ትሓምም ኣለኻ? ሓሳባትካ ፈትሽ!

#habesha #tigrigna #eritreanguayla #eritrea #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreanmovie2023 #duet #eritreanmovies #philosophy
ንትምህርቲ ዝምልከት በዚ ተመዝገቡ
docs.google.com/forms/d/e/1FA...
በዚ ክትረኽቡኒ ትኽእሉ
wa.link/tw7041
ቤተ ሰብ ኩኑ በዚ ጥብቆ
/ @filmonpsycho11

Пікірлер: 32

  • @MoabTesfamariam-bf7lj
    @MoabTesfamariam-bf7lj13 күн бұрын

    ፊሊ ሓወይ ንስኻ ተምጽኦ ሓሳባት ብጣዕሚ እዮም ዝስሕቡኒ ምኽንያቱ መሰረታዊ ጸገማት ናይ ሰባት ስለ ዝኾኑ ቀጽሎ GBU

  • @fsehayeteklay7563
    @fsehayeteklay756318 күн бұрын

    ልቦናን ስነፍልጠታዊ ሓሳባትኅ ዘወሃሃደ ዘረባ።ቀጽሎ።ጹቡቕ ስራሕ።

  • @redietembaye776
    @redietembaye77619 күн бұрын

    Thank you Fli hawna GBU

  • @universe4013
    @universe401316 күн бұрын

    ሓደ ካብቶም ብቛንቋና ክንመሃሮምን ሕብረተሰብና ክነንቅሓሎምን ዘለና ዛዕባ ዩ ፡ ብሓፈሻ ኣብ መቓን energy and reality ፡ ብዙህ ግዜ ብውልቀይ በዞም ኣርእስቲ ጌረ ብቓንቃ ትግርኛ ኣብ fb ጽሒፈ ኣለኹ ፡ ከምዚ ናትካ ብመልክዕ ቪደዮ ተቐሪጹ ምስ ረኣኹ ኣዝየ ተሓጒሰ ፊሊ ሓወይ ፡ keep it up ...ቀሊል ዝመስል ዓቢ ጽልዋ ክህልዎ ዩ ንመጻኢ ( ኣብ ሕብረተሰብና )

  • @filmonpsycho11

    @filmonpsycho11

    16 күн бұрын

    Thanks yeah with time it’s will affect a lot

  • @saby6657
    @saby665718 күн бұрын

    TY dear. You are one of the kind. Good job ! We appreciate you very much. Specificallywhen you are explaining it in our native tongue 😍🙏😍

  • @filmonpsycho11
    @filmonpsycho1117 күн бұрын

    ንትምህርቲ ዝምልከት በዚ ተመዝገቡ docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSd4Ifj-Tpz58OtjwGK1trn2tBSg7g4DsTyimTDVVx1uY0sEdA/viewform በዚ ክትረኽቡኒ ትኽእሉ wa.link/tw7041 ቤተ ሰብ ኩኑ በዚ ጥብቆ kzread.info/dron/58HB_KL1ZPoo9nbH_59ubQ.htmljoin

  • @mercytes9397
    @mercytes939718 күн бұрын

    It graet as always keepbit up Teacher Fili❤❤❤

  • @kibromgebrehiwet2262
    @kibromgebrehiwet226211 күн бұрын

    You are smart man keep it up

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl18 күн бұрын

    Intrusive thoughts next please and thank you! And how to manage them.

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra18 күн бұрын

  • @lisacobalt8174
    @lisacobalt817419 күн бұрын

    Thanks Fili scientific analysis.you are a great 👍 teacher.

  • @Huruy-hm4ht
    @Huruy-hm4ht19 күн бұрын

    thank u fili hawey

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago268218 күн бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @adiamiseyas1889
    @adiamiseyas188918 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @michaelyahannes6269
    @michaelyahannes626918 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @meba6610
    @meba661018 күн бұрын

    Thanks fili

  • @user-nh2on8hq1w
    @user-nh2on8hq1w19 күн бұрын

    Thanks more Fili slety qexaly tgebro teqami kemauwn mehari filtet zekafelkana qexlo.

  • @tesfit2518
    @tesfit251818 күн бұрын

    የቀነልን ፍል ሓወይ እት ሓሳብ ምምጻእ ዝኣብና ዘሎ ✍🏽

  • @wedizayle7841
    @wedizayle784119 күн бұрын

    Thanks fili 🙏

  • @abelteafalem5063
    @abelteafalem506314 күн бұрын

    Fili bro blux temhri

  • @WarsayGebreyesus
    @WarsayGebreyesus17 күн бұрын

    Wwwwwww fil belaxa sab qaxlo kamze aynayt tamhart

  • @halenamotivation5065
    @halenamotivation506518 күн бұрын

    ጽብቅ ሓሳባት ክብር ሓው። ሕቶ ኣላትኒ ? ኣብ ምንባር ናይ ሂወት፡ ንምንባርካ ወሳኒ ነገር ምስ ትጋገ'ሞ ፡ክትእርሞ ዘይትክእል ዓቢ ጌጋ ምስ ዝከውን፡ ንክትቅበሎ ናይ ታርክን ተዘክሮ በሰላ ኣሎዎ፡ንከይትሃድመሉን ከይትክሕዶን እውን ድማ ርኡይ ዕንወት ሳዕቤናቱ ዝገደደ እዩ።እዚ ናይ ሂወት ጌጋ ከም Sample እብ ትምህርቲ ፡ማህበራዊ ሂወት ፡ቁጠባ፡ ጥዕና ፡ሓዳር ፡ዕርክነት ወዘተ ... ክከውን ይክእል እዩ ።ሰለ፡ዚ ብመሰርት እብ ላዕሊ ዝገለጽኩልካ ክውንንት ኣገማጊምካ፡ወዲ ሰብ ዳግማይ ብዘይ ስቃይ ዕዉት ሂወት ንክነብር ይክእልዶ?(ክምስሎዶ ወይስ ክነብር ይክእል ) እንታይ ክገብር ኣሎው? ብእንታይ መልሲ ኣሎካ? ኣቀድመ የምስግነካ❤

  • @filmonpsycho11

    @filmonpsycho11

    18 күн бұрын

    እታ መልሲ እወ እያ። ክንዲ ዝኾነ ወሳኒ ይኹን ኣብ ህሉፍ ዝገብርካዮ ተግባር ምስ ዝቕጽል ህይወትካ ዘይቀተቀራርቦ እውን ትኽእል ኢኻ። እዚ ማለት እቲ ናትካ ኣድህቦ ካልእ እንተደኣ ኮይኑ ምስቲ ካብ ሕሉፍ ዝነበረ ሓሳብ ኣይራኸብን እሞ ምስ ግዜ ከኣ እናላሕልሐ እቲ ተዘክሮ ይሃስስ። ርእስና ነቲ ዝመረጽናዮ እዩ ዘዘክረና። ኩሉ ናይ ሕሉፍ ኣይንዝክሮን ኢና እንቶ እቲ ከም ኣገዳሲ ገይርና ዝሰኣልናዮ ግን ብልክዕ ይደጋገመና። ብኸምይ ካብ ሕማቕ ተዘክሮታት ሕሉፍ ንድሕን ንዝብል 1. ነቲ ተዘክሮ ንሱ ዘለዓዕሉ ነጥብታት ምግዳፍ ወይ ካብኡ ምርሓቕ ንኣብነት ሓደ ሰብ ክትርኢ ከለኻ ሕማቕ ተዘክሮ ይመጸልካ እንተሎ ካብቲ ሰብ፣ ከባቢ ርሓቕ 2. ኣተሓሳስብኣዊ ለውጢ እዚ ማለት ኣብ ርእስኻ እትተኽሎ ሓዱሽ ሓሳብ ማለት'ዩ። ንኣብነት ቅድሚ ገለ እዋን ጸገማት ዘምጸኣልካ ሓሳብ ተረዲእካ ካልእ ዝተፈልየ ንሓዱሽ ዕላማ ዘተባብዕ ሓሳብ ምሕሳብ 3. ብዛዕባ እቲ ነገር ኣርቒቕካ ምሕሳብ እቲ ከም ሓደ ዓቢ ጌጋ እትሓስቦ ደጊምካ ርኣዮ ፣ ኣዝዩ ዓቢ ጌጋ ከምቲ ዝገመትካዮ 'ውን ኣይኮነን ብውሕዱ ህይወትካ ኣይወሰደን ትሓስበሉ እኳ ኣለኻ፣ ዝያዳ ምርድኡ እቲ ዝበለጸ እዩ ካብ ካብኡ ክትሃድም ምድላይ። ካልኦት ሰባት ካብኡ ዝዓብን ዝኸፈአን ጌጋ ዝገበሩን ብሰላም ዝነብሩን ከም ዘለዉ ምዝካር። 4. ብዛዕባ ሕጂ ምግዳስ ዝያዳ ኣብቲ ናይ ሕጂ ነገርካ ክትደስ ከለኻ ነቲ ዝሓለፈ እትዝክረሉ ግዜ'ውን ኣይህልወካን እሞ፣ ምስ ግዜ እናረሳዕካዮ ትኸይድ ምኽንያቱ ሓደሽቲ ሰባትን ዕድላትን ስለ እትረክብ። ብስራሕ፣ ስፖርት ወዘተ ቀጻሊ ትሑዝ ምዃን። 5. ኣብቲ ዘሐጉሰካ ምግዳስ። ሓሳብት ማዕበላት እዮም እቲ ዝበዝሐ ይሕይል። ስለዚ ነቲ ሕማቕ ተዘክሮ ብጽቡቕ ተዘክሮ ምስ እትዕብልሎ፣ ምስ ግዜ ህላውነቱ እናነኣሰ ይኸይድ።

  • @halenamotivation5065

    @halenamotivation5065

    18 күн бұрын

    @@filmonpsycho11 ደጊመ ሰለ ስሉጥ ጽፍፍን ሰፌሕ ዓሚቅ ሓጋዚ ግብረመልሲካ የመስገን። ኩሉ እቲ እትምህሮን፡ተስተምህሮ ድማ ብልክዕ ኣብ ሂወትካ ከም እትነብሮን ፡ትነብሮ ከም ዘሎካን ካብ ምቅሉልን፡ ዓሚቁን ዘይተበልለ ድንግል ፍልስፍናዊ ፍልጠትካ ክረዳእ ኣይጸገምንን።ነቲ ሕቶይ መስረት ጌርካ ዘቅመጥካዮ መፍትሒ ሓሳበት ድማ ብልበይ ኣድኒቀዮ ተቀብለዮ ድማ ኣሎኩ ፡ንውጺኢቱ ድማ ከም ዓውደ ስፖርት ነዘን ዝጠቀስካዮ 5 ሓያሊ ሓሳብት ደጋጊምካ ብቀጻሊ ብምዝውታር ዳግማይ ኣብ ናይ ምንባር ሂወት ፡ዕውት ሰብ ምኮን ከምዝካል ኣሚነ ኣሎኩ ።ንስካ ንዓይ ህያው ፋላስፋ ናይ ሂወት ኢካ። i have never ever seen like u Smart young critical thinker. U r z only philosopher of life ,living everywhere in our language.GBU Lovely Bro ዘመንካ ይባረክ ክብር ሓው ብልቢ የቀንየለይ

  • @filmonpsycho11

    @filmonpsycho11

    18 күн бұрын

    Thank you so much, I hope that would be helpful. Remember! Whatever the problem we face in life we are much bigger and stupendously strong than that. And every problem has a gift inside it which surprises life for the best. It’s all how u see it, the lens you are using to understand it.

  • @halenamotivation5065

    @halenamotivation5065

    18 күн бұрын

    @@filmonpsycho11 yes ,Absolutely you are right thanks so much ❤️

  • @Henok.M
    @Henok.M18 күн бұрын

    ሰባት'ሲ ሓሳባት ኢና ማለት እኮ እዩ። ኣነ ምስዚ ሰብ እዚ ክቀራረብ መሪጸ ኣለኹ ምኽንያቱ፡ ሓሳባቱ ለባማት ዝፈትዎም ስለዝኾንኩ። ኣነ ካብዚ ሰብ እዚ ክርሕቕ መሪጸ ኣለኹ ፡ ምኽንያቱ ሓሳባቱ ስለዘይፈትዎም። ክንብል'ሲ ኣገዳሲ እዩ ማለት እኮ እዩ። ብዛዕባ'ዚ ይሓስብ ኔረሲ ኣብ ርእሰይ ዝነበሩ ሕቶታት ብገለ መጺኻ ምልስ ምልስ ኣቢልካዮ በሊሐይ። እቶም መልስታት እውን የዕጊቦሙኒ ኣለዉ። ምናልባት ግን ድሕሪ ገለ ግዜ እቶም ሓሳባት ክሞቱ እዮም ማለት እኮ እዩ፣ ሓሳባት እውን ዕምሪ ካብ ሃለዎም ድኣ። ኣብ ግምት ኣእትየዮ ዘለኹ ነገር እዩ፡ ስለዚ ከም መወዳእታ መልሲ ኣይክወስዶምን እየ 😁። ብዓል ፊሊ ሒዞሞ ዘለዉ ሓሳባት ግን ኣብ ጫፍ ናይዚ ግዜ'ዚ ብወዲ-ሰብ ተበጺሑ ዘሎ ንቕሓት ዘለዉ ተኾይኖም ነዊሕ ዕድመ ዘለዎም ክኾኑ እዮም ማለት እኮ እዩ። ማለት ብፍልስፍናዊን ብሳይንሳውን ዓይኒ። ስምዒታትና ሓቅኻ ኢኻ ሓቂ እዮም ዝነግሩና፡ ብርግጽ ገለ ስምዒታት ገዲፍካ። ከም በዓል ክውንነት ክሪኢ ዘይክእል ፍርሒ። ብዝኾነ ሎምዓንቲ ጽቡቕ ኣሳዕሲዕካ'ኒ ኣለኻ ፡ክራርካን ድምጽኻን መሰጥቲ እዮም። ኣብ ዝቕጽል ከኣ ካብዚ ብዝሓየለ። ኣእምሮ ናይ ወዲ-ሰብ ግን ካን ድዩ መወከሲ ወይ ትምህርቲ ክደሊ ሓሳባዊ ንጥፈታት ከካይድ እንተኾይኑ፧ በቃ ብዘይ ፍልጠት ወላሓንቲ ክገብር ኣይክእልን እዩ፧

  • @filmonpsycho11

    @filmonpsycho11

    18 күн бұрын

    Impressive explanation Henoka, life can also exist without thought as animals do, but thoughts make it better or worse too. So thinking is a luxury which is meant to bestow our lives. Therefore to get the benefit of it we need to acquire data’s which can make them sharp.

  • @Henok.M

    @Henok.M

    18 күн бұрын

    @@filmonpsycho11 Ah! That's why.

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSalt9 күн бұрын

    ቀውስ ውሻ ተደፋ

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl18 күн бұрын