Tesfom mehari ንፍትሒ ዘረባ ንስማዕሞ ነብስኻ ፈትሽ

Пікірлер: 8

  • @user-qe4eq1dk4t
    @user-qe4eq1dk4t6 ай бұрын

    ተስፎም ጅግና ሓውና ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ምስ ምልእ ስድራካ ❤❤❤

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508Ай бұрын

    🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael23935 ай бұрын

    Tesfom jegna kemey dika? Kem wetru ab Nester haqi. God bless you ❤❤❤

  • @gereweldu4157
    @gereweldu41575 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @TeberihAdem-sl3mb
    @TeberihAdem-sl3mb24 күн бұрын

    tesfom.nefahito

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 Жыл бұрын

    ተሰፎ መሓሪ እንቃዕ ሓጎሰካ ኣባል TDF ብኻንካ ነቲ ቁዱሰ ደብረሲና ኣርሲሕካ ነቲ ጅግና ኤርትራዊ ኣብጀርመን ኣውቂዕካዮ እንቃ ደሰበለካ በርገድ ንሓመዱ መሪሕካዮ ኣነ ብግልጺ ወዲ ወኪየ ካርነሽማየ ቃለሲ ሻዕብያ ከተጥፍአ ካብተበገስካ ብሓባር ኣሎን ......ንሰኻ ኣብማሕበር ተምሃሮ ኣይነበካ ኣብማሕበር መንእሰያት ኣይነበርካ እቲቁሰሊ እቲጸገም ንሕና አና ተኻፊልናዮ ..... ዝኾነ ካብ ከበሳ ዝመጸ ከም ካልኣይ ዜጋ ኢዩ ዝቑጸር ነይሩ ከምኤርትራዊ ኣይኮነን ዝርኤ ነይሩ ... ግን ሳለ መሕረዲ ሰውእ ኪደኀ ክፍሉን ወለዳይ ግደን ከምሰብ ኤርትራውያን ተቖጺረና ሻዕብያ ፈጢርናሰ ኣበዓወት ናጽነት በጺሕና ... ሕጂ ፕረሲደንት ኢሰያስ ቃልሱ ካብዞም ዝጠቐሰኩልካ ስውኣት መሰረት ብምግባር ቃልሱ ዝቕጽሎ ዘሎ...... . ነዚ ከተራጋግጽ ኣብከባቢኻ ዘለዉ ተጋልቲ ሕተት ....ሻዕብያ አንተዘይፍ ጠር ንሰኻን ቁዱሰ ደብረሲናን ኣይመሃለኹምን...... ልክዕዩ መሰልካዩ መንግሰቲ ክትቃወም ካርታ አርትራ ክቅይር ግን መሰል የብልካን ሕሰበሉ.. ... ዝነውሐት ማሸላሰ ወይ ንዑፍ ወይ ንወንጭፍ ዝብሃል ድማ ከምዚ ናትካዩ..... ምሰ ሻዕብያ እንተዘይተሳማማዕካ ኤርትራ ትጥፋእ ነውሪ ኣየባህልናን ... እቶም ኣብ ጀርመን ሃሪመዮም ትብሎም ዘሎኻ ኣብሰወራ ዓቢቦታ ዝነበሮም ኤርትራ ናጻ ክትወጽእ ዝደኸሙ ንእሰነትም ኣብገድሊ ዝወፈዩ እኮኢዮም.... ብዓል ዮውሃንሰ ወደርባዕተ ካብቶም ብሉጻት ተጻወቲ ጋንታ ሓማሴን ዝነበሩዮም ነዚኦም ኣሕዋትካ ኢኻ ፈጊእካ ... ነዚ ዘሕዝን ፍጻሜ ኢኻ ፈጸምካ.....ካልእ መሰል ወድሰብዩ ኣብዘድልዮ ክኣምን ኣነ አምነተይ ክርስተንዩ ኣነአምነተይ ኣሰላማዩ ንዝበለ እቶ ናብዚ እንተዘየለ ከነጥፈፍኣካ ኢናትብል ዘለኻ... ኤርትራ ሕጊ ዘይብላ ሃገር እናበልካ ንስኻ ሰራሕ ሸፋቱ ትሰርሕ ዘሎኻ ....ንሳኻ ብዛዕባ ኤረትራን መጻኢኣን ሕሰብ ብዛዕባ ካርታ ኤርትራ ምቕየር ግን መሰልን ሞራል የብልካን .. ..

  • @ABUSRGABUSRG
    @ABUSRGABUSRGАй бұрын

    ተስፎምንሰስኻ ትዛሮቦ ሐቂ እዩ ቶስፎም ቁኑዕን ሐቅን እዩ ዘረባኻ ወርቃዊ እዩ ግኖዝነቀፀ ይስበር እበር አይጥወን ዝበልካዮ አቂ እዩዝነቀፀ ደብረ ዕንኪልል ብትግራይ ሉሙሱን ዱኑሱንደብረ ፅንተት ንህዝቢ ትግራይ አብልዕዎ ተስፎም ሐውና ብትግራይ ዘደረቀ መራሒ የድሊ አሎ

Келесі