ትራምፕ ጸብለል ምባሉ ውሕስነት ምዕዋት ይህቦ ድዩ?

Ойын-сауық

Пікірлер: 17

  • @selihomyeibiyo
    @selihomyeibiyo17 күн бұрын

    ኦረማይ ትራምፕ ናብ መሪሕነት ተመጽዩ፡ ዓለምና ክትናወጽያ፡ 3ይ ኩናት ዓለም ውን ክቀላጠፍዩ። ዓለምና ዘስካሕክሕ ሂወትያ ክትርኢ።

  • @user-wx5wy2ry3u

    @user-wx5wy2ry3u

    17 күн бұрын

    ብከመይ ሹር ኮንካ ግን 😂😂😂😅

  • @selihomyeibiyo

    @selihomyeibiyo

    17 күн бұрын

    @@user-wx5wy2ry3u ኣብ ዝሓለፈ ኣብ መሪሕነት ኣብ ዝነበረሉ ከመይ ዓይነት ቅልውላው ድዩ ፈጢርላ ኔሩ ንዓለምና፡ ኣይትዝክሮን ዲኻ፧ 1፡ ምስ መራሕቲ ዓለም ሓቢርካ ናይ ምስራሕ ድልየት የብሉን፡ ምስዚ ሎሚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ዓለምና፡ ንሱ ናብ መሪሕነት ተመጽዩ ኣዝዩ ሓደገኛ ካብ ዝገብሮ፡ እሱ ንኔቶ ኣይኣምነሉንዩ፡ መባኸኒ ቁጠባዩ ኢዩ ዝብሎ፡ ንምዕራባውያን ከኣ ብዘይ ኔቶ ሂወት ከመይ ከምዝኸውን ገምቶ፡ ንውድብ ጥዕና ዓለም ኣይኣምነሉንዩ፡ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ ጠቅሊሉ ፋዕራ ዝበሃል የብሉን፡ ኣብኡ ዝነብሩ ህዝብታት ጻጸ ዮም ንዕኡ። ንክሊማዊ ለውጢ ሓቢርካ ምስራሕ ብዓቢኡ ኣይኣምንንዩ። ስለዝስ ካብዚ ዝኸፍእ ሓደጋ ታይ ኣሎ ኢልካ ትኣምን። ኣድዮሎጂ ናቱ ብቃ ኮይንዋ ግሬት ኣመሪካ ጥራሕያ። ብዓቢኡ ሃይማኖተኛዩ። ኣብ ሞስሊም ዘለዎ ጽልኢ ኣብ ዝሓለፈ ዘመኑ ሪኢናዮ ኢና።

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem15 күн бұрын

    ቱራም ንሕብረት ኔቶ ከዕንዎ ኢየ ኢዩ ዝብል ዘሎ እዚ ኢና ክኣ ንደሊ ዘለና እዚ ግብረሽበራ ኔቶ ክዓኑ ኣለዎ

  • @netsereabeyob8935
    @netsereabeyob893517 күн бұрын

    ባይደን

  • @welderufaeltesfahiwet7687
    @welderufaeltesfahiwet768717 күн бұрын

    Biden

  • @zeritebaye8292
    @zeritebaye829217 күн бұрын

  • @mahisismiki6483
    @mahisismiki648317 күн бұрын

    finan hawey the alchemist audiobook hizkalna mxae❤

  • @user-ps6pi9ml6d
    @user-ps6pi9ml6d17 күн бұрын

    ባይደን የለን ሮቦትዩ

  • @rahelnegasi1803
    @rahelnegasi180317 күн бұрын

    ❤❤❤❤ 🌹🌹🌹🌹

  • @user-mo5qv4zh7c
    @user-mo5qv4zh7c17 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay480717 күн бұрын

    Tramp is win

  • @user-mo5qv4zh7c
    @user-mo5qv4zh7c16 күн бұрын

    Tramp😅

  • @SimonMehari-jh8lf
    @SimonMehari-jh8lf17 күн бұрын

Келесі