ትውልዲ ነገደ በለው (Twldi Negede belew)

Ойын-сауық

Пікірлер: 16

  • @user-yk8od4co8n
    @user-yk8od4co8n Жыл бұрын

    ane belew eye, kab hrgigo.

  • @hajayfre4131
    @hajayfre41312 жыл бұрын

    Blin tigray tigre hadereb saha ina zebedeh hedbi eritrean belew kelew ina

  • @meleymeley8215
    @meleymeley82152 жыл бұрын

    Btami kbret yhabelna memhrey . 🌹🌹 🌹🌹 🌹 😊 🌹 💚 💚 🌹 🌹 💚 💚 🌹 🌹 🌹

  • @yemanemelake4416
    @yemanemelake44162 жыл бұрын

    Kbret yhabelna zkeberka mmher kulu

  • @samitesfay5274
    @samitesfay52742 жыл бұрын

    Mekonen eza nay tedrer 3 deki drar kem shetttttt elka halifkaya knetsarya ena eten adtat wn kulen aynegerkanan

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    2 жыл бұрын

    ሳሚ እዚ ጽሑፍ ከም ዘለዎ ካብ መጽሓፍ ታሪክ ወለዶ ሕዝቢ ኤርትራ ዝተወስደዩ። ናተይ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣይኮነ መርገታ ብርሃነ እንድሕሪ ሸፈፍ ኢሎም ሓሊፎማ ንስኻ ትፈልጦ መኣረምታኻ ብዝርዝር ኣስፍሮ ኣነ ግን መጽሓፍ ተወኪሰየ ዘንብብ ዘለኹምበር ናተይ ጽሑፍ ኣይኮነን።

  • @geze3185
    @geze31852 жыл бұрын

    Australia, hargets, wetero zbl asmatom diu wela saga?

  • @sbah5072
    @sbah50722 жыл бұрын

    Bdhan mxa kubr haw

  • @frezgifrezgi992
    @frezgifrezgi9925 ай бұрын

    በጃ ቦሎው ኮሎው ቦሎው ጹቡቅ ገሊጽካዮ ኣለኻ ኮሎው ኣብ ኤሪትራ ሳሆ ቢሌን ትግሪና ዝዛረቡ ኣሎዉ ኣብ ኢቶጲያ ኦሮሞ ኮሎው ኢዮም ኣብ ኣም ሓራውን ከምዘሎዉ ይንገር ኢዩ ኣብ ትግራይ ግን የሎዉን ኣቦታትና ገዳማትና ሓቂ ኢዮም ዝነግሩኻ ዓቂቦሞ ካኣ ጸኒሖም ወዲ ማሓመድ ጻዕዳ ተድረር ኢየ

  • @Michelateklay1269
    @Michelateklay1269 Жыл бұрын

    ኣይትዕስ ዝውለዱ ኻኣ 4 ማይ ቤት ተባሂሎም ይጽወዑ ኣለዉ

  • @SmilingAlpineVillage-zk2sg
    @SmilingAlpineVillage-zk2sgАй бұрын

    ደቂ በለዉ ቛንቛኦም ባህሎም እንታይ ይባሃል ትግርኛ በከመይ ክዛረቡ ኪሎም

  • @moreno8383

    @moreno8383

    Ай бұрын

    ደቂ በለው ከለው ፈጠርቲ ቛንቛ ትግርኛ አዮም ።

  • @mengiogba8584
    @mengiogba85842 жыл бұрын

    በለው- ኣብ፡ሙሉእ - ኤርትራ- ፋሕ- ኢሎም- ኣለዉ ።ኣብ- 5 - ምምሕዳር- ጊሮም፡ክኣ / ነዛ፡ናይ፡ሕጂ፡ኤርትራ፡የማሓድሩዋ፡ኔሮም ። ከለው/ ክኣ - ኣብዚ- መላእ- ትግራይ- ፋሕ- ኢሎም/ ስጋብ - ጸገደ/ ወልቃይት- ይነብሩ- ኣለዉ ። [ እንተ/ ብዛዕባ- እቶም፡በጃ፡ግን - ሃረንድዋ ] ሓደ፡ሰብኣይ ፡ካብ፡ሱዳን፡መጺኡ " በጃ፡ዓለቱ " ካብ፡ዓሌት፡በለው፡ዝኮነት፡ጋል፡ይጋሰሳ፡ኢሞ፡። ንሳ፡ክኣ፡ትጠንስ ።ወዲ፡ክኣ፡ትወልድ ።ድሓር፡ኣቦኣ፡ካብይ፡ጠንስክዮ፡እንተበላ ፡።ካብትይ፡በጃዊ፡ትብል።ብሕጊ/ በለው፡ክኣ ።ጋል፡በለው በለው/ ጥራይ፡ኢዩ፡ዘኢትዋ ።በዚ፡ምክንያት/ ክሳዱ፡ይቅረጽ።ኢቲ፡ቆልዓ፡ግን፡ይዓቢ/ ምስ ዓበየ፡እቶም፡ምሓዝቱ፡ይጸሪፍዎ፡ስለ፡ዝነበሩ፡። ኢቲ፡ምስጢር፡ኣዲኡ፡ትነግሮ።ካትም፡ናይ፡ኣቡኡ ሂባ፡ክኣ፡ናብ፡ዓዲ/ ኣቡኡ- ሱዳን፡ትሰዶ።ስድራ፡ናይ፡ኣቡኡ፡ክኣ/ ሕነ፡ክፈድዩ፡።ቡዝሓት፡ዓሻክር ሰብ/ ሰይፋት፡።ነታ፡ዓዲ፡ይስዕርዋ፡።ካብ፡ሽዑ ዝኣተዉ/ ሃረንድዋ- ስጋብ፡ሕጂ፡ኣብ፡ናይ፡ሕጂ ኤርትራ/ ዝርከቡ።ሓደ፡ግዜ/ ክኣ- ምስ፡ሚንዓምር/ ውግእ- ገጢሞም፡ኔሮም ።ሚንዓምር/ ስዳብ- ፖርትይ- ሱዳን/ ኣብጺሖሞም- ኔሮም ።

  • @frezgifrezgi992

    @frezgifrezgi992

    5 ай бұрын

    ሓሶት ኣይ ትዛረብ ኮሎው ኣብ ኦሮሞ ኣሎዉ ኣብ ኤሪትራ ኣብ ቢለን ኣብ ሳሆ ኣብ ትግሪና ኣሎዉ ኣብ ትግራይ የለዉን ካብ ገብሪህወት ዕዉርግን ንት ግራይ ዝሳጎሙ ኣሎዉ ንባዕሉ ገብሪሂዎት ዕውር ብጋል ኢዩ ዝውለድ

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom7204 Жыл бұрын

    እንታይ ኢካ እዚ ታርክ ስቅ ኢልካ ተባላሽዎ! ንሕና ደቂ በለው ከለው ኣክስማዊን ኢና Agazen Ena::

Келесі