ተጋዳላይ ዓወት ተረኪቡ | ናይ መወዳእታ ዓረር ኣብ በዓልቲ ቤተይ ዓሪፋ ፡ ዕላማ ክንብል ከይወለድና ፡ መቃብራ ድፋዕ ነይሩ 👉 ታጋዳላይ 0987289956

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ተጋዳላይ ዓወት ተረኪቡ | ናይ መወዳእታ ዓረር ኣብ በዓልቲ ቤተይ ዓሪፋ ፡ ዕላማ ክንብል ከይወለድና ፡ ከይተራከብና ተሰዊኣ።መቃብራ ድፋዕ ነይሩ 👉 ታጋዳላይ 0987289956
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 43

  • @KidaneHagose
    @KidaneHagose2 ай бұрын

    ከምዙይ ክትንዝዎ እንኳዕ አብቀዐካ እንበር ተጋ ዓወት ንስውእቲ ጅግና ሓፍትናድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ንዓኻ ድማ ጽንዓት የሃብኻ ኣጆኻ ፈጣሪ አብጎንኻ ይኹን።

  • @yemanebrhane8385
    @yemanebrhane83852 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ጀጋኑና ኣይኒረስዕ ደሰታ ሸው ጽቡቅ ምንቅስቃስ እካ ተገብር ዘለካ

  • @Birtunamulaw2119
    @Birtunamulaw21192 ай бұрын

    ቅድሜኺ ድፍእ ንበል :: ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ 😭😭😭

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd2 ай бұрын

    Thank you Desta show You’re the best! Thank you Tegadaly Awet❤

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u2 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናይ🇻🇳🙏

  • @titigaltigray
    @titigaltigray2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተሰፍካ ጅግና ሓወና ❤️💛❤️🙏

  • @Kanal0809
    @Kanal08092 ай бұрын

    Way haftey😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @Ktekle
    @Ktekle2 ай бұрын

    Heart breaking 💔. I wish you a fast recovery our hero Tegadalay. Eternal Glory to our Martyrs! 🌷 Long Live TPLF! Tigray shall win!

  • @Asi4394
    @Asi43942 ай бұрын

    Enqae bhiwet wexaka gigna tegadalay🎉

  • @sabagiday5961
    @sabagiday59612 ай бұрын

    ጀጋኑና እንካዕ ተረፍኲምልና❤❤❤

  • @user-zm1ir5li8v
    @user-zm1ir5li8v2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-wr5ym5qt3x
    @user-wr5ym5qt3x2 ай бұрын

    😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah40302 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @user-gh4gp9sw3d
    @user-gh4gp9sw3d2 ай бұрын

    ኣታ ጋዜጠኛ ሓውናውን የቀንየልና ትግራዎት ግን ንሓግዞ ናይኣውደኣመት ንዙ ጅግና ተገዳላይ ሓድሸ ይባሀል ካብ ኣ/ኣበባ

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v2 ай бұрын

    ❤ተጋዳይ ወርቂ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ🙏❤ጋዜጠኛ ግን ኢዲት ምግባር ድዩ ዘይትክእል ኮይንካ ኩሉ ግዜ ዝተቅርቦም ጀጋኑና ምሽጥር ናይ ዓወት ናብ ፀላኢ ክውዛዕ ኢኻ ትገብር እሞ ድማ ፀላእትና ግና ብየማን ብፀጋም ክውሕጡና ኣፎም ከፊቶም ኣብ ዘለውዎ እዋን ብጣዕሚ ኢያ ተሕርቀኒ ።

  • @user-zc2lj5vb7e
    @user-zc2lj5vb7e2 ай бұрын

    ኡዋይ ሐወይ ጽንዓት ይሃብካ ጆግና ንስዉአት። ዋዓሮ ዳኒ ካዓ መንግሰት። ሰማይ። የዋርሳ ጀግና ታርኪ ይሰርሕ አበረይ። አይንብርን

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana2 ай бұрын

    😢😢

  • @user-ei6zq5xe8i
    @user-ei6zq5xe8i2 ай бұрын

    ማዓረይ😭😭ጽንዓት ይሃብካ ጅግናዋይ

  • @-4587
    @-45872 ай бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @SltanNegash-kj3ps
    @SltanNegash-kj3ps2 ай бұрын

    😢😢😢

  • @stpual1
    @stpual12 ай бұрын

    Heartbreaking ❤ !!!

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed97892 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7p2 ай бұрын

    አህ አጀካ ጅግናዋይ ፅንዓት ይሃብካ

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey59912 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-vh3ni8ij2u
    @user-vh3ni8ij2u2 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀብካ ዝሓወይ

  • @fana-ng3lj
    @fana-ng3lj2 ай бұрын

    ፦ ከብድኻ ዘቃፅል ታሪኽ። አብመወዳእታ ሰላም ክመፅእ ስዓት ምዃኑ ድማ ገለ ይገብረካ። አጀዃ ዝሓወይ ባዕልኻን ብዓልቲ ገዛኻን አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ትነብሩ ኢኹም። ኹላትና ነበርቲ አይኮናን ሓለፍቲ ኢና ግን ናትኹም ፍሊዝበለ እዩ።ኣጆኻ።

  • @Kanal0809

    @Kanal0809

    2 ай бұрын

    Nay bhaki merir meswaeti💔💔💔

  • @ThThTh40
    @ThThTh402 ай бұрын

    ጅግና፣ ጅግና .....

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos53912 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea46082 ай бұрын

    አንዳ ሻዉ በጃኹም ሓሶት ፅቡቅ ኣይኮነን ሰላም ሃብዎ አዚ ህዝቢ ህኮት ዳ ይብሃል

  • @kidane6417
    @kidane64172 ай бұрын

    Kkkkkkkk enda damssnayo

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo25882 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @HonyAmen
    @HonyAmen2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @kidane6417
    @kidane64172 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 shawy shawy demsisny poww demsasti

  • @beletseasgedom1132

    @beletseasgedom1132

    2 ай бұрын

    Kkk

  • @tdf12
    @tdf122 ай бұрын

    ሻዕቢያን ደገፍቶም ተሓንጊሮም ናብ መሬት ትግራይ ኣትዮም ደሞም ደም ኣንጭዋን, ክልብን ክይኖም ተሪፎም

  • @zizihibue5241
    @zizihibue52412 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🙏🏽

  • @mylove1520
    @mylove15202 ай бұрын

    ❤️🙏🙏🙏🙏

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    2 ай бұрын

    Enqae hawna bhiwet wexaeka nay bal tbetka meswaeti ka xnat yhabka / xnat yhabkum nhzbi Tigray

  • @hailegirmay
    @hailegirmay2 ай бұрын

    እዚ ተጋዳላይ ክሕገዝ ኣለዎ ስልኩ ውን ኣብዚ ኣብ ባዕሉ ኣብቲ ዝተለቐቐ ኣለኩም ርኸብዎ

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray2 ай бұрын

    ኣብ ጋራጅ ዲኻ እኒአኻ ደስታ ጸሚምና እኮ ባይ 🙄

Келесі