ወለዶኻ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ። እቲ ቅዱስ መጽሓፍ ከይተረፈ ወልዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ወዲ ኣብርሃም እንዳ በለ ካብ ኣብርሃም ክሳብ ዳዊት ዓሰርተ ኣርባዕተ ወለዶ ካብ ዳዊት ክሳብ ምርኮ ባቢሎን ዓሰርተ ኣርባዕተ ወለዶ፥ ካብ ዳዊት ክሳብ ክርስቶስ ድማ ዓሰርተ ኣርባዕተ ወለዶ ይብል። ኣነ ካብ ጣላ እየ ዝውለድ ስድራይ። ትውልዲ ጣላ ካብ ስድራይ ዝሓተትክዎ ድማ ገዛ ታድዮስ፥ ገዛ ፍረዝጊ፥ ገዛ ሓንስ(የውሃንስ) ቡግነይ ዝወለዶም ወለዶ እዮም። ብስፍሕ ዝበለ ኣብዚ ናትካ ምርካብ ድማ ደስ ዘብል።
Eziom Negedat Kulom Deqi Yacob ( Israel ) Koynom, Bzemene Abona Solomon Wedi Dawit Kab Israel Tabote Tsion Hizom Zmexu Eyom. Bzhom 130,000 Eyom Mexiyom. Ezi Kea Tinbitawi Xhuf Sle Znebere Eyu. Eti Bzemaray Dewit : Nsom Ksab Gibxi ( Egypt )Kbexhu Eyom, Mesafnti Kmexu Eyom, Ethiopia Dma Yedawa Nab Egziabher Ketebxih Eya Zibl Xhuf Kfxem Sle Znebero, 130,000 Shih Wey Dma 24,000Sebay Mexiyom. 200 Kahnate Orit, Liqe Kahnat Azarias Msatom Kemzmexu Yiglet. Tabote Tsion Bzey Kahnat Sle Zeytmexie Eyom 200 Kahnat Zmexu. Ezi Wedi Gna Neti Harege Tuwlidi Yidebalqo Alo. Semawian ( Semetic ) Knsom Deqi Kush Eyom Enabele Zeyele Neger Yihusu Alo. Entay Eyu Eti Elama Nay Jstudio Kfelit Aykealkun.
ኣነ ውን ወዲ ጣላ ግን ኣስመራ እየ ዓብየ ❤❤❤ ብጉነይ ዝፈረዮም።
መረብ ምላሽ ዝብሎ ታሪኽ ፍሉይ እዩ ካብዚ ዝብሎ ዘሎ።
ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ሰራሕ ዎሎዶኻ ምፍላጥ ጽቡቅ አዩ ኣነ ክብሎ ደሊየ ዘለኹ ካብተን 7 ማይ ቤት ናይ ዓዲ ፈለስቲ ገዛ ጽጋዝጊ ይብሃል
You deserve gratitude for your work. Good job!
How about deqi adsahay ksab brentu beat Cristian endeasruhu ab mulue ertirea fah elom yrkobu deqi tefadon teadon Ab mulu hasien fah elna alena ab adiqeshi egri tkulo zelowun kabeu kea ab tekela ab 3 aditat fah elom alowu Eske gzea ktrekb encoleka dleya eka
❤❤❤❤❤❤
Thanks bro
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ezi Wedi Bhasot Ekua Aynina Yewiruna. Jstudio Hasawi
So basically all hamesien are from Amhara gonder Kara and seraye are from lasta weloo Amhara.
ብጣዕሚ ጽቡቅን አገዳስን ማሃርን ስራሕ እዩ ቀጽልዎ
Nezom yedog befelay kab hagreseb zemeso beawrja sekrom eyom zelewo sebok temherti kerkbo eyom
ሓማሴንን አከለ ጉዛይን፡ ሰራየን ዝፈረየ ሓደ ሰብአይ እዩ። ዓዱ ሽከቲ ሽዩ። ደቁ ኸአ ጫሉቕ ማሉቕ ፋሉቕ ይበሃሉ። እዚ ትዛረቦ ታሩኽ አይርድአንን እዩ።
ኖ ሽከቲ ዝነበረ ተስፋገርግስ (ነቐዐ) እዩ ንሱ ድማ ንብጽዓይ ንጎመዳይ ንሓንሶ ወሊዱ ሓንሶ ካብ ሸከቲ ጥሪቱ ሒዙ ናብ ሃዞሞ ጾሮና ሎጎ-ሳርዳ መስሪቱ ብጽዓይ ካብ ሽከቲ ናብ ዓዲ ሓዮ ከባቢ ዓዲ ሃሎ ከይዱ ዓዲ መስሪቱ ዘርኢ ብጽዓይ ብጣዕሚ ብዙሓት እዮም ንሶም ነቶም ኣብ ሎጎ-ጭዋ ዘለዉ ዝበዝሑ ዝፈረየ እዩ ኣብ ጽልማ ሰፍኣ ከበሳ-ጭዋ ዛውል-ከልከልቲ ሊባን-ሓበላ ክሳብ ጋሽ ባርካ ሰንሒት ሳሕል ተዘርጊሖም ኣለዉ ጎመዳይ ድማ ኣብ ሸከቲ እንዳ ኣብኡ ተሪፉ ናቱ ዘርኢ ኣብ ሸከቲ ኣብ ሕምብርቲ ኣብ ዓዲ ሎጎ ኣብ ዓዲ ኩኒኤል ኣለዉ ዘርኡ ውሑዳት እዮም። እዞም ማሉቅ ጫሉቀ ፋሉቅ ዝብሃሉ ደቂ ሜሮኒ እዮም ኣሎ ደንበዛን እዮም።
Hbes kedes aytbelu 😂😂😂 kulu hizbi Eritrea ahwat eyom ,buzey ka adi halo zelo selai yebilnan
😂😂😂😂
ጥፍረርያ ንፍሰሓገርግሽ ወሊዱ ፍሰሓገርግሽ ንእምሓገርግሽ ወሊዱ እምሓገርግሽ ከኣ ንተስፋገርግስ (ነቕዐ) ወሊዱ ደቂ ተስፋገርግስ ድማ ገመዳይ ብጽዓይን ሓንሶን ይበሃሉ ብከምኡ ኣርሞ ንባብካ
Bihere Bilen Kab Kalie Eyom.
መን በለካ! ተማሃር ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን ከባቢኣን ኩሽ እዮም ፡ ነቲ ሴም ኢና እትብልዎ ጡፍ በልዎ እሞ፡ እዘን 5 ብሄርት ብመሰረቶም ሓደ ቋንቋ እዩ ነይርዎም። ንሱ ድማ ቋንቋ ኩሽ እዩ።
@@eyobyosief2693 Ane Neti Semetic Tuf Konki Zeykonku, Neaka Eye Tuf Kbleka Gohaf Wahid. Eti Abotatey Zexnehuley Weledo Ktnegreni Delika? Nbaelka Temahar Wedi Kush.
@@eyobyosief2693 Kushawian Zey Kushawian Mukana Abotat Alewuna Kabey Kem Zmexun, Meas Kem Zmexun Zfeltu Nay Kalot Hateftef Ayedliyenan Eyu. Kushawi Ente Konka Natka Gber, Netom Kalot Negedat Aytitenkif.
@@eyobyosief2693 Neti Siem Tuf Beluwo Do Elka, Neaka Ena Tuf Nbleka Wedi Gohaf Kushawi.
ቤት ኣስመዐ ኣብ ሓበላ ኣሎዉ
አገው ኩሽ አይኰነን፡ ጽፉፍ ዘርኢ ሴም ዘይተቓላቐሊ ዓሌት እዩ። ጎጃም መጻብእቶም ስለ ዝነበሩ ነቲ ናይ ሰሎሞን (Solomon Dynasty)ዝዓቀቡ ስለ ዝነበሩ፡ ይጻብኡዎም ነይሮም። ከም ኩሽ ጌይሮም የናሽዉዎም። 2። ተስፋ ገርጊስ ነቕዔ ካብ ነገድ ብንያም ዝዀነ ካብ ጸሓፍ ላም እዩ። ካበይ አምጽኢኻ ኢኻ ትትርኽ ዘሎኻ?
ሕርዋን የሕዋት እዮም ሕርዋጉዳድ ከአ ይብሃሉ አነ ካብ ዘርኢ ጉዳድ እየ
ስሪ ዛጉዳድ ገዛ ሑርዋን የሕዋት እዮም ሕርዋ ጉዳድ ከአ ይጽውዑ አነ ካብ ገዛ ጉዳድ እየ ሕርዋ ከአ ደቂ ሐዎቦና እዮም
Kkkkkkkkkkk
እወ ሕርዋዝጊ ጉዳድዝጊ ይብሃ ፈለማ ካብ ሽከቲ ዳሕራይ ዓዲ ሓዮ እዮም ከይዶም ካልእ 5 የሕዋት ኣለውዎም ኣብ ጽልማ ሰፍኣ ዘለዉ ደቂ ሓወብኦም እዮም 7 ደቂ ክረምትዝጊ እዮም ዝብሃሉ እቲ ቦኽሪ ሓዎም ነቶም 7 ሰፍኣ ዝብሃሉ ዝፈረየ እዩ።
እዚ ወለዶ ብመጽሓፍ ተደሪሱ እንተኮይኑ እቲ መጽሓፍ አበይ ይርከብ
Tark weldo hezbi Eritrea
I have the book try from semayat or in usa meknen tesfay
ብሌን ካብ ዓሌት አገው ዝዀነ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጹ እዮም።
Temehar suq ilka
ዓቅሊ ጌርካ ተማሃር፡ ብሌን መሰረቱ ኩሽ ምኻኑ፡ ክትፈልጥ እንተደሊኻ፡ ቋንቁኦም ካብ ቅብጺ ክሳብ ማእከል ኢትዮጵያ ይዝርጋሕ።
አየናይ እምባደርሆ እዩ? አብ ሓማሴን ዘሎ ድዩ?
ኣብ እምባደርሆ ሓማስን ፡ ገዛ ሎጎ ዝባሃል ኣሎ ካብ ሕምብርቲ ከምዝመጹ እዮም ።
እዚ ተርእዮ ዘሎኻ ናይ ማአዲ አቀራርባን ናይ አከዳንናን ናይ አደታት ቁኖ ናይ ተጋሩ ባህሊ ኢዩና ምስቲ አመጻጽአ ሓንዲ ዘርኢ ትቒጽሮ ዘሎኻ ዘመሳስል የብሉን?
ይህ ታሪክ ስህተት ነው ደምብያና ቋራ የአማራውች ነው ነገር ግን አገውኛና ቅማንት ይነገራል አስተካክክል።
Пікірлер: 42

@yosiefmichael7148
28 күн бұрын

@TsegaybariTsegaybari
24 күн бұрын

@user-wb8pf6id2u
17 күн бұрын

@eyobyosief2693
17 күн бұрын
መን በለካ! ተማሃር ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን ከባቢኣን ኩሽ እዮም ፡ ነቲ ሴም ኢና እትብልዎ ጡፍ በልዎ እሞ፡ እዘን 5 ብሄርት ብመሰረቶም ሓደ ቋንቋ እዩ ነይርዎም። ንሱ ድማ ቋንቋ ኩሽ እዩ።
@yosiefmichael7148
17 күн бұрын
@@eyobyosief2693 Ane Neti Semetic Tuf Konki Zeykonku, Neaka Eye Tuf Kbleka Gohaf Wahid. Eti Abotatey Zexnehuley Weledo Ktnegreni Delika? Nbaelka Temahar Wedi Kush.
@yosiefmichael7148
16 күн бұрын
@@eyobyosief2693 Kushawian Zey Kushawian Mukana Abotat Alewuna Kabey Kem Zmexun, Meas Kem Zmexun Zfeltu Nay Kalot Hateftef Ayedliyenan Eyu. Kushawi Ente Konka Natka Gber, Netom Kalot Negedat Aytitenkif.
@yosiefmichael7148
16 күн бұрын
@@eyobyosief2693 Neti Siem Tuf Beluwo Do Elka, Neaka Ena Tuf Nbleka Wedi Gohaf Kushawi.
ቤት ኣስመዐ ኣብ ሓበላ ኣሎዉ
አገው ኩሽ አይኰነን፡ ጽፉፍ ዘርኢ ሴም ዘይተቓላቐሊ ዓሌት እዩ። ጎጃም መጻብእቶም ስለ ዝነበሩ ነቲ ናይ ሰሎሞን (Solomon Dynasty)ዝዓቀቡ ስለ ዝነበሩ፡ ይጻብኡዎም ነይሮም። ከም ኩሽ ጌይሮም የናሽዉዎም። 2። ተስፋ ገርጊስ ነቕዔ ካብ ነገድ ብንያም ዝዀነ ካብ ጸሓፍ ላም እዩ። ካበይ አምጽኢኻ ኢኻ ትትርኽ ዘሎኻ?
ሕርዋን የሕዋት እዮም ሕርዋጉዳድ ከአ ይብሃሉ አነ ካብ ዘርኢ ጉዳድ እየ
@militenegasi172
27 күн бұрын
ስሪ ዛጉዳድ ገዛ ሑርዋን የሕዋት እዮም ሕርዋ ጉዳድ ከአ ይጽውዑ አነ ካብ ገዛ ጉዳድ እየ ሕርዋ ከአ ደቂ ሐዎቦና እዮም
@abrnyiosasfha7698
21 күн бұрын
Kkkkkkkkkkk
@user-wb8pf6id2u
17 күн бұрын
እወ ሕርዋዝጊ ጉዳድዝጊ ይብሃ ፈለማ ካብ ሽከቲ ዳሕራይ ዓዲ ሓዮ እዮም ከይዶም ካልእ 5 የሕዋት ኣለውዎም ኣብ ጽልማ ሰፍኣ ዘለዉ ደቂ ሓወብኦም እዮም 7 ደቂ ክረምትዝጊ እዮም ዝብሃሉ እቲ ቦኽሪ ሓዎም ነቶም 7 ሰፍኣ ዝብሃሉ ዝፈረየ እዩ።
እዚ ወለዶ ብመጽሓፍ ተደሪሱ እንተኮይኑ እቲ መጽሓፍ አበይ ይርከብ
@johnhagrseb5731
27 күн бұрын
Tark weldo hezbi Eritrea
@mesghinnatedla6766
26 күн бұрын
I have the book try from semayat or in usa meknen tesfay
ብሌን ካብ ዓሌት አገው ዝዀነ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጹ እዮም።
@keren7127
25 күн бұрын
Temehar suq ilka
@eyobyosief2693
17 күн бұрын
ዓቅሊ ጌርካ ተማሃር፡ ብሌን መሰረቱ ኩሽ ምኻኑ፡ ክትፈልጥ እንተደሊኻ፡ ቋንቁኦም ካብ ቅብጺ ክሳብ ማእከል ኢትዮጵያ ይዝርጋሕ።
አየናይ እምባደርሆ እዩ? አብ ሓማሴን ዘሎ ድዩ?
@TekleabMicheal