ተጋዳላይ + ተመዛባሊት | የላዕሎ ነይረ ናብ ሓዳር ተቀይሩ ፡ በይኑ ስለዝረኸብክዎ እየ ቀሪበዮ ➡️ ኣቤል 0995030807 / ንግስቲ 0992457360

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ተጋዳላይ + ተመዛባሊት | መላዓዓሊቱ ምስዝነበረት ናብ ፍቅርን ሓዳርን ዝተቀየረ ፡ በይኑ ስለዝረኸብክዎ እየ ቀሪበዮ ፡ ኣብ ኬንዳ እየ ወሊደ ➡️ ተጋ. ኣቤል 0995030807 / ንግስቲ 0992457360
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 315

  • @seret_media
    @seret_media2 ай бұрын

    ተጋ. ኣቤል 0995030807 / ንግስቲ 0992457360

  • @user-Melat
    @user-Melat2 ай бұрын

    ለባም ሰበይቲ ካብ እግዝኣብሄር እያ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ቡሩካተይ 🥰🙏🏼

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-bx2zl8hu8u

    @user-bx2zl8hu8u

    2 ай бұрын

    ብሓቂ ካብ አግዚአብሔር አምላክ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns67572 ай бұрын

    እስቲ ኣሕዋትን ኣሓትን በብዓቕምና ንሓግዞም።ተመዛበልቲን ፅጉማትን ኣካለ ጉድኣትን ሰብ ሓዳር ዕሸል ዉላድ ስለዘለዎምን ካብኡ ንላዕሊ ድማ ተጋደልቲ ኢዮም።

  • @AbebaUae-if6be

    @AbebaUae-if6be

    2 ай бұрын

    ብትክክል 👍

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    2 ай бұрын

    ብሓቂ እዝጋብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏

  • @mili-dn3ef
    @mili-dn3ef2 ай бұрын

    ኣቢተይ ወዲ እነይ ካብቶ ጀጋኑ ወረዳ ጉሎምካዳ ሓደ ንስካ ኢካ ኣብ ጎንካ ኣለና ጎይታዋይ 😢😢❤

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay82122 ай бұрын

    አቤላ ዓይንካ በሪሁልካ ጋልካና ሰበይትካ ንምርሰይ የብቅዕካ❤❤❤❤

  • @user-xr5kc2cw5v
    @user-xr5kc2cw5v2 ай бұрын

    እዛ ቆልዓ ትሽኩር ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ

  • @user-ec8dv9ex8v
    @user-ec8dv9ex8v2 ай бұрын

    ብፈጣሪ ርከብዮ ዝሐፍተይ አይዘካ ጂግናና😢

  • @vhcu3559
    @vhcu35592 ай бұрын

    እልልልልል ኣነ ጋል እሮብ እየ ግን ብጣዕም ደስ እልክኒ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @askb4483
    @askb44832 ай бұрын

    ለባም ሰበይቲ ካብ እግዛብሔር እያ ክብሪቲ ሓፋተይ ክብሪ ተዓደሊ❤❤❤❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29632 ай бұрын

    ንትግራይ ክብሉ ተጋዲሎም፣ኣካሎም ስኢኖምሲ ኣብ ኬንዳ ይነብሩ😢😢😢 ዓኽኽ ክልተ ሞት ንተጋዳላይ ዘይትኾን ዓድን፣ንተጋዳላይ ዘይኾውን ህዝብን በዚሑና እህ😢😢

  • @RahwaRahwa-pu5lp
    @RahwaRahwa-pu5lp2 ай бұрын

    ብርሃንካ ዓይንካ ይፍተሐልካ ዝሓወይ 😢

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e2 ай бұрын

    ኣቤለይ ብርሃን ዓይንኻ ኸፊልካልና ኢኻ ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ የዕብየልኩም ንጋልኩም❤❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 ай бұрын

    ለባም ሰበይቲ ካብ ፈጣሪ እያ ዝሓፍተይ ክብሪ ይሃብኺ እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ ንጓልኩም ውን ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    ኣቤለይ ጀግና 🙏♥️ንግስተይ መዓረይ የዋህ 🙏♥️

  • @brllabay3842
    @brllabay38422 ай бұрын

    ብርሃንካ ዓይንካ ይክፈተልካ እግዚአብሔር አምላክ ጅግና ተጋዳላይ አቤል ሓውና ንክብርቲ ባዓልቲ ገዛካን ጓልኩምን ንኩልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም❤❤❤❤❤😢😢

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl2 ай бұрын

    ዋይ ዛ ጋዜጤኛ ግን ቅጭ መምፂኢት እያ ቲ ሕቶኣ እሳ ትሕተቶ እሱ ይሕተታ ታይ ዘደጋግም ኣለኪ ብዝኮነ ጀጋኑ ዕድመ ያሃብኩም❤❤❤

  • @Ana-hs4zt

    @Ana-hs4zt

    2 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ዳኣ 000

  • @eyerusalimgebreslasie7598
    @eyerusalimgebreslasie75982 ай бұрын

    ኣቤለይ ጀግና ሓቦ ብዙሓት ዝገርም ፅንዓት እዩ ዘለዎ ብዝካልናዬ ንሓግዞም ❤❤❤❤ ክብሪ ይግበኣኪ ንግስትዋይ ከዓ

  • @selam801
    @selam8012 ай бұрын

    ብሓቂ ጅግና ሄዋን ኢኺ ንግሰተይ እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርክ❤😊 አቤላ ከኣ ፈጣሪ ይሓግዝኻ ዝሓወይ😥

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk2 ай бұрын

    ጀግናታትት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባርኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Kanal0809
    @Kanal08092 ай бұрын

    We love you TDF❤️❤️❤️💛💛💛

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k2 ай бұрын

    ብርሃንካ ዓይንካ ይፍተሐልካ ጎይታዋይ🥺🙏 ዛሓፍተይ እውን ተባረኪ ምስ ወዲኺ ዛምቤተይ❤️🙏

  • @ddbehs9421
    @ddbehs94212 ай бұрын

    ኣቤለይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውላድኩም ፈጣሪ ብጥበቡ የዕበልኩም ንግስቲ ክዓን ጎበዝ እኪ ተምሳሊት ሰናይ ተግባር

  • @user-xr5bj8sf8k
    @user-xr5bj8sf8k2 ай бұрын

    ሓዳርኹም ይባርኸልኹ ጀግናዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @arielasgedom3242

    @arielasgedom3242

    2 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኻ ይመልሰልኻ ሓወይ ሓዳርኹም ድማ ይባርኽ 🙏

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha37262 ай бұрын

    😢ኡፍ እዛ ግዜ ክንደይ ሰብ እያ ጎዲኣ😢

  • @ara6934
    @ara69342 ай бұрын

    አስይይይይይ ለባም ስበይቲ ካብ እግዚአብሔር እያ ክብሪቲ ሓፋተይ ክብሪ ተዓደሊ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበርክሉኩም ❤❤❤❤❤

  • @beletu7041
    @beletu70412 ай бұрын

    ውይ እዛ ህፃን ክትፅብቅ ዕድልቲ ጓል ጅግና አዞን

  • @tigray447
    @tigray4472 ай бұрын

    My dear hero, God bless you and your family 💖

  • @user-cy4uj9dd4e
    @user-cy4uj9dd4e3 күн бұрын

    Mearey btbebu yeebyelkum zom ahwatey❤❤🎉

  • @GoneTsehaye
    @GoneTsehaye2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም

  • @hghgh3701
    @hghgh37012 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ብርሃን ዓይንካ ይክፊተልካ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk2 ай бұрын

    ውላድኩም ብጥበቡ የዕቢየልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሽኮሪናታትት

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7p2 ай бұрын

    ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዉላድኩም አምላክ ብጥበቡ የእብየልኩም

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael42292 ай бұрын

    ብጥበብ፡የእብየልኩሙ፡ዞሙ፡ደቀይ❤❤❤❤

  • @GalaxyA32-xd8hn
    @GalaxyA32-xd8hn2 ай бұрын

    በሓቂ ለባም ሰበይቲ ፈጣሪ ዓዲሉካ ፈጣሪ

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7p2 ай бұрын

    ጎታዋይ አሕሕሕ ልስለ ትግሪይ

  • @user-rj7ob5kz1y
    @user-rj7ob5kz1y2 ай бұрын

    አዉይ እዛ ህፃን ክትሹኩር ጓል ጅግና❤❤🎉🎉

  • @saramm8772
    @saramm87722 ай бұрын

    ሓዳርኩ ይባረክ ምቁራት❤❤❤

  • @dhsh6276
    @dhsh627618 күн бұрын

    ኣሰይይ ፁሩያተይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ❤❤❤😘😘😘😘

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi75992 ай бұрын

    ሓዳርኹም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arielasgedom3242

    @arielasgedom3242

    2 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-gr6sp4et9v
    @user-gr6sp4et9v2 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ብርሃን ዓይንካ ይክፈተልካ ማዓረይ❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju88052 ай бұрын

    እዛ ህፃን ደስስስ ክትብለካ ሽኮረይ እግዚአብሔር ያዕብየልኹም 🙏❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @user-iq1xu6hr1n
    @user-iq1xu6hr1n2 ай бұрын

    አቤላ የቀኒልና🌹🌹🌹🌹🌹👪👪👪

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u2 ай бұрын

    ፈጣሪ ብርሃን ዓይንካ ይክፈተልካ❤❤❤

  • @kubromelias3153
    @kubromelias31532 ай бұрын

    ደስ ዝብል ፕሮግራም ውላዶም የዕብያ።

  • @ZufanZuzu-rr8ev
    @ZufanZuzu-rr8ev2 ай бұрын

    ፈጣሪ ዓይኒብርሃንካ ይክፈተልካ

  • @meritubemeri
    @meritubemeri2 ай бұрын

    ሓዳርኩም ይባረክ ብርክቲ ሰበይቲ ፅቡቅ ቆለዓ ፈጣሪ የዕቢየልኩም❤❤❤❤🎉

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃባኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ

  • @GalaxyA32-xd8hn
    @GalaxyA32-xd8hn2 ай бұрын

    ኩቡር ብፃይ ዉላድኩም ኣምላክ ይባርኸልኩም❤

  • @jghgffggduy3843
    @jghgffggduy38432 ай бұрын

    ኣሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ ኣጆኹም😭 🙏❤️

  • @GdGr-gr7kn
    @GdGr-gr7kn2 ай бұрын

    abeley jigna edmen tienan yehabka fetari hadarkum ybark

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv2 ай бұрын

    እስይ ተዓዲልኪ ንግስተይ እምበር ንግስቲ ኣቤል ውን ብርሃን ዓይንካ ይብራሃልካ ጅግናዋይ❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay19462 ай бұрын

    ቴለፎኖም ጸሓፈረለይ ባ ዝከኣል ተኾይኑ?❤❤

  • @user-dh7th7tf8d

    @user-dh7th7tf8d

    2 ай бұрын

    ኣብ ኮመንት እኒአኪ ኣብ ላዕሊ ማዓረይ

  • @SaraSara-du4nl
    @SaraSara-du4nl2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ብረሃን ዓይኒኻ ይመልስ ንእሰይ

  • @amnaslama4484
    @amnaslama44842 ай бұрын

    😢😢😢❤❤❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባርኽ

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc2 ай бұрын

    ኣምላክ ሓደራኹም የባራክ ኣሕዋተይ ❤❤❤ እና ትግሩ ኣሕዋተይ እታ ናይ ተጋደልቲ ናይ እዝኒ ምሰመዒ ክንደይ ከም ዝወደእ ንገረኒ ምሰ መሓዘተይ ኮይናን ሓገዘ ክግበረሎም ሰለዝደለና ኢና ምሰ ይቅርታ ኣሕዋተይ

  • @user-cy4ex7yn6e

    @user-cy4ex7yn6e

    2 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃብክን መዓረይ ኣብ መጀመርታ ኮመንት ኣሎ ስልኪ ናይ ክልቲኦም❤

  • @SelamHaftu-qz3qc

    @SelamHaftu-qz3qc

    Ай бұрын

    እሹኒ ዛእምበይተይ

  • @YdtHr
    @YdtHr2 ай бұрын

    ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዉላድኩም ብጥበቡ ኣምላክ የእብየልኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h2 ай бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ወገነይ🥺 ጋልኩም አውን ብጥበቡ የዕብያ ፈጣሪ💙🙏

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d2 ай бұрын

    ሚጣየ ክትፅብቅ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም ጀግና ትግራዋይ ብርሃን ዓይንኻ ይግለፀልካ ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ghyu9291
    @ghyu92912 ай бұрын

    እስይ ጹሩይት

  • @trhasteklay5231
    @trhasteklay52312 ай бұрын

    ኣቤለይ ሓወይ ኣብዛ ዕሸል ዕድመካ ዓይኒ ኢካ ሂብካና ሞ ዕድመን ጥዒና ይሃብካ እግዛቢሄር ኣብ ሓዳርኩም የፅንዕኩም ጋልኩም የዕብየልኩም ሕክምናካ ክዓ ኣምላክ ይታሓወሶ ናብ ምርኣይ የብቅዕካ ዝሓወይ🙏😍😘

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal44012 ай бұрын

    ብርሃን ዓይንኻ የብርሀልካ እግዚአብሔር አምላክ😍💝 ሓዳርኹም ይባረኽ💝😍

  • @ngsti8856
    @ngsti88562 ай бұрын

    ማዓረይ ንዓና ትብሉ እዚ ኩሉ መከራ ተሰኪምኩም 😢😢 አግዚኣብሔር ዓይነ ብርሃንካ ይከፈተልካ

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h2 ай бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ወገነይ ዓይንካ የብረሃልካ🥺 ሪም ጋልኩም አውን ብጥበቡ የዕብያ ፈጣሪ💙🙏

  • @alemyemarialij2983
    @alemyemarialij29832 ай бұрын

    ህፃንዋ ፈሪሓ ይመሰለኒ ማዓረይ ❤❤❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk2 ай бұрын

    ዋይ ጥዕና አለዋዶ እዛ ሓታቲት

  • @michaelmekonnen1772
    @michaelmekonnen17722 ай бұрын

    ብጣዕሚ ለባም ሰብ ሓዳርኩም ይባረክ

  • @user-wk3ed4tr2q
    @user-wk3ed4tr2q2 ай бұрын

    ጅግነ እካ ዘሓወይ

  • @VxmgLhkjii-vl1zv
    @VxmgLhkjii-vl1zv2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዓይንኻ የብርሃልካ ጎይታዋይ ሰላም ንዓድናን ህዝብናን

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti2 ай бұрын

    ብርክቲ ሓፍትና ፈጣሪ የክብርኪ ጅግና ሓውና እንካዕ ክሉ ሓሊፍካ ናብዚይ ኣብቀዐኩም❤😢❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32422 ай бұрын

    I pray that The Lord Almighty God to open Abel's eyes right now in Jesus precious name, l pray. Thank you for your service Abelo. Thank you Negisty for helping Abelo. May the Lord God bless your marriage, in Jesus precious name l pray.

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f2 ай бұрын

    ማዓረይ እግዛቢሄር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ክብሪቲ ሓፍተይ ዶሞ ብእግዛቢሄር ኣምላክ ተፈደዩ ኣምላክ ይሓግዝኪ ኣቤል ሓዉና ጅግናና ዶሞ ኣጆካ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና 🎉🎉👌💥💥💥🔥🔥🔥🔥✊✊💪💪💪💪💪🙏🙏🙏💪💪

  • @LiAa400
    @LiAa4002 ай бұрын

    Egzabher misakum ykun edlegna eka hawey lebam bealti bet alatka ❤❤❤❤❤

  • @MuazeTeklehaimanot
    @MuazeTeklehaimanotАй бұрын

    Ngsti Ati jegna

  • @user-rs3dt1yf3t
    @user-rs3dt1yf3t2 ай бұрын

    ቃደማካ ማዓረይ ጅግናዋይ ምእንቲ ህዝብካ እዩ ኣይዘካ 😢😢😢👏👏👏

  • @user-pj4jw3iy1w
    @user-pj4jw3iy1w2 ай бұрын

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ወዲ ሓፍቲ 😍😘😘😍😍❤❤❤

  • @brganacinema
    @brganacinema2 ай бұрын

    ኤቢ ዓርከይ ሓወይ 😍 ሓዳርኻ ይባረኽ❤❤❤❤❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa28712 ай бұрын

    Haderkum yebarekelkum weladekum betebebu yebyelkum🙏❤❤❤

  • @Ngsti-np1iw
    @Ngsti-np1iw2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉መባሊቲ ይግበርኩም

  • @bestebeste5137
    @bestebeste51372 ай бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤😢

  • @yonasgebregergs-be7qf
    @yonasgebregergs-be7qf2 ай бұрын

    እዋይ ሓወይ ናተይ ወዲ ጉሎ ምኻዳ ዓደይ እንቋዕ እስቲ ተረፍኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @marthakidane8329
    @marthakidane83292 ай бұрын

    Hadarkum egziabher yibarek ❤❤❤❤

  • @mebrhitftsun8490
    @mebrhitftsun84902 ай бұрын

    Abeley egziabher ybarkum

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2e2 ай бұрын

    አይይ ማዓረይ ፈጣሪ ይሓግዝካ 😢😢

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m2 ай бұрын

    Welcome 💛❤

  • @mibrakkidane6607
    @mibrakkidane66072 ай бұрын

    Wedi haboy jgna edmen tienan yhabkum hadarkum ybark

  • @user-fu3fi2kr1l
    @user-fu3fi2kr1l2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካም ፈጣሪ ጀግናይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamberhe6867
    @luwamberhe68672 ай бұрын

    Aseyyy zhaftey jigna Hawey amlak birhan Aynika yebrhalka 🙏

  • @heriheri369
    @heriheri3692 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ትግራይ 🥰🥰🇻🇳😊

  • @wdhg7998
    @wdhg79982 ай бұрын

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma74252 ай бұрын

    ፈጣሪ ዪሐግስ🙏👏❤

  • @HyatEbrahem-jb7ji
    @HyatEbrahem-jb7ji2 ай бұрын

    ❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢ቅድመካ!ላአነፅርዮይ!አሕአሕ

  • @123letsh
    @123letsh2 ай бұрын

    እግዚአብሄር ኣምላክ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም ውላድኩምለ ብጥበቡ የዕብየልኩም

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e2 ай бұрын

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሚጣዋይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣቤለይ እመብርሃን ተብረሀልካ ዝሓወይ ዓይና በሪሑ ካልኣይ ግዜ ክንሪአካ ተስፋ ኣለኒ ብፈጣሪ🤲 ንግስተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ለባም ብልፅቲ❤

  • @mulurom3315
    @mulurom33152 ай бұрын

    ዋይ ሓወይ ፈጣሪ ብርሃንካ ዓይንካ ይክፈተልካ ማዓረይ 🙏😢❤❤❤❤

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es2 ай бұрын

    እመብርሃነይ ብርሃን ዓይንካ ትመልሰልካ ኣቤለይ❤

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b2 ай бұрын

    ጀግና ሓዉና እግዝኣብሔር አምላክ ሓድርኩም ይባርከልኩም

  • @selamselam894
    @selamselam8942 ай бұрын

    ዝሓፍተይ ማዓረይ ብእግዚአብሔር ርከብዮ አጃካ ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah40302 ай бұрын

    ውይ ጅግናዋ አምላክ በሪኹ የዕብየልኩም

  • @ZufanZuzu-rr8ev
    @ZufanZuzu-rr8ev2 ай бұрын

    እ/ዚኣብሄር ይሓግዝኩም

Келесі