ታሪኽ ተጋ. ኣሰፋው ኣስመሮም ካብ እስራኤል ናብ ትግራይ ዘሕለፎ ናይ ቃልሲ ሂወትን ተሞኩሮን ካብ 2014-2023

ታሪኽ ተጋ. ኣሰፋው ኣስመሮም ካብ እስራኤል ናብ ትግራይ ዘሕለፎ ናይ ቃልሲ ሂወትን ተሞኩሮን ካብ 2014-2023

Пікірлер: 110

  • @MFish7980
    @MFish79807 ай бұрын

    Thank you brother Assefaw for your broad presentation. Thank you also Henok !!

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse1757 ай бұрын

    ብጣዕሚ ገሪሙኒ, ዕድመን ጥዕናን ምስ ብጾትካ ክቡር ሓው። ጅግና ኢካ

  • @tesfiegebreslasie2593
    @tesfiegebreslasie25937 ай бұрын

    ኩቡር ኣሰፋው ኣስመሮም ካብ ንእስነቱ ማለት ካብ 1990 ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሉዑል ኣበርክቶ ዘበርክት ዘሎ ሓደ ካብቶም ንሕበነሎም ጅግና ወዲ ህዝቢ ኢዩ::ንሱ ካብ ኣጋር ሓኪም ክሳብ ኣብ ሕክምና ቦጦሎኒ ብጅግንነት ክሳብ ግዜ ናጽነት ዘበርከተ ኢዩ:: ድሕሪ ናጽነት ከምቲ ባዕሉ ዝገጾ ኣብ ኣድማዒ ስርሓት ይነጥፍ ነይሩ:: ድሕሪ እቲ መሪር ጉዕዞ ናይ ስደት ጉዕዞኡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ እስራኤል ጉልባብና ቀሊዕና ንመጀመርታ ግዜ እምቢ ንምልኪ: ንስኻ ንህዝብና ኣይትውክሎን ኢኻ እናበልና ታቤላታትና ጺሒፍና ሓቢርና ዊዒልና:ድሕሪ ነዊሕ ውረድ-ደይብ ሕድሪ ምስ ተመስረተ ስድርኡ ገዲፉ ሽግርና ኣብ መይዳ ወሪድካ ኢዩ ዝፍታሕ ብምባል ዋጋ ክኸፍል ናብ ትግራይ ዝወረደ ጅግና ኢዩ:: ኣብቲ ዝነበረ ጋሕማጥ ምጥልላም ብብጾቱ ተጠሊሙ ግዳይ ዝኾነ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኢዩ:: ንከም በዓል ኣሰፋው ምሕብሓብን ምስማዕን ንቃልሲ ውጹዓት ዘዐውት ኢዩ እሞ ሄኖክ ነዚ ናብ መድረኽ ምምጻእካ ኣዝየ የድንቀካ:: ኣሰፋው ዝሰራሕካዮን ትሰርሖ ዘለኻን ኣብ ኣዕኑድ ናይ ጀጋኑ ብምጽሓፍ ናብ ልቢ ህዝቢ ክመሓላለፍ ኢዩ ደስ ይበልካ!!!!::

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde8477 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘሐዝን ታሪክ 😢😢 እንቓዕ ብደሐን ሂወትካ ድሐን ኮንካ ነብስካ አምላክ ዘዉጻካ❤❤

  • @kelatiteweldemedhin2330
    @kelatiteweldemedhin23307 ай бұрын

    ጽንሒ ዝበላ ሂወት ❤ ክቡር ሓው እንቋዕ ካብ ሞት ኣምላኽ ኣትረፈካ ትበልዖ እንጌራ ኣሎ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🙏

  • @user-ev2qf4td2w
    @user-ev2qf4td2w7 ай бұрын

    Thank you Henok for presenting him to us

  • @ftwidesbele5663
    @ftwidesbele56637 ай бұрын

    ተጋ.ኣስፋዉ you are hero ቓልሲ ቓልሲ እዩ ከም ስሙ ናትካ ግን ፍልይ ዝበለ እዩ እንቃዕ ብሂወት ወጻካ I prayed for you ❤❤❤❤

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta26807 ай бұрын

    Thanks, Henok. Waww I completely get a deep understanding of Wayani leaders' kfat. But Asefaw definitely is our hero. God bless him and his whole family.

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare5096 ай бұрын

    Thanks Henok and Hero Asefaw Asmero you are really wonderful person. May God keep you safe to see the good of your free Eritrea and Tigrai.

  • @MengisteabTesfamichael
    @MengisteabTesfamichael7 ай бұрын

    ጅግና ሓውና ከማኻ ሺሕ ኣንተንህሉ ኣዚ ጽዩፍ ስርዓት አብ ሃገርና ዘሎ ምጠፈኣ ኔሩ

  • @hagos4601
    @hagos46017 ай бұрын

    እንቓዕ ብሂወት ወጻካ ዝሓወይ! ብዙሕ ሳይንስ ከይ ኣተና ትግራይ/ኢትዮጽያ መቓለሲ ክከውን ከም ዘይክእል ብዙሕ ግዚየ ተገሊጹ ሰማዒ ሲኢኑ። ብዙሕ መንእሰይ ድማ ክሊቲኡ ህዝቢ ከሲሩ። ሕጂ ድማ ሕግን ሕጋውነትን ዝለበሰ ባይቶን ኢንተልጀንት ኦርጋናይዘሽን ከነቑም ኣለና።

  • @ttek9180
    @ttek91807 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ሃገረይ ዘይተጸበኽዮ ደቅኺ ዝበታትን አብ ፈተና ጥራሕ ዘንብር ናጤባ ወሪዱኪ።

  • @abitifili3597

    @abitifili3597

    7 ай бұрын

    ዝገርም ንዓና ዝርኸበት

  • @SamrawitKidane-zs7yj
    @SamrawitKidane-zs7yj7 ай бұрын

    እንቋዕ ብሂወት ሃለኻ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ❤😊

  • @Hereawnet
    @Hereawnet7 ай бұрын

    ዘሕዝን እዩ ብጣዕሚ ቁኑዕ ዝስውኣላ ዘይኮነላ ሃገር ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዑኒ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጅግና ብዓል ሕልና

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael81927 ай бұрын

    Thanks for service Erisat

  • @user-ig7uh8xr4w
    @user-ig7uh8xr4w7 ай бұрын

    Dear hero Asefaw You well come!!!!!!❤ And God bless you!!

  • @mikeberhane
    @mikeberhane7 ай бұрын

    ዝኸበርካ ኣሰፋው ሓወይ፡ ዘገርም ታሪኽ ኢዩ። ምእንቲ ህዝብን ሃገርን መስዋእቲ ክትከፍል ኢልካ፡ ስድራ-ቤትካ ገዲፍካ፥ ነቲ ኩሉ ዘጋጠመካ መኪትካ ከተዘንትወሉ ምብቅዕካ፡ ዘሐጉስ ኢዩ። እንቅዋዕ ነዚ ነኸተዘንቱ ብሂወት ወጻኻ፥ ንሕና ኤርትራውያን ብዙሕ ንመሃሮ ስለዘሎ። ብትወፋይነትካን ጅግንነትካን ተደኒቐ፥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @davidnhmedu7104
    @davidnhmedu71047 ай бұрын

    አጆና ቃሊሲ ቡዙሕ ገልጠምጠም ወረድ ደይብ አለዎ መወዳእታ ግን ምዕዋቱ ዘይተርፍ እዩ እሞ ወጽዓ ህዝብና ኽነሕጽር መሐረርሪና ኽኸዉን አለዎ አጆኻ በርትዕ💙👍💪

  • @fyoribelexe9064
    @fyoribelexe90647 ай бұрын

    ጅግና ሓውና ኣስይ በኣልመትኸል

  • @DawitanduHagos-my6jm
    @DawitanduHagos-my6jm6 ай бұрын

    Welcome 🙏 asefaw arkey Haqenga haberta sele zynebere eye 3y sedet zemerexku enkaa bihewet terefka arkey mareyy

  • @kesetetesfazghi769
    @kesetetesfazghi7697 ай бұрын

    ጅግና ኩሉ ግዜ ስለ ህዝቡን ሓቅን እዩ ደው ዝብል። ጻልታ ሓንትካን ንጽህናኻን ድማ ኣምላኽ ልሕጽጽ ኣቢሉ ምሒሩካ ኣሎ። እንቛዕ ድማ ከም'ዚ ኢልና ቃልካ ክንሰምዕ በቓዕና። ንኩሉ ዘድሊ ሓገዝ ኣብ ጎድንኻ ኣለኹ ኣያይ መዓረይ።

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer91387 ай бұрын

    The Hero of heroes 💙🌃💙 ናይ ጀጋኑ ጅግና። በተሓሳስባ ይኹን ብርድኢት ሃገራውነትን ፍትሓዊ ቃልስን⚓ መልሕቕ ኢኹም ሕጅ'ውን ኣሰፋው ሓወይ💐

  • @semerehabte9075
    @semerehabte90757 ай бұрын

    ጂግና ኣደ ወሊዳ ትምከን

  • @mytekela8576
    @mytekela85767 ай бұрын

    ኣብትግራይ ኮንካ ዝዕወት ቃልሲ ሕጂውን የለን!!! ብጣዕሚ ዩ ዘገርም!

  • @wahs1235
    @wahs12357 ай бұрын

    እዋይ ጂግና ብሓቂ። እዚ ብዛዕባ ጉዕዞ ሲናን እስራኤልን ዝብሎ ዘሎ ከኣ ኩሉ ሓቂ ዩ።

  • @LualAbraha
    @LualAbraha7 ай бұрын

    🙏💔🙏💔🙏🙏💔

  • @user-qm7yc6tn8g
    @user-qm7yc6tn8g7 ай бұрын

    Wow

  • @menkem511
    @menkem5117 ай бұрын

    Thank you for your service and dedication brother❤❤❤❤

  • @mebriegezae6627
    @mebriegezae66277 ай бұрын

    Yes I remember that the day 2013 hardest year

  • @yosiefghirmai
    @yosiefghirmai7 ай бұрын

    nay beaki jigena tekalasay welcome bexebuk gelexekayo 100%100 kabzi temeharu nemexai menteri bayeta kekonena eyu abi memher ika unki abzi bexhka thx.

  • @abrahamofficials3563
    @abrahamofficials35637 ай бұрын

    ብርት ዝሃዙ ህዝብና ክሃርሙ ኣይኮነን ዲዮ ክህርሙ እዮም እበረ

  • @henokhabtegiorgis6471
    @henokhabtegiorgis64717 ай бұрын

    Very sad history 😢 God bless you hawey natey.

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95837 ай бұрын

    ❤❤❤ እንቛዕ ሽግርኩም ኣብ ምጽዋይ ኣብቃዓኩም ሰብ መትከል ተባረኹ !!

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35267 ай бұрын

    ኣቢ ሃገርና ቁዋም የብሉን መንግስቲ አዝውን ፖሎቲካ አዩ. ሓስታር ዘረባ. ቁዋምን ሎጉም ዘይብሉ ፍውረስ ሓደዩ. ቁዋም የብሉን ሃገርና ሓስታር መልስያ. ዓለም ብዘይ ቁዋም ኣይትዘውርንያ ዋላ መራት ሕግለዋ ብኣላክኣ ትትግብሮ 364 ኣቢ ስትሓዙርያ ትዘውር 4 ወክት ትፍስትም ክረምት ከውኣ ሓጋይ ስተል.4 ክፈልዎ. ሓደግዘክኣ ንዘራ መሪት ሓንግራትና ሓድዓመት ክልተዓመት selesitiamet🇺🇸አድማና ንኮስትሪ. ከምዚ ዘብለኩም ጉብኣ ትትግብር ኣብዓድና ቁዋም የሎን መልስኹም. አንታይ ፖሎቲካ ክትዛረብ መንየፍክደሊኻ ኩዋምኩዩ ቁዋም ናይመዝራብ መሰልካ ይሕልወልካ. አዚ ናይ ሓባርሕግካዩ. ብወገንሓይማኑትክኣ መስትሓፍ ቁዱስ ወይ ቁርዓን ኣሎኻ አዚ ክልቲኡ ክኣ ነት ናመንግስቲ ቁዋም ይሕግዞኤዩ ንኣብነት ኣይርስረክ ኣይትሓሱ ይአዝዘካ ፖሎትከናናት ሓሰውቲ ሰረክት ሂወትዮም. ንኣብነት ቀዳማይ ሰራቂ ሓሳዊ ኣቢ ኤርትሬ አቶ አስያድ ኣፎርቂ አዩ. ውድ ያሕታ ተንባን ቲግራዋ ኢትዮጵያ አዩ. ህዝብና የስትንት ኣሎ. አዚ ዋላ መንፈሱ ንጉሰነገስትዩ. አዝክኣ ስትልዉኡ ሓስተይ ሃይለስላሴ ተድሮስ ዮውሃንስ ምልክልኪ አዩ ሕጅክኣ ድር ኣቢ ኣሕመደ እሮሞ ሓስተይ ክኸውን ሓልምይ ክልተሕልምግን ክልቲኦም ተጋጅዩ ተኮልፍና ክብሉ ጀምሮም ኣለዉ. ረጅሙ ጀንጂ ሕቶና ቁዋም ክንትግብር ኣሎና ህዝብና ንዓዱ ክምለስ. ኩዋምዩ ውሕስና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜አዝኣያ ባንዴራና. ቡሉ ሰማይ ኣሎና ግራትና ክኣ ለምለም መሪት ኣሎና ሰእገም ስርናይ ስታፍ ነብኩልና ሓርስና ንንብርና ትርጉማ. ዓሳ ኣሎና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ወዲ ሞባ ኣበይ ኣሎ ይካለስዶሎ ንጽ አንባስይ ይካታኣ ነዩሩ.

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan55087 ай бұрын

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @samuelaraya185
    @samuelaraya1857 ай бұрын

    Man of principle. Hats off brother.

  • @fitwigebremariam8869
    @fitwigebremariam88697 ай бұрын

    ኣድነቕቲ ጁንታ ስምዕዎ በሉ ነዚ ዝተረግመ ሰብ እንታይ ይብል ኣሎ😅😂😂😂

  • @user-wx5wy2ry3u

    @user-wx5wy2ry3u

    7 ай бұрын

    ብደውካ ሞይትካ ኣምላክ ናይ ምንባርካ መንገዲ እሾክ ይግበሮ

  • @adeymaryameyhalwnitemesgen9983

    @adeymaryameyhalwnitemesgen9983

    7 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21977 ай бұрын

    ኣሰፋው ወደይ ፡ ንስኻ ካብ እስራአል መጽእካ ፡ ናጽነትና ዝጨወየ እሳያስን ጉጅሉኡን ካብ ገጽ ምድሪ ሕርበኛታት አርትራ ሚሒኻ ክትጉሕፎ ተበጊስካ ፡ንስኻ ኣሰር ጀጋኑ ኣቦታትካን ኣያታትካን ዝሓዝካ ኢኻ ፡ብዓንተቦ ናይመንከ ክትወስድ ዝወደይ ኒሐኛ ! ዘይከምቶም በላዕቲሳዕሪ ሎሚ ኣብ ውሑስ ቦታ ኰይኖም ፡ ህግደፍ ወይሞት ፡ሃገር ትሕምበብላ፡ እናበሉ ብስቓይ ህዝቦም ዝላገጹ ! ሃላይ ጽቡቕ ኣሎ ፡ ዘመድ ሃላይከ ከፊኡዎሎ ።

  • @user-pw5mn3xu2k
    @user-pw5mn3xu2k7 ай бұрын

    HIZIBI ERTIREA QANZA YIHALWO AYHALLIWO MERHINETU YIHMEQ AYIHMEQ N ERITREA N ERITRAWUNET N B ZAMENKALLU MIQILASKA GN JIGNA IGNAJIGNA

  • @user-di3up1cg3j
    @user-di3up1cg3j7 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie56707 ай бұрын

    ኣብ ሒርጉጎ ሓይሊ መብራህቲ ሽፍ ስልዳትራሺ ነርካ

  • @yonitakle2567

    @yonitakle2567

    7 ай бұрын

    ጹቡቅ ጌርካ ፈሊጥካዮ ኣለኻ

  • @alganeshteklu6765

    @alganeshteklu6765

    7 ай бұрын

    ናብ ይ ክትበጽሑ ስለዝደለኹም ኢኹም እዚ ኩሉ ሀተፍተፍ

  • @dawitgmichael1977

    @dawitgmichael1977

    7 ай бұрын

    Guhaf chef terekabay dyu donkoro.

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash89477 ай бұрын

    2002-3 በዓል መስፍን ሓጎስ፡ኣድሓኖም ገ/ማርያም፡ ዓብደላ ኣደም፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ክቃለሱ ፈቲኖም ነሮም። እንተኾነ ግን ኣብ ሞንጊኦም ዘይምስምማዕ ተፈጢሩ ተገማሚዖም። ነዚ ዝረኣየ ኢ.ሃ.ግ (መንግስቲ ኢትዮጵያ ) "እዚኦም ተሰማሚዖ ኣብ ሃገሮም ለዉጢ ኣዩምጽኡን’ዮም ኢሉ፡ ብሸለልትነት ርኢዎ ጸኒሑ. ንባዕሉ ውን ተለኪሙ.

  • @Azeb1782
    @Azeb17827 ай бұрын

    💯💯💯💯💙💙💙💙💯💯💙💙💙💙💙💙💙

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Selam henok asefaw herbana eka kab Israel b2014ten anewu kab eropa keide AB bolei adis Abeba rekibeyom nere 10ykonu selam tebahilna hki eu bainey bazney zreakwo zsemakwo koraxat eyom nerom

  • @mmeasho2171
    @mmeasho21717 ай бұрын

    ገለ ሰብ ጥዑም ጨና ይፈቱ ከም በዕል አስፋው ከአ ጨና ፋንድያ ይፈቱው

  • @yonaszaid422
    @yonaszaid4227 ай бұрын

    Ayhafrn du ke eritrawi knsus anxar yhwatu kwagae emo shaebyas ka ba tfeltom eka

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Ezi wedi hekana hebonan eu xbuk gerka htoto bzuh mistr yfelt eu

  • @Tesfitful
    @Tesfitful7 ай бұрын

    ብመጀመርያ ኤሪሳት ኣዚኹም ክትምስገኑ ይግብእኹም። ተጋዳላይ ኣሰፋው ድማ እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ብህይወት ተረፍካ። ስርዓት ህግደፍ ክሳብ ሎሚ ኣይምጸንሐን ነይሩ። ብሰንኪ ህወሓት ግን ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዋጋ ከፊሉ። ህወሓት ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክመጽእ ፍጹም ድሌት ኣይነበሮን። ውጽኢቱ ድማ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ርኢናዮ ኢና። ተጋ ኣሰፋው ክዛረበሎም ኣይደለየን እምበር ከም በዓል ወዲ ኣጽብሃ ቀንዲ መሰናክል ናይቲ ቃልሲ ምንባሮም ርዱእ እዩ። ነዚ ኩሉ ንክቃለስ ኢሉ ዝወረደ መንእሰይ ከም ደቂ ዛግራ ክበታተን ዝገበሩ ምስ ህወሓት ሓደ ንሱ እዩ።

  • @ahmadinzeynu9869
    @ahmadinzeynu98697 ай бұрын

    الزميلةاسفاو اسمروم مازال من التاريخ باقي ارجو المواصلا

  • @mgm4286
    @mgm42866 ай бұрын

    2 kifal eba abzia giberuley ewayyy

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr7 ай бұрын

    Kedaa endika adka zkahadka kemey gierom kamnuka dengoro mesarhi eyom zgebruka amber kemey gierom atki khbuka ausub

  • @merhawitesfaldet4277
    @merhawitesfaldet42777 ай бұрын

    Kemzom eyom welde geba kab Isreal ne Ethiopa emo ka mestom txletna konka ne Eritrea. Ketwirer naka da SHIBYA aytdqseøkan eya zehfer tarki eta naka zewldet adi se entay kon txlela eyu kondaf agame ajnda wiyane kewet texbyu mai haqnkum kettrfu ekum lehsty

  • @EliasTokla-io2uj
    @EliasTokla-io2uj7 ай бұрын

    Asefaw hawey ashkelonawi good 2cu

  • @hayatabubwker5249
    @hayatabubwker52496 ай бұрын

    Tibuki germuka

  • @user-jg7sv8ff6e
    @user-jg7sv8ff6e7 ай бұрын

    ጅግና ማለት ኣብ መትከሉ ዛኣመነሉ ዝሞቶሉ ኢዩ ተገፊፋ ካብ ትሕቲ ዓራት ከማን ኣብዘይምልከታ ኩናት ተሎካሲሳ ገሊኣ ካኣ ንቡር ሲኢና ንዝበን ኣሞራን ኮይና ኣላ

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie56707 ай бұрын

    ኣሰፋው ዓርከይ ክወግሕ ኢዩ ይዋእ ኣብዚ እዋን እዚ ብዋጋ ሓቂኛታት ደለይቲ ፍትሕን ተቃለስትን ዝሕተት

  • @user-tc3et5df3r

    @user-tc3et5df3r

    7 ай бұрын

    Men u haqenchan zeyhaqechan etay chibti ke aleka weya ብዓዳውነት ኢካ ተጣላቂቃ ብዘሪኢ ብዓሌት ምሕሳብ ንግደፎ ፡ ኣየናይ chbti aleaka

  • @Abi-hero
    @Abi-hero7 ай бұрын

    ወያነ ን ህግደፍን ከይጠፍኡ ሰላም ክመጽእ ማለት ዘይሕሰብዩ። ሐዲኦም ዝብኢዩ ሐዲኦም ከአ ወኻርያ ዩ። ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ አብ ገዝኡ ዘሎ አራዊት ክስዕር አሎዎ። 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @esuratna
    @esuratna7 ай бұрын

    Anbesa zekone seb 👍

  • @davidharcot220
    @davidharcot2207 ай бұрын

    እንታዎት እዬም እዞም ኩሎም ጀምዓታት? አብቲ አኼባ ዘለው?

  • @user-sv3zd7xq4s
    @user-sv3zd7xq4s7 ай бұрын

    በሉ ነቶም ትግራይ ትስዕር ካኣ መምሃሪ እንተኾኖም ነቶም ሻዕብያ እያ ኣሲራቶም ዝብሉ ካኣ ካብ ካብ ኣፍኩም እንዃዕ ሰማዕኩምዎ

  • @Hereawnet

    @Hereawnet

    7 ай бұрын

    ኣብ ትግርይ ሻዕብያ ኣለዉ እንድዮም ከም ተቃወምቲ ኮይኖም ዝነብሩ ካልኣይ ህዝቢ ትግራይ ስለተወጽዐ ኢና ክስዕር ኣለዎ ኢልና ትግረዎት እንተዝስዓሩ ድማ ኤርትራ ከማን ኣይምነበረትን ክሳብ ሕጂ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Amo hji antay yeheih belo ftah henok

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena85137 ай бұрын

    It is sad to see the comments. Specially, the young generation they are so obsessed with the people of Tigray. Instead of listening to the content, they are questioning where he is from. Me so sad to see the future of Eritrea With some of the people mentality. I hope not to see a Civil War.

  • @dc8625
    @dc86257 ай бұрын

    ህግደፍን ህዉሓትን ከለዉ ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ካይሓልፈሉ ኣበደን

  • @biniammesfin1146
    @biniammesfin11467 ай бұрын

    😮ኣብዚ ኩሉ ቦታታት ተበቲንኩም ክትውደቡ እንከሐኹም መራሕቲ ወያነ ወይ እውን ካብ ሰራዊት ይፈልጡዶ ነይሮም?

  • @ghebre171
    @ghebre1717 ай бұрын

    ደናቑር ትግራዎት ናይ ነውሕ ዕላማ ስለ ዝነበሮም መንእሰይ ኤርትራ ሃገር ገዲፉ ኣርሒቑ ክስደድ ኢዮም ዝሰርሑ ጸኒሖም።

  • @adikeyh7770
    @adikeyh77707 ай бұрын

    ከዳዕ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ

  • @tesfalemontura7801
    @tesfalemontura78017 ай бұрын

    እስመሮም ትብዓትካ ጽቡቅ ግን ኣብዘይ ውሕስ ቦታ ኮይንካ ብዛዕባ ኣብ ውሽጥ ዘለዉ ምዝራብካ ግን የሰክፍ ኢዩ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Nahki azekakirkumni hdri do elkamo nay behaki hdri nkasi zwerdu bhdri ndegfo btri Kay atwom kuri

  • @tekleabmeles2922
    @tekleabmeles29227 ай бұрын

    😂😂😂 መምሃሪ ይኾኖም እዩ ነቶም ኣብ ኤውሮፓ ዘዕገርግሩ ዘለዉ፡ ያላ ውረዱ እዞም ሕጂ ኣብዚ ኤውሮፓ ሰብ ትርብሹ ዘለኩም

  • @ghebre171
    @ghebre1717 ай бұрын

    ብጫ ይኹን ሰመረ ንወያነ የምኽንይሉ፥ ወያነን ሊሂቃን ትግራይን ህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቶም ወሪሮም ባሕሪ ዘለዋ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ኢዩ ሕልሞም።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Sebatkan meadkan tkararibka eu b maedo ay kewnan eu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Rayo henok kelil ay konen oti hzbiakele guzay mare kndey dlietn morln nerwo hzbi eu men ywageo neru astewuallu hjiwun AB za wexai temxae zela naysrat hemasen hebabiaka kohehilka zkeid alomo kterf alewooti zkales ykales oti zey ykals gdefwo nagdef

  • @user-zl6fo6yc3w

    @user-zl6fo6yc3w

    7 ай бұрын

    So fuuny😂😂😂😂😂

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Awxiomna Ako eyom kab manm zswer aykonen Gn komti zbelkuma eu hzbna AB zey nbur awur sebar nekae tarik eu znebr eritrawi ei nknbl zehafr eu ane zegnetay keire ei aromay

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Ane bwukxey nab mekale n hewanet tgaeze ei kulu oti hae zwereda kgadl hewi hewi zxenu eu nru Gn agdef sur sedidu eu xnihuna ksab andare zey fletu slei agdef huat nrom

  • @abrahamofficials3563
    @abrahamofficials35637 ай бұрын

    እዋይ ሓሶት

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35267 ай бұрын

    ኣደይ ለምለም ሰብኣያን ክልተደካን ወስዶምላ ንውትድርና ብሕኩኣ ማይ ተወርድነይራ ኣድጊ ሜይ መውረድ ተሸሊማ ኣብዞባ ደቡብ ሰራየዩ መስለኒ ተሓጉሻ ንክልተደቕ ክደን ከይራትለን ኣቢ ቅድም ተቪ ኤረይ ብሱዋን ኣንባባን ተቀብላታ አታ ኣድግክኣ ሺማ ለምለም ክልቲአን ለምለ ተትሕስካ ንገደል... 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜አዝኣያ ባንዳራና ነዚኣ ሒዝና ክንምለስ ንዓድና.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Btami ei ane zedanko brke AB adis Abeba rinayo eie bakalu hai gze ay nebramun ahabebi eyom znebaru

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde51835 ай бұрын

    ኣሴ ዓርከይ መዋጾኦ እንቋዕ ፈጠረልካ ብሂወት ምህላውካ የሕኩሰኒ ሕዋሓት ንውድባትና ተቃሊሰን ህዝበን ከድሕና ኣይደሊያን ኢዩ ወያኔ መንዳዓት ቀርኒ ኣፍሪቃዩ ከም ህግደፍ ሓደዮም

  • @user-tz2xh3qm7z
    @user-tz2xh3qm7z7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tz2xh3qm7z

    @user-tz2xh3qm7z

    7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤z

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Gaz ybl nwaike bekdmeke nzeblane nzestaine hfste mante xwae ybl tam mebalae ateheb nkales an tetarefakaka

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Mesfun hegos abdela adem adhenom akubay wezete Kona b 2002 ena jmirnayo Gn MS bal amselu wudub kefrsu goyom mxiom kab german kab englizn abiti tedelti mexiom mrati ena elom atalilomuna nadhenom mkae ztegabre widit eu akabae b klte temakilna MS adhenom tefalina kexilna adhenom herbana euntgray keidu ane neropa amrhe netom zterfna kab hbretasb mnbar nexilomna agdef nana dekom ndekna kntakek ena

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu12847 ай бұрын

    ናይ ብሓቂዩ ዘሕዝን ናብራኻን ናብራ ቤተሰብካን ሰዊእኻ ናይ ወያነ ኢደቢዛ ኮይንካ ክንድዚ ዓመታት ኣንጻር ህዝብኻ ምቅላስካ ክሳብ ሕጂውን ዘይምርዳእኻ ብጥዕናኻ ዘተሓትት እዩ ብዝኾነ ከምቶም ብዙሓት ከይቀቱሉኻ ብሂወት ምትራፍካ ተመስገን።

  • @michaelissack9271

    @michaelissack9271

    7 ай бұрын

    Shame that for you don't overcome

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob66487 ай бұрын

    Serki kabi mekla kenzbi hezki hadmki demi tigray aysdkan eyu

  • @Hankewta8196
    @Hankewta81967 ай бұрын

    ሓንቲ ቡምባ ንሳ ከኣ ናይ ትኪ! ህወሓት ምስ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ጽልኣ ግደፉ ካባና ተማሃሩ ኣይትኺዱ ናብኡ ኢልና ዝሰምዕ የለን:: እንታይ እሞ ክኸውን ሂወት ከሲርኩም ተማሂርኩም:: መሓሪ ውን ህወሓት እያ እጥፊኣቶ ከምቲ ዝውረ::

  • @user-xt1hb9wq2p

    @user-xt1hb9wq2p

    7 ай бұрын

    እይትጋገይ በቲ ዝነበረ ኩነታት ኣብ ትግራይ ፡ ህውሓት ስጉምቲ ክወስደሎም፡ ክቕተሉ ዕድል 100% እዩ ነይሩ ። ዕድለኛ እዩ ኣብ ትግራይ ምንባሩ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Henok eza AB eropa wey AB amerika zeganf zelo mxae ala ntenkalela

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    AB tgray wun abiti maskr AB kulu nota nay agdef slei awfiru neru oti hgr tigray ay konun lekbat nahwatu yehlifu zhb hesawi weslata amnetn heimanotun zeblu hzbi eu zlena henok

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Hedh afolto ei AB sahl brged weine merihu msana AB sahl zmexena kab tigray herbana eu

  • @adeymaryameyhalwnitemesgen9983
    @adeymaryameyhalwnitemesgen99837 ай бұрын

    ከቢድ ድንቁርና ህግደፍ ዳ ደርጊ ዘይትፎኦስ ቁንጣሮ ከተጥፎኦኦ 😂😂😂😂 ፡ ዕጽዋይ ክባይ አሞ ከመይ ኔራ 😂😂😂

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde51835 ай бұрын

    ቀቲሎምኻሲ መቃልስትና ኢኹም ኢሎሞኻ ኣየ ተጓሩ ሕዋሓት ኩርኩር እሰያስ ኢዮም

  • @titi12341
    @titi123417 ай бұрын

    መስጣ ህዝቢ ኤርትራ የውርደልካ

  • @user-eg7bw9tu1v
    @user-eg7bw9tu1v7 ай бұрын

    Kamay k ase

  • @liyonllllllll9324
    @liyonllllllll93247 ай бұрын

    ኣንጻር ሰራዊት 🇪🇷 ጠበንጃ ዘቅንዕ ክርሸን ጥራይ እዩ ዘለዎ

  • @fitwigebremariam8869
    @fitwigebremariam88697 ай бұрын

    ካብዚ ዝዓቢ ሕስረት የለን

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena85137 ай бұрын

    What this young so called Eritreans Commenting, very racial comment. Do they know they will be responsible one day for maybe Civil War?

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрын

    Nay eritreatarik kulu gnay gnay b gnay yxreh

  • @loveyourlivetoloveyourlife9859
    @loveyourlivetoloveyourlife98597 ай бұрын

    Nmen eu tekalisu?? Ezi Eri ethio sat. Entetgebrwo do aymehashen seb tedenagru alekum

  • @fitwigebremariam8869
    @fitwigebremariam88697 ай бұрын

    Hhhhhhhh😅😅😅😅

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87757 ай бұрын

    ዘገርም ታሪኽ ጽቡቕ ገርኩም ዝሓበርኩምና ዘገርም እዩ። ተጋሩ ኣሕዋትና ካብ ትማሊ ኣይተማህሩን የሕዝን ሓርበኛ ሓው ኣሰፋው እንቛዕ ጸወኻሉ።go fund me ግበርሉ ሓደራ

Келесі