ተዋሳኢት እንዳ ገሬ እሙን ዕምበባ ንጭላቖ ስዒራቶ

Пікірлер: 186

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i10 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ይግበረል 🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉❤ግን ካብ TDF ኣምፀአልና በጃካ ሕብሸይ ትድግፍዋ 👍

  • @UxYv-mn6fh

    @UxYv-mn6fh

    10 ай бұрын

    ብደምቢ ኢና ንድግፎ 😍😍

  • @user-wo7zw5hk8l

    @user-wo7zw5hk8l

    10 ай бұрын

    እወ ብጣዕሚ tdf ንቅድሚት🎉🎉❤❤❤

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    10 ай бұрын

    እወ ብሓቂ ትዲኤፈይ ንቅድሚት ዋላ እዚኦም እውን ፅቡቅ እዩ ምስቲ ቆልዑ ምኳኖም መርአያ እዮም❤

  • @destalem3840

    @destalem3840

    10 ай бұрын

    አሜንአሜን

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j10 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ህዝብና ብሰላም ዕረፉ ስውኣትና 😢 ድምጺ ደቂ እነና ለይሰማዕና ኮን ማአዘ ኢና እንቃብጾ ሃረር ኢልና ሞይትናዋ😢💔

  • @user-wf3bg2zu2x

    @user-wf3bg2zu2x

    10 ай бұрын

    አጆና ትፅቢት ምሕማቁ❤️🙏

  • @1jdhjjxnc449

    @1jdhjjxnc449

    10 ай бұрын

    ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ ❤

  • @jge7tye640

    @jge7tye640

    10 ай бұрын

    ኣጆኽን ኣሕዋተይ🙏

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    10 ай бұрын

    እወ አብ ኩላትና እዩ ብትፅቢት ንሞት ኢልና😢

  • @SAMSAM-vj7lh

    @SAMSAM-vj7lh

    10 ай бұрын

    😥

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu10 ай бұрын

    የቀንየልና ስዓረ ሓወይ ከምኡ እንዳገበርኻ ምብርትታዕኻ ይቀፅል❤❤❤

  • @user-xv8bc4lb5r
    @user-xv8bc4lb5r10 ай бұрын

    ዋላ ሓታታይ እውን ተጋጋጊካ ኩሎም ኣትኽልቲ እዮም ግን ድማ ኣሕምልትን ፍረምረን ድማ ይበሃሉ

  • @vhghf
    @vhghf10 ай бұрын

    ጭላቆዋይ ገብዝ አብ ትምህርቲ ኻ ጠንክር እኻ እንግሊዝ ብጣዕሚ ቀልል ቋንቋ እዩ ኣጃካ ኣነስ ዋላ ኣይረደኤኒ እንግሊዝ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዋላ መምህር ሐድሽ ዘማሃረኒ ማራ እየ ዝፈትዎ❤❤❤❤

  • @mariyeweldusheht4243
    @mariyeweldusheht424310 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🙏🙏🙏

  • @rroshan6975
    @rroshan69759 ай бұрын

    ኣሜን (3)❤❤❤❤❤

  • @user-rk9em1me4m
    @user-rk9em1me4m8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜንኣሜን ❤❤❤❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r10 ай бұрын

    ጭላቆዋይ ገብዝ አብ ትምህርት ኻ ጠንክራ እኻ እንግሊዝ ብጣዕሚ ቀልል ቋንቋ እዩ ኣጀኻ🙏💗 ዕንበባ እውን ስራሕ አይትብዚሕ ድራማ ስዓሳዓት ንሕብረተስብ ምግልጋል ፕለንት ይከብድ እዩ አብ ፕለንት እና ድራማ ፎኮስ ግበሪ🙏💗

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo146010 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፅቡቃተይ❤ ቸርነት ማለት ለይትን ቀትርን ዓገግ እናበለ ድምፂ ህዝቡ ዝከውን ብሉፅ መርኣያ መናእሰይ እዩ ይመቸኪ ሳራ ሓፍትና

  • @danielguesh-bi2ks
    @danielguesh-bi2ks3 ай бұрын

    ጎቡዙ ክልቴኩም ንቀፃሊ ቡዙሕ እዩ ዝፅበየኩም ጭላቆ ኸዓ ዝሰራሕካዮ አይትረሰዕ ጎብዝ

  • @ggff7595
    @ggff759510 ай бұрын

    ሰዓረየ ክፈትወካ ❤❤❤ንቃሓትካ ደስስስ ክብል ቀፅለሉ ዛሓወይ ❤❤❤

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b10 ай бұрын

    ኣረ ካብ ተጋደልቲ ኣምፀአና ዝሓወይ

  • @henislmahri1423
    @henislmahri142310 ай бұрын

    አሜን አሜን

  • @jonatandavid9136
    @jonatandavid913610 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @Azebkiros-nv7cl
    @Azebkiros-nv7cl10 ай бұрын

    amen Amen Amen❤❤🎉

  • @user-rm3gc2oy5u
    @user-rm3gc2oy5u10 ай бұрын

    አሜንንን❤❤❤

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy92110 ай бұрын

    ❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @feras9773
    @feras977310 ай бұрын

    ኣሜን/3/🙏🙏🙏

  • @user-rz9th3qq1e
    @user-rz9th3qq1e10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤

  • @rigathalefe1412
    @rigathalefe141210 ай бұрын

    ❤🌿ኣሜን ኣሜን ኣሜን💕🙏💕

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer554010 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ምቅራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dwerdwef927
    @dwerdwef92710 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️🥰

  • @BbbGh-ln1qy
    @BbbGh-ln1qy10 ай бұрын

    አሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐና

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq10 ай бұрын

    _እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት 🥰አሜን አሜንአሜን♥️♥️♥️ዕምበባ&ጭላቆ✌️❤_

  • @cbffhf1567
    @cbffhf156710 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ዞም ናተይ🎉🎉🎉❤❤

  • @kkm394
    @kkm39410 ай бұрын

    ጭላቆ ዝሰራሕካዬ ኣይትረሰዕ😊😊

  • @user-wf3bg2zu2x
    @user-wf3bg2zu2x10 ай бұрын

    አሜንን መርሃዊተይ😁❤️🙏

  • @user-ep7eh4hj3h
    @user-ep7eh4hj3h10 ай бұрын

    ይመቺኩም ደቅኖ❤ ስዓረዋይ ንሃይሉ ማ ኣምፅኣዮ ኣልማዘይ❤

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s10 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላምመፃኹም ፍትዋተይ ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Jon20243
    @Jon2024310 ай бұрын

    Entay geremukum eyo zeytgedfwom eta akmom mwsai eya, nmnta adleye kalemehtet, entay seriho eyom. Mexaiom sebirkum medyakum meibeyi yttekemlom

  • @laylaal7008
    @laylaal700810 ай бұрын

    ጭላቆ ❤🎉የዝክሮን አብዙሑ ናይ ስላም

  • @salmo7382
    @salmo738210 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ተጋርዋይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye64010 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy10 ай бұрын

    ፁቡቅ ደስ ባሃሊ ግን ካብ ቲዲኤፍ አምፀአልና ኩቡሩ ሓወና ❤❤

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g10 ай бұрын

    ደቂ ሪመይ ሓላላት ፍትው እየ ለብለኩም ❤️💘💋

  • @user-wz4xf1zm9t
    @user-wz4xf1zm9t10 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም🎉❤

  • @mdranaeden8036
    @mdranaeden803610 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏♥️🙏♥️💛🥰🥰🥰🤣

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r10 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ሙጩዋተይ

  • @selam801
    @selam80110 ай бұрын

    ተሰፋ ጽባሕ ዝፎትወኹም❤

  • @letaykalay1893
    @letaykalay189310 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ጎወዛት ቀፅልሉ

  • @ሳሌም
    @ሳሌም10 ай бұрын

    2ተ ምጭዋት ፍጥረት ደስ ክብሉ ምቁራት 🥰❤️❤️❤️👏

  • @tigstitigsti9607
    @tigstitigsti960710 ай бұрын

    ❤❤❤አሜን ቡሩከይ

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h10 ай бұрын

    😢ድምጺ ህዝቢ ይሰማዕ አየናይ ሀዝቢ እዩ ናቶም ሕውሓት😭😭😭😭😭

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu231710 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤

  • @user-em7nc8su6i
    @user-em7nc8su6i10 ай бұрын

    🎉🎉🎉

  • @bmeng9780
    @bmeng978010 ай бұрын

    Chelak Ewala I love you Boy😂

  • @mebrhitet918
    @mebrhitet91810 ай бұрын

    Aema❤❤❤❤❤

  • @tirhad439
    @tirhad43910 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j10 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @UshshHdbdh
    @UshshHdbdh10 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gd7dk4ie7w
    @user-gd7dk4ie7w10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-zv1cf6sw2x
    @user-zv1cf6sw2x9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-xe2jq5xh7h
    @user-xe2jq5xh7h10 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @bmeng9780
    @bmeng978010 ай бұрын

    Sara shikor ❤

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq10 ай бұрын

    ዋይ ኒኤኻ መቅሰን ጭላቆ😂😂❤❤

  • @suosuowe6666
    @suosuowe666610 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe10 ай бұрын

    ምጭዋተይ ይመቸኹም ይዓኺ ❤❤❤

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr10 ай бұрын

    good job😍😍😍😍😍😍

  • @sameeer1228
    @sameeer122810 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🌷❤️❤️❤️

  • @galtgray7413
    @galtgray741310 ай бұрын

    ጭላቅ❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe621610 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክልተ ቡሉጻት ተዋሳእት ኣሕዋትና ጭላቆዋይ ዕምበባዋይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም አሜንንን ሳዓረዋ ዘይትመርዐውናኸ ክክክክ_

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    10 ай бұрын

    ንሓወይ ከመርዕወኪ እየ😂

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    10 ай бұрын

    ጨለ እዝዶሕቶ ክክክ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    10 ай бұрын

    @@akezaberhe6216 እታ ስምኪ እውን ብጣዕሚ ናይ ዝፈትወን ዘክብረን አሐንቂቀን ዘዕበያኒ እነ እምበይተይ ሞክሺ ሰለ ዝኮንኪ ንዕማ ልገዛና አነ ለ ፍትውትው ከብለኪ እየ ዋ ዛሰበይቲ ሓወይ

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    10 ай бұрын

    ብቃማ ኣነለ ኣደወኤይ ሰለዳውፀኣትለይማ ድስስስ ይኡ ድብለን ሓደ ሓደለ አኸዛ ኣጎዛ ይብሉናለው ግን ዳሕና እዝውን ካሓልፍ ይኡ ክክክክ ትመርዕይና ግን አብ ራያ የና ንነብር ንገርዮ ኣነ ሓፍረ ይኡዋ ክክክ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    10 ай бұрын

    @@akezaberhe6216 ርእሲ ምቅያር እምበር ስም ምቅያር እንታይ ጥቅሚ አለዎ ሰበይቲ ሓወይ ሽኮር ሸገ ራያ ዳኣ እናጎየየ ማሬዋ

  • @segrak9771
    @segrak977110 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz10 ай бұрын

    🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tl5zl2pr6n
    @user-tl5zl2pr6n10 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @HazPhine-pj9cw
    @HazPhine-pj9cw9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo258810 ай бұрын

    🎉❤❤❤❤❤

  • @user-vz2th7cd8b
    @user-vz2th7cd8b10 ай бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅሉሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @user-cv4jb7ti6b
    @user-cv4jb7ti6b10 ай бұрын

    ❤❤ፅቡቃተይ❤❤እግዚአብሔር❤❤ዕድመን❤❤ ጥዕናን❤❤ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MmMmm-on2wp
    @MmMmm-on2wp10 ай бұрын

    ምቁራተይ❤❤❤❤❤

  • @habu207
    @habu20710 ай бұрын

    ❤️💛😘

  • @user-wi6er8cg3u
    @user-wi6er8cg3u10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sarahhogos8466
    @sarahhogos846610 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-lh7fn1og9p
    @user-lh7fn1og9p10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSlaimy
    @SalamSlaimy10 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @weianejgna1947
    @weianejgna194710 ай бұрын

    አናብስ

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rl10 ай бұрын

    💘💘💘💋

  • @user-oo3lt2th9o
    @user-oo3lt2th9o10 ай бұрын

    እዋይ ጭልቆ😹😹😹❤❤❤

  • @user-bu6bf8zd2y
    @user-bu6bf8zd2y10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-hx5zw6kt2d
    @user-hx5zw6kt2d10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ph2qf6yu7i
    @user-ph2qf6yu7i10 ай бұрын

    እማሸይ ዝፈትወኩም❤😂

  • @user-xj3hs5ic1d
    @user-xj3hs5ic1d10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @user-ci4pv4zj4j
    @user-ci4pv4zj4j10 ай бұрын

    😘😘😘❤

  • @medhinabadi6004
    @medhinabadi600410 ай бұрын

    ❤❤❤❤💊💊🙏🙏

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh320110 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen979910 ай бұрын

    ኣታ ኾበል ዘመን ኣይሕደስን ኣይኣርግን እንታይድኣ ፣ዓውደ ዓመት ወይ ኣውደ ኣመት ኢዩ

  • @hadasDugom
    @hadasDugom10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-qe3gz2xs6d
    @user-qe3gz2xs6d10 ай бұрын

    😍😍😍😘😘🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yiitui5517
    @yiitui551710 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigraweyti192
    @tigraweyti19210 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉joker love

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf322910 ай бұрын

    😮❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MunaMuna-kq2fj
    @MunaMuna-kq2fj10 ай бұрын

    ጭላቖ ግን ዝሰራሕካዮ ኣይትረስዕ

  • @user-kx9xo6ok8u
    @user-kx9xo6ok8u10 ай бұрын

    ሳብስክራይፕ ጉባሪለይ ተጋር ማዓረይ ከመይ ደየ ዝፎቶኩም ❤❤❤

  • @almazweldemariam2459
    @almazweldemariam245910 ай бұрын

    TDF amtealna

  • @RakiLove-ll5qt
    @RakiLove-ll5qt10 ай бұрын

    ነቬር መርሃዊ👌👌👌😂😂😂😂

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522210 ай бұрын

    የዕብኩም ተስፋ ፅባሕ❤️💛

  • @user-nc5yt3jr1t
    @user-nc5yt3jr1t10 ай бұрын

    ግን ጭላቆ ክንደይ እዩ ዕድሙኡ❤😮

  • @user-wf3bg2zu2x
    @user-wf3bg2zu2x10 ай бұрын

    3000 አየ ናብራ ቆልዓ😂😂😂

  • @mitsigalqrye7084
    @mitsigalqrye708410 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😂

Келесі