'' ዕጣን ኣብ ገዛ ምትካኽ ይፍቀድ ድዩ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
1) ናይ ኤ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ቅዱስ ገብርኤል Knislinge Broby Sweden
Swish # : 1234418851
Gofundme :
www.gofundme.com/f/fundraisin...
ተ/ ሓበሬታ
1/ ቀሺ ገብረማርያም (ኣቦ መንበር ሰበኻጉባኤ). 00467 39345022
2/ ዲ/ን መልኣከ. 00467 62875784
3/ ኣብረሃም ሃይለ. 00467 65753454
----------------------------------------------------
2) መጽሓፍ ኣባ ዘወንጌል ዘዓሲምባ
ብኣጸደ ገብረመድህን
ሓቀኛ ምስክርነት ሕሩይን ቅዱስን ናይ እግዚኣቢሄር ሰብ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል እተዘንቱ መጽሓፍ ብ ኣጸደ ገብረመድህን ተጻሒፋ ፡ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን ትግርኛን ንሕትመት በቂዓ ኣብ ዕዳጋ ተዳልያትልኩም ኣላ።
እዛ መጽሓፍ ኣንቢብኩም በረኸት እግዚኣብሄርን ሓቀኛ ትምህርቲ ቅዱሳን ኣቦታትትን ከም እትቅበሉ ብምሉእ ልብና ንኣምን። ሓይሊ እግዚኣብሄር ኣምላኽን ጸሎት ኣቦና ኣባ ዘወንጌልን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ።
ኣታዊ ናይ እዛ መጽሓፍ ን ቤቴክርስትያን ማዕቢኖ መስቀል ክርስቶስን ፡ ንተጸገሙን፡ ዘኽታማትን ዝውዕል ምዃኑ ኣቀዲምና ከነፍልጠኩም ንፈቱ።
@ነዚ መጽሓፍ ብዘይ ፍቃድ ዋና ምሕታም ወይ ምሻጥ ብሕጊ የሕትት እዩ።
ኣብ ምሉእ ዓለም እትርከቡ ኣህዋት በዚ ኣድራሻ እዛ መጽሓፍ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ።
ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706
ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119
ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780
ናትናኤል ኣብርሃም (እንግሊዝ) = +4479 99813954
ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296.
ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807.
ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593
ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999
ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165
ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032
ሚክኤል በላይ(ኖርወይ) = +4740964305
ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016
ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104
ግርማይ በርሀ(ፈረንሳ) = +33751039818
ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223
ናዝሬት ጻሃየ (ኡጋንዳ): +256706952361
ሰለሞን ጻሃየ(ጁባ): +211917104826
መብራት ሃይለ(ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851
. ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 55-689-6256 ....
ኣልጋነሽ ይሕደጎ (ሳዑዲ): +966 532033725 .
ጸጋይ ኣርኣያ (ስዑዲ) +966 508387148
ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546
ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 0934352011
ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210
ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190
ኣስቴር(ኢትዮጵያ): 251 911514241
Пікірлер: 509
ቃለ-ሂወት የስምዓልና መምህር ሓውና!
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያስማልን
Kail hewt ysmilna btami eyi tmhaer amlke ykerta ygbrilna 🙏🙏
Bhaki kale hiwet yesmalna kbur hawna❤❤❤
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
Qal hiiwet yesmialna memhirey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብር ኣቦና
Ämen Ämen Ämen Kale hiwet yesmealna egziabher amlak xegu yebzhalka memhr kesahun tbebun mstwalun yadlka
ቃል ሂወት የስማኣልና ካብዚ ቀጺለ ይቕረታ ኣብግዝኡ ዘይ ምሕታተይ እዚ ኣብ ግዜ ቡን ምፍላሕ ዝገብርኦ እጣን ድኣ ከ ከመይ ኢዩ ክተብርሃለይ ይምሕጸነካ ካሳሁን ሓወይ ሓደራኻ ።
ብዛዕባ ማይ ድጋም ዝብል አነ አብ ዓረብ ሱዑዲ ሽቃላ እየ አጋጣሚ ኮይኑ ሐሚም የዘወትር ፀሎት ማይ ቀሪበ እናደገምኩ ሕሽኒ እግዚአብሔር ይመስገን
@user-cx4gy6gy9c
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ዝተማሃርናዮ አብ ልብና የሕድሮ አሜን
@user-lu4bl7lt9t
3 жыл бұрын
ተመስገን ክብርቲ ሓፍትና እንካዕ ሐሸኪ ንፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ
@daniya4773
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ከማን ከማኪ ይገብር የ እምነት ዩ ኣጆኪ ካብ ሱቅ ኢልካ ምስታይ ከምኡ ፅቡቅ ዩ
@user-kf4rh8ls8g
3 жыл бұрын
ተመስገን እንኳዕ ሐሸኪ ክብርተይ ቅድስት ድንግል ማርያም ቅብእቲ ርህርህቲ እያ ፆሎታን በረከታን ምስ ኩሉና ይኩን ክቡራተይ
@user-zo8ri2mr1j
3 жыл бұрын
@@user-kf4rh8ls8g አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት. የስመዐና ክቡር ኣቦና. ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ክቡር ሓውና
@weyniftuwi6920
Жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
አሜን እግዛብሄር ይመስገን 🙏🥰
@ተመስገንአምላክ
2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን.ልቦና.ይሃበና.ክብረት.ይሃበና
Qale hiwet yesmalna kubur hawna .
ቃለ ሂወት ያስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ሆይ መንገዲካ ምርሐና ንንስሃ ቁርባን ኣብፅሐና መጨረሻና ኣፀብቀልና ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🤲🏼🤲🏼🤲🏼
@mebrhitgebrehawya7254
2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን
@user-et3ej5ky8h
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Yeqenelna Egziabhier tsegeu yebzhalka🙏 Kerbe ke knatn yfqedena do welas bhafesha mtkak klkul yu yeqeney.
Ohhhh medhanialem aboy ykre belelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስማልና ኣምላክ ኣብ ልብና የስፍሮ እቲ ከይ ፈለጥኩ ዘትከክክዎ ዕጣን ኣምላክ ይቅረ ይበለለይ
Eway ezgabiher aboy ekre belelna bzeyflat nigebto neberna 🙏🏽
Egzabhier amlak xegu yebzhalka . Betami xubuk tmhrti
Abona kale hiwet yesmalna 💙💚💛💝💙💛💚💝💚💛💝💙💚💛💝💚💛💙💝💛💚💝💙💛💚💚💙💝💛💚💙💝💛💙💚💝🌷💐🌷🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmana
Qal hiwet yesmialna memhirey amen amen amen i have one qoustion eti etan tebariku yu ni nebsi yikonena yu ni tienana xibuk yu elka ab gezaka ni kibri amlak zeykone ni nebsina elak kit atin tikiel do
ቃለ ሂወትዐየስመዕልና ❤ ብዘይ ፍላጥ ኣብ ገዛና ንገብር ነይርና😢 ይቅር በለልና ፈጣሪ🤲
አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን💞💞💞✝️
አሜንአሜንአሜን ቃል ህይወትያሰማልን መምህር ፀጉኡ ይብዘሀልና እድመና ጤና ይስጥልን
ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡር መምህረይ እስይይይ ክርስትያን ምኻነይ ከመይ ድየ ዝሕጎስ ተመስግን ኣምላኽ 💐💐💐💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ ይብዝሓልካ ክቡር መምህርና
ቃለ ሂወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘመንኩም ይባርከልኩም ተመስገን ተመስገን ተመስገን ።
ኣሜንንን (3)🤲🤲🤲✝️💒እግዚአብሔር ይመስገን 🙏
ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏⛪❤️❤️❤️
Amen amen amen ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu Dyakon hawey
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you God please you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስመልና 💞🙏💞
ኣሜን 3+✝️⛪️💖💞🙏🙏🙏እዝግዮ ምሓረና ጎይታይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብየት ብዘይ ምፍላጥስ ክንጥቀመሉ ጸኒሕና ኢና እሞ ይቅረ ይበለልና እዝግዮ ንሕና እኮ ብዘይ ፍላጥና ሓጥያት ንገብሮ እዩ ዝበዝሕ ስኣን ምሕታት ንቦታት እዝግዮ ምሓረና ኩቡር ሓውና ብሓቂ ከማካ የብዝሓልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ✝️⛪️💖💞🙏ንዓና ድኹማት ክኣ ልቦናና ይክፈተልና ዝሰማናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️⛪️💖💞🙏ኣሰይይይ እዞም ቁዱሳን ኣቦታትናስ ክንደይ ይጥዕም እዚ ታሪኮም እወይ ሰሚዕካ ዘይምኖ ኣሰይይይ እግዛብሄር ኣምላኽና ይመስገን ኣሜን 3+✝️⛪️💖💞🙏
አሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና 🙏🙏🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና ❤❤
@user-kg8dw3ut4x
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ሰምዐልና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ካሳሁን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዕልና ኩዉር ሓዉና
ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡር መምህረይ እስይይይ ክርስትያን ምኻነይ ከመይ ድየ ዝሕጎስ ተመስግን ኣምላኽ
@sarax4999
3 жыл бұрын
አነ ውን ብጣዕም እየ ዝሑጎስ
እግዜኣብሔር ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣበሳና ንክድምስሰልና ብፀለቶም ይሓግዙና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሜን ቃል ሂወት የስሚዓልና መምህር ካሳሁን ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ኣብ ኤርትራ ከለኹ በዓላት ክኸዉን ከሎ ከም ምጥሓን,ምቑናን,ምሕጻብ ኣይደፍርን ነሬ ወላ ሕጂ ከማን ከሙ ኣለኩ ኣይደፊሮን አየ መልሲ ደልየሉ ዘለኹ ብልምዲ ድዩ ወላስ ኣብ ሃይማኖትና ኣሎ ኢዩ።
@yebralemkahsay3136
3 жыл бұрын
R
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 ➕ ➕ ➕ kale hiwet yesmialna memeher
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰሙዕልና:: መሙህረይ::
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawina kasahun
ቃል ሂወት መም ካሳሁን ሓውና።
Amen kaley hiwet yesmalna tsegue yebzahalika fetary nay agoliglot zebenkum ybarikelikum amlak.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና
Amen amen amen kale hiwet yesmalna memhr kasahun hawna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዐልናኩውር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት፡ቲ እዮ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰሙዕልና::
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክና ዘኹበረን ዘተመስገነን ይኹን ⛪️✝️👏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት የስማዓና መምህርና ፀጉኡ የብዛሐልኩም
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የሰምዕል መምህር ሓውና ዘመንካን አግልግሎትካ ይባርክ እግዚአቢሔር አምላክ አሜን 🤲🤲💒📚✝️🤲🌿
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዓልና ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ ይበዝሓሉክም አሜን አሜን አሜን🌷🌷💜➕➕➕⛪️⛪️⛪️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏ሙኹረኹም እይፍልይና 👏👏👏
Kale hiwate
ቃለ ሂወት የሰመና ከበር መምህርና እግዛቢሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏❤️
ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏 💒💒💒
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ንዓካ ከኣ ሓውናን መምህርናን እዝጋብሄር ዕድመ ዘመንካ ይባርከልካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዝኣቢሄር ይባርካ👏👏👏
kale hiwet yasmalna egziabher amlaki ybarkelka amen amen💒💒💒💒
_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmelna kbur memhrena
አሜን አሜን አሜን አሜን 👏👏አሜን አሜን አሜን (3)❤❤አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና
ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ይቕረ ይበለልና።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna amlak xegue yebzhalka nay bhaki hanaxie zkone tmhrti
ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር አምለኽ መመህረና🤲
ቃለ ሂወት የስመዓልና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሄር ኣሜን።
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምታኩም ይብዛሕ መምህርና ብሓቂጰቃለህይወት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም ናባዘወንጌል መፅሓፍዉን ክንገዝኣ ኢና ክቡር መምህርና በረከቶም ይሕደረና ዕጣን ብሓቂ ንቤተመቅደስዩ ዝግበር ቃለህይወት የስምዐልና ኣብዙሎሚ ወሎዶ ዘለና በተለይ ቡና ክግበር ተኮነ ዕጣን ቦሎክሎክ ላበልካ ልገዛ ኢልካ ዕጣን እግዚኦ ምስትዉዓል ይዓድለና ፆሎት ክንገብር ሽምዓና ገይርና ንፀሊ
AMEN AMEN AMEN kal hiwet yesmealna
qal hiwet yesmealna nay agelglot zemenikum yibarikelkum egziabhier amlak
Amennnn
Kal hiwot yesmealna kbur memhrna btami nemesgen tsega amlak yebzhalkum newih edmen tienan ms kulom betesebkum yimneyelkum Amen 🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት ይግበረልና መምህረይ ቀሊል እንብሎ ግን ከዓ ዘይስርዓት ብድፍረት ንገብሮ ነይርና ይቅረ በለልና ኣምላኬ ቡዙሕ ኢካ ሚሂርካና ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሃልካ መምህር ካሳሁን ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kbur hawna
amen qale hywet yesmalna agelglotkum ybarekelkum
መምህርናና በኡነት ቃለ ሂወት የሠመዐና ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ናይእግዚኣብሄ ቃል መወዳእታ የብሉን ስለ ቱቃሉ ዝተመስገን ዝኸበረን ይኹን አሜ
@user-uq1lc4pp8m
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ በሓቂ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ካባካ መ/ ም ካሳሁን ሓወይ
ቃልዊውት ይሰመልና መመህር
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣመላክ ይቅረ ይበለልና አሜን አሜን አሜን
ብሓቂ መስተዋሊ ልቦና ይሃበና ኩቡር ኣቦና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ንዓኻ ድማ ጸጋኻ የብዝሓልካ ካሳሁን ሓውና ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር ሕቶ ኣለኒ:-ስለምንታይ ኢዮም እዞም ኩሎም ክንብል ንክእል ብድፍረት ኣቦታት ካህናት ኣዴታትና ብቡን መልክዕ እንዳተዓጥኑ ኣብ ገገዛና ዝሰትዩ?ዕጣን ኣነ ኣብ ገዛይ ተዓጢነ እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለለይ ብጌጋ ተኾይኑ ግን ኣነ ካብ ኣባ የውሃንስ ገዳም ቅዱስ ገብርኤል ወንቅእሸት ዘምጻኹዎ ዩ ንቤተ ንዓና ክንጥቀመሉ ዝወሃብ ድዮም ዝህቡና ወላስ ንቤተክርስትያን ዮም ዝሸጥዎ ደዊለ ክረኽቦም ይፍትን ኣለኹ።ብዛዕባ ታ ምስ ቡን ዝገብርዋ ስለምንታይ ዘይክሰሱ ዘይግዘቱ?ኣነ ኣብ ገዛና ገብረ መንፈስ ቅዱስን ሚካኤልን ንገብረሎም ኣቦና ማለት አባት ነብሲ ብስነ ስርዓት ብቡን ይዕጠኑ ስለምንታይ ነንሕድሕኩም ተዘራሪብኩም መጀመርታ ደው ዘይተብልዎ ምኽንያቱ ንስኻትኩም መፍትሕ ናይ ኢግዚኣብሔር ስለ ዝኾንኩም እዚ ክብል ከለኹ ኣብ ምድሪ ዘይተፈትሐ ነብሲ ኣብ ሰማይ ውን እሱር ይኹን ስለ ዝብለና ብተዘዋዋሪ መፍትሕ ናይዛ ነብሲ ዚኣ ንስኻትኩም ኢኹም ብዝነጠበን ዝጎደለን እግዚአብሔር ብባሮት ቅዱሰኑ ይኣርመለይ ስብሓት ለክቡር መስቀሉ ወድንግል ወላዲቱ➕*
ቃል ሂይወት የስመዐና ናዓካ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna Ezgabiher amlak mhretu yebzhalna amen amen amen❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና ነመስግን ኢና ብዘይምፍላጥ ፀሎት እናገበርኩ ዕጣን ይገብር ነይረ እየ ካብ ሎሚ ግን ጠጠው ከብሎ እየ ፈጣሪ ይቅር ይበለኒ
@temsgenamelaki7579
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አባና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@user-lu4bl7lt9t
3 жыл бұрын
@@wedift857 ክቡር ሓወይ ኣነ ኣብ ይቱብ ሰምዐ ኣለኹ ችግር የብሉን እንድወም ኣብቶም ዋና ዓበይቲ በዓለት እንተገይርኩም ዓስቢ ኣለዎ እዩ ተበሃይሉ ተመሓላሊፉ. ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና
@user-lu4bl7lt9t
3 жыл бұрын
@@wedift857 ኣሜን ክቡር ሓወይ ግን እዚ ከዓ ከም ሕቶ እዩ ቀሪቡ ማለት ኣብ ስደት ዘለናስ ፀሎት እናገበርና ዕጣን ክንገበር ንኽእል ዶ ተባሂሉ እወ ንኽእል ኢና በተለይ እዞም ዓበይቲ ክብረ ብዓላት (እዞም ወርሓዊ ክብረ ብዓለት ዝበሃሉ ከም, ቅዱስ ሚካኤል, በዓለ ማርያም በዓለ እግዚኣብሄር, እና ቀዳምን ሰንበትን እንተገይርኩም ናብ ፈጣሪ ዝዓርግ ዓብዩ ዓስቢ ኣሎ ኢሉ ኣመሓላልፍዎ. እና እንተይ ፈለጥና ብድፍረት እናፈለጥና ብስሕተት ዝሰርሓናዮ ይቅረ ይበለል ና.
@user-lu4bl7lt9t
3 жыл бұрын
@@wedift857 አሺ ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏
@user-lu4bl7lt9t
3 жыл бұрын
@@wedift857ክቡር ሓወይ እቱ ናትካ ኣብይኒ እዩ እሞ ብዚ add ግበረኒ ምስ ይቅርታ +966534969915
Qale hiwet yesmalna
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ንበረከት ኩኑ ፡መምህር ካሳሁን ሓውና ፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና