Tanki and Wedi Sheka

Музыка

A beautiful duet.

Пікірлер: 102

  • @EritreanKing007
    @EritreanKing00713 жыл бұрын

    Very touching video, it's all about Eritreanism, resistance, resilance, faith.

  • @timarm94
    @timarm9413 жыл бұрын

    "niaki mis raaku inydye niaa rie" ohhhh....habesha cn b romantic if they want to..lool i loveeee it!!

  • @mogosberhane264
    @mogosberhane2643 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢😢😢. Admired!

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 Жыл бұрын

    Aye gze leka Tewle eka ...titikus twaga'e twasa'e tderif....nska miqanka sala tiktok eye felite long life with blessings 🙏

  • @hlondon2814
    @hlondon28143 жыл бұрын

    My Beloved Uncle ; heartbroken to lose you. May you Rest In Peace. You’ll be remembered forever.

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom59134 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ውን ሰብ ሓዳር ኢያ።

  • @asterfessahye4602
    @asterfessahye46022 жыл бұрын

    ጀጋኑ ፈጺሞም ዘይምነው ህዝባዊ ግንባር ጽኑዕ አብ መትከሉ ዕድመ ይሃብኩም ነቶም ዝተሰውኡ ከአ ወትሩ አብ ልብና ኢኩም

  • @tikuegoitom2183
    @tikuegoitom21835 жыл бұрын

    ኣንታ እዚ ናይ ሎሚ ወሎዶስ ይፈትዎዶ ከማይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤ ር ት ራ

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish27295 жыл бұрын

    እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ ደጋጊሙ ከስተማቕሮ ዝግባእ ረዚን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ።

  • @user-fi7ie6xb3f

    @user-fi7ie6xb3f

    5 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ክማሃረሉ ዝግባእ

  • @solomontesfamichael5321

    @solomontesfamichael5321

    2 ай бұрын

    ንውሉድ ወለዶ ክመሓላለፍን ክወራረስን ዝግብኦ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ህዝብ ኤርትራን ኢዩ:: ኩል ግዜ ልብኻ ዝትንክፍን ማዕረኡ ካኣ ዘሕርን ታሪኽ ኤርትራ!

  • @solomonrusmo7326
    @solomonrusmo73265 жыл бұрын

    ኣነስ አንካአ ኤሪትራዊ ኮንኩ

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    4 жыл бұрын

    Neska ember enqa natna konka wedi etom anbes

  • @qesajs

    @qesajs

    4 жыл бұрын

    ኣነ ሕቡን ኢየ ካብ ሓንቲ ደም ዝፍሰሳን ክንደይ ጀጋኑ ዝተሰውእላን ዓዲ ምምጻአይ♥️🇪🇷

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    4 жыл бұрын

    js zetswla eu zebhal wedi eriy halal keremka

  • @hawie55
    @hawie559 жыл бұрын

    Jigna Eritrean tegadalay! Ignore the "you know who's" who are trying to distort and rewrite history. These people you can't expect them to respect us because they don't even have SELF respect. Trying to cause argument on one of the most precious songs of the struggle.

  • @amineemhatsion5609
    @amineemhatsion56097 жыл бұрын

    jigna hzbawi militia jigna zobawi serawit geganu ahadutat bdho ab kalsi Eritrea hadarom enda geberu kalashinn nyatin atirom neritra. dem afsisomla zelalemawi zkri netom ab wshty Mesmer tselae koinom ztekalesum ztesewuun jeganu hzbawi militia hzbawi ginbar awet nhafash.gid bless eritra .

  • @moreno8383
    @moreno83833 жыл бұрын

    I MISS THOSE DAYS

  • @shinyblade4569
    @shinyblade45695 жыл бұрын

    Good time our HERO'S we love you we RESPECT you we defend you.

  • @atakltielias
    @atakltielias3 жыл бұрын

    May God Rest his soul in Peace 🙏 Hero, who is here after his past 😭💔

  • @wuldoentertainment4944
    @wuldoentertainment49444 жыл бұрын

    Abiet jignne koraxnet 🇪🇷egzabiher yhalki erey ayni kelay ❤️🇪🇷❤️

  • @selamhagos4019
    @selamhagos40193 жыл бұрын

    Rest In Peace wedi sheka 🙏🏿💐

  • @dawitfshaye4917
    @dawitfshaye49175 жыл бұрын

    Eway fqrawi derfi fqurat tegadelty eritreawnet ab wshtie kebdka zeatu teum derfi ah niru koynu terifu kemzy lomi fah keybelna deqi erey

  • @user-ex6lg5yf5l
    @user-ex6lg5yf5l3 жыл бұрын

    Rest in Peace ጅግና!

  • @geezspiritual786
    @geezspiritual7864 жыл бұрын

    Anse fikre hagre beyneyy dyuu dekie Eritrean love you like habne

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe94202 жыл бұрын

    Tsryaet labi old temsgen Amntom

  • @akugebrekidan3496
    @akugebrekidan34963 жыл бұрын

    Abzi gize zwedadareku yelen Kedamtn dahrwotn nisikum ekum

  • @gobushyared6046
    @gobushyared60464 жыл бұрын

    ብሓቃ ደቂ ኤረይ እዚ ካብ እዩዝመስል ታሪክና ስለዚደጋጊምና ንስማዖዮ

  • @naizghiandemarim1804
    @naizghiandemarim18044 жыл бұрын

    Lo ascoltiamo nascosti tramite dmtsi hafasci(radio)

  • @regatgebre7838
    @regatgebre78385 жыл бұрын

    ኣብዚ ነሄለ ደሪፊ ማለት መቲንታትካ ዝትንክፍ መን ከም ህዝባዊ ግንምባር

  • @geezspiritual786
    @geezspiritual7864 жыл бұрын

    Ahe abit abatatena kebre nokem love

  • @aronabraham4182
    @aronabraham41825 жыл бұрын

    Eway tanki shikor

  • @user-vq8zn2px5u
    @user-vq8zn2px5u Жыл бұрын

    ❤ Nayi Bihakki. Galixkumo

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab6925 жыл бұрын

    ምስ ግዜ ዘይወድቕ ደርፊ ኣቤት ጥበብ ቅልል ዝበለ ግን ካኣ ረዚን መልእኽቲ እንታይሞ መጨረሽትኡንዶ ፋሕ ፋሕ ኮይኑ ዘሕዝን ትራጀዲ

  • @aaronfcb4798
    @aaronfcb47986 жыл бұрын

    Jigna tegdalay

  • @flimonhabesh5730
    @flimonhabesh57306 жыл бұрын

    Deki eri shikornate

  • @musiedebessai9935
    @musiedebessai99353 ай бұрын

    🙏🏽

  • @biniamhabte8715
    @biniamhabte87154 жыл бұрын

    🇪🇷 Eritrea nizelalem!

  • @haileabgebredingl6806
    @haileabgebredingl6806 Жыл бұрын

    ስነ ጥበብ ስነ ጥበብ ይጨንዉ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዋሕዚ ቃላት ኣለዎም ብዘይመደበይ ኮመንት ጺሒፈ፡፡

  • @besratberhane3157
    @besratberhane31574 жыл бұрын

    I envy them, long be free eritreans

  • @regatgebre7838
    @regatgebre78385 жыл бұрын

    ደሪፊታት ሰውራ መወዳድሪቲ ዘይርከቦ መትንታትካ ዘይሪከቦ ስንቂ ህዝባዊ ግንምባ

  • @alsag898
    @alsag8983 жыл бұрын

    Mengsta samy yewrseka wedi saka

  • @andejebena3626
    @andejebena36266 жыл бұрын

    so sweet and romantic melt my heart

  • @emahationfshaie7095
    @emahationfshaie70957 жыл бұрын

    jgna tegadelay

  • @1welwel
    @1welwel7 жыл бұрын

    I heard in real life they are husband and wife until this minute.Can some one collaborate?

  • @markyoung3251

    @markyoung3251

    4 жыл бұрын

    Yes that is correct. They are Husband and wife. Wedi Sheka ; He is my relative. Still married to the wonderful Brikti (Tanki). They used to live in Asmara ; in an area called Senita. It's been years since last saw or spoke to them. I Miss My Family 😔. I pray One Day to see them. I wish every Eritrean Sidrabetat who are scattered in every corner of this world to one day be reunited. God Bless Eritrea and its people 🙏🏾

  • @0neLove16

    @0neLove16

    3 жыл бұрын

    @@markyoung3251 so sorry for your lost

  • @markyoung3251

    @markyoung3251

    3 жыл бұрын

    @@0neLove16 Hi , just reading your message of Loss!!! What do you mean? Please reply asap

  • @0neLove16

    @0neLove16

    3 жыл бұрын

    @@markyoung3251 I am very sorry but he died.

  • @habenabraham2044
    @habenabraham20443 жыл бұрын

    ወዲ ሸቃ እዚ ኣብ ማጨሎ ሓወቡኡ ን ጆሲ ዘሎ ሰባኣይ ኢዩ ኮ ኣሮጉ

  • @senaithabtom2805
    @senaithabtom28055 жыл бұрын

    😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay31282 жыл бұрын

    Awet nahfash, ER, awet nahfash abay tigray eritray I'm tigray eritray I'm tigray eritray ok, thanks, selam, ok,

  • @abaykigbybelerey6329
    @abaykigbybelerey63295 жыл бұрын

    እዚ ኡ ኤረትራዊ ንሱን ፍቕሩን ጠዋሪ ህዝቡን ሃገሩን

  • @ermilove685
    @ermilove6855 жыл бұрын

    *ታንኪ ናተይ ምስ ሰብኣይኪ ሰላም ንዓኩም*

  • @vipkarter1859

    @vipkarter1859

    5 жыл бұрын

    Ermi lovo ሞሞና wedi sheka abey alo do have any idea

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 Жыл бұрын

    Selaem fkri anber ngraet aeyfltan yonas

  • @vivaeritrea100volteviva9
    @vivaeritrea100volteviva95 жыл бұрын

    Deki Erey knkore alena tsibuk tarik slezelena

  • @qesajs
    @qesajs4 жыл бұрын

    እዋይ እዚ ቆልዓ ሕጂስ ሳላሳትት ኣቲዩ ኢዩ ዝኸውን😂

  • @yonasteklay5340

    @yonasteklay5340

    3 жыл бұрын

    Edlena aykonetn bruk hawey ab werar weyane tesewia ab sheshebit 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @letekidantesfye2332
    @letekidantesfye23326 жыл бұрын

    Kihafflna kirwena 😓😓😓😓😓 Mewael koynu kinbeki kinsdede😢😭😢😭😢

  • @erumtebay
    @erumtebay14 жыл бұрын

    gOOd memories of my childhood

  • @michaelkflay4275
    @michaelkflay42757 жыл бұрын

    who can tell me, where the baby is?

  • @liyaasgedom9132

    @liyaasgedom9132

    6 жыл бұрын

    Kkkk she is know my girl friend

  • @oneeritrea

    @oneeritrea

    5 жыл бұрын

    I have the same question in mind?

  • @cafuantonio8280

    @cafuantonio8280

    5 жыл бұрын

    I do not know but good question

  • @habtiega528

    @habtiega528

    2 жыл бұрын

    I have same question with you bro

  • @kidajakob1345
    @kidajakob13455 жыл бұрын

    Ah ab sdet neheleka zeyefaqr

  • @user-lv7qt7ry6e
    @user-lv7qt7ry6e5 жыл бұрын

    ክክክ

  • @nimrodnayzgi3858
    @nimrodnayzgi3858 Жыл бұрын

    Memharna akibirkumuna ekum emo kneru nberu

  • @user-vu6br5js9g
    @user-vu6br5js9g5 жыл бұрын

    ኣሰይ እዞም ተጋደልትስ ንኹሉ ከማልኡ እንካ እግም ዘይብሎም:ፍቕሪ :ገድሊ:ማሕበራዊ ናብራ ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ምስ ሞት ተፋጢጥካ ከም'ዚ ዝበለ ነባሪ ስራሕ ክትሰርሕ ዝገርም እዩ::ኣታ ናይ ሎሚ ወለዶ ካብ'ዚ እስከ ተማሃር!!!

  • @wediansba6551
    @wediansba65512 жыл бұрын

    kamzi enda derfkum eba adngirkumna medangerti

  • @YELuckyPictures
    @YELuckyPictures10 жыл бұрын

    @erumtebay I am eritrean, but you are pretty much on the money with your comment. As for the rest of you why don't you just enjoy the music rather than spouting rubbish about politics on youtube.

  • @iamproudtobetigrigna7734
    @iamproudtobetigrigna77346 жыл бұрын

    God Bless You Our Hero Tigrigna Tegadelti

  • @iamproudtobetigrigna7734

    @iamproudtobetigrigna7734

    6 жыл бұрын

    EritreanKing007 ምስፍሕፋሕ ምስልምናን ፡ ምጽናት ክርስትያናትን፡ +ምስልምና ክንብል ከለና ነቲ ስርዓት ወይ ሕጊ ናይቲ ስነ ሓሳብ ይምልከት +ኣስላማይ ክንብል ከለና ካኣ፡ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስልምና ተቀቢሉ ክዝርግሖን ክጥቀመሉን ዝሰርሕ ሰብ ይምልከት ሕጂ እቲ ሰዓቢ ናይቲ ምስልምና፡ ከማና ወድ ሰብ ኮይኑ ጽባሕ ዉን ካልእ እምነት ክቅይር ዝክእል ታራ ፍጡር እዩ ስለዚ ብዛዕባ ምስልምና ክንጽሕፍ/ክንዛረብ ከለና፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ (ኣስላማይ) ዘይኮነስ፡ ብዛዕባ ስነ ሓሳብ ናይቲ ምስልምና ኢና ንዛረብ እዚ እምነት እዚ ፡ ን ደቅ ሰብ ኣዝዮም ጨካናትን ፡ ብዘካኦም ካልእ ክህሉን ክርእዩን ዘይደልዩን ፡ ኣስፋሕፋሕቲ ማሽን ወይ መሳርሒ ዩ ዝቅይሮም ቡድሂዝም ጥንታዊ እምነት ናይ ዓለምና እዩ፡ ኢሳብ ሎሚ ግን ከስፋሕፍሕ ኣይካኣለን መክንያቱ፡እቲ ስነ ሓሳቡ ኣኣፋሕፋሕን ጨካንን ስለ ዘይኮነ እዩ መዛግብት ታሪኽ ከም ዝምስክርዎ፡ ምስልምና ካብ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ፡ ኣስታት 260 ምልዮን ክርስትያን ተቀቲሎም ኣለዉ ኣዝየን ብዙሓት ሃገራት ዉን ሙሉእ ብ ሙሉእ ናብ ምስልምና ዝተቀየራ ኣለዋ ኣባና ኣብ ሃገረ ኣግዓዝያን ዉን፡ ተደጋጋሚ ፈተነ፡ በታ ቀንዲ ኣስፋሕፋሒት ምስልምና ዝኮነት፡ ቱርክን ፡ ካልእ ከም ብዓል ግብጽን ፡ ድርቡሽን ፡ ምሓመድ ግራይን ፡ጀብሃን ወራርን መቅተልትን ኣብ ርእስና ተፈጺሙ እዩ ዉሑድ ዘይኮነ ህዝብና ዉን ከም ሳዕበኑ ሎሚ ምስልምና ተቀቢሉ ይነብር ኣሎ ፡ ናኣብነት ትግረን፡ጀበርትን ምጥቃስ ይካኣል እቲ ሽግር እቶም ዝተቀበልዎ ዉን ብ ከምታ ዝተቀበሉላ ኣገባብ ፡ንሶም ዉን ከስፋሕፍሕዎ ስለ ዝፍትኑ እዩ ከም መርኣያ ናይዚ ካኣ፡ እቶም ናህና ምስልምና ዉን ፡ክርስትናና ከጥፉኡ ብ ኣዕራብ እንዳ ተሓገዙ "አርትራ ዓረባዊት ሃገር እያ" ብ ምባል ብስም ጀብሃ ሃይማኖትናን ክብርታትናን ክድምስሱ ፈቲኖም እዮም እንተኮነ ግን ወላ እግዛኣብሀር ሓያል እንተኮነ፡ ኣቦታትና ዉን ነቲ ኣስላም ዝሰሓልዎ ሰፍ ብ ሰፍ ብምግጣም ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሎም ጸራሪጎሞ ዋጋ ደምናን መስዋእትናን ካኣ፡ ሃይማኖትናን መረትናን ዓቂብና እዚ ማለት ግን ፡ ሕልምታት ምስፍሕፋሕ ምስልምና ኣብኡ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን ኣብ ሃገርና ቦምባ ብ ምፍንጃርን ካልእ ድብያታት ብምግባርን ናይ ሓያሎ ክርስትያን ኣሕዋትና ሂወት ቀዚፎም እዮም ሕጂ ዉን ንድካም ምምሕዳር መንግስቲ አርትራ መዝሚዞም ነዛ ዕድል ክጥቀሙላ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን ን ተዛራቢ ትግርኛ (ትግራዋይ) ኣብ ፍጹም ምትላል ኣእትዮሞ ይርከቡ ዝጥቀምሉ መላ፡ ሕዉስን ፡ ፈቃርን፡ ፈራሂ እግዛኣብሀርን መሲልካ ምቅራብ ዩ ሓይሊ ረኪበ ኣብ ዝበሉሉ ካኣ፡ ብ ኣዝዩ ጨካን ስጉምቲ ብ ምውሳድ ክርስትያናት ፈሪሖም ርዒዶም ምስልምና ከም ዝቅበልዎ ምግባር ዩ ህግደፍ፡ ብኩሉ መለክዒ ነቲ ምስልምና ከስፋሕፈሕ ዕድል ከፊትሉ ይርከብ ንሕና እቶም ክርስትያን ኣብ ፎቆዶ ስደት ኮይና "ንሕና ምስ መንግስትና " እንዳበልና ክንግዕር ከለና አርትራ ግን ብ ተግባር ፡ ብ ምስልምና እንዳ ተዓብለለት ፡ እምነትናን ኣግዓዝያዊ መንነትናን ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ይርከብ ንቀጻሊ ኣዝዩ ዘሰክፍ ኩነታት እዩ ናይ ምስልምና ዉሑድ ኮንካ ምንባር፡ ብሂወትካ ኣብ ሲኦል ምንባር ማለት ዩ ስርዓት ምስልምና (ሸሪዓ) ኣብ ልዕሊ ኣግዓዝያዊ ክብርታትና ፡ ብፍጹም ክነግስ የብሉን ምንጪ ሰላም ዕብየትን ደቅ ሰብ ፡ ኣግዓዝያዊ መንነትና እዩ ተዓቂቡ ክቅጽል፡ ንሕና ዉን እምነትናን ክብርታትናን ዓቂብና ክንቅጽል ሕጽር ዝበለ ቃልሲ የድልየና ኣግዓዝያዊ ቃልሲ ! ን መንነትካ ደው ምባል ! እምነትናን መንነትናን ኣብ ስደት ኮንካ ሰለማዊ ሰልፉ ብምግባር ኣይዕቀብን እዩ ኣብቲ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ምልዉዋጥን ፡ ምዝርጋሕን ምስፍሕፋሕን ምስልምና ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዩ ዘሎ ስለምንታይ እምነት ምስልምና ተቀቢልካ ፡ኢልና ንከሶ ሰብ የለን፡ ስነ ሓሳብ ምስልምና ኣብ ኣግኣዝያን ሃገርና ከስፋሕፍሕ ግን ብፍጹም ኣይነፍቅደሉን ኢና።

  • @iamproudtobetigrigna7734

    @iamproudtobetigrigna7734

    6 жыл бұрын

    EritreanKing007 ዝኮነ ሃይማኖት ብ ከመይ ኩሉ ህዝቢ ስዓቢ ትገብሮ ዩ ዝምህር እቲ ኣገባብ ግን ይፈላለ , ን ኣብነት , ክርስትና ብፍቅርን ብለውሃትን እንዳ ሰበኽካ ሰባት ፈጣሪኦም ከም ዝፈልጡ ክትገብሮም ይእዝዘካ ብኣንጻሩ ምስልምና , ንዘይተቀበሎ ክትቀትሎ , ሓይሊ ተዘይብልካ ክሳብ ዝጥዕመካ ናይ ሽጣራ ምምስሳል ገርካ ክትጸንሕ ; ኣብ ዝጠዓመካ ክኣ ክተገድዶም ይእዝዝ እዞም ክልተ ተጻረርቲ ሃይማኖት ክኣ ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ብሓባር ይርከቡ ኣብተን ምስልምና ዝበዝሕ ህዝበን እቶም ክርስትያን ብሓይሊ ምስልምና ክቅበሉ ይሕተቱ ,- እቶም ዝኣበዩ ብ ካራ ወይ ብሓዊ ይቅተሉ ኣንስቶም ይውሰዳ ህጻናቶም ይሕረዱ በተ ክርስትያኖም ትነድድ ኣብተን ክርስትያን ዝበዝሕ ህዝበን ክኣ , እቶም ኣስላም ብናይ ሓሶት ፍቅሪ , ሓደ ኢና እንዳ በሉ ብምትላል ክሳብ እንተ ብቁጽሪ እንተ ብ ናይ ደገ ደገፍ ዝዕብልልወን እንዳ ኣደናገሩ , ብውሽጢ ውሽጢ ክኣ ተንኮላቶም እንዳ ምሃዙ ይነብሩ እንባኣር እዚ ኩውንነት እዚ ምሳና ውን ኣብ መረትናን ህዝብናን ኣሎ እቲ ነጥቢ ; ንሳቶም ዝላዓለ ኢድ ወይ ሓይሊ ረኪቦም ልክዕ ከምቲ ቁርኣን ዝእዝዞም ክሓርዱና ከይ ጀመሩ እንታይ ንግበር ዝብል ዩ እንባኣር ቀዳማይ ፍታሕ ብ ብዝሒ ዓብሊልካዮም ክትነብር ኣገዳሲ ዩ ብዝሒ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ መንጎካ ውን ክቱር ፍቅርንን ሓድነትን ወሳኒ ዩ ንሶም ካብ 4 ሰበይቲ እንዳ ወለዱ መዕበይኦም ብዘየገድስ ብ ቁጽሪ ን ክዕብሉሉካ እዮም ዝቃለሱ ንሕና ግን ይትረፍ ካብ 4 ካብ 1 ካ ከይንወልድ ሳላ ስደትን ምምሕዳርን ቀጻሊ ወለዶና ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ይርከብ እንባኣር ኣይኮነን ተፈላሊካ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝካ ውን ክትቆጻጸሮም ኣሸገርቲ እዮም ኣብ ከምዚ ኩነታት ምስ ህሉው ኩነታትና ብምዝማድ ን ሩሑቅ ዝዓለመ ን ድሕነት ነብስናን መንነትናን ዝቆመ ዕላማ ኣግኣዝያን ጥራይ ዩ ግድን ኢና ኩልና ትግርኛ ሓደ ክንከውን ዘለና ግድን ኢና ን ኩሎም ክብርታትና ብሓባር ክንከላከለሎም ዘለና ጽባሕ ሎሚ ኣይኮነትን ካብ ናይ ሎሚ ምልክታትን ኣንፈትን ግን ንጽባሕ ንምግማት ኣየሸግርን ዩ እንባኣር ኣብ ሎሚ ዘይኮነስ ኣብታ ጽባሕ ትኮኑ መርሚርና ንወስን ኩልካ ትግርኛ ሓንቲ ኣማራጺ ኣላትካ , ብሓድነት ተጠሚርካ ጸበብቲ ኣረኣእያን ትምክሕትን ጉሒፍካ ን ቀጻሊ ሰላምካ ዘውሕስ ኣብ ዕላማ ኣግኣዝያን ምዕሳል ጸላእቲ ኣግኣዝያን ክስዓሩ እዮም

  • @iamproudtobetigrigna7734

    @iamproudtobetigrigna7734

    6 жыл бұрын

    EritreanKing007 Yes I am Agame and Proud

  • @iamproudtobetigrigna7734

    @iamproudtobetigrigna7734

    6 жыл бұрын

    EritreanKing007 ካብ ጸርፊ ርሒቕና ሃናጺ ሓሳባት ምስ ንጽሕፍ ክንደይ ጽቡቕ ምኾነ እዞም ኤረትራውያን ዓቕሚ ድዩ ዝሓጽረና ኮይኑ ተቐዳዲምና ናብ ጸርፊ ንኸይድ ዋላ እቲ ናቱ ሓሳባት ጌጋ ኮይኑ እንተተሰሚዕና ብሃናጺ ሓሳባት ክንብድሆ ንፈትን ጸርፊ መፍትሒ ሽግራት ኣይኮነን።

  • @iamproudtobetigrigna7734

    @iamproudtobetigrigna7734

    6 жыл бұрын

    EritreanKing007 እቲ ታሪኽ ክጠማዝዝ ዝውዕል ዝነበረ ወዲኸ ኣሎ ዶ? ኣሎ ንሱ ዳኣ ኣግኢዙ እንድዩ። ^^ እቲ ክጻረፍ ዝውዕል ዝነበረ ወዲ ኸ፡ ንሱ ዳኣ ቀደም ዘግኣዘ። ^^ እቲ ክስቶ ኸ ኣሎ ዶ? ንሱ ዳኣ ተስፋ ቆሪጹ ፌስቡክ ገዲፍዎ ^^ ብዓል መኒ'ኻ ትብሎ ኸ ኣለዉ ዶ? ዘየለዉ የለዉን ኩሎም ኣግኢዞም ኦን ላይን ኣቲኺ እንዶ ረኣይዮም ኩሉ ሰብ እዩ ኣግኢዙ (ኣግኣዝያን ኮይኑ) ምስ በለኒ ሓደ መሓዛይ facebook ከፊተ ^ ክኣምን ኣይከኣልኩን ኩሉ ሰብ ኣግኢዙ።

  • @user-oj7cz7op1s
    @user-oj7cz7op1s3 жыл бұрын

    በቃ ኣብ መትኒ ደምና ኣትዩ ኢዩ ደርፊ ህ።ግ።ሓ። ኤ በቃ ቅጅል ይብለካ ዝነበረ ናብራ ገድሊ። ናይ ሎሚ ወሎዶ ምቾትን ቴክኖሎጅን ኢዩ ዝፈቱ።

  • @user-go2vb5ly6f
    @user-go2vb5ly6f5 жыл бұрын

    ኣታ ኣይትሞትልናንን ዲኩም ።በጃኩም እባ ትማል ምሳኩም ዝነበሩ ስወኣት ኣቦታትና እኮ ንሕና ብሰላም ክነብረሎም እዮ ሂወቶም የሕሊፎም ሂቦም ዝሞቱ ።ንዓኩም ካብ ቢሻ ክትሰርቁ ኢሎም ኣይኮኑን ሐራይ ዶ ።

  • @lieberkampfendsterbenalskn8480

    @lieberkampfendsterbenalskn8480

    5 жыл бұрын

    😤

  • @oneeritrea

    @oneeritrea

    5 жыл бұрын

    Tehzn bhaqi tarikh albo.

  • @aronabraham4182

    @aronabraham4182

    5 жыл бұрын

    Tgraway mukankas gutum hasad buda

  • @senaithaile3414

    @senaithaile3414

    5 жыл бұрын

    Insisa ika seb aykonka nezi kbur tarki tenaaisi nis ab kinduom gah zeytbli. Gohafat agame dey deki wodo geba wey kea deki agametat amharu ikum iti xuruy eritrea kemzi ayblin iyu

  • @senaithaile3414

    @senaithaile3414

    5 жыл бұрын

    Kistartkum timxai.

  • @erumtebay
    @erumtebay11 жыл бұрын

    Shadshay werar speaks it all. You were about to get demolished once and for all. Thanks to the gallant TPLF fighters and their leadership they reversed the effect. It was for mutual benefit that TPLF did what it did. EPLF was an ordinary burn-and-run faction. Imagine it took TPLF only 17 years to control the whole of Ethiopia (more than 13 times as big as BaHre Negasi). But EPLF stayed in SaHl for 30 years (and that was due to the progressive TPLF, otherwise it would take them more).

  • @EritreanKing007

    @EritreanKing007

    7 жыл бұрын

    All the mechanized units and heavy wapons were Eritreans, when TPLF were capturing Tigray, Wollo, Shawa....

  • @oneeritrea

    @oneeritrea

    5 жыл бұрын

    Kkkkkkkkk TPLF sewra kjmr kelos shaebya 13 amet gera nera ab gedli.military tray aykonen temahirkum quanquakhum ewn kof abilom amhiromkhum gn hzi lawzi mgdaf abikum enquaquho kemzebzhe qola lezeyzey ktblu, hinzizat.tray egrkhum meda weridkum shida hibna afaninakum antum telamat meakor xaeda dea lehasu nskhumsi meshamush.

  • @mojo-eq4ln

    @mojo-eq4ln

    5 жыл бұрын

    Game over, adgi

  • @erumtebay
    @erumtebay11 жыл бұрын

    It was not about being Tigrayan; and neither was it about being Eritrean. It was about removing the butcher Dergue. As there were visionary Tigrayans so were there Eritreans. As a matter of fact there were many from either side who stood for the Dergue. The victorious TPLF had, however, helped the EPLF (and the later did same to the former). Now, TPLF happened to be democratic while EPLF turned to be otherwise. Too bad. So bro don't blame us for the failure of EPLF to fulfill its "promise"

  • @1welwel

    @1welwel

    7 жыл бұрын

    Now you are surrounded by hungry Ethiopians and Eritreans to swallow you alive.RUN RUN AGAME.i don't know where,you are sandwiched you evil creatures.

  • @oneeritrea

    @oneeritrea

    5 жыл бұрын

    Kkkkkkkk nmntay yxhfelka alekhu mesilka comment zxehafkayo ketenbbo degimka.democracy entenerkumsi bel reaya tigray ab edkum hawyatkum.mekele teakibkn alekhn no more TPLF.aqmi zeyblu seb kulu gyze anqafi tray eyu.nskhumsi aba dea unkae rekhebkuma.wedi afyes riekhuma ekhum abza memberu koinu afshilkum.halengi hizbawi gnbar teaxifa zteqemetet gdi mesilkn xenihu, gexkum trhaq metkel albo.hzi lawzi tekal tigrnakhum.

  • @mojo-eq4ln

    @mojo-eq4ln

    5 жыл бұрын

    Please, you were in bed with Derg. Tell your story to someone gullible

  • @davidbasset7557

    @davidbasset7557

    3 жыл бұрын

    Name a battle the TPLF won against the derg 😂😂😂

  • @amineemhatsion5609
    @amineemhatsion56097 жыл бұрын

    jigna hzbawi militia jigna zobawi serawit geganu ahadutat bdho ab kalsi Eritrea hadarom enda geberu kalashinn nyatin atirom neritra. dem afsisomla zelalemawi zkri netom ab wshty Mesmer tselae koinom ztekalesum ztesewuun jeganu hzbawi militia hzbawi ginbar awet nhafash.gid bless eritra .

Келесі