ተመስገን ተኽላይ ኣብ ናይ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ መርዓ

ተመስገን ተኽላይ ኣብ ናይ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ መርዓ
ሳብስክራይብ ኣይትረስዑ

Пікірлер: 99

  • @layelaalayelaa6282
    @layelaalayelaa6282Ай бұрын

    አማራ ሙሲሊም ነኚ ትግሬወቺን በጣም ነዉ እመወዳቹህ ወላሂ❤❤❤❤❤ መልካም ጋብቻ ጀግኒት❤❤❤❤

  • @mengehaile6
    @mengehaile6Ай бұрын

    ሰባትስ ልምንታይ ኢና ንሰባት ክንፈርድ ንዉዕል ዉዕሎና ፈጣሪ አዩ ዝምልከቶ

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.TgraweytiАй бұрын

    ዲያቆን ኣይኾነን ዲዩ😢በስመኣብ ኣምላኸይ ይቅረ በለልና ኡፍፍፍ😢

  • @user-so7sx4bw2u
    @user-so7sx4bw2uАй бұрын

    በስራአተ ቤተክርስቲያን ተጋብተን ጭፈራው ቢቀርስ ልቦና ይስጠን

  • @-4587
    @-4587Ай бұрын

    ትግራይ ብብዙሕ ነገራት ድሕሪት ቀርያ ኣላ ክልተ ደናግላን ብተክሊል እሞ ንዲያቆን ካውኡ ብጭፈራ ፈጣሪ ልቦና ይሃበና 😥😥😥😥

  • @Lily-zo6jd

    @Lily-zo6jd

    Ай бұрын

    አረ በስመአብ በሉ😢😢ክንዲ ሩሑስ ጋማስ ንብዓት ታይ ኣምፀኦ ትፈልጥዮ ጉዳይ ዘይሓስኪ መንዩኸ ቀሺበይ ድያቆን አይስዕስዕን ዝበለኪ🤭

  • @genettewelde6372
    @genettewelde6372Ай бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን ናይ ትግራይ ነገር😢 እቶም ካህና አቱ ህዝቢ ከምህር አለዎም ልቦና ይዓደልና

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3eАй бұрын

    ብሰመ ሰላሴ አታ ለሙሰ ላሓዋሩ ዳሓር ኾይንና ተሪፍና አነ ዘገረመኒ ሕጉን ሰራዓቱን ዘይአፍለጥኻ ልምንታ አዩሞ መጀመርታ ዝገበሩ ነገራት ብሰራዓቱ ዘየረድእዎሞ አዝሞ መርሕቲ ሃይማኖት አዚሰ ታአዩ ዘባሃል😢😢😢

  • @user-rx5ym8wi7q
    @user-rx5ym8wi7qАй бұрын

    መጀመሪያ ልቱሽ እንኮዕ ደስ ብለኪ ካብኡ ግን ብሙዚቃ ብምካኑ ብጣዕሚ ይሕዝን😢😢😢ንቶም ንፅሃን ኣቦታትና ንምንቀፊ😢😢

  • @AshenafiDrar
    @AshenafiDrarАй бұрын

    ናይ ሓጎስ ርሑስ መርዓ ይግበረልኩም ጀጋኑና!!

  • @SaraSara-nm9mk
    @SaraSara-nm9mkАй бұрын

    I love you tegaru❤❤❤❤❤❤❤

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053Ай бұрын

    ብመንፈስ ጀሚርካስ ብሥጋ ምውዳእ የሕዝን፡ ብተኽሊል ቃልኪዳን ኣሲርካዶ ብጓይላ ይኸውን እዩ፡ ዲያቆንዶ ኣይኮነን እቲ መርዓዊ፧ እግዚእውብሔር ምስትውዓሉ ይሃበና።

  • @user-py1cc1uo2r
    @user-py1cc1uo2rАй бұрын

    ብተክሊል ተመርዕዮም ከኣ ይበሃለለይ ኣቤት ጌታየ ትዕግስቱ ይቅር ይበለን መከራ እኮ ክውሕደና

  • @unkibahritadelle9143
    @unkibahritadelle9143Ай бұрын

    Congratulations L,s🎊🎈🎊🎈

  • @gjghgjg3983
    @gjghgjg3983Ай бұрын

    ልቦና ይዓድለና ህዝበይ ስአን ምፈላጡ ይጠፈእ አሎ ይብለና መረሕት ሃይማኖት በይዛኹም አምህሪዎም😢

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wlАй бұрын

    ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ እሞ ካኣ ድያቆን ብተኽሊል ተመሪዒካሰ ጓይላ ዘይነበረን ክግበር ዘይግቦኦን እዩ ታይ ይከውን ኣሎ ግን ዚ ህዝቢ😢😢😢😢😢

  • @srtyttte9827

    @srtyttte9827

    Ай бұрын

    ከመይ ድዩ አብ ናይ ሃለቃ እኮ ጭራ አለ እንድዩ ንምንታይ እዩ ዘየለ ዘረባ እትዛረቡ

  • @letebrhangualhiwet2149

    @letebrhangualhiwet2149

    Ай бұрын

    ብተክሊል ካሊእ መዓልቲ ተኮነ ልተመርዐወቶከ ወይ ለከ ቀሽን ድያቆንንባ ላፈለና

  • @You-td4vt
    @You-td4vtАй бұрын

    ርሑስ ጋማ ይኩነልኩም ክቡራት ኣሕዋት

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaramАй бұрын

    Congratulations ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6qАй бұрын

    እግዚአብሔር ለ ግብርና እናረአየ ቁጥዑኡ ይውርደናሎ ዳንኬሪ ሓዲክም ዶ ነብ መህላን ፀሎት ንሳሃን መዝሙር እተዩ ንዝህቢ ሕሰብሎ የሕዝን ካብ ቁሩባን ነብ ዳንኬራ😢😢😢😢

  • @HiwotGebre-tm2fj
    @HiwotGebre-tm2fjАй бұрын

    ብተክሊል ተመሪዒካ ጋይላ ኣብ ዓድና ተለሚዱ ዝመፀ እዩ ግን ኣንፍረድ ኣብ ስደት መፂና ብዙሕ እካ ተሞሃርና ኣቦታትና ሕ/ሰብና ግና እዩ የተምሃረይ ዘይፈለጠ ይጠፍእ ኣሎ ህዝበይ ተለይ ንፈርድ ይብል ተተጋግየ ኣርሙኒ ተጋሩዋይ ብዝኮነ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤🙏

  • @Channel-qe9mn

    @Channel-qe9mn

    Ай бұрын

    እወ ጋለይ ጌጋ እዩ ካብ ከዚ እዩ ጌጋ ምካኑ ዝፍለጥምበይ መንሞ አምሂርዎ

  • @meri.Tgraweyti

    @meri.Tgraweyti

    Ай бұрын

    ኣነ ዲያቆን ልመጀመርያ ግዜ'የ ዝርኢ ዘለኹ ግን እቱ ባዓል ብዙሕ ምሕረት ኣምላኽና ብምሕረቱ ይጠምተና

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @smd7650
    @smd7650Ай бұрын

    መፅረፍቲ ፋ😞

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700Ай бұрын

    Congratulations ❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ሓፍትና ትግራወይቲ shukor ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arongoitom6625
    @arongoitom6625Ай бұрын

    rhus gama meratn merawn

  • @Sarahj962
    @Sarahj962Ай бұрын

    Congratulations jegnit

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112Ай бұрын

    ልቦና ይሃበናና😢

  • @tigistdinbru2249
    @tigistdinbru2249Ай бұрын

    She’s Smart 🥰 ❤❤❤❤❤

  • @user-of8ej7je3j
    @user-of8ej7je3jАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዕልልልልልልል

  • @user-iq1xu6hr1n
    @user-iq1xu6hr1nАй бұрын

    እልልlልልlልl❤❤❤🎉

  • @yemaryamleg9164
    @yemaryamleg9164Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-qi8lw2yc5p
    @user-qi8lw2yc5pАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @jfgrew7431
    @jfgrew7431Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Trhas-xs6wf
    @Trhas-xs6wfАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6qАй бұрын

    ዋይ አታ ትህዝብናስ አብር ከ ውኖ አለወ ዶ ሳጥናኤል አይሁዶ ኮ ተቀይሩ አብ ቤተክርስቲያን በክብሪ ተቀቢሎም መሕሲኡ ብናይ ዲብሎስ ሙዚቃ አረ ልቦና ይሃብክም 😢😢😢😢😢

  • @user-rv7fq2sz7f
    @user-rv7fq2sz7fАй бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MaharatMariam
    @MaharatMariamАй бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @Ethiopia2112
    @Ethiopia2112Ай бұрын

    እግዚአብሔር ይርዳን እንጅ እኛ ቢነገረንም አንሰማም ዘፈንን በመዝሙር ምን ማለት ነው?

  • @LetshDesaley
    @LetshDesaleyАй бұрын

    Jigna haftey kulemenaaaa tsififti rugus gama ygberelkum samre ko ado jeganu eya

  • @GuwaTube
    @GuwaTubeАй бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @rdfgrfv7135
    @rdfgrfv7135Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wweynti-wz9sk
    @Wweynti-wz9skАй бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-rv7fq2sz7f
    @user-rv7fq2sz7fАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7jАй бұрын

    ኣንቱም ሰባት እዚ ሰብና ናበይ ገፁ ይኸይድ ኣሎ😢😢ተኽሊል ሰቒልካስእሞ ኸኣ ዲያቆንስ ናብ ጓይላ🤔🤔ኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ዓይነ ልቦናና ክፈተልና🙏😔😔መጨረሻ ዘመን😢

  • @user-kr8yk7sf8m
    @user-kr8yk7sf8mАй бұрын

    አሰይ.ጓል.ሰምረ.ሸካርና❤❤❤❤

  • @arongoitom6625
    @arongoitom6625Ай бұрын

    kexlalu lulkn tegaru

  • @user-md6ni8zn4j
    @user-md6ni8zn4jАй бұрын

    ናይና ነገር እትለ እትለ አይትቅረ 😢 ንጎሆ ምስ ክርስቶስ ምሸት ምስ ሰይጣን ተሓፅብኻ ላብ ጪቃ ከምዚአ አናገበርና ንርአለና አታ ህወትና አዞም ካሃናት ልምንታይ አዮም ዘይ ግስፁ በቤተክርስትያን ስራዓት ክንምረዐ አንደለ ካአ መጀመርታ ንማሃር

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317Ай бұрын

    እዋይ ዕብዳን ብበተክርስተያን ተመርዕምስ ዕብዳን 😢

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1sАй бұрын

    ዋይ ጉድ ስቁ ጥዑም😐 ብዘኮነ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @user-je7xd5lb5r
    @user-je7xd5lb5rАй бұрын

    ለሁላችንም አይነ ልቦናችን ያብራልን አንፍረድ እንዳይፈረድብን የራሳችን ጉድፍ እናፅዳ እነሱ አንዴ በምድያ ስላደረጉት ነው እንጂ ስንት ጉድ ስላለ አይተን ዝምምም😭😭😭 እኔ ወየውልኝ ለራሴ ብቻ 😭😭

  • @user-ff4wr8gb2n
    @user-ff4wr8gb2nАй бұрын

    መራሕቲ ሃይማኖት አባት ነብሲ ንምንታይ ዘይትምህርወም ንምንታይ ስርዓት ቤተክርስትያን ዝፈርስ😢

  • @user-yl8fw8bi5c
    @user-yl8fw8bi5cАй бұрын

    ዕብዳን ናይ ህዝብናስ ኣይውዳእን እኮ፡እዚ ከምዚ ዓይነት ነገር ንክርስቶስ ዓዲምካስ ኣብ ሞንጎ ንክርስቶስ ኣውጺእካ ንዲያብሎስ ምዕዳም ኢየ ዝሓስቦ ኣነ😢

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1jАй бұрын

    ናዓድና ነገር ዳፅልእ ነገር እዝ ዩኡ ብስራዓተ ተክልል ተሞሩዑዮሙስ ደርፍ

  • @user-yo1pu6ly1m
    @user-yo1pu6ly1mАй бұрын

    Became. Shtete

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888Ай бұрын

    መርኡት ኣበይ ኣለዎ?

  • @user-yt7mz9xh7t
    @user-yt7mz9xh7tАй бұрын

    አረ ኮሜንት ኣይነካብዶ ኮይኑ እወዶ በቃ ዝፈሰሰ ኣይሕፈስን እንዃዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም💐 💐❤🙏

  • @user-ko9wp5ls4o
    @user-ko9wp5ls4oАй бұрын

    እዋእ እንታይ አይነት ርድኢት ዩ ሕዚ ብተክሊል ብቁርባን ተመርኢካስ ጓይላ ዳናኬራ እቲ ናይ ዛር ውቃበ ከይተርፍ ዲው ...እግዚአብሔር ልቦና ይሕበና።

  • @user-st2vr1tw6h

    @user-st2vr1tw6h

    Ай бұрын

    ሃለቂ እየ ገረሚን ህዝብና ጓላ ክፈቲ ዋይ ሲእንትምህርቲ የጠፍእ አሎ😢

  • @avg4628

    @avg4628

    Ай бұрын

    እዎይ ቱ ተክልል ኣብ በትኡ ዘይቀምጥዎ

  • @AlamYlima
    @AlamYlimaАй бұрын

    ቆይ በቤተክርስትያን አደለ እንዴ ያገባችው የምን ጭፈሪ ነው

  • @tsehayeabay2982

    @tsehayeabay2982

    Ай бұрын

    ጭፈራ አያስፈልግም ያለህ ማኖው?

  • @gebireabodom

    @gebireabodom

    Ай бұрын

    ቤተክሪስትያን ኣትጫወቱ ኣትሊም ዲያቆን ከሆነ ቀሶች በራሳቸው በያሬዲዜማ ይወሪባሉ ኣለሞች ወይም ቀሲ ያልሆኑ ደሞ ደዚ በጭፈራ እእሰሰክክስ ይላሉ

  • @gebireabodom

    @gebireabodom

    Ай бұрын

    ​@@tsehayeabay2982ጭፈራ ኣንዱ የደስታ መግለጫ ነው ኣተ ደመትለው ከሆነ ሰውመደሰት የለበትም ማለት ነው

  • @Tsi-sp1of

    @Tsi-sp1of

    Ай бұрын

    ምን ይመለከትሻል

  • @Tsi-sp1of

    @Tsi-sp1of

    Ай бұрын

    ​@gebireab😅odom

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3gАй бұрын

    ዋይ ናይ ኣክሊል ገይርካስ ደርፊ ኣታ ትህዝቢ ታይ ይኮን ኣሎ😮

  • @user-uh5eb8hv1c
    @user-uh5eb8hv1cАй бұрын

    Atum sebat entay ekum zereba tebzuhu ab meria nbur eyu goyla ygber eyu

  • @user-th9tx7sw9o
    @user-th9tx7sw9oАй бұрын

    በመንፈስ ይጀምራሉ በስጋ ይፈፅማሉ ።

  • @srtyttte9827
    @srtyttte9827Ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋማ ሰብ ግን እንታይ እዩ ዝኮን ዘሎ አብ ዘይፈልጦ ግዳይ ጠብሎቅሎቅ ዝብል ሃለቃ ብጓይላ ተመርዕዩ ርእኩም አይትፈልጥን ማለት ድዩ

  • @user-ri3qx3vh9m

    @user-ri3qx3vh9m

    Ай бұрын

    ስርዓት ቤተክርስትያን የኮነይ ኢዩ ዝብሎ ትሰብ

  • @srtyttte9827

    @srtyttte9827

    Ай бұрын

    ቤተ ክርስትያን ንኩሉ እዩ መርፂ አይኮነን

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229Ай бұрын

    ሽካንያ፡ተወቂዕን፡ርእስንስ፡ድርክዑካ፡ተካሳሒ፡ነብሰን፡ድዩ፡ልበሓል፡ልቶሙ፡ኣብ፡ቃልቀል፡ፀላዒ፡ለለው፡ሊቃውንትና፡መዋረዲይ፡መፃረፍይ፡ብተክሊል፡ተምርዒካ፡ደማ፡ላብ፡ደርፊዋ፡የሕዝን፡ሊቃውንቱ፡ተሊኩሙለ፡ክትግዝትዎ፡ይ፡ባእ፡ንይሩ፡😢😢😢😢😢😢መሕፈርት

  • @smd7650
    @smd7650Ай бұрын

    ዓቱም ሰባት ሕደጉ ቤተክርስቲያን ፀኒሕኻስ ዳንኪራ ሰላም ሐቡዋ ነዛ ዓዲ😏😏

  • @user-kr7qs4tm7e
    @user-kr7qs4tm7eАй бұрын

    የሕዝን እቶም ና ሃይማኖት አቦታት እዮም ከውግዙ ልግብኦም 😢😢😢

  • @user-hu6vd9cf3e

    @user-hu6vd9cf3e

    Ай бұрын

    ብትኽክል ጉድ ኮአዩ ❤❤

  • @user-ku7if7bj2q
    @user-ku7if7bj2qАй бұрын

    ዉፂኢት መንበረ ሰላማ😂😂😂😂

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888Ай бұрын

    ቤተሱብ ንበይኖም ከይኾን ጓይላ ገይሮም መርኡ የለውን

  • @KsKsa-nz9bc
    @KsKsa-nz9bcАй бұрын

    በትክክል ከሆነ ልጁ ቂያቆን ከሆነ ጭፈራውን ምናመጣው አረ አታሰድቡን እምነታችንን አታሰድቡት

  • @user-ff4wr8gb2n
    @user-ff4wr8gb2nАй бұрын

    አቤተ አምላክ ርህሩህ እረ ዓገብ ብስጋኡ ደሙ ተቀብልካ ናይ ድያብሎስ ተልህት ጨፈራ ዓገብ ደሞ ዲያቆን ተበህልካ መዝቃትርጉም ዲያቆን ታእዩ??😢😢

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13Ай бұрын

    What happened to orthodox they dont follow the rules

  • @TechnoTronix-xg3gi
    @TechnoTronix-xg3giАй бұрын

    አይ ክርስትና ምኑን ተክሊሊ ሆነው ዘፈን ከዘፈናችሁ

  • @user-th9tx7sw9o
    @user-th9tx7sw9oАй бұрын

    እግዚአብሔር ዘፈን ሲያምረው ትግሬን ያጠግባል😊😊

  • @user-so7sx4bw2u

    @user-so7sx4bw2u

    Ай бұрын

    ይቅር ይበልህ

  • @user-th9tx7sw9o

    @user-th9tx7sw9o

    Ай бұрын

    @@user-so7sx4bw2u አየነውኮ 😁😁

  • @user-so7sx4bw2u

    @user-so7sx4bw2u

    Ай бұрын

    @@user-th9tx7sw9o ምኑን🤔

  • @user-mb2kx9ch8n

    @user-mb2kx9ch8n

    Ай бұрын

    ኣማርኛ ትችላለህ ሌላ ቃል ኣጥተህ ነው በፈጣሪ ምታሾፈው ድንዝዝ

  • @destamelese3244

    @destamelese3244

    Ай бұрын

    አትፍረዲ ይፈረዲብሀል ከመፍረዳችን በፊት እራሳችነን እንፈትሺ እስኪ የእነሱ በሚዲያ ስለታየ ነዉ እንጂ

  • @slamslam3465
    @slamslam3465Ай бұрын

    ኣቀሽቲ እዮም እኮ ዓፊኖም ሒዘሞ ዝኔው ነቲ ህዝቢ ብጣዕሚ ዝገረም አደብ ነውራማት ጭፈራ🤔🤔

  • @user-fx3ce3wh4e
    @user-fx3ce3wh4eАй бұрын

    ኣየ ናይ ሰብ ነገር ምሉእነት ዘይብሉ🤭 ጎይላ ድዩ ወይስ መዝሙር ምስ ተኽሊል /ድያቆን ዝኸይድ???😢 ኣምላኸይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን ይቅረ በለልና 🙏😢 ቅንይ ኴይ ዶ ኣይትብሉን ካብ ተክሊል ናብ ጭፈራ ትኸዱስ, ቂንይ ኢልኩም ተትገብርዎ ምሓሸ

  • @tube-yn2ul
    @tube-yn2ulАй бұрын

    ቆይ ኮይመንቶች ያማችኃል እንደ ሙሽራይቱ ሙሽሪት ናቸዉ እኮ በተክሊል ያገቡት እነሱ እዚህ ጭፈራ ላይ የሉም የጨፈሩት ዘመዲ ጓደኞች ናቸዉ ይሄ በሁሉም ያለ ነዉ እንጂ ሙሉ ሰዎች ተክሊል ያገቡ መሰላችሁ እንደ ይሄ ጭፈራ የቤተ ዘመዱ ነዉ አታካብዱ

  • @jhi3325
    @jhi3325Ай бұрын

    አብዚ ትፅሕፉ ዘለኹም ኹሉኹም ናይ ቅንኢ እዩ እምበይ ይጨፍሩ እምበይ እንታይ አእተየኩም ዕድማት እዮም ሳዕስዖም እምበይ ተመርዐውቲ አይሳዕሳዑን ምድረ ቅናተኛ ተሞርዐዩንዶ ግድ ካብ ምቅናዕ እቲ ሐጥያት እንተኮነ ናትኩም ይገድድ ብሕቡዕ ትገብርዎ ስለ ዘይተርአየ እዩ እምበይ

  • @yodahe-jl1cs
    @yodahe-jl1csАй бұрын

    ወይ ዓበድበድ ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ደኾነይ ነገር ግን ቲ ህዝብና ዶ ክብል ናይዚ ሳዕስዒት ዛር ኣለዎ ክብል ኣነውን በተክሊል ክምርዐው እዩ ትምኒተይ ተተሳኺዑለይ እግዚኣብሔር ቅዱስ ፍቓዱ ተኾይኑ ልተፋለጥኽዎ ወዲ ሃለቃ እዩሞ ንሱ ኸዓ ስፍሕ ልበለ መርዓ ገይርና ኢና ነሕልፍ መዘምራን ተምሃሮ ሰንበት ኣቦታት ስለ ልዝሙሩልና ይብለኒ ኣነ ኸዓ እቲ ናይ ሃገረሰብ ባህሊ ይፈልጦ እየ ሃለቃ ኾነ ማንኛው ዓለማዊ ብጓይላ እዩ ልምርዓ ኣነ ኸዓ ብተክሊል ጀሚረ ካብ ብጓይላ ካብ ክጭርስ ሱቕ ኢልና ተከሊልና ብሓደ ምንባር ተንጅምር ይመርፅ ምስትውዓል ይዓድለና ናይ ሊድያ ልቢ ልኸፈተ እግዚኣብሔር ልብና ይኽፈተልና ኣሜን(3)

  • @user-qx3zs4oy9z
    @user-qx3zs4oy9zАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vd1oc4tx6v
    @user-vd1oc4tx6vАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

Келесі