ዝተወደበ ስራሕቲ ንዕዉትነት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ | Watch Live Streaming |

Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZread: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 79

  • @tesfayeberhe8590
    @tesfayeberhe859010 ай бұрын

    በአቶ ጌታቸው የሚመራው ጊዛዊ መንግስት ከውስጥም ከውጭም እየገጠመው ያለው ፈታኝ እና ውስብስብ ችግር በግልፅ የሚታይ ነው አምላክ እንዲያግዛቹ ፀሎታችን ነው ❤💖🙏

  • @selamnkulu2541

    @selamnkulu2541

    10 ай бұрын

    አቶ ጌታቸው መስመር ካልሳተ ምንም አይሆንም በስተጀርባው ሚልዮንች ደጋፊ አሉት: እዚህ ላይ ነው ትምህርት ብቻ ይዠ አገር እመራለሁ የሚሉት ስተት ፖለቲካ ውስብስብ ነው ትእግስት ይጠይቃል: አቶ ጌታቸው ታጋይ ነው ጠንካራ ነው ብየ አምናለሁ ወሬና ግምገማ የሚያበሳጨው አይደለም:

  • @mekebebatsede668
    @mekebebatsede66810 ай бұрын

    Thank you Gacho we praud of you ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @meey704
    @meey70410 ай бұрын

    አነ ዝገርመኒ ሲ ኩሉ ግዜ ናሰራሕና ኢና ይብሉ ግን ህዝቢ ላተቃተለ

  • @AddisAlem-wm3pj
    @AddisAlem-wm3pj10 ай бұрын

    ጌቹ በርትዕ

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed916410 ай бұрын

    Yesssssssss Yesssssssss

  • @user-vt4hu3hi9z
    @user-vt4hu3hi9z10 ай бұрын

    ኣጆኻ !

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @tsehaygebremaram5592
    @tsehaygebremaram559210 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu254110 ай бұрын

    ሕቶይ ኸምቶም ተአከብቲ እዩ ስምዕዋም:ንፋዓት ገምገምቲ: አሽሙር ሽፍንፍን አየድልን: መወዳእትኡ ንሕበር: ትግራይ ከይትፈርስ ሕዝ ዝግበር ጌጋ ተወሳኺ መፅነቲ ዘምፅእ እዩ: ግን ናብ ሚድያ ናብምውፃእ አይትሾኩሉ: ውሽጥኹም ምፍታሽ ቐፅሉ: ትግራይ ትስዕር 💛❤️⭐️❤️

  • @rakiraki8823

    @rakiraki8823

    10 ай бұрын

    ኩሉ ጊዘ ኣብውሽጢ ዘሎ ኣመራርሓ ሰበይ ሰብካ ክተርፍ ኣለዎ ምክንያቱ ንትግራይ ኣይጠቅምን ክንደይ ሙሁራት አንዳሃለዎ ብሰበይ ሰብካ ዝኣትው ሙሁራን ኢና ባህልቲ እዮም ዘጥፍኡና ዘለው ህዝብትግራይ ንቃሕ ተበራበር እቶም ቀንዲ ኣብ ውሽጢ ኣለው ንብረትና ዝሸጡ ካብኦም ንላዕሊ ንዝኮነ ዝቀትሉ ነዚኦ ክነስተብህል ኣለና ምክንያቱ ድማ ካብ መለስ ኣቲሒዝካ ክሳብ ሕጂ ዝመጸ መራሒ ዝበዝሑ ካብ ሓንቲ ዓዲ አዮም ነስተውዕል ተጋሩ ውሕጅ ከመጸ መንገዲ ውሕጅ ምጽራግ ኣገዳሲ አዩ

  • @selamnkulu2541

    @selamnkulu2541

    10 ай бұрын

    @@rakiraki8823 ምሁራት ኢና ብሀልቲ ውድባት ድአ መሊኦም ብዘይካ ጌጋ ምእራይ ንኽንመርፆም ብቑዕ ፕሮግራም ስለዘየርአዩና እንበር: ነቶም ባንዳታት እሞ ንግደፎም ካፍቶም ንአምኖም ኽልቲኦም እኳ ትግራይ ኸይሓዙ ናብ ዘፅነቱና ኤርትራ ዝጥምቱ ኾይኖም: ብወገነይ ድሕሪ ሕውሓት ተስፋይ ውናት ነይሩ ሕዝ ግን እንድዒ ፖሮግራም ዝቐየረ ይመስል:እሞ ተምሀረ ኢልናዶ አብሕልሚ ተመርኮሰ ፕሮግራም ክንድግፍ? አብዚ ኸምዝዓይነት መልሲ ትህብ ትግራዋይ ተኾይንኻ አስተውዕል: ትምህርቲ በይኑ ተዝጠቅምስ ዓባይ ሩስያ አይምፈረሰትን: አብ ትግራይ ንትግራይ ዝፈቱ ምሁር መሊኡ: ንምዃኑ ሕውሓት መንእሰይ ምሁር የብላን ዝበለ መን እዩ? ውድብ ኽዓ አይአርግን አብዓለም ልዕሊ ሕውሓት ዝነበረ ውድም ብዙሕ እንድዩ: ብዕድመ ዝደፍኡ ዓዲ እንትውዕሉ ዝትክኦም መንእሰይ ምሁር ነት ዓላማ የቐፅልዋ: ጌጋ ተነይሩውን ይእርሙ መስመሮም ከይስሓቱ ምስግዚኡ ዝኸይድ አሰራርሓ የፈፅሙ: ስለዚ ሕውሓት ንኽተጥፍኡ ላሕ አይትበሉ ኸምባዓላ ፅኑዓት ወላሊዳ እያ: እበልፃ እየ ዝበለ ይወዳደር: ፀላእቲ ሕውሓት ስለዝበርትዖዋ እንዶ ተሓዛዚሎም ከፅንቱና ዝመፁ? አብ ትግራይ ድኹም ልምዲ ዘይብሉ ዘይንፈልጦ አመራርሓ አብዚ ዘለናሉ ኹነታት ተቐባልነት የብሉን: አይትድኸሙ ዓዱ ዝፈቱ ተዘይተሸይመ አይሰርሕን አይብልን ብሞያኹም ንህዝቢ ዝስሕብ ብቑዕ ስራሕ ስርሑሞ ክንሪአኩም ይብል: ሻዕብያ ተኾይንኻ ገዛኻ አፅሪ ንባዕልኻ ናፃ ውጻእ ዓድማትኻ አይትበፅብፅ : ዝአረገ ሰይጣን እንዳመሓደረካ ንትግራይ ክትመክር አይትሕሰብ:

  • @user-ti5yi5fw6s
    @user-ti5yi5fw6s10 ай бұрын

    ያ ጌች ይዓኽ ብምንኪኣልካ! እንታይ እዩ ሳልሳይ ክፍሊ ዘይወደኡ ተሳተፍቲ ኣብ ቅድሚትካ ኣቀሚጥካ ዘዝተዛረብካዮ ንክፅሕፉ ቢሮን ወረቀን ሂብካ ተሳቅዮም ዘለኻ

  • @negashmekonen2087
    @negashmekonen208710 ай бұрын

    Pleas first Fix the Homwerk and work acordlingly.

  • @user-bc6jk6zy3t
    @user-bc6jk6zy3t10 ай бұрын

    The pensioners are out of Getachew's conseren.

  • @yonasmussie3762
    @yonasmussie376210 ай бұрын

    @getachewreda can you take action and change zoba leaders

  • @bitaniyama9154
    @bitaniyama915410 ай бұрын

    SO WHERE WERE YOU ‼️ IF UNFETTERED ACCESS IS NOT APPLIED, WHY U SILENCE

  • @sg.g2725
    @sg.g272510 ай бұрын

    ኣብ ኸይዲ ን moving forward :- ጉሕለት እሞ ድማ ሕጂ ? ጆኖሣይድ ተፈፀማ ሃገር ኣይኮነን ደሓን ዓድ እኳ ነክትፃወሮ ከቢድ ስለዝኾነ: ኢድ አለዎ ዝተብሃለ ኩሉ ክሣብ ተፃሪዩ ዝውዳዕ ካብ ዘለዎ ክግለል ኣለዎ። ወያንነት ህዝባዊነት ኢልና ኩላትና ተተበጊስና ናይ ካብ ሰራሕ ግልስ ምባል ኣይኮነን እንኮ ህይወት ምእንተ ህዝቢ ተኸፊሉ እዩ። ይኽፈል'ውን ኣሎ። ትፅቢት ኩሉ ትግራዎይ ስሚዕናዬ ኣለና። "ዘይትውድእዎ ሥራሕ ኣይትጀምርዎ ማለት ኽኣ ከይተውድኡና" ማለት ዛ ዓዲ ዝኣመኑ ኣሚኖም ኣብ መዓሙቕ ዘእተውዎ ጉሒላታት ካብ ዝኹሉ መስዎእቲ ተኸፈለላ ትግራይና ኣይበልጹን'ሞ ንተሓባበር ዓድና ክትበራበር !! ኣጆኹም ቐጽሉሉ !! ደም ስዎኣት ኣይዓብርን!!! ዙ ጉዳይ :- ኣየቑጥዕን !! ኣየስተማሰልን!! የተሓባብረና እንበይ !! Willy nilly, ሓለፍቲ ዘቦኹም check and balance, accountability and transparency ዘይብሉ ኣስራርሓ ዎጋ መኽፈላይ እዩ ክኾን ዘለዎ። እነተደኣ ብቅንእና ወያናይነት ንሓስብ ኮይና ማዳበርያ ካብ ሓረስታይ ? ኢዶ ። ጋዶ ። There is no way around it. Period. ናይ ህፃናት ምግቢ? ክንደይ ዶ ይኾኑ ሰዓን ምግቢ ዝስዓናዬም? ጌጋ ምፍላጥ ዘይምኽኣል ወንጀል እዩ!! ወ ን ጀ ል ከ ኣ የ ቅ ፅ ዕ እ ዩ ።

  • @asmelash9725
    @asmelash972510 ай бұрын

    ዕንኪሊል

  • @tesfayteklu5420
    @tesfayteklu542010 ай бұрын

    Please focus on liberating the people who are under Eritrean and Amhara colonization. That is the burning issue.

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @user-wu9ix9jn5c
    @user-wu9ix9jn5c10 ай бұрын

    Write the Name tparticipants

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st10 ай бұрын

    ንምንታይ ዘይትፈልጥ? ንምንታይ ኣብ ሓላፍነት ተቐሚጥካ?

  • @user-vz5hg3iv4q
    @user-vz5hg3iv4q10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @nazrawitedros5028
    @nazrawitedros502810 ай бұрын

    ክትጉሓፋ ጥራሕ እዩ ዘለኩም ! ትግራይ ሰብ ከም ዝሰኣነት 50 ዓመት ንድሕሪት መሊስኩምዋ ።

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu254110 ай бұрын

    አብዚ ብስም ተጋሩ ፀላእትና አብሚድያና አትዮም ገሊኦም ደገፍቲ ገሊኦም ተቓወምቲ ኾይኖም ኸምዝፃረፋ ከይንዝንግዕ: ፀላእቲን ባንዳታትን ንኽንስዕሮም ንሕበር: ደቅዓደይ: ቓልስና ገና እዩ:

  • @hakieye5649

    @hakieye5649

    10 ай бұрын

    NO one more than TPLF Banda this trick is going on for a while no more value

  • @selamnkulu2541

    @selamnkulu2541

    10 ай бұрын

    @@hakieye5649 I am not strong enough to be TPLF and I am not Banda. My grand parents died for Tigray.

  • @sisaykidane1154
    @sisaykidane115410 ай бұрын

    ጥሩ ግምገማ ነው

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed916410 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😂

  • @user-bq1cz7cd5w
    @user-bq1cz7cd5w10 ай бұрын

    አይ ጌቾ ኪም ጆን ኡን አምሲሎምኻ ይሕዝን

  • @meey704
    @meey70410 ай бұрын

    ህዝቢ ህዝቢ ኩሉ ግዜ ህዝቢ መጀመርያ ፀፅታ ፈጠሩ ድሕሪኡ ህዝቢ ክሕጉዘኹም

  • @weldesemayatseyoum7591
    @weldesemayatseyoum759110 ай бұрын

    poor editing of Tigray Tv

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh695910 ай бұрын

    ሠልፊ ክገብሩ ይደልዩ!!!!! ህዝቢ ከዳናግሩ ይደልዩ!!!!!! ሠልፊ በቃ ዘይፍቀድ እዩ ማለት ድዩ

  • @alemeynski4192
    @alemeynski419210 ай бұрын

    Getachew mdqas abzihu

  • @hakieye5649
    @hakieye564910 ай бұрын

    Gech why don't you take TplF elites to jail.

  • @abebagebrehiwet6594
    @abebagebrehiwet659410 ай бұрын

    ንህዝቢ ዘየገልግል ወረዳ ኣማሓዳሪ ዞባ ኣማሓዳሪ ዘይትግሕፍዎም ንምታይ ሰብ ከምዝጠፈአ ቀብጠርጠር

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam386810 ай бұрын

    ድሑራት ብደዎም ዝመቱ ንህዝብና ከቢድ ዋጋ ዝክፈሉ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ኡፍፍፍ ናትና ከምዘይምኮንኩም መሐሸ ነይሩ ህዝቢ ትግራይ ብናትኩም ስርቂ ኩሉ ክፀልኦ ዝገበርኩም አረመኔታት መራሕቲ ሐዚ ለለ ካብ ቆላ ተንቤየን አውፂኡ ወንበር ዘረከበ ህዝቢ እዙዶ ኢዱ

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh695910 ай бұрын

    ህወሓት ካሊእ ኣካል ከይሰርሕ ይኸልእ!! ባዕሉ ከይሰርሕ ካብ ስራሕ ወፅዩ ንብዙሕ ዓመት ዕንኪሊል እዩ ዝብል ዘሎ፡፡ 99.9%ዝቆፃፀሮ መንግስቲ እንታይ ግበር እዩ ዝብል ዘሎ?

  • @sesenberhe4440
    @sesenberhe444010 ай бұрын

    Selma Selma

  • @almaz3950
    @almaz395010 ай бұрын

    አዬ ሕራሮት ንስኻትኩም ከይትጠፍኡስ ዕሸላት ደቅና አጥፊኢኹም ሕዝውን ትሕርሩና እኔእኹም። እዋይ ትግራይ አዶ ትግራይ ፅናዓት ይሀብኪ።

  • @hilinaamare2929
    @hilinaamare292910 ай бұрын

    Nay Axum 2014 sene 17 yebyo tsetsta Ej befenj tetahizu abey wediku

  • @beletu7041
    @beletu704110 ай бұрын

    የቅንየልና ተሳተፍቲ ብሕለፊ አብ ርሑቅ ኮይና ዓብይ ምብትታን ምርሕሓቅ ዘሎ መሲሉ ብኽልል ጊዝያዊ ምምሕዳር ዝተገለጸ እቲ ተብለዎ ዘለኹ ም መብራህሂ ተስፍአሎ አብ ስሕ ጉድለት ዘሎ ዩ ተመስገን ላዕለዎት ሐለፍቲ ዓቅምኹም ፈትሹ በቂዕኹም ምርሑ

  • @asmelash9725
    @asmelash972510 ай бұрын

    ለያቡ

  • @user-fq7ss4dk1l
    @user-fq7ss4dk1l10 ай бұрын

    ናብቲ ወሳኒ ጉዳይ ገድፍካ መሬትና አውሬርካ ትሸይጥ አለካ አትይ ዋና ጉዳይ ገድፍካ ሃተውተው ትብል አለካ

  • @user-ve2dn2zz4r
    @user-ve2dn2zz4r10 ай бұрын

    ኣነስ ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዘሕፍሩ መራሕቲ ኢና በሃልቲ ከምዘለው እንበር ኣብ ትግራይ ክንድዚ ዝሓምቁን ዘሕፍሩን ዘለው ኣይመስለንን ነሩ

  • @aasgedom5041
    @aasgedom504110 ай бұрын

    ፕ/ር ጌታቸው ገበነኛታት ቀልጢፍካ ስጉምቲ ምውሳድ ንህዝቢውን ክፈልጦ ምግባር : ኣብዚ ሕጂ ጥቕማ ጥቕሚ ትግራይ ክትከፍል ኣይትኽእልን እዙይ ክቕሪ ኣለዎ::

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye541410 ай бұрын

    U pll r very local & not creative; open the blocked windows of Endowed & Enlightened Tigrayans & other Africans to accommodate change.

  • @aderajewashagrie5222
    @aderajewashagrie522210 ай бұрын

    Where is ma beloved president doctor debretsyon

  • @hakieye5649

    @hakieye5649

    10 ай бұрын

    arrogance loves arrogance

  • @beletu7041
    @beletu704110 ай бұрын

    ታሕቲ እግሪ መትከሊን ተቐባልነት ን ሲኢነ ኢልካ ንማዓት ዝከታተለካ ምንጋር ብምድያ ብገምጋም እንተይ አረጋገጸካ ዋእ ጌች እቲ አኼባ ብእግሊዝኛ ካብ ዝኾን ብትግርኛ ክኾን እውን ሐደ ቛንቛኻ መዕባይ ዩ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam386810 ай бұрын

    ዋይይ ባዕሎም ሰረቅቲ ባዕሎም ዳያኑ ህዝበይ ካብ እዚኣም ምንም ለውጢ ከይትፅበ ከም እቲ ዘለውዋ እዮም ክቅፅሉ ጉዳዮም አይኮነን ስለህዝቢ

  • @kingdomofaxum6891

    @kingdomofaxum6891

    10 ай бұрын

    ሓደ ሰብ እንተተላዕሉ ነኒ ባዕሎም ስለዘ0ባልዖም ሰብ ክነኽኡ አይመርፁን እቲ ንፁህ ውሑድ ብምኻኑ ንአብነት አብ ወራዳ እምባ አለጃ ጣብያ ተኽዓ ን16 ዓመት መሬት ድስክ ምምሕዳር ኮይኑ አገልግሉ ሕጅ ይቕፅል አሎ።ደረጃ ትምህርቲ ክፍሊ መሰረተ ምንባብን ምፅሓፍን ጥራሕ 1ይ ክፍሊ አይተምሃረን። አብታ ጣብያ ግን ከም ኪም ጆን ክንግ እዩ ዝፍራሕ

  • @luwamluwam3868

    @luwamluwam3868

    10 ай бұрын

    @@kingdomofaxum6891 ትክክል አብ ጣብያን ወራዳን ዘለዉ ምንም ዓይነት ትምህርቲ የብሎምን ካብ ቀደም ዝሓዝዎ ሰልጣን እዩ ንህዝቢ ደም እናንብዑ ዝነብሩ ዘለዉ ሐዚ እውን ከምኣ እያ ክትቅፅል ምንም ለውጢ አየምፅእን እዚ አኬባ መኪኩ እዩ ክተርፍ አብ ባይታ ለውጢ አይመፅእን

  • @Temesgenamlakey133
    @Temesgenamlakey13310 ай бұрын

    መጀመርያ ሰላም ቆጽሪ ሓደ 1 ኣቲ ክትገብርዎ ዘለኩም ሰረቂ ክትሓዝ ኣለዎ ካኡ ኩሉ ክጸሪ አዩ ሽዑ ሰላም ክርከብ አዩ። ሰረቂ አተዘይ ጠፍኡ ሰላም አርከብን አዩ ምክንያት ኣትግበርዎ ንሰራቂ ማሓዝ አይጣፋኣኩምን ግን ባዓልኩም ንባዓልኩም ስለ ዝከንኩም አኩም ሸጊርኩም ዘሎ ሒጂ አውን ኣቲ ሰራቂ ትብልዎ ዘለኩም ካኣ ኣብ ውሽጥኩም አዩ ዘሎ ። ሓደ መፍትሒ ግበሩ አቲ ምስክን ህዝቢ ኣተታልልዎ

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @meey704
    @meey70410 ай бұрын

    ጉሩፉጣት መራሕቲ

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh695910 ай бұрын

    ህወሓት 51%ብቀጥታ 48.9% ብሽርሒ ዝቆፃፀሮ ግዜዊ መንግስቲ እንታይ ገ ግበር እዩ ዝብሎ ዘሎ፡፡ ኔትዎርክ ቀደም መጨቆኒን መድከይን ህዝቢ ትግራይ ነይሩ ሀዚ ከዓ መጥፈኢ ህዝቢ ትግራይ ዩ ንሱ ከዓ ናይ ህወሓት እዩ፡፡ ተጠያቂ ህወሓት እዩ!!!

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st10 ай бұрын

    ዘዕንቅፍ ደኣ ካባኻዩ ዝጅምር

  • @Aberamitiku-ls6jq
    @Aberamitiku-ls6jq10 ай бұрын

    እቲ ተወሪሩ ዘሎ መሬትውን ሸይጦሞ እዮም ዝኮኑ እዚኦም አይእመኑን ዝኩሉ ሱቁታ ካብ 500ሺህ ህዝቢ ካብ አምሃራ መፂኡ እንዳሰፈረ ቃል ዘይትንፍሱ ሸቀጥቲ እዮም። ዝፈረሰ ዘይሰርሀ ውዕል እንዳጠቀሱ ንባዕሎም ሃፍቲ ይእክቡ አለዉ

  • @user-fq7ss4dk1l
    @user-fq7ss4dk1l10 ай бұрын

    ገታቸው ተፋናቃሊ ኢካ አላሚጣ ከየምለስካ ናይ ትግራይ አማሓደራ አይኮንካን

  • @WereTabe8823

    @WereTabe8823

    10 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @TheBersabeh
    @TheBersabeh10 ай бұрын

    ዘረባ በዚሑ፣ ህዝቢ ይሃልቕሎ። ዳያስፖራ ሽምጥና ገቲርና ዝተመካሕናሉ ፣ ክሳድና ንኽነድንን ክንሓፍርን ገርኩምና። ለያቡ፣ ብስርቂ ዓለም ኩልዕለኩም? መሕፈሮ።

  • @user-vz5hg3iv4q

    @user-vz5hg3iv4q

    10 ай бұрын

    ወተሃደራት ካብ ጆን ሜዲድን ታደሰ ወረደ ኣብ መኽለ ብጠበንጃ ክዋግኡ ጀሚሮም ሓደ ሰብ ወተሃደራት መገበ ንታደሰ ወረድ ይሕግዙ ኣለዉ ኢሉ

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray10 ай бұрын

    ንስኻ ዘይ መስተ ምንም ኣኽእሎ የብልካን

  • @hakieye5649

    @hakieye5649

    10 ай бұрын

    Gech can teach all your illitrate elites

  • @yiheyiswoldesellassie2157
    @yiheyiswoldesellassie215710 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    10 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    10 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    10 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    10 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    10 ай бұрын

Келесі