ተቐዳዳማይ ህያብ ሃብቶም ኣብ ዙር ፈረንሳ 2024 ብብንያም ግርማይ ተበጺሑ ንዘሎ ዓወታት ራኢ ጌሮም ካብ ዝሰርሑ ዘለው መጻእቲ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ...!

Ойын-сауық

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 26

  • @munir5489
    @munir548921 күн бұрын

    ርሑቕ የለኻን ካብ ሕልምኻ ኣጆኻ እዚ ወደይ ❤

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy121821 күн бұрын

    አጆኻ ዩኤለይ ክትበጽሖ ኢኻ ጽዓር ጥራሕ ከም የሕዋትካ.🙏🏻🇪🇷❤️⭐️

  • @Learn-And-Unlock
    @Learn-And-Unlock20 күн бұрын

    Waw ደስ ዘብል ልዙብ ኣዘራርባ። ኣጆኻ ህያብ ቀሪብካ ኢኻ። ኢንግሊሽ ተማሃር ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ቱር ዲ ፍራስ ምርኣይካ ስለ ዘይተርፍ።

  • @Ab-lx5xb
    @Ab-lx5xb21 күн бұрын

    Btaemi xbaq medeb ema and ermias,, tesfa zelewom neashtu kewakbtna abzi endamxakum ketelaliyuna ktqxlilu ylabo

  • @haileabt.a3822
    @haileabt.a382221 күн бұрын

    ምስጋና ይኩኖም ወለዲ ብዓቅሞም ናብ ዝብጻሕ ዘብጽሕኹም ዘለዉ ፡ ኣጆካ ድማ ሕልምኻ ንክትበጽሖ ርሑቅ ኣይኮነን ኣብ ጎኑኹም ኣለና

  • @ErmiasBerhe-bp4iu
    @ErmiasBerhe-bp4iu21 күн бұрын

    ጽቡቅ ዕድል ኣምላክ ኣብ ጉኡዞካ ምሳካ ይኩን ,,,,,ብጣእሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ! !!!!

  • @simonmebrahtu6317
    @simonmebrahtu631721 күн бұрын

    Waaww I like the way he defined very sharp 👌 Your dreams gone be true my brother God bless you

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay21 күн бұрын

    welcome Ermile 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @teklesibhatu3879
    @teklesibhatu387921 күн бұрын

    Hyab shikorrrrr ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 amlak yhagzka

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im21 күн бұрын

    Welcome 😍😍

  • @mikimehreteab3769
    @mikimehreteab376920 күн бұрын

    Woww...z way he communicates is impressive..yesaltelka z rk

  • @abrshhaile7578
    @abrshhaile757821 күн бұрын

    Deki ajokum anabse ❤👉🚲👉🇪🇷👉🐫👉🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin446220 күн бұрын

    Xbuk edel nmneyelka hyab🙏🇪🇷

  • @nattv291
    @nattv29121 күн бұрын

    Ajoka hawey kem bini helmka yesmrelka ❤❤

  • @YonathanFisehaye
    @YonathanFisehaye20 күн бұрын

    ❤እንተ ጺዕርካ ዘይብጻሕ ከም ዘየለ ኣብነት ኮይንና ኣሎ ቢኒ እሞ ኣጆኻ❤

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel40121 күн бұрын

    🇪🇷❤💪

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom681821 күн бұрын

    Ajoka zehawey keythalelka teray srahe ab Awet ketbexhe eka

  • @zxtsf
    @zxtsf21 күн бұрын

    80% of the word Im-possible is POSSIBLE

  • @meharigoitom4495
    @meharigoitom449521 күн бұрын

    ጽቡቅ በርትዕ:እታ ፋዘር ማዘር እትብል ገዲፍኩም በጃኩም ኣቦይ ኣደይ በሉ

  • @user-zp4gv8mk4y

    @user-zp4gv8mk4y

    20 күн бұрын

    ይገርም ኢዩ ካልእ ይትረፍ'ከ ወላዲየይ'ን ወላዲተይ ዘይብሉ

  • @mussieghirmay3721
    @mussieghirmay372121 күн бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኤማ ቲቪ ፡ ስለ እቲ ኣብ ኩሉ ግዝየ ትገብርዎ ዓሚቅ ኣፍልጦ ዘለኩም፡ሰብ ሞያ ን ሰብ ራኢ ተቅርብዎ መደባትኩም ደስ ዝብል ❤❤ ከም ካልኦት ዘይ ኮነ ኣላ ላህዋ ኩስቶ ታዓዊቱ ኩስቶ ታዓጊቱ እንዳ በልካ ሰብ ትእክብ እሞ ሽዑ ፡እቲ ጉዳይካ ትገብር።ሆይ ሆይ ሰብ ሰማያዊት ባንዴራ ንብንያም ይኹን ዋላ ን ኢሳቅ ሒዝክሙሎም ትኽዱ ማልያኹም ትቕርዎም ዘለኹም ክመስሎም እዩ ።ክክክ ናይ ነጥቢ ማልያ ተኸዲዲና ከማኻ ናይ 0000000 ነጥቢ😂 ባንደሩኡ ግን ኣብ ብሽግለትኦምን ጫሞኦምን ተውቂጡ ኣሎ እስፖርቲ እስፖርቲ እዩ፡ ካልእ ካኣ ካልእ እንታይ ኣምጽኦ ድብልቅልቅ

  • @user-zg8rl1vt4b
    @user-zg8rl1vt4b21 күн бұрын

    ሓቂ ንምዝራብ ተጻወቲ ናይ ኤሪትራ ብጻዕሮም ዝምጽእዎ ዘለዉ ዓወታት ክንኣዱ ይግባእ ።መንግስቲ ግን ቆላሕታ ክገብረሎም ይግባእ ዙር ኤሪትራን ካልእን እንዳገበረ ጸወታት ተዘይ ሰሪዕሎም ጸገም ኢዩ።ብዓል ኤማ ከኣ ንዝኾነ ዓወት ምስ መንግስቲን ሃገርን ከተታሓሕዝዎ ከለኹም ይገርመኒ ብዓወት ብዓል ቢን ክትሕጎሱ ክርእየኩም ከለኹስ ይገርመኒ ክንደይ ተጻወቲ ሰኣን ባጀት ጸወታ ገዲፎም ወትሃደራት ኮይኖም ኣለዉ ንምታይ መንግስቲ ክሕግዞምን ቆላሕታ ክገብረሎምን ዘይትዛረቡ ብዕድመ ኣያታትና ኢኹም ብኣተሓሳስባን ግን ህጻናት ኢኹም ትብዕ ኢልኩም ዓገብ ክትብሉ ኣይትኽእሉን ኣታ ክንደይ ትሓምቁ ኢኹም ኤማ ብዘይ ቀልዓለም ወላድየይ ትኣክል ብጻዕሮም ዘምጽእዎ ዓወት ምስ ኤርትራውነት ጥራይ ብምትሕሓዝ ሓጎስካ ክትገልጽ ክርእየካ ከለኹስ ይግረም ንሕና ንፈልጦ ዲዩ ጠፊእዎም ኣብ ኤሪትራ እንታይ ይግበር ከም ዘሎ ይብል ግን ሎቁማጽ ሎቁማጽ ኢዩ ካባኻ ንላዕሊ ዝተበደለ የለን ካባኻ ንላዕሊ ዝሓሰወን ካኣ የለን ጽባሕ እዚ ስርዓት ምስ ተቀየረስ እንታይ ኮን ክትብል ትኸውን 😂😂ሓያላት ተጻወቲ ኣለዉና ስኣን ሓገዝን ሰኣን ሰብን ተስፋ ቆሪጾም ዝተደርበዩ ከም ዘለዉ ንስኻ ትፈልጦ ግን ፡ከም ብዓል ብንያም ግርማይ ካብ ድሓን ስድራቤት ስለ ዝተፈጥሩን ውልቃዊ ጻዕሩን ኣብ ዓወት ኣብቂዕዎ ኣሎ በዓል ንስኻ ግን ምስ ኤሪትራውነትን ምስ መንግስትን ከተሓዝዎ ቡዙሕ ግዜ ክሰምዕ ከለኹስ ቁርዲድ ኣብ ዝሃለው ይሃሉ ስርሑ ከም ዘይገድፍ ይበርሃለይ ኣሎ።ብዓል እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለኻ ከኣ ንምንታይ ኢዩ ብውልቁ ክጻወት ደልዩ መቸም ይጠፍኣካ ኣይብልን ዋላ ንሱ ብካልእ ምኽንያት ከምስሎ እንተደለየ ።ንስኻ ውን ናይ ክንደይ መጻኢ ዕላማ ዝነበሮም ከም ዝቆጸኻን ትቆጺ ከም ዘለኻን ውን ንፈልጥ ኢና ንኹሉ ኣያ በያ ትገብርዎ ምህላውኩም ንፈልጥ ግን ንጽባሕ ከኣ ንጽበ ኣለና።

  • @zxtsf

    @zxtsf

    21 күн бұрын

    Men mo men kirdeooooooo

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k21 күн бұрын

    ከም ኣኽሊሉ ሃይለ (ባሕሪ) ክትኮነልና ኢኻ ቀጽሎ

  • @yihayshfisseha4368
    @yihayshfisseha436821 күн бұрын

    ጽቡቅ ዕድል ኣምላክ ኣብ ጉኡዞካ ምሳካ ይኩን ,,,,,ብጣእሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ! !!!!

Келесі