🔥 ተጋሩ ን ኤርትራ ህዝብን መንግስትን ኣብ ዝሓለፉ ናይ መለስ ስልጣን ግዜ በዲልናዮም ኢሉ / j studio ን ሓደ ወዲ 10 ኣዋልድ ይብለና ኣሎ
Комедия
1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#eritrea #eritrean #eritreanmusic
ሙሉእ ትሕስቶ ኣብ ብራከ ሸዉ በታ ትስዕብ ምርኣይ ይከኣልዩ
/ @brakhe_show
Пікірлер: 166
ተጋሩ ኤርትርን ንለበም ይኣክለና ሕነ ክንፈዳደ ደቂ ትግሪኛ ተዛረብቲ ክንዎዳእ ኢና ሳማልያ ናይ 🇪🇹 ሳማልያ ናይ 🇸🇴 ፍቅሪ ዮም ኣፋር ከምኡ ጋምቢላ ምስ ደቡብ ሱዳን ንሕናስ ንምንታይ ንበኣስ እቶም ኣብ 🇪🇹 ዘለኩም ንኣና ሓልዉና ንሕና ከኣ ከምኡ ንቀየር
@awaken1701
Ай бұрын
እቶም ዝበልክዮም ሕዛብ ብቌንቌ ዘይኮነ ብዘርኢ ሓደ እዮም:: ብሄረ ትግርኛ ናይ ኤርትራን ተጋሩ ናይ ኢትዮጵያን ሓደ ህዝቢ ኣይኮናን:: ቋንቋ ግን የራኽበናዮ:: ኣመጻጽኣን: ኣቋውማን ናይቶም ኣህዛብ ኣጽንዕዮ:: ሰላም ግን ግዴታዩ:: ንኹልና ካልእ ኣማራጺ የብልናን:: ዓለም ለኻዊ ሕጊ ኣኽቢርና ክንከይድ ኣለና:: ኤርትራ ኣብ ግዞኣታያ ዘላ:: ተጋሩ ነቲ ናይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ብግቡእ ኣንብብዎ::
@saron-si5ym
Ай бұрын
Tegaru wela betom kebelatat nay hagerna abatom heneom kem zefedeyu kengeber alena nesom eyom wen meat hexanat haredom Genocide fexemom atom 111 bealen adetat Tigray mesekeren eyen
ብሩካት ነዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትርዊያን ቅድሚ 23 ዘጋጠመ ብዙሕ ነገራት ኣሎ ኣነ ዝፈልጦ ኣብ ስድራቤትና ዝትፈጸመ፡ ኣብዚ ሕጂ ድማ ኣብ ተጋሩ፡ ኣምሓሩ፥ ዓፋር ይድገም ኣሎ ወላ እኳ ደረጅኡ ይፈላለ ይኩን። ካብዚ ክንምህሮ ዘልና ፖለቲካውያንን ንስልጣኖም ክብሉ ብስምና ጽልኢ ይፈጥሩልና ኣለዉ። ንንቃሕ ይኣክል ንበሎም ሓቢርና ኩልና ኣብ ጊዜና ተበዳዲልና ኢና። ንዓረር ኣይተፈጠርናን ሰላም ይግባኣና ኢዩ ❤❤❤
I am eritrean but.Medebkum kexilwo filuyat ekum neti haki seAbwo.wish you the Best
ንምኽሪ ዝኣክል ግን ጆሲ ዝብሃል ናይ ዓለም ሓሳውን ጸረ ሰላምን ፍቕርን ህዝብታት ስለዝኾነ እንተዘየቕረብክምዎ ዝሓሸ እዩ
@user-wq2rn8ik2n
Ай бұрын
መን ደኣ ይብሉኻ ንስኻ ከ 😂
የሴፍ ኣታ ኩርሙይ ምርኣዩ ጸገም መልጎም ናይ ካቦት
@azebweldu7852
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 ሞይተ
ERITREA KING YOU 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
Sile ézi hine mifidayu menidelay agenae agenae ❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤menidelay yiminizie enibér ayebesabisin åÿsérikin eyu ❤🎉❤🎉❤
ተጋሩ ኤርትርን ንለበም ይኣክለና ሕነ ክንፈዳደ ደቂ ትግሪኛ ተዛረብቲ ክንዎዳእ ኢና ሳማልያ ናይ 🇪🇹 ሳማልያ ናይ 🇸🇴 ፍቅሪ ዮም ኣፋር ከምኡ ጋምቢላ ምስ ደቡብ ሱዳን ንሕናስ ንምንታይ ንበኣስ እቶም ኣብ 🇪🇹 ዘለኩም ንኣና ሓልዉና ንሕና ከኣ ከምኡ ንቀየር
Iwayyyyy Anes Kifetwekum selam deleytin zemertin ikum edmen tienan yihabkum ❤❤❤
Mukurat xbukat dergi sni ❤❤❤
ኬፍ ኣለኩም ኣምላኽ ይባርኹም 🌹
አዚ ሐሳዊ ናይ ደርሆ ዶክተር ዘሎዎ💪🐪💪🐪💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪💪💪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
You both need to check the maps and the decision of the EEBC commission. ኣንብቡ ንቅሑ:: ብዘይእኹል ፍልጠት ህዝብታት ኣይተባእሱ
ገና ተጋሩ እቲ ሐኪ ገዲፉኩም ሐሳት እንትተዘረብኩም እቲ ሐኪ ገና በብሐደ ክወጸእ እዩ።
@Lima-mj6ie
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 እወ ዶ እባኣርስ ሓቂ ፍልጥኩሞ
@Hadera-od7jn
Ай бұрын
Gimtil iyu ziridaka! Hagaz telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray silezikhonka iyu! Dikala gonder teref shinti dergi selemun dejezmach abraha kasa 😂😂😂😂
@user-on3fy4ik2y
Ай бұрын
አበይ ትፈልጦ ሓቂ ሙሽሙሽ ለኽባጥ ሸያጢ ኩሊት የሕዋቱ ኪድ እቶም አብ ትሕቲ ጉድጓድ ዘስፈርኩሞም የሕዋትኩም አድሕን በላዒ የሕዋቱ
anes nay blebey eye zfetwekm nberley mkurat zemnkum Shake ykun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Bjakum ngruni Dan and beri eza nay robel wisdom gize haba tbel zela ngruni plc abey krekba dkone habreta gdefley plc
1998👁😭💔
@ElzbethElzabeth
Ай бұрын
Gin hzbi zetfeo neger yelen .hzbi tgray selam delay eyu. shigr zelo ab enda weyane eyu
ጽቡቅ መዴብ ኢዩ ቀጹልዎ፡❤❤❤❤
Enjera egzabehr bɛlɛ haqi tezrbka kemaka tegaru yebzhu kelna selam kenrkeb 🙏🙏🙏
ጸብቅ ጌረካ ግሎጾ ብክልቲኦ ወገን ጉደአት ተፈጺሙ ኢዩ ዝበለ ሐቁ ሰብ ሃሊቁ ብክሊቱኦ ወገን ኢዩ ሰለዚ ኤረትራ ጥራይ ክምዝበለት ኢልካ ዘረብስ ዓገብ ኢዩ
Dani & BR des bahalti❤
Btami eye zfetwekom ❤❤❤🎉🎉
ጅርመን የንብረና ትግራይ ሓሲዱና መልስ ብሓጺሩ ደቂ ዘንቢል ኤርትራዊት ንግስቲ ኢያ ናቶም አዴታትኩም ቆዳራት ብልዎም ሓሳዳት
Esikum ❤❤❤❤ Merihaba merihaba xibukat fitiret edimen tienan yihabikum fetari amen ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Higdef Malet Hizbawi Ginbar Ne Democracies fetehin malet Higdef malet Eritrea Shab 🇪🇷 Hizbi Sahibia malet yu Selezi kedem mis Dergi konkum bedelekumuna higi 27 th Amet Bedelekumna America Eropea union kitehegusu Egeda Hizbi Eritrea 🇪🇷 fah Abilekumo jonciced ab Hezbi Eritrea 🇪🇷 fetsemekum fereki Eritrea mis hezbi Ethiopea konkum hezekum amets sereki kulu ayenet fetsemekum wetsekum selezi jonciced kiteblu aytehafrum dekum
ዝፈትዎም ሰብኣይን ሰበይትን ።ናይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኹም
ዳኒ ወደይ ደንቆሮ አይኮነትን መናብርትኻ 🤫 አዛሚት , ዓላ , ብበልሓ ዝተፈጥረት እሾኽ , ወርቂ ሚዛን እያ ። ❤❤❤
ሽኮሪናታት ኣነስ ክፈትወኩም ብጀካ ሰላምን ፍቕርን መዘዘናግዕ ነገር ተዘይኮይኑ ካልእ ከይትዉስኹ ኣምላኽ ፍቕርኹም ይባርኽ
Programkum ደስ ይብል ቀፀልዎ፥፣👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ብትግርኛ ጓል ክበዝሕ ከሎ ኣዋልድ እዩ ዝበሃል ፡ኣርምዋ። ኣጓላት ዝበሃል ትግርኛ የሎን፡፡
❤❤
❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
ጽቢቅ ኣሎኪ ፍሩይ ዓይኒ መንጎልሓጢ ደቂቅ ዓይኒ መጣመቲ እኻእዩ ዝባሃል
❤❤🎉
ኣታ ዳኒ ቤሪ ህግደፍ ዶ ተበዲሉ ዩ ህዝቢ ኤርትራ ዩ ኮ ተበዲሉ ጀይ ስቱድዮ ረሳሕ ከልቢ ኪድ ኣብቲ ዓሌትካ ከምኡ ግበሮ ረሳሕ መጽሓፍ ከኣ ክትቅይር ደንቆሮ ከምዚ ተዘይ ትኸውን ዶ ዕድሜካ ምሉእ ይቃወም የ ክትብል ምኒንን ትብል ኣለካ 20 ዓመት ጌርካ ኣለካ ምኒንን ክትብል ኣድጊ
Iza medebkum bitami fetyeya mknyatu mizanauitn meharitn iya
❤❤❤
🌾🌾🌾🕊💐
I am surprised that Dawit is talking about truth.
❤❤❤❤❤🎉
ክፍርሙ ከለዉ ይፈልጥዎ እዮም፡ ተረፍመረፍ ሕወሓት ካብሕጊ ንምህዳም ዝገብርኦ ዝርለዋ ምስምስ እዩ።
Sebeyteka lomanti ketshekur koyna😍
Woww good ❤❤❤
Kindey eyom nbretom tezrifom ab dob zelewo aditat ezi ezi wedi blkie amxiyo anbesa
Wedi kebede bechbach keamaka ziamselu eyom Tigray ab chigir zetwuwa. Emberke Tigraway diyu
GUDAY HAYMANOT AYKONEN. YORDANOS,SAUD ,UAE MEBTHAHTEN HAGERAT AREB AB GONI ISRAEL ALEWA
ሐቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂ!!!!!
@user-qq7xx5tr6v
Ай бұрын
ከም ጨው ህቀቁ ደቂ ዝንቢል
@user-vy4nw7do6u
Ай бұрын
ስዲ ተሰፋ
@user-qq7xx5tr6v
Ай бұрын
@@user-vy4nw7do6u ህስድና ናባኩም ይዘጥጥ
Emo hakenet etehalika see kida ember kemzey elka mezrab trgum yblun
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
ሰላም የሕዋት ኣነ ተኸታተሊኩም ኢየ sorry ኣፍካ ከም ገለ ትገብሮ ኩሉ ጊዘ ኣብ ቅድሚት ስለ ትመጽእ ኣማሓይሾ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Shaq mishe kum do
Beshem ezey wedi tegeraway kzarob ztsenh zerba sabscrib ygeber aloku ezey eu thakey guda eretruia semeu gen mule gerka ktmtsea nerga zarkey neza medeb zkrbka seb
ማንዋል ጌሬ ጽሕፈዮ ማሌት ግብረሕቢእ ጌረ( ብባዕልካ ምርዋይ)ማሌት እዩ ፡ተተረዲኡኪ ፡ግንከ ኣብ ኤሪ ቲቪ ዝኣኪል ከምዚታት ከሕልፉ ኣዝዮም የሕዝኑ እሞከኣ ፍሉጥ ሰብ ክዛረቦ ዘሕዝን እዩ
Xenitna eko haku eyu Josi
Esu eyu thakey wen bewel aljeres wen nay eretira eu tbhylu kull sebzflto eu
Love you guys❤❤❤❤❤😂
ይለይለት :: የፍልጥ :: ላንግላንጋ ኣይትኹን ::
❤❤❤❤❤❤❤
Selam❤
Dani&biri kemti ab medatat tisemiwo aykone ajoku
Shykorinatat 💙❤️🇪🇷
Of All Eritrean
Arku neza mqrti ftret ab gonka zela denqore elka aytxrefa...tegediska anbba eza comment aytdhala
Bhansab aytzarebu kitzareb kela xin elka smaya nisa wn kemeu kalay eti video hansab ms jemere pause aytgberwo ms wedie hasabkum thbu bzkone xbuq
እሞ ድፋዕ ዶ ሓሕ ይበል ድዩ
ይሞ ቸኹም ኣሕዋት
Neskatkum wen tefeltu ekum ketseyk tezey dlkum nhatn aynhben zeynhaten wen ayndelen ena zmtse tmseabmerten wen kesab mot tmetse keman see knmwet dlwat ena Mert Mert eretira eu esu eu thakey zmtse tmetse dlwat ena
hasewtu
ሰላክ ሰላም ክብፐኩም ይፈቱ ግን ንምንታይ ኢኹም ዘረባ ተቃማጥዑ ዘለኹም ዓገብ
Asha temotelka darga zitemerawelka zitebahle ba ni awet kara eu.
You two are funny the man is even funnier
Emo haki endiu nskum zeirdeakum
Dihri hiji keyti xerfyo asteweli
Ata ketexelluni ikum nskum bunet mara kef alekum
ድንግል ዶ ጓል ኣላታ ያ ሓፍተይ ?
Nyta kelem yefsis alo zibelet melsi kingireki ni beri ny adetata sile zimexa eyu
ናይ እነታታ መጺዋ
Alekum do kburat seb hadar ane telia nskum
Eźiiiiiiiiiiiiiiii😂😂😂😂😂😂 gìfie 😂😂😂😂 digebeŕikumo 😂😂😂😂 ab ĺielenå xilie yehidiruĺina enikae åmenikum atum gifienatat gorebabiþìñå ekum 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ወ/ሮ: ክትትርጉምዮ ኣጋጊኺ ንሰላም ዘይኮነ ንባእሲ ዝጽሕትር ጌርኪ ተርጕምክዩ:: ኣብቲ ጽሑፍ ዘሎ ".ፈጽሞ ሊቀየ ር በማይችል ሁኔታ ላንዴና ለመጨረሻ ተሰምሯል" ንዝብ ብ" ንሓደሻዕን ንሓዋሩን ሒዘዮለኹ" ኢልኪ ተርጒምክዮ:: ንሰላም እናዘመርኪ ሓዊ ትኣጉዲ:: ኣብ ሂወትኪ ከምኡ ሓዊ ይታኣጎደኪ:: እቲ ወዲ ዘቅረቦ ኩሉ ሓቂዩ:: ንስኺ ግን using your negative attitude (body language) and by misinterpreting the words you have tried to create problem between the people of Erhiopia and Eritrea. ባለጌ ነሽ!!!
Aye tegaru emo bedilkumuna tehagiskum do kesinkum do dekuskum amlak baelu ngebari kufuea
ኣቱም ሕሱራት ሓሳዳት ፍጥረት ንስኩም ድኣ በዲልኩምና አወ ኣበይ እሞ ናይ ኢድኩም ኣይረከብኩማን ኣለኩም ኢንሻላህ ኣበይ እሞ ሕጂ ኹናት ተትጅምር ካብ ገጽ ምድሪ ክትጸንቱ ቆማላት ኣረይቲ ኩዕንቲ
ysemelku eye gn yawwwwww 🤧🤧🤧🤒🤒
ን ኤሬትራ ትኮቱሙ ኣለኩም❤
Birey nay adetata metsiwa maleta iyu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዒም ዝበለ ይተሓጎም! መሬት ኤርትራ:መሬት ሰማእቲ'ዩ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝነብር"ኤርትራዊ"ይበሃል ካብ መሬት ኤርትራ ዝወጸ ድማወዲ ባዕዲ ይበሃል ጸላእን ፈታዊን ክፈልጦ ዘለዎ ክዉንነት እንተሎ:መሬትናን ህዝብናን ኣብ ኢድ መንግስቱን ሰራዊቱን ይርከብ
Josi denkoro hawi tray asawr poletika halifuka haymanot terifuka
kkkkkkkkk snesrat hakiki n sebeytkas way gud
Tegra.etay.mgsit.alokum.banda.komalat.
ኣይ ጀይ ስትድዮ ደንቆሮ እዚ ስለ ዝኮንኩም ኣተሓሳስባኩም ዩ ከኣ ሀ ከይበልኩም ሰብ ዝጸልአኩም ረስሓት ዓሌታውያን
@DjRobi43378
Ай бұрын
ሸንካ ደቅስ ዱፍን ኤናይ ኢልካዮ ስጋቱ ይገልጽ ኣሎ አንታይ ኢዩ ጸገምካ ህኮት ።
@danieltsegay1413
Ай бұрын
@@DjRobi43378 ትም በል እንታይ ኮይኑ ዩ ስግኣቱ ዝገልጽ ኣይየናይ እንዳጎደሊ ዝከይድ ቁጽሪ ርኢካ ሃማም ዓንጃል ደንቆሮ ደኣ ኮይኑ እምበር በሊሕካ ተባሂልካ ዩ ኣየናይ ኢልካዮ ትብል ገጽካ ትርሓቅ ምስ ዕብድ ክዓብዱ ክንደዲኦም ከጽልኡካ ዮም
እንታይ ኮና ትኸውን 5-1 =4 ሕጂ ግርም.?
Hiii ati kemey zibeluki eki afenaq tebleyo agheb temahari bejaki
አየ ኤረትራውያን ባዕሎም ይንቅንቅዎ አለው ብሀይማኖት ዝከፈኤ እዩ ሞስሊም ዝጋብ ሕጂ አፎም አይከፈቱን ሕማቅ አይሰመዕናን ሞስሊም ሰላም እዩ ሞስሊም ማለት ናይ ሰላም እዩ ኤረትራውያን ባዕሎም ነገር ይፍሕሩ አለው ።
ቡእነት እዚ ወዲ ረሳሕ ጋዕጋዕ እዩ ንሶም እዮም በዲሎምና ኤረትራውያን እዮም ዝበደሉና ዕስራን ሸውዐተን እሰያስ እዩ ዝበደለ ባዕሉነገር ዝፋሐረ ተኩሲ ዝከፈተ እዚ ሕጂ ዝብሎ ዘሎ ንመለስ ዝከስስ ዘሎ ስዲ ካሐዲ ባዳ እዩ ንመለስ አትክሰስ ድርባይ መሕሰሩ ሰቡ
AWALD !KKK AGALAT !!! ENKAKOHO MESILENAKUM !!!
ኣቱም ጉሓፋት በቃ ብ ናይ eritrean video thabu aleku. Eritreawi dea tfeltwo endikum
እዚ ሕኳር ትኾዶ ዶ ኣላ ሓቀይ ገና ምቅናይ ጥራሕ