ቀርኒ ሓርሽ .... !! ከም ኣምበሳ ሰቲ ዕቡይ ዝመንገዳ.... ክርኢ ኣይደልን'የ ዝሕዘለይ ኢዳ... ክርኢ ኣይደልን'የ ዝነኽኣለይ ኢዳ.... ደብሪ ተሓጊጥኪ ንሩባ ክትወርዲ... ጸድፊ ከይጸንሓኪ ቀይሩ መንገዲ.... ልዋመይ ልዋም ቆልዓ ዓጓ... ልዋመይ ኩሉ ሰብ ዝብህጋ .... ልዋመይ ቆልዓ ድርብ ዋልታ .... ልዋመይ ናይ ልበይ ትርግታ.... ልዋመይ ቆልዓ ህጡር ጓይላ .... ልዋመይ ናይ ልበይ ዘለላ.... ልዋመይ ቆልዓ ድርብ ዋልታ.... ልዋመይ ናይ ልበይ ትርግታ.... ቅርኒብ ሓርሽ በራውራ .... ስኒ ሓርማዝ ርግኦ ኣምባራ .... ሻቅሊኒ ሑሱም ዝኽራ ጸሚእኒ ፍቅራ .. ዝጠለምኩ ከይመስለኪ .... ኣይትሕዘኒ ኣይትጨነቂ.... ምሳኺ'ዩ ሓሳብ ልበይ .... መጻኩኺ ቡሩረይ .... ኣብ ሞሮር ጽንሕኒ ኣብ ማእከል ለግዓ .... ሃንደበት ከይከውን ዝመጸሉ ስዓት.... ሃንደበት ከይከውን ዝኣትወሉ ሰዓት... ማንም ከይሰግሮ ድርኩኺት ገዛኺ... ሓቢርክዮም ጽንሒ ከይግራህ ኣቦኺ.... ልዋመይ ልዋም ወርቂ ሞሶብ.... ልዋመይ ኣይትንገሪ ንሰብ .... ልዋመይ እቲ ዝበልናዮ .... ልዋመይ ጸኒዕኪ ሓዝዮ .... ልዋመይ ቀናእ ከይሰምዖ .... ልዋመይ ፍቅርና ከይሰልዖ.... ልዋመይ እቲ ዝበልናዮ .... ልዋመይ ጸኒዕኪ ሓዝዮ.... ቅርኒብ ሓርሽ በራውራ .... ስኒ ሓርማዝ ርግኦ ኣምባራ .... ሻቅሉኒ ሑሱም ዝኽራ ጸሚኡኒ ፍቅራ ... ዝጠለምኩ ከይመስለኪ .... ኣይትሕዘኒ ኣይትጨነቂ.... ምሳኺ'ዩ ሓሳብ ልበይ .... መጻኩኺ ቡሩረይ.... ከም ኣምበሳ ሰቲ ዕቡይ ዝመንገዳ..... ክርኢ ኣይደልን'የ ዝሕዘለይ ኢዳ.... ክርኢ ኣይደልን'የ ዝነኽኣለይ ኢዳ... ኣብ ሞሮር ጽንሕኒ ኣብ ማእከል ለግዓ .... ሃንደበት ከይከውን ዝመጸሉ ሰዓት.... ሃንደበት ክንከውን ዝኣትወሉ ሰዓት... ማንም ከይሰግሮ ድርኩኺት ገዛኺ.... ሓቢርክዮም ጽንሒ ከይግራህ ኣቦኺ... ኣርካን 😘 ተክለ ~ ክፍለማርያም 😍🔥😍
Wedi Tekhul Jigna Anbessa, edmn te’enan yemen’yelka Berukh Zer’i.🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🌴🐪🌴🇪🇷🌴🐪🌴🇪🇷🌴🐪🌴🇪🇷🌴🐪🌴🇪🇷🌴🐪😍😍😍😍😍😘😘😘😘
Wedi Tekuley Hben Hager Jegna❤❤🦁🙏🏿🇪🇷🇪🇷💞🏆🏆
ቱኹለይ ዓንዲ ሰውራና ሞተር ህዝባዊ ግንባር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤👈☝️🇪🇷🙏✍
ወዲ ትኹል ዜማታትካ ብ ዘይ መጠን ጥዑማት እዮም ዕድመ ይሃብካ ኣያ ገድሊ
Wow nice 👍 music wdi tukul ata jegna
One of the Best Jignna....Artist....of Traditionell....Erytrean....Music🦁🦁🦁🦁🦁💯💯💯♚♚♚♔♔♔♪♪♫♫♬♬♪♪♪♭♮♮♯☯☯✊✊✊👍👍
ዎዲ ቱኹል ጀግና ሑጹብ ማዓንጣ ታዓወት
We love Eritrea Music
Thanks wedi metkel
ዎዲ ትኹል ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ገድሊ ኩሉ
ወዲ ትኹል ሙዚቃህ ትዝታን ይቀስቅሳል ያለፈውን ታሪክ ያስታውሳል ድንቅ ሙዚቃ ነው ።
Long live wedi tikul jigna harbena VIVA shaebiya viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi Tukl music Is Best
hero 100%
Exactly!
Wooooooow Best of Best 💕💕💕👍👍👍
Baba tekila (Wedi tukul) bderftatka abina ksab hji wn nestemakro alena fuluy derftat u zeleka, kulu abzia chanell ternfo eka, and hji hadas xbkti hadnetna ms kbhr bahlna tigelx derfi hizkalna mxae ., niceee job
ጎይታ ክራር
ናይስ ሙዚክ ኣያኒ ኩሉ ደርፍታትካ ዛሕ ኢሉ ዘሎ ጥርንፍ ኣብሎ ኣብዚ እኒ ዓፋፍ ጀልፋፍ ኣብ ፈቐዶ ይቱብ ሳነቲም የዋልዱሉ እዮም ዘለዉ ስእሊ ናይ ተጋዳላይ ምስኣኣስንይ ኣቢሎም ሰለዚ ኣብ ሓደ ጠርንፎ ፡እንተ ተኻኢሉ
Amazing song ⭐👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝❤💕💖💚💛🇪🇷🦁🦁🦁🦁🇪🇷👊✊👌🇪🇷🙏🤲 🇪🇷👈
ወዲ ቱኹል ኣርሓ ሳሕል። ኩልኩም የህዋተይ ሃገራውያን ነዛ ቻነል ናይ ወዲ ቱኩል እደ እድና ንበላ ብዙሓት ኣይቁዕካ ብዙሓት ይሓጉዙኻ። እዩ ሞ ሃየ ከም ዕቤቱ ነዕብዮ ነዚ ኣርሓ ሳሕል። ሃየ እስከ ብሃገራውነትና ንተሓበን። ከም ዕንበባ መስከረም ነዕንብቦ ከም ጻዕዳ ነጸላ ነጻዕድዎ ሻሽ ነምሲሎ።
The best song ever!
I love This Music !
EPLF for EVER
🐪❤🇪🇷✊✊✊
Ayshettnan Hagerna
I Am Fine But Where ?
እኔ ህልኽኛ ንኝ ።
I Am Angry Any times
Cornutto
Berlin Außendienst Ethiopien!
People coment
Abo mennetey newih edmen tnan
You are so nice! Yes he deserves that! May god bless Eriterians and him
Пікірлер: 36

@user-ct6np1jt5e
3 жыл бұрын