Temsghen Yared - Lbey Rekibe | ልበይ ረኺበ (Official Audio) - Eritrean Music
Ойын-сауық
Subscribe -› bit.ly/2OEK47Q
Temsghen Yared - Aymenwekn'ye [Official Album Vol 2]
''Eritrean Music'' ''Eritrean Music 2020''
Copyright © Temesghen Yared
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved. Temesghen Yared.
Latest Released: bit.ly/2RtgiBj
Popular Videos: bit.ly/2yoLMAb
- - - - - Follow on Social Media - - - - -
Facebook Page: bit.ly/2RnsZ0y
Twitter: bit.ly/2RskzFq
#temesghenyared #eritreanmusic #aymenwekn'ye #aghedyo
Пікірлер: 74
2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@SamriS-lp5ul
4 ай бұрын
ኣለኩ😂❤
@mubarekebrahim2344
15 күн бұрын
7/22/2024 still listening
Kab 2013 ksab hji 2024 ysema aleku❤❤❤❤❤❤
May God bless you brother! Temesghen Yared ❤
My favorite singer 🥰❤️❤️teme
ወዲ ያረድ ጽቡቅ ስራሕ። ጸገም የለኒ ትቢል ደርፊካ ይሕደስልና በጅካ።
ተምየ ዓቢ ሰብ ኩቡር like eske habuley
Who is listening this in 2013👂👂👂🇪🇷🇪🇷
Who is listening this in2023 temi's best song !!!!!!kebil kebil derfey rekibe😜😜😜😜
ደስ ባሃሊት ደርፊ እያ ወዲ ያሬድ ናአይ ዝደረፍካለይ እዩ ዝመስለኒ።
You're the best 😍
Teme nebsi 💙💙💙💪🏽
I love this song temi ❤❤❤❤❤❤🎉
Nal lbey music 😍😍😍😍😍😍😍
እታ ፍሊቲ ናዓይ ደርፊ ኣጋቢዝካኒ
Wedi yared sebay
Temesgen Yared I love listening to you all the time you are so sweet
Oh I love this song God bless you Temesgen Yared❤❤❤❤
I love this song from ETHIOPIA 🇪🇹❤️🙋♀️
Tomitey shiker Nice music
❤❤❤❤❤❤❤
Wedi yerda asli jegna እዛ ደሪፊ ,ኣብ ኤርትራ,,,,,,2014&&&&& ከምሕሱምምምም ስሚዐያ,,,,,,,,,,,,,,፡
Thanks wedi yared shekor. Rekibkani !
My favourite 😍😍 🥰 🥰
THE One and only temsgen yared.💯💯
Thanks Teme Hawey nay Lbeye Rekibkani God bless you
My Favorite Song
@user-kw1de3jv5c
3 жыл бұрын
Me too😙
I lab eritrea music
Thanks wade eri Tomoy zikri aleni iza derfi
Temye vip
One of my all time favorites
Temesghen Kinğ♥♥✌
One of my favorite ❤️🎉
Great Job Temesgen ,Keep it up!!! from Ethiopia.
Mache weiter meine beste
25 7 2024
Wedi yard nateyy
My favorite music ver day
Temia King 👑👑👑👑👑👑👑👑
🔥❤️🔥❤️🔥❤️ 💯 Nice 👌😎
Cantas hermoso me gusta mucho la música Etipian Soy de Perú. 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@iamselam7081
Жыл бұрын
Muchas gracias ❤ pero esta es una cancion de Eritrea
My favourite actres
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
L smiley eske deep
Lomi eza gal eza nahyen aytrkben never🙃
Pls lyric of this song😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👌👌👌👌👌👏👏👏👏
❤❤❤❤❤
👌👌👌👌👌👌👌
💖🎼
ወዲ ያረድ ኣስሊ ስሑል ድምጺ
Love this song.
👌❤️❤️❤️🥰
I remrber when i was
♥️😘
💘❤❤❤❤
⭐⭐⭐⭐⭐
🥰🤙
ኣብዚ ዘመን መምዘኒ ሰብ ሃብቲ ምስ ኮነ መዐቀኒ ወሰን ወሰን ምኻድ ጀሚረ ኣግሊለ ካብ ሕምብርቲ ፍቕሪ ከምይለኸ ክሓልሞ ናፈለጥክዋ ዛነብሰይ ምስ ፈቃር ልበይ ከለኹ ተዳሂለ ኣድኒነ ርእሰይ ተዳሂለ ኣግሊለ ነብሰይ ምስ ስእነተይ ጥራይ ምስ ኮነ ዕላለይ ፍቕሪ ርሒቑኒ ምስ ደኸመ ሓይለይ ንውሽጠይ መርሚሩ ኣምላኽ ደንጊጹለይ ብየማናይ ኢዱ ቆንጆ ለጊሱለይ ቆንጆ ረኺበ ገንዘብዩ ነጊሱ ኣብ ምድሪ ናተባህለ ብድድ ኢሉ ፍቕሪ ኣብ ቤተይ ደበለ 'ታ ደማቕ ፍዮሪ ህያብ ናይ ፈጣሪ ጽምዋይ ቀቲላስ ኣውዒላቶ ኣብ ቀብሪ ጽምዋይ ቀቲላስ ኣውዒላቶ ኣብ ቀብሪ ልብን እምነትን ከፊላ ዘይውዳእ ፍቕሪ ኽትከስብ ወርቅን ብሩርን ከይበለት ልቢ ኣሚና ትለግብ ብዘይካ ኣፍቂራ ክትፍቀር ዋጋን ዓስብን ዘይትጽበ ሰብያ ንኽብላ ዘይደፍር ትድህሰስ መልኣኽ ረኺበ ኣብዚ ዘመን ተፈጢራ ሓይሊ ዘመን ዝሰበረት ክልተ ዝብልሑ ሴፍ ኮይና ዓይኒ ንዋይ ዘዐወረት ናይ ደለይቲ ፍቕሪ ተስፋ ናይ ህላወ ፍቕሪ ተምሳሌት ናይ ረብሓ ባንዴራ ኣውሪዳ ኣርማ ፍቕሪ ዝሰቐለት ኣብዚ ዘመን ገንዘብ ገንዘብ ሃብቲ ምስ ኮነ መዐቀኒ ወሰን ወሰን ምኻድ ጀሚረ ኣግሊለ ካብ ሕምብርቲ ፍቕሪ ከምይለኸ ክሓልሞ ናፈለጥክዋ ዛነብሰይ ምስ ፈቃር ልበይ ከለኹ ተዳሂለ ኣድኒነ ርእሰይ ተዳሂለ ኣግሊለ ነብሰይ ምስ ስእነተይ ጥራይ ምስ ኮነ ዕላለይ ፍቕሪ ርሒቑኒ ምስ ደኸመ ሓይለይ ንውሽጠይ መርሚሩ ኣምላኽ ደንጊጹለይ ብየማናይ ኢዱ ቆንጆ ለጊሱለይ ልበይ ረኺበ ገንዘብዩ ነጊሱ ኣብ ምድሪ ናተባህለ ብድድ ኢሉ ፍቕሪ ኣብ ዙርያይ ደበለ 'ታ ደማቕ ፍዮሪ ህያብ ናይ ፈጣሪ ጽምዋይ ቀቲላስ ኣውዒላቶ ኣብ ቀብሪ ጽምዋይ ቀቲላስ ኣውዒላቶ ኣብ ቀብሪ ልብን እምነትን ከፊላ ዘይውዳእ ፍቕሪ ክትከስብ ወርቅን ብሩርን ከይበለት ልቢ ኣሚና ትለግብ ብዘይካ ኣፍቂራ ክትፍቀር ዋጋን ዓስብን ዘይትጽበ ሰብያ ንኽብላ ዘይደፍር ትድህሰስ መልኣኽ ረኺበ ኣብዚ ዘመን ተፈጢራ ሓይሊ ዘመን ዝሰበረት ክልተ ዝብልሑ ሴፍ ኮይና ዓይኒ ንዋይ ዘዐወረት ናይ ደለይቲ ፍቕሪ ተስፋ ናይ ህላወ ፍቕሪ ተምሳሌት ናይ ረብሓ ባንዴራ ኣውሪዳ ኣርማ ፍቕሪ ዝሰቐለት ክብል ክብል ቆንጆ ረኺበ ክብል ክብል ቆንጆ ኸሲበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ መከራ ኣብቂዑ ማእሚእዋ ነብሰይ ሕማመይ ሃዲሙ ምስ ተረኽበት ፈውሰይ ዳግማይ ተወሊደ ኣብዛ እንኮ ምፍጣር ቅድሚ ሞት ኣብ ገነት ኣሎባ'ዩ ምንባር ብርሃንን ጸላምን ስለ ዘይሓብሩ ፍቕሪ ምስ ወረሮ ሕማመይ በሪሩ ፍቕሪ ዝወለዶ መቐረት ወኒነ ማዕረ ደበስ እዮብ ተደቢሰ ኣነ በቃ ሕሉፍ ከም ምሕላፉ በቃ ሓሊፉ ተሪፉ በቃ ሎሚ ኻልእ ኮይኑ በቃ ሓዘነይ ዓሪፉ በቃ ያስሚን ተኸቢበ በቃ ለሰ ኾይኑ ቕድመይ በቃ ድምቕምቕ ኢላያ በቃ ገሪማ ዓለመይ ክብል ክብል ቆንጆ ረኺበ ክብል ክብል ቆንጆ ኸሲበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ መከራ ኣብቂዑ ማእሚእዋ ነብሰይ ሕማመይ ሃዲሙ ምስ ተረኽበ ፈውሰይ ዳግማይ ተወሊደ ኣብዛ እንኮ ምፍጣር ቅድሚ ሞት ኣብ ገነት ኣሎባ'ዩ ምንባር ብርሃንን ጸላምን ስለ ዘይሓብሩ ፍቕሪ ምስ ወረሮ ሕማመይ በሪሩ ፍቕሪ ዝወለዶ መቐረት ወኒነ ማዕረ ደበስ እዮብ ተደቢሰ ኣነ በቃ ሕሉፍ ከም ምሕላፉ በቃ ሓሊፉ ተሪፉ በቃ ሎሚ ኻልእ ኮይኑ በቃ ሓዘነይ ዓሪፉ በቃ ያስሚን ተኸቢበ በቃ ለሰ ኾይኑ ቕድመይ በቃ ድምቕምቕ ኢላያ በቃ ገሪማ ዓለመይ ክብል ክብል ቆንጆ ረኺበ ክብል ክብል ቆንጆ ኸሲበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ ክብል ክብል ላዛ ረኺበ ክብል ክብል ቆንጆ ረኺበ ክብል ክብል ቆንጆ ኸሲበ ክብል ክብል ቆንጆ ኸሲበ ክብል ክብል ልበይ ረኺበ
@user-gf4rr3nl4n
5 ай бұрын
Thank u so much😎❤🤙🤙 ሓጊዝካኒ
Genzeb eyu negisu .....nay bihaki
2014 tesemia
❤❤❤❤❤❤
💖🎼
@hadiminniet7082
3 жыл бұрын
💕💕💕💕💕👈 neki eziyu sweeet yeki betam