ትሕሽ ኣብ መርዓ 👰🙍 || ጓለይ ንወዲ ጎረቤተይ ኣሞርዕየያ 💍💐 ኢሎም ||

Ойын-сауық

#tigraynews #kidan #tigrignadrama #tigrayan_shorts #tigrignacomedy #comedy #dwnews #ትግራይ_ቲቪ #tmh #tigrigna_music #ትሕሽ#eritreanbestguayla #eritreanmusic #eritrea #tigrigna_music #tigrignacomedy #ትግራይ_ቲቪ #ትግራይ#howtocook#howto #howtomake

Пікірлер: 550

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray6 ай бұрын

    ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም ናይ ተሐሽ ፈተውቲ ንአይ ሓፍትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤🎉

  • @ggcf1371

    @ggcf1371

    6 ай бұрын

    ገርናልኪ❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ጋል ዓደይ❤

  • @Selugaltigray

    @Selugaltigray

    6 ай бұрын

    @@ggcf1371 እሺኒ ዛእምበይተይ🙏

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ​@@ggcf1371ንዓይ እዉን ህያበይ

  • @ssll7812
    @ssll78126 ай бұрын

    ኣሰይይ ደስ ክብል ዓድካ ጥዑም 😢ሙሉእ ብርሃን ይግበረሎም ንተመራዓውቲ❤❤❤❤❤

  • @sabalegese762

    @sabalegese762

    5 ай бұрын

    ረሑሰ ጋማ ደቂ ትግራይ ዉራይ ኣብ ዓድካ ምሰ ህዝብካ❤❤❤❤🎉

  • @kidantube11
    @kidantube116 ай бұрын

    ክቡራት ተመልከተይ ንዝሓተትኩምኒ ኩሉ መልሲ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ ንበሩለይ🙏🙏🙏❤

  • @abebechimbae7252

    @abebechimbae7252

    5 ай бұрын

    ርሑሰ ጋማ አነሰ ናትኪ አድናቅት አዬ ግን ፔጅኪ ሉማዕልቲ አዬ ረኽበዬ ልምንታይ ለይፍልጥክዬ?ሐፍትኺ ካብ ጓል ትግራይ አዬ ነባሪት ።።።

  • @fanueldori9718
    @fanueldori97186 ай бұрын

    ቡሩክ መርዓ ኣብ ደቅኩም የርእየና ,ሰላም ሃገር ትግራይና ሒዝኩም ትመጹ ይግበሮ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ጎል ዓደይ❤🎉

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf92636 ай бұрын

    ኣሰይ ደስ ብሃሊ ባህሊ ወለድና ኣብዚ ርኢና መርዓት ተሓዚላ ክትሻገር ከላ ርሑስ ጋማ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይመልሰልኺ ፈጣሪ ❤️🙏🥰🥰🥰

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1826 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይበረልኩም ተመርዓዉቲ ክንደይ ደስስስስ ይብል እቲ ባሃሊ ዓድና ንዓና እውን ስደትና የሕፅረልና ❤ሎምስ ናፍቅና እኮ😢😢

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x6 ай бұрын

    _ደስ ክብሉ❤ንሕናኸ መዓዝ እዩ ስደትና ልሓጽረልና ከም ሰብና ንኾነሉ😔_

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራብይ በልለይ ማዓረይ💞

  • @user-qn4rm3ue7x

    @user-qn4rm3ue7x

    6 ай бұрын

    @@Askaltube ገይረልኺ ወለላይ❤

  • @user-on3hd8un5d

    @user-on3hd8un5d

    6 ай бұрын

    ኣታ ኣጆና እንዶ ሓቦ ንግበር ❤

  • @freselamblack

    @freselamblack

    5 ай бұрын

    Maryamn meriruna hezs Efff

  • @user-sf1pd5nm8p
    @user-sf1pd5nm8p6 ай бұрын

    እሰይ ደስ ክትብሉታ ትሓሸይ አነስ ከፍትወኪይ ማዓት ካብ ሰደት ምስ ተመለስኹ ክረኽበኪይ እየ ትሐሸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም 🙏🥰🥰🥰🥰

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @militenegasi172

    @militenegasi172

    5 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበልኹም እንተ ንወልዲ ግን ነቀፈታ አሎኒ ጎረቤትካ ምረይ ጽቡቅ እዩ ህዝቢ ብጥሜት እናረገፈ ገፋሕፋሕ እንታይ አምጾኦ ካልአይ ከአ ኪዳን ከም ናይ ሚድያ ነጣፊት አብነት ክትኮኒ እዩ ዝግበኪ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen97406 ай бұрын

    ከጥዕመልክን ከዳነይ ምስ ጋልኪ ሽኮራት ❤️🥰ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤️🙏

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

  • @user-bu3fp8ho3c
    @user-bu3fp8ho3c6 ай бұрын

    ቃኒኣ😢😢 ኣየ ስደት ዕደመና በሊዕካና

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi6 ай бұрын

    ንብዛሕ ንባዛሕ🎉🎉🎉 ባይ በሓቂ ከምዚ ገርካ ሕፅር ምጥን ዝበለ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ክመሃር አለዎ❤🎉 ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ትሓሸይ🤩🤩 በቃ ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልኪ🤩🤩

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h5 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ🎉❤ ናዓኹም የምስለና ኣብስደት ዘለና ውን😊

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32296 ай бұрын

    ዋውው ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እንዳበልና ❤❤❤❤❤❤❤❤ትሕሸይይይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይበልና ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh19236 ай бұрын

    ተመስገን አምላክ ትግራይ ዓደይ 😢

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku62466 ай бұрын

    ጸላእየይ ቁርጺ ይኩን እዋይይ ባሕሊ ዓጋመ ዓደይይይ ክጥዕም ጥሕሎ ምስ እንጀራኡ እቱ መዓርጊ ክጽብቅ ❤❤❤

  • @shashutsegy3170

    @shashutsegy3170

    6 ай бұрын

    ኩሉ ፅቡቅ እዩ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

  • @user-zn5zh3bc2i

    @user-zn5zh3bc2i

    6 ай бұрын

    ኩሉ በቢ ዓዱ ጽቡቅ አዩ ዝሓፍተይ ጥሕሎ ጥዑም አንጀራ ጥዑም ግን ካብ ልምዲ አዩ ማንም ማዓልቲ ወይ ጋሻ ክምጽአ ከሎ ንጥቆሞ ኢና ጥሕሎ ዉን ከምዚ ንጉዳይ ግን መብዛሕትኡ ከባቢ አንጀራ አዩ ዝጥቀም አንበይ ኩሉ ናይ ትግራይና አዩ 🥰ጥራሕ ሓንቲ ዝሓደሽትኒ በጊዕ ኣብ ኣፍደገ ሓርድካ. መርዓት ሓዝልካ ምዝላል አያ አዚኣ ሪኣያ ኣይፈልጥን

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @lemlemkasahun5883
    @lemlemkasahun58836 ай бұрын

    የትግራይ ድምቀት ነሽ ትህሽ ❤❤ማር ❤ አንቺ ያለሽበት ሁሉ ይደምቃል ❤❤❤ሺ አመት ኑሪልን

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr61366 ай бұрын

    መርዓ አብርሃም ን ሳራን ይግበረሎም እንኳዕ ብርሃን ርአኺ ትሕሸይ ፈረይትን ፀገይትን ይኹኖ 💐💐💐

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p6 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ቁረብትን ሰገድትን ፈረይትን ፀገይትን ይግበሮም እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ፃዕዳ❤❤❤❤ ተሐሽ እባ ኣበይ ከባቢ ድዩ ዓድኪ ኣነስ ናብ ዓጋመ ኣከባቢ ይመስለኒ ነይሩ ተን ኣንሽቲ ግን እንዳርታ እየን ዝመስላ❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c6 ай бұрын

    ኣሰይይይ እንዃዓ ኣሕጎሰኪ ትሕሸይ ሓላለ ንጓልኺ ዶሞ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎሞ❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-ex6ly3ld6x
    @user-ex6ly3ld6x6 ай бұрын

    ራህዊተይ ሽኮር አሜን እንካዕ አሕቢሩ አብፅሐና ናብ ብዓል መርዓ😂😂😂😂አቱም ተመራዓውቲ ለ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም❤❤❤

  • @user-dj5ll7do8r

    @user-dj5ll7do8r

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @rahwahagos3060

    @rahwahagos3060

    6 ай бұрын

    ቃና ዘገሊላ እዩ ኔሩ 😂😂😂

  • @user-ex6ly3ld6x

    @user-ex6ly3ld6x

    6 ай бұрын

    @@rahwahagos3060 ቃና ዘ መዝንግዕ ንዓናደሞ😂😂

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በተለይ ማዓረይ💞

  • @user-ex6ly3ld6x

    @user-ex6ly3ld6x

    6 ай бұрын

    @lovefamillymedia3919 እሽኒ በፂሕኩም ይኮን ተስፋ ይገብረ

  • @kalu546
    @kalu5466 ай бұрын

    መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበረልኹም ሰይ ባህሊ እንደርታና ጨለ በጊዕኻ ጎሚድኻ ዘለል😊😊🎉🎉🎉

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf5 ай бұрын

    አሰይይይ አዲቲትና ፁሩያት ንስካትክንደ መተበደልክን ሙሉእ ሰላምክን ይምለሰልክን ፈጣሪ❤❤❤❤መሩዑት እውን ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉❤❤

  • @user-ne8kx8mf9c
    @user-ne8kx8mf9c6 ай бұрын

    እንኳዕ ብርሃን ረአኪ ተሐሸይ ንጓልኪ ዶሞ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ውልዶም የሪኢኪ🥀🥰 ካልኣይ ክፋል ስደድልና ...

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞💞

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @saramm8772
    @saramm87726 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ሙቁራት❤❤❤

  • @TYt-oo1dn
    @TYt-oo1dn6 ай бұрын

    እሰይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣር ደስ ክብሉ ሞቃርብትን መሳግድትን ይግበረኹም ፈጣር❤❤😊

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm6 ай бұрын

    እንኮዕ ደሰ በለኪ ተሓሸይ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን የግበሮለኩም🙏🥰

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርኒ ዝያዳይ❤🎉

  • @t.g824
    @t.g8246 ай бұрын

    ትሐሸይ ምቅርቲ ማራድየ ዝፈትወኪ ግን ፅሑፍ ሪኤ ፀሊኤኪ ነይረ ብሓቂ ጋልኪ ዝተመርዓወት መሲሉኒ ማራ በሺቀ ነይረ ማለት መርዓ ፅቡቅ እንድዩ ግን ምስቲ ቆልዓ ምኳና መጀመርታ ትምህርታ ወዲኣ ኣፍቲ ዝደለየቶ ደረጃ ክትበፅሕ ኣለዋ❤እና ንዝተመርዓዉትለ ርሑስ ጋማ ይኩነሎም❤🎉🎉

  • @kidantube11

    @kidantube11

    6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @ghergishumengistu8529
    @ghergishumengistu85296 ай бұрын

    Tehshey እንካን ደስ በልኪ ዋውውውውውውው ደስ ዘብል። ኣድናቒ ትኪ ካብ ኤርትራ❤❤❤❤❤❤

  • @rfhhffh4334
    @rfhhffh43345 ай бұрын

    አሰይ ደስክብል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id6 ай бұрын

    አቱም ንራህዋ እንቋዕ ደስ በለኪ ትብሉ ፈለማ ረኤይዎ😅 ርሑስ ጋማ ይኩነሎም

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @yashikonju8805
    @yashikonju88056 ай бұрын

    አብየት እት ገዛኦም ክርሕቅ እዝ ኹሉ ዓቀበት ቁልቁለት ማአዝ በፀሐሞ 😂😂😂😂ሩሑስ ጋማ ከምዝ እዩ እበይ መርዓ ወድ መረባኻ ጓል መረባኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @user-ox7me9gu9e
    @user-ox7me9gu9e6 ай бұрын

    😂እንኳዕ ብረሃን ረእኪ ራህው😂 ፅባቅ ፕረክ😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ruu9052
    @ruu90526 ай бұрын

    እንኳዕ ደሰ በለኪ ተሐሸይ ሓላል ሰብ ርሑሰ ጋማ ይግበረሎም💞🙏

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-zn5zh3bc2i
    @user-zn5zh3bc2i6 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም አንካዕ ደስ በለኪ ተሕሽይ 🥰

  • @yonassoquar9186
    @yonassoquar91865 ай бұрын

    Congrats Tihish We Love You. Enjoy the event!!!!!!!

  • @YcXt-d3g
    @YcXt-d3g2 күн бұрын

    ዋይ ራህዋ መስልኒ ነሩ❤❤❤❤❤

  • @asmelashhadgu5845
    @asmelashhadgu58455 ай бұрын

    እንካዕ ደስ በለኪ ክቡር ባህሊ ጌርኪ ምምርዓውኪ ልዕሊ ኩሉ ደስ ኢሉኒ

  • @user-vt8mj4wp1j
    @user-vt8mj4wp1j6 ай бұрын

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ መርዓ ኣብሪሃ ሳሪ ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @user-yg9gz6pe5i
    @user-yg9gz6pe5i6 ай бұрын

    መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኩኑ🙏❤❤❤ኪዱዋይ ዝፈትወኪ ናደቅኺለ ከሙኡ ጌሩ ብርሃን የርኢኺ🙏❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ 🌿💞

  • @sratasrata5383
    @sratasrata53835 ай бұрын

    እንኳዕብርሃን ረአኺ ትሕሸይይይ ኣሰይይይይ ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልልልልል

  • @kal5888
    @kal58885 ай бұрын

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እሰይ ደቂ ዓደይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e6 ай бұрын

    ትሐሸይ እንካዕ ደስ በለስ ምቅርቲ ፍጥረት ጋልኪ እውን እንካዕ ብርሃን ረእየት ❤❤❤

  • @user-cj3qk2mb6j
    @user-cj3qk2mb6j6 ай бұрын

    ኣሰይይይ ኣዶስ ትትሓጎስ ድኣ ሓዳር አብርሃም ልባረኸ ይባርኸልኹም

  • @user-nr5sl1jb7u
    @user-nr5sl1jb7u6 ай бұрын

    ከምዚ እዩ ዓድና ኩሉ ጊዜ ጥሪ ኣነስ ብሓደ ገፅ ሓዘን ኣለኒ ምሓዙተይ ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ ወዲአ ብሰንኪ ኩናት ይፈርሕ እውን ቃንኣት ሓዊ ከይእጉድልና ሰላምና ቃልጢፉ እዩ ልምለስሎ እሞ ከይቃንኡ ለለ😢 እና ርሑስ ጋማ

  • @user-cc3gy3um8g
    @user-cc3gy3um8g6 ай бұрын

    መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረሎም ኣርእስቲ ሪአ ናይ ብሓቂ ጓልኪ መሲሉኒ ነይሩ ትሕሸይ❤❤❤❤❤

  • @solomontessema9176
    @solomontessema91765 ай бұрын

    Beautiful couple beautiful wedding beautiful people congratulations

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e6 ай бұрын

    ተመሰገን ኣምላከ እንኮዓ ብርሃን ኣርእየኪ ኣምላከ ትሕሸይ❤❤❤❤

  • @haneber7369
    @haneber73696 ай бұрын

    Happy Wedding!!!💞💞💞💞💞

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab32816 ай бұрын

    ትሕሸይ ሽኮር ❤❤❤ እንቃዕ ሓጎሰኪ ርሑስ ጋማ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak57306 ай бұрын

    ነዞም መርዑት ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም ብዝኾነ ሓንቲ ነገር ግና ደስ ዘይትብል ሪኤ ኣለኹ በጊዕ ሓሪድካስ ምስጋር እንታይ ማለትዩ ደም ክተሳግርዎም እሞ ካህን ባዕሎም አረ በጃኹም ኣምልኾ ድያብሎስ ባዕልና ኣይነእቱ ክንዲ ኣዴታትሲ ማይ ደግሚ ሒዘን ዕምባባ ሒዘን ይነጽጋሎም እምበር ደም ተሳግሩዎም ብጣዕሚ ክውገድ ዘለዎ ባህሊ እዩ

  • @hthf454
    @hthf4546 ай бұрын

    እንኮዕ ደሰ በለኪ ትሕሸይ ፅሪቲ❤😊

  • @user-iq1xu6hr1n
    @user-iq1xu6hr1n6 ай бұрын

    አነ ዉን ተሕሽ ኢዪ ስምይ🙏🙏❤❤

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij1996 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍ ደስ ክብል ማኣዝ ኢና ዓድና ንምለሶ❤❤❤😊

  • @user-eb2rf2nd4k
    @user-eb2rf2nd4k6 ай бұрын

    እሰይ ደስ ክብሉ ዓድኻ ጥዑም❤ኣየ ስደት ሕሱም😢ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ንተመረዓውቲ❤❤❤

  • @user-cv1em2cv1y

    @user-cv1em2cv1y

    5 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mayqpK1tdtGuabw.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @user-nu6yj9dm8o
    @user-nu6yj9dm8o6 ай бұрын

    I love tigray culture 🎉

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3n6 ай бұрын

    ብሩክ መርዓ አብ ውልድኩም የርእየና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @snoreta
    @snoreta6 ай бұрын

    ትሐሸይ ኣደዋይ መስልኺ ትረአይለኺኒ ኣደዋይ ትጨዋትት እያ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ufig6973
    @ufig69736 ай бұрын

    ተሐሸይ ማዓረይ ካብ ሰደት ምስ ተመለስኩ ክረክበኪ ብኣካል ተስፋ ኣለኒ ❤❤❤ብጣዕሚ እየ ፍትውትውውውውው ዘብለኪ ማሚተይ❤😘

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🌿💞

  • @Askaltube
    @Askaltube6 ай бұрын

    ቶሖሸይ እንኳዓ ደስ በለኪ❤❤❤

  • @henislmahri1423
    @henislmahri14236 ай бұрын

    እንኳዕ ደሰ በለኪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u6 ай бұрын

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤️❤️❤️

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-jw2ss8dz9u

    @user-jw2ss8dz9u

    6 ай бұрын

    ገይረልኪ ማዕረይ❤

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt6 ай бұрын

    ሩሓሰ ጋማ ይግብርልኩም ❤❤❤❤

  • @ssafua8682
    @ssafua86826 ай бұрын

    እንካ ደስ በለኪ ትሐሸይ❤❤❤😂

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z6 ай бұрын

    እንኳዕ ደስስስ በለክ ተሐሸይ መልካም ሓዳር ይግበረሎም ❤🎉🎉🎉🎉❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @afrohim2
    @afrohim26 ай бұрын

    So great congratulation❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-pj7ge7dh7w
    @user-pj7ge7dh7w6 ай бұрын

    ትሓሸይ ምቅርቲ ይመችኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ql3rs2ow3o
    @user-ql3rs2ow3o6 ай бұрын

    ሩሑስ ጋማ ይገበረሎም ተሐሸይ ፅብቅተይ❤

  • @MhretTades
    @MhretTades6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ክብል❤❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame6 ай бұрын

    ኤሚ ግን ጥንስቲያ ኔራ መሲሉኒ ብሃቂ ደስ ይብል ተሐሸይ አብደቅኪ አበባ የርእየና❤🎉🎉🎉🎉

  • @demidemi1076
    @demidemi10766 ай бұрын

    አየ ትሕሽ ቀሺ ደዊሎም እንዳባረኹ ፀብሒ ትሠርሒ አብ ጠረቤዛ

  • @selam801
    @selam8015 ай бұрын

    ዙባህልና ደሰ ምባሉ ርሑሰ ጋማ ይግበረልኹም❤😊

  • @rgatrgat7570
    @rgatrgat75706 ай бұрын

    እንኻዕ ደስ በሊ ትሐሸይ ጽብቅቲ ፈረይትን ፀገንትን ይግበርኩም ክቡራት መርዑ❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🌿

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd6 ай бұрын

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-xerehigdef479
    @user-xerehigdef4796 ай бұрын

    Ruhis gama ygberelime nmereawity 😍😍😍😍😍😍😍😍❤galeki deya terhshi 😍😍😍😍😍😍

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam126 ай бұрын

    ትሕሸይ እኳዕ ደስ በለኪ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረሎም ብውላድ ይባረኽ ገዝኦም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዔረይ 💞

  • @user-wg4cm6ok4u
    @user-wg4cm6ok4u6 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ምቅራተይ

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @tibeweldegiorgis-hr4ph
    @tibeweldegiorgis-hr4ph5 ай бұрын

    Tehsheyy marreyy we love you❤❤❤❤

  • @amlkiyhoymechrshaynasemrli79
    @amlkiyhoymechrshaynasemrli795 ай бұрын

    ❤awers tembn adey❤❤❤🎉🎉congra tehshwy

  • @user-jh1uk7je2m
    @user-jh1uk7je2m5 ай бұрын

    ርሕስ ጋማ ተሕሸዋይ❤❤❤❤❤🙏

  • @richochewa1640
    @richochewa16406 ай бұрын

    Congratulatiions ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vx7po2uh2v
    @user-vx7po2uh2v6 ай бұрын

    ተሐሸይ ኣብ ናይ ኣሙ መራዓ ዘይነበርኪ ታይ ኩንኪ 🥺 ሶ እንኳዕ ደስ በለኪ ዛንበተይ ምዕራግቲ ከም ኣደታታ

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @mimochahin1335
    @mimochahin13356 ай бұрын

    😂😂😂እልልልልልልል❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm6 ай бұрын

    ዋውውውውውው ደስስስ ክብል ኣብኡ ላውኡ መርዓ💝💝💝💝🌹🌹🌹ፍቅርኹም ይብዛሕ🌹

  • @user-zg9hk4oj5l
    @user-zg9hk4oj5l6 ай бұрын

    መርዓ ከይሓሰብዋ ሞቅ ደመቅ ሸብረቅ ኣቢልኩሎም ❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @21youzer
    @21youzer5 ай бұрын

    ካብ ኩሉ ዘፅልአኒ ተምቤን ን ኣምሓርኛ ዝሓዋዉስ ባህልና ኣይተሓዋዉስዎ በይዛኹም።

  • @mariamm8239
    @mariamm82396 ай бұрын

    Enkae des beleki teheshey marey❤❤❤❤

  • @user-qm6ed4nf8z
    @user-qm6ed4nf8z5 ай бұрын

    ኣሰይይይ ርሑስ ጋማ❤❤❤❤

  • @axhc745
    @axhc7456 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤🎉🎉❤

  • @user-hf6ww8em8l
    @user-hf6ww8em8l6 ай бұрын

    ርሕስ ጋማ ይግበረልክም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rroshan6975
    @rroshan69756 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @user-hj4nl4yy4h
    @user-hj4nl4yy4h6 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ተሐሸይ ፅሪቲ❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @user-lb3or2tb5b
    @user-lb3or2tb5b6 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤

  • @fikergenet
    @fikergenet5 ай бұрын

    Congratulations 🎉🎉🎉

  • @user-nu6yj9dm8o
    @user-nu6yj9dm8o6 ай бұрын

    Wow betame des behale 🎉🎉

  • @ShvxubJnvduhdj
    @ShvxubJnvduhdj6 ай бұрын

    እንኳዕ ደሰሰሰሰሰ በለክ ትሐሸይ ረሑሰ ጋማ ይግበረሎም🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @user-wf7ex7qt4h
    @user-wf7ex7qt4h5 ай бұрын

    Enkae.des.beleki.gena.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉💫👌👍💪

  • @user-gr4mu7df2p
    @user-gr4mu7df2p6 ай бұрын

    እንካዕ ደስ በለኪ ትሕሸይ ❤❤❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n6 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @mulurom3315
    @mulurom33156 ай бұрын

    እንዃዕ ደሰ በለኪ ትሐሽይ ሓላል ርሑስ ጋማ ❤❤❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @user-jd4wy9xl8d
    @user-jd4wy9xl8d6 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኪ ማማዋይ ተሖሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    6 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

Келесі