ተመክሮ ኣቶ መስፍን ጸጋይ ካብ ዘብዐኛ ኣደ ኢሰያስ ክሳብ ኣባል ባይቶ ብሩህ መጻኢ!!! ካልኣይ ክፋል

ተመክሮ ኣቶ መስፍን ጸጋይ ካብ ዘብዐኛ ኣደ ኢሰያስ ክሳብ ኣባል ባይቶ ብሩህ መጻኢ!!!
ካልኣይ ክፋል

Пікірлер: 82

  • @user-ii8dn1ef5i
    @user-ii8dn1ef5i3 жыл бұрын

    ኣድኒቐካ ብጣዕሚ ንፊዕ👉💪💪💪💪💪💪💪

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom4473 жыл бұрын

    He is the truthful man and Sudan is in the hand of EPLF.

  • @desetdahlakmedia8603
    @desetdahlakmedia86033 жыл бұрын

    ኣዝዩ መሳጢ እላል እዩ ቁሩብ ጋዘጠኛ ድኽም ኢልካ

  • @nahom2004
    @nahom20043 жыл бұрын

    እዚ ሰብ ክድህሰስን ተጻሪዩ ኣብ ቁምነገር ክውዕል ዝኽእል ኣብ ዝዘኾነ ብቐሊል ዘይትረኽቦን ዘይንዓቕን ሓበሬታን ኣፍልጦን ዘለዎ ይመስለኒ።

  • @nate9085
    @nate90853 жыл бұрын

    Thanks

  • @user-ii8dn1ef5i
    @user-ii8dn1ef5i3 жыл бұрын

    ምስ ሱዳን ርክብ የድልየና ኣሎ ሕጂ ብጋሽን ሳሕልን ሰንሒት ኣቲና ሃገር ክንቖጻጸር ሰራዊት ሃገር ብደቡብ ኣንጻር ወያነ እያ ዘላ : :

  • @Bilalpolat2813
    @Bilalpolat28133 жыл бұрын

    Brother Mesfin is well experienced and truly street forward

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay50183 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጹሉልኻ ክክክክክክክክክ

  • @ephremhailu2202
    @ephremhailu22023 жыл бұрын

    ኣየ ፡ ፋሹል መጻኢ፡ ፕሮፓጋንዳ ማሽን ው/መ ኢሳይያስ ምዃና እንዳበርሀት መጺኣ 😂🤣🤣🤣

  • @neverfailng.6257
    @neverfailng.62573 жыл бұрын

    Eway eza wedi.... Kab temaharay -> nab James Bond keyirwa nebsu.... Beka hasot bezihu... Sakit wardiya zinebere beka bael abi halafnet geriwa nebsu..... Abet bogog kkk

  • @Dima1T2019

    @Dima1T2019

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @mutiteame5092
    @mutiteame50923 жыл бұрын

    Aytitfeana kemziom zibelu agedesti sebat amsielna

  • @leulul2942
    @leulul29422 жыл бұрын

    You are very wise kulu tifelit riesi aloka dessi zibil. Zereba.

  • @askalupetros860
    @askalupetros8602 жыл бұрын

    🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫Junta, Adgi

  • @stefanostemolso767
    @stefanostemolso7673 жыл бұрын

    ቃለመሕትት ዘካየድካሉ ሰብ መቸም ንዘረባኡ ትኣምኖ ኣይመስለንን። እዚ ሰብዚ ማራ ሓሳዊ እዩ። ኣነ ወዲ ሰብ ስለምንታይ ማዕረ ክንድዚ ይሕሱ ግርምዩ ዝብለኒ። ካልእ ብዙሕ ካብ ሰባት ዝስማዕ ሓቂ ይኹን ሃሶት ብዘየገድስ ይብሃል ኢሉ ምዝራብ ምሓሾ ነይሩ። ቡልሺት ሰብ'ዩ። ጸልማት መጻኢ ኣብ ርእሲ ጸልሚቱኩም ምህላዉ መሊሱ ኣጸልሚቱኩም። ምዃን ንስዉኣት ነያታትኩም ክትጻረፉ እናወኦኣልኩም በዞም ዘይተቕሙ ክትዋረዱ ከለኹም ጽቡቕ'ዩ።

  • @hagerey672
    @hagerey6723 жыл бұрын

    Kemey eyu ezi guday kkk

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay50183 жыл бұрын

    ታርኽ ዘይትፈልጡ ብዛዕባ ታርኽ ክትዛረቡ ዘሕዝንዩ ንኹቡር ዑስማን ሳልሕ ሳበ ዝኣክል መንዩ ሽሙ ክትብሉ ባዓል ዕደ

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris97213 жыл бұрын

    Please Where’s part 3

  • @ephremhailu2202
    @ephremhailu22023 жыл бұрын

    🙊🙊🙊🙊🙊

  • @user-nu9zc1hp5j
    @user-nu9zc1hp5j3 ай бұрын

    እዎእ እንታይ ትብል ዝገርም ልቢ ወለድ ዞንታ?

  • @Dima1T2019
    @Dima1T20193 жыл бұрын

    Bright future,,, nihna Abalatkum knkewun ndeli,,, nsukhum kea ni beal zi Ab channel kum tiedmu,,, Bom bi gieru eko wediuna Uffff

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda20292 жыл бұрын

    Atine kndey ke yhsu eyu

  • @tesfit12
    @tesfit123 жыл бұрын

    ዋይ ዛሰብኣይ ከፍ ዘለዋ ክቅጽል ዘለዎ መደብ ዩ ክሳብ 4ይ-6ይ ክፋል ኣንካይ ከምዙይ ዝበለ ምስጢር ናይ ህዝባዊ ጠምባር ኣብ ሓንቲ ፍልም ተዋሲኦም ከማን ካሳብ 7ይ ክፋል ኢንተርቢ ይገብሩ ኣለዉ

  • @Awet-EPLF-1304

    @Awet-EPLF-1304

    Жыл бұрын

    ክፋላት አንበር ሓቅነት ሲ ኣብ ኣፍካ ጥይት ኢያ

  • @searezerom9103
    @searezerom91033 жыл бұрын

    ዑስማን ሳበ

  • @saymaunsium1196
    @saymaunsium11963 жыл бұрын

    Ezia eya haki zereba

  • @princeal-ahmer2962
    @princeal-ahmer29623 жыл бұрын

    ኣዳላዊ መደብ ዝሒሉ ።

  • @abrhamberhe6671
    @abrhamberhe66713 жыл бұрын

    ናይቲ መስኪን መንእሰይ ብስምዒት ተደፊኡ ኣብ ጋይላ ሞት ተጠብሱ ብዘይ ምምሪማር ጌጋ ናይ ቶም ሽዑ ዝነበሩ ሙሁራት ኤና ባሃልቲ ዩ ናይቲ ዜመን ሙሁራት ዝባሃሉ ብስለት ዘይነበሮም በጀካ ስምዒት ምክንያቱ ቦሎትካ ክትገብር ከለኻ ብቀሊል መላ ትዕወትሉ ትገብር ማለት ዘተ ሙሁራት ኣብ ደገ ብግባር መኽሰብን ክሳራን ካብ አቶብያ ተፈሊኻ ተገምጊሙ መልስረኽቡ ክካየየድ ነርዎ ዋይ ሰብ ብዙሕ መስዋእቲ ዘይሓትት ትሑት ጎነጽ ኣብ ሙሉእ ዓለም ደብሎማስ ብምክያድ ክስራሕ ይግብኦ ነሩዎ ህዝቢ ከም ቆጽሊ ኣርግፍካ ቦሎትካ ንኽእል ክብሉ ኤዝኦም ናይ ሱሳታት ዜሮ ዮም ስምዒት ነርዎ አምበር ዕምቆት ቦሎትካ ኣይነቦሮምን ህዝቢ የሕልቖም ይሕዝን ዩ ኣይ ኣይ ኣይ

  • @seeker795
    @seeker7953 жыл бұрын

    GO AHEAD READ ALL MY COMMENTS መስፍን ፀጋይ ብሓቂ ማራ ማራ ሓቂ ትዛረብ አነውን ልክዕ ዝያዳ ከማን ከይከውን ዘለኒ ርድኢት አብ ሰውራ ኤርትራ ከማኻ እየ ተጋዳላይ ባርያ መራሕቲ ዋናታት ባራዩ ሰውራ ኤርትራ the most criminals Groups in the world

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu72083 жыл бұрын

    Hwsws abilkayo anber kulu zamen ayu kulu system Africa nay marabawian Tkmi zetegbr ayu mogzit ayom kulo merahta Africa

  • @crow2lio972
    @crow2lio9723 жыл бұрын

    Ewuu hateftef ketbl ajaw

  • @elikib6964
    @elikib69643 жыл бұрын

    Kela ezi sebeay yfagae eiyu zelo Zereba abzihu halefta ygebrelu alo

  • @Dima1T2019

    @Dima1T2019

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @yohannestekle8688

    @yohannestekle8688

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @EmbeytoFredrikstad3340
    @EmbeytoFredrikstad33403 жыл бұрын

    Ata teseter

  • @yohansgebregzabiher9393

    @yohansgebregzabiher9393

    3 жыл бұрын

    Kkkkkkk

  • @princeal-ahmer2962
    @princeal-ahmer29623 жыл бұрын

    ዑስማን ሳልሕ ሳበ

  • @zewdigeb7124
    @zewdigeb71243 жыл бұрын

    እንታይ ኢዩ ታሪኽ ድዩ ዋላስ ሕክያ

  • @Warsay4565
    @Warsay45653 жыл бұрын

    ኣንቱም ሰባት፡ ሓሱ እንተበሉኻስ ክንድዚ ምዑብላኽ!!!!!

  • @zebibabraham3861
    @zebibabraham3861 Жыл бұрын

    Eeaaaa bejaka aytehasu

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d Жыл бұрын

    😂😂😂😂

  • @kidaneyifter2150
    @kidaneyifter21503 жыл бұрын

    Beal nisikha timerhuwo minqisiqas egri kihuluwo aykielin menafih husot huwuswus abilka qurub ke aytisikefin dekha kab eseyas dea bimintay tifile nisikha nisidray nisu nisidreu yegediso neru elka nebsikha mara nefihka lieli aqmikha aqmi neyruni elka kitizareb nimalbash hanti zeyfelit kieamneka yikhiel aykonen gn menafih mikhanu manim seb biqelilu kifelto ayshegirin ,qalsi nay fithi bikhemzi agebab aqmi zeybulom sebat ab merihinet kof abilka awet ketemxie hilmi koynu yu zeterif.

  • @simongoitom1404
    @simongoitom14043 жыл бұрын

    Osman salih sebe

  • @princeal-ahmer2962
    @princeal-ahmer29623 жыл бұрын

    ሽወያ ሓሶት ዝትሓወሰ ኣሎ ግን መንፊት ኣላትና ።

  • @senaytfshaye7905
    @senaytfshaye79053 жыл бұрын

    Anta eti hasabkum fokisu do hakey enberdoko haku eyu zsebay

  • @mohamedabdu4590
    @mohamedabdu45903 жыл бұрын

    ገጋ ዘረባ እዩ ድዛረብ ዘሎ ዑስማን ሳልሕ 1970 እዩ ምስ ጀብሃ ተባእስ ህዝባዊ ሓይልታት ብሳብ እያ ተመስሪታ መሪሕነት መብዛሕትኦም እስላም እዮም ነሮ :: ሳበ 1977 እዮ ተጠልሙ :: ጀብሃ መሪሕነት እስላምን ክርስትያንን እዮም ነሮም :: ዘይኮነ ዘይተባህለ እዩ ደገልጽ ዘሎ ብዛዕባ ዑስማን ሳልሕ ሳበ ::

  • @crow2lio972
    @crow2lio9723 жыл бұрын

    Saket tekrfena kezab berah wahid

  • @crow2lio972
    @crow2lio9723 жыл бұрын

    Ezi nay angolo hekiya eu . Eway mis beal nesika delyti fithi kenbhal dina. Sik ilka eu

  • @meraadu3509
    @meraadu3509 Жыл бұрын

    ወይለከ ቦኾኽ ቦኾኽ ክንድዚ ሓሶት ከ ኣሎ ድዩ ወደይ ጃሱስ

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael3672 жыл бұрын

    ሀሳዊ

  • @alenialeni5521
    @alenialeni55213 жыл бұрын

    Ezom sudan zabeyu maegaratn halayatn

  • @binast6795
    @binast67953 жыл бұрын

    ዝረብሕ ዘረባ የብሉን። ብዙሕ ኣፍልጦ የብሉን። ከምዝፈልጥ ኢዩ ድዛረብ፣ ምስ ካልእ ገዲም ተጋዳላይ ኮፍ ኣቢልካ ቃለ መሕትት ትገብር እምበር። ሓታታይ ንባዕሉ ተምሃራይ ኢዩ። ጋዜጣ ኣንቢቡ ዘይፈልጥ። ጽጽዋይ ይነግሮ ኣሎ።

  • @mikimelona8097
    @mikimelona80973 жыл бұрын

    Ya ezisebay hasotu bezihuna ,,, efffff mara hasawi eyu ya jem'a

  • @Dima1T2019

    @Dima1T2019

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @meharihaile1755

    @meharihaile1755

    3 жыл бұрын

    kemzi xaida hasot rie ayfeltn

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto11133 жыл бұрын

    ኣታ ንስኻትኩምሲ ተመዘኑ ኢሉኩም፡ነዚ ሰብኣይ ሒዝኩም ትቐርቡ

  • @yosiefghebreselassie6936
    @yosiefghebreselassie69363 жыл бұрын

    What is this! Who is this? a story only for the under seven! a video game, nobody will want to buy ! This , even for sb like me who only knows the ABC of my (Eritrean ) history, is very disturbing! a very cheap story, not worth commenting actually. The dictator PIA, a Disney star , Sabbe, a visitor actor....

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay50183 жыл бұрын

    ኣንታ እንታይ ዘለ ዓቅሊ ኣለካ ነዚ ኩሉ መናፍሕ ተጻውርካዮ ኣለኻ ከምዚ ዝሕሱ ፍጥረት ኣይሰማዕኩን ኣነ ኣነ ዝብል ሰብ ክሳብ ክንደይ ሓሳዊ ምኻኑ ፉልጥዩ

  • @tesfana
    @tesfana3 жыл бұрын

    ከመይ ዝበልት ፋስ ኢያ ኣብዚ ዘላ ለንቅነ ክክክክክ

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher9393 Жыл бұрын

    Kkkkkkk hasewte hatafe sebeytek abey al Kenyan zetmeraky

  • @princeal-ahmer2962
    @princeal-ahmer29623 жыл бұрын

    ኣቶ መስፍን ሽወያ ትኽዝብ ኣለኻ

  • @zakjohannes5881
    @zakjohannes58813 жыл бұрын

    Stand up comedy ente ziftin

  • @openmind3269
    @openmind32693 жыл бұрын

    ዘየጸግዕካ ኔሮም ወደይ፡ እዋይ ሓሳዊ ትም ኢልካ እስኪ ፈረስ ፈረስ ኣይትበል፡ ንሙኻኑ ጥዑይ ሓንጎል ኣለዎ ድዩ። ሓሳዊ ምንባርካ እዩ ቡዙሕ ሰብ ዝዛረብ።

  • @phnansemere7713
    @phnansemere77133 жыл бұрын

    ያ ኤርትራዊያን ፋሕሕሕሕሕሕ ኢላትኩም

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda20292 жыл бұрын

    Dfunat

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet16873 жыл бұрын

    ኣንታ ብዙህ ስሚእናም ናዚስ ካብቲ ፓይለት ዝበሃል ዝገደድ ሃሶት እይ እሞ። ፓይለት። ፣ፎሮ ቅጺልኻ ንስካ። ግን ኣይከኣልካዬን። 🤣🤣😭

  • @ephremhailu2202
    @ephremhailu22023 жыл бұрын

    🙉🙉🙉🙉🙊🙊🙊🙊🙊ከኣ መጸ መጸ ፡ "ኩፋእሲ ክንዲ ዝስተር ይግተር"። ፋሹል/ጸልማት መጻኢ ፡ ዕምሪ ኢሳያስ ንምንዋሕ ዝደረስዋ ተዋስኦ። this should go viral, let’s all share this clip plse.

  • @zewdigeb7124
    @zewdigeb71243 жыл бұрын

    እስኻ ናይ ኤርትራ ተጋዳላይ እንተ ኾኤንኻስ ስለ ምንታይ ሓለፍቲ ሱዲን ካብ ሻዕብያ ክሕልውኻ ሓቢርካ ዘይርዳኣካ ነገር

  • @wediayay2124
    @wediayay21243 жыл бұрын

    Abet afena

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael3672 жыл бұрын

    ኢሳያስ ይፍርሀኒ!!!kkkkkkkk

  • @meronhabte3898
    @meronhabte38983 жыл бұрын

    ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ኣይሰማዕኩሉን ሕክያ ዲዩ ዋላ ታሪኽ ዝትንትን ዘሎ ሻዓብያ ንዓኻ ኣይኮነን ካልእ ምጥፋእ ኣይሽግሮምን እዩ ግደፈናስከ ትምበል

  • @zewdigeb7124

    @zewdigeb7124

    3 жыл бұрын

    You are right

  • @Fact-checker2024
    @Fact-checker20243 жыл бұрын

    ዘብዐኛ ዝብል ትግርኛ ቃል የለን። ንስኹም ኣብ ማሕበራዊ መርበብ እትወጹ ሰባት ኣብተቅርብዎ ጽሩይ ትግርኛ ጽልዋ ስለዘለኩም በጃኹም ኣዐሪኹም ኣቅርቡዎ።

  • @sebkbur6019

    @sebkbur6019

    2 жыл бұрын

    ብጀካ ንተንቤናይ ኢሰያስ ክጻረፉ ብዛዕባ ትግርኛ እዝኒ የብሎምን

  • @meharihaile1755
    @meharihaile17553 жыл бұрын

    ኣንቱም ሰባት ትሰምዕዎ'ዶ ኣለኹም? እንታይ ዓይነት ጹውጽዋይ ኢዩ ። መዓት ቡምባ ኢዩ ዝፍኑ ዘሎ😂

  • @user-eh4lf8rr2v
    @user-eh4lf8rr2v3 жыл бұрын

    ደቂ ዓዲ ግራት ዊዒጊን ተኣኪብክን ሲ ኤርትራዊ ከተደናግራ

  • @thomastekle7177
    @thomastekle71773 жыл бұрын

    መትሓዚ ዘይብሉ ፣ ምንም ቁምነገር ስኢነሉ waste of time

  • @filmonhaile2765
    @filmonhaile27653 жыл бұрын

    ኣዋእ ኣታ ዚ ቑሩብ ዶ ኣይስከፍን እዩ ባኮ ቦሮም - ቦሮም ኣነ ብወገነይ ብጀካ ኢሳያስ እንበር መስፊን ክባሃል ሰሚዐ ኣይፈልጥን ስምካ ይኹን ገጽካ ዘይፍለጥ ሰብስ ነብስኻ ተታዓባቢ ኣለኻ

Келесі