ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ።

Ойын-сауық

Пікірлер: 13

  • @dehabtesfamariam9052
    @dehabtesfamariam905219 күн бұрын

    ❤🎉🎉❤👍

  • @samileyeabyo3781
    @samileyeabyo3781Ай бұрын

    🙏🙏🤟🤟

  • @nahornatan200
    @nahornatan20026 күн бұрын

    Thanks bro

  • @kbriselam478
    @kbriselam47824 күн бұрын

    Deki Dirar Tedrer deki Mohamed Tsaeda

  • @Shidenyual-kz6ss
    @Shidenyual-kz6ss2 ай бұрын

    ወሎዶ ሮብራ እሰከ ንገረና

  • @duhberhe9991
    @duhberhe999128 күн бұрын

    Wmo oromo yehwatna yom maletka du ?

  • @user-hp5bi4ef1x
    @user-hp5bi4ef1x2 ай бұрын

    700 ዓ,ም ዘይኮነ 570 ዓ,ም ደአ በል መርትዖ ወይ ጭብጢ 1,ብንጉስ ፊንሃስ ወራር ንሃገረ ናግራን ሕጂ ሳሕል ዘሎ ውዕለት ዘይርሳዕ ንጉስ ካሌብ ዝተዘመትዎ አምሊሱ ሕነፈደየ ናይዚ ውዕለት እዩ እምበአር ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት ናይ 300 ዓመት ውዕለት አቦታቱ ብምዝካር ንአኽሱም የህዲኡ ንወዱ ጠጠው ደም ኢሉ ዝጸወዖ 2,ገዳማት እናዞረ ምስቅዱስ ያሬድ ዘይፍለ ዝነበረ ንጉስ ገብረመስቀል ስለዚ ቅዱስ ያሬድ ማዓስ እዩ ነይሩ ትረክብ መልሲ ከአ አብኡ አሎ 3,ወራር ዮዲት ጉዲት ብድሕሪኦም እዩ ተፈጺሙ

  • @user-hp5bi4ef1x
    @user-hp5bi4ef1x2 ай бұрын

    እርማት ሃጸይ አይትበሎም ስለምንታይ ድአ ሃጸይ አብርሃ ወአጽብሃ ዘይትብል ነጋውስ ትብል ስለምንታይ ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት ትብል አብ ንጉስ ካሌብ አብ ንጉስ ገብረመስቀል በጺሕካ ሃጸይ ቀይርካያ ወይ ትአረም ወይ ሕማቕ ትምህርቲ ግደፍ ታሪኽና እናደምሰሱ ታሪኾም ዝገብሩ አምሐሩ አይትወግን

  • @mussieokbe3607

    @mussieokbe3607

    2 күн бұрын

    አብ መንጎ ሃጸይን 'ንጉስን ፍልልይ አለዋ ፣ሃጸይ ማለት ናይ ነጋውስ ንጉስ ማለት እዩ ።

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe36072 күн бұрын

    ወዲ ሐወቦይ " መን እዩ ጽሐፊአ ነዛ መጽሐፍ ።

  • @user-dm3tf3is1m
    @user-dm3tf3is1m2 ай бұрын

    እንታይ ትበል ዛ መጽሓፍ ባ ንገረኒ" ወይ ደራሲ ስሙ

  • @hafashstudio

    @hafashstudio

    2 ай бұрын

    ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ። ደራሲ፡ ብርሃነ መስቀል ወዲ ሎጎጭዋ።

  • @user-dm3tf3is1m

    @user-dm3tf3is1m

    2 ай бұрын

    @@hafashstudio ኣበይ ክረክባ ይክእል ንገረኒ" ታሪኽ ምንባብ ኣዝዩ ድስ ዝብለኒ።

Келесі