለዎ ድዩ?

  • @hayelomtesfalem3617

    @hayelomtesfalem3617

    2 жыл бұрын

    @@henokmsghina እሺ የቐንየለይ ሄኖክ ሓወይ

  • @user-sv5cn5dh4b
    @user-sv5cn5dh4b2 жыл бұрын

    በጃኻ ባ ተስፋ የቅርጸና አሎ ሕጂ እንታይ አሎ ሓድሽ ናይ አዲስ ኣበባ ንገረና ሄኒ ሓወይ

  • @habenjemal3611
    @habenjemal36112 жыл бұрын

    ሰላም ሄኖክ ሓወይ ናይ facebook ሺምካ እንታይ ይብል ብሓደ ጉዳይ ደልየካ ነረ

Келесі