ትዕዝብተይን ሕክምናዊ ምኽረይን ኣብ ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ

ብምክንያት ታሪኻዊ ዓወት #ኣፍሪቃዊ_ኮኾብ #ቀዳማይ_ጸሊም_ተቐዳዳማይ ኣብ መድረኽ #Giro_d'italia ዝተዓወተ #ቢንያም_ግርማይ (#biniam_girmay) ኣብ ዓስራይ #መድረኽ_ጂሮ_ዲ_ኢጣልያ ብምዕዋቱ ዝተሰመዓኒ ሓጎስ ድሕሪ ምግላጽ ነቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደቓይቕ ዝነበረ #ቮላታ ብስነፍልጠታዊ መገዲ ትዕዝብተይ ኣቕሪበዮ ኣለኹ። ኣብ መወዳእታ 2 ሕክምናዊ ምኽሪ ተዛሪበ ኣለኹ። እዛ መደብ ንዓወት #Biniam_girmay ከተስተማቕርዎ ትሕግዝ ኢለ ተስፋ ይገብር።
#ዮሃና "ኣቀባብላ ቢንያም ግርማይ" #Veni_Vidi #Eritrea_sport #Eritrean_dehay_sport #Eritrea_cycling #Giro
#world_bicycle_day
#Congra_bini #Congratulations_Bini #Rob_Hatch
00:00 ዮሃና መልእኽቲ
01:40 ትርጉም Veni Vidi Vici
02:24 ትዕዝብተይ ኣብ ቮላታ
06:53 ቢንያም ኣብ መንኩብ ንጉዓት
09:00 ሕክምናዊ ምኽረይ

Пікірлер: 765

  • @YaredGebremichael-lk5zr
    @YaredGebremichael-lk5zr16 күн бұрын

    መርሓባእ ዶክተር ሻሮን እንቃዕ ብሰላም መጻእኪ ሓጎስ ይሃብኪ ንስኺ ወን ኩርዕቲ ኤርትራዊት ኢኺ በኣኺ ወን ኩሩዓት ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ErimiasFirre
    @ErimiasFirre15 күн бұрын

    ጽቡቕ መደብ ዶ/ር ሻሮን እንቋዕ ሓጐሰና ድማ። ክብሎ ዝደሊ ግን እታ ጽንዕቲ ኢድ እግዚኣቢሔር ኣብ ልዕሊ ሓውና ቢንያም ግርማይ ብዘይንገር ውዕለት ትሰርሕ ከምዘላ ምፍላጥ ጽቡቕ ኰይኑ፥ ከምቲ ቢንያም ዝበሎ፥ ስለኩሉ ነገር እግዚኣቢሔር ይመስገን ክንብል ይግበኣና። ስለዚ ሓጐስና ብመጠን ናእዳና'ውን ንእግዚኣቢሔር ዘማእከለ ምስ ዝኸውን፥ ዓይኒ ሓሳድን ጻብእትን ይሽፍነሉ'ዩ። በንጻሩ ጓይላን ዳንኬራን ኣይነብዝሕ። እንተኽኢልና ካብ ኩሉ ክፉእ ምእንቲ ክሕልዎ ናብ እግዚኣቢሔር ብጸሎት በብዓቕምና ንደግፎ። ደጊመ እንቋዕ ሓጐሰና፥ ሳልሳይን ራብዓይን እናበለ ክደግመና ድማ እግዚኣቢሔር ይደግፎ ብሰላም'ውን የፈጽሞ።

  • @user-sr2dp2wj8i

    @user-sr2dp2wj8i

    13 күн бұрын

    ኣሜን ሐቂ በልካ ኣብኩሉ ነገራትና እግዝኣብሄር ይክበር

  • @samdan8545
    @samdan854514 күн бұрын

    ንስኺ ውን ብሞያኺ ንሓገርኪ ከተፍልጥያ ትኽእሊ ኢኺ ባንዴራ ሃገርኪ ብድሕረኺ እንተግርካያ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝርእያ ኣበርክቶ አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾❤️❤️❤️we love you ድር. ርሻን

  • @yoni4ever220
    @yoni4ever2202 жыл бұрын

    VENI VIDI BINI , 🇪🇷 SAY IT LOUD ,🇪🇷 SAY IT PROUD. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 THANK YOU BINEY. MUCH LOVE DR.SHARON

  • @hagoshaile4397
    @hagoshaile43972 жыл бұрын

    ክብርቲ ደ/ተር ንባዕልኪ ውን ዓቢ ክብሪ ዝግበኣኪ ኢዩ ከም ዚ ዓይነት ኣጋላልጻ ምሃብኪ

  • @sabamisghina7076
    @sabamisghina7076 Жыл бұрын

    Dr. Sharon bella…አብዚ:ዘበና : ብሞያኺ: ዕዊቲ: መንፈስኪ ርግእቲ: ብጥዕና ስብ ግድስቲ: ብዐወት ሰብ : ሕጉስቲ: ብዕድሜኪ: ንእስቲ : መልክዕኪ ፅብቅቲ : አንደበትኪ ልዝብቲ: ማራ ተሐጉስኪ ስለ ዝረአኹኺ:ብጣዕሚ ተሐጉሰ::your happiness is contagious ❤ እግዚአብሔር ግርማኽንሞገስክ ንየብዝሐልኪ::

  • @nahomyemane9068
    @nahomyemane906814 күн бұрын

    Tehabina ena erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank dr sharon ❤❤❤❤

  • @saidmohamedsheikh9736
    @saidmohamedsheikh97362 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ኢኺ ንቢንያም ገሊጽኪዬ:: እንካዕ ኣሓጕሰና ንኹሉና ኤርትራዉያን

  • @mahmudsaleh6201
    @mahmudsaleh62012 жыл бұрын

    ጸባ ስተዪ 'ዛ ጓለይ። What a passion!? Finally, ካብ'ዚ ኩሉ ጎሓፍ ቻነላት ዘጽልለላ ቦታ ረኺበ። Thanks doctor.

  • @miki-tv5651
    @miki-tv56512 жыл бұрын

    ጽቡቕ ኣገላልጻ ዶ/ር ሻሮን ጓለይ፡ ክብሪ ይሃብኪ፡ ነዚ ጸሊም ኣልማዝና ብጽዓታው መገዲ ኣረዲእክና። እስኺ'ውን ብሞያኺ ቢንያምና ኢኺ፡ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ እንብሎ ናይ ሓቂ እዩ፡ ኣጆኹም ንፍዑልና!!! እምላኽ ይሓግዝኩም።

  • @user-bp5ut2zf3u
    @user-bp5ut2zf3u2 жыл бұрын

    ኤርትራ ቢንያም ዝብሃል ሓድሽ ሮኬት ትማሊ ናብ ጠፈር ወንጪፋ እንባሕ በል ወዲ ኤረይ ክብሪ ን ኣምላኽ ኣብዚ ዘብጽሓካ ቢኒ ሓዉና nd proud of u too Dr.

  • @kidanetesfalem4062
    @kidanetesfalem406215 күн бұрын

    ኤርትራና ትደምቅ መመሊሳ ልጓም ታሪኽ ኤረትራና ካብ ኢድ ዓመጽቲ ተመንዚዑ ይሱንዶ በጀጋኑ ደቃ ትደምቅ ትኹላዕ ቢኒ ጅግናና ነብሪ ጎልጎል 💐🐅 ዶ/ር ሻሮን እውን ነህዝብኺ እትገብርዮ ጎስጓስ ጥዕና ንሕበነልኪ ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲

  • @adhanombrhane8269
    @adhanombrhane826915 күн бұрын

    ጎቦዝ ጽቡቅ ኣለኪ ቢኒ ጸባ'ዩ ኣስትይና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ኣምላኽ ።❤

  • @alishakeleta6239
    @alishakeleta62392 жыл бұрын

    Proud of Eritrean bini hero thank you doctor sharon.

  • @dani-is9cr
    @dani-is9cr2 жыл бұрын

    ዶር ሻሮን ብሓቂ ሓጎስና ክንቆጻጸር ኣይከኣልናን ኔርና ብዓወት ቢንያም ግርማይ፡ ብኣኺ ከኣ ተሓጉስናን ተሓቢናን ብከምዚ ዓይነት ኣገላልጻ ክትገልጽዮ ብምኽኣልኪ ክብሪ ይሃብኪ የቀንየልና ፡

  • @eseylove1985
    @eseylove19852 жыл бұрын

    ክብርቲ ደኩተር ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ

  • @tesfomberhe9839
    @tesfomberhe983914 күн бұрын

    መርሓባ ደ/ሻሮን እንካዕ ሓጎሰኪ ንዓኽውን ተባዕን ብልጽትን ጓል ኤረይ ኢኺ ንስኽውን ኣዚና ኢና ነድንቐኪ ቀጽልዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @peacetoourpeople6909
    @peacetoourpeople69092 жыл бұрын

    Thanks to GOD you Eritrean we love you sister keep going never stop 🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash80122 жыл бұрын

    Thank you are very sweet Doctor God bless 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️

  • @michaelweldit21
    @michaelweldit212 жыл бұрын

    Dr Sharon proud of you. You explained really bini and his talent. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mesfinasmelash7
    @mesfinasmelash72 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ገሊጽክዮ ነዚ ኩርዓት ሃገርናን 🇪🇷 ኣፍሪቃን ንስኺ ዉን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ገላጺትን ነጸብራቕ ኤርትራውነትን ኢኺ ሞ bravo

  • @teklu1mehari295
    @teklu1mehari2952 жыл бұрын

    ኩርዕቲ ጓል ኤረ እንቋዕ ሓጎሰና

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel95682 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጸባ ኣስቲና እዚ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @proud894
    @proud8942 жыл бұрын

    ንስኽውን super star ኢኺ Dr, ሓፍተይ Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤❤ Am super proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen477013 күн бұрын

    We love you Dr. Sharon 🇪🇷❤️✅

  • @samdan8545
    @samdan854514 күн бұрын

    ብብንያም ምዝራብኪ ጽቡቕ እንዱ ባንዴራ ሃገርኪ ኣንበልብሊ ብድሕርትኪ ስቀልያ እዚ ኩሉ ሃገራዊ ክገብሮ ዘለዎ አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai66972 жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሳጢ አገላልጻ ደስ ዝብል ከማኺ ይብዝሐ ፡ካብ ኩሉ ኻአ ብኤሪትራዉነትኪ ከምዚ ኸማይ ሕብንቲ ❤️🇪🇷🙏።

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20462 жыл бұрын

    አዚና ነኽብረኪ ዶ/ር ሳሮን ብጽቡቅ መብርኺ ስለዝሐብክና ሕጉሳት ኢና በርትዒ ጓል ኤረይ ዋዕሮ ናይ ቢኒ መመሊስና ብር እንዳበልና ከኸጉሰናዩ ክነብር ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mulualemtesfamariam6264
    @mulualemtesfamariam626414 күн бұрын

    ኣቲ ዶ/ ሻሮም ሓፍተይ ብኹሉ ብሞያኺን ብሃገርክን ህዝብን ፍቕሪ ብጣዕሚ ተሓጉሰ እግዚአብሄር ኣምላኽ ብስም እየሱስ ተባረኽልና ። ንስኺ ክኣ ብሞያኺ ብሕክምና ናብ ሃገርናን ህዝብናን ኬድኪ መሳርሒታት መድሃኒትን ዓጢቕኪ ክተገልግሊ ብተስፋ ክሪኤኪ ይናፍቕ ኣለኹ ። ተባረኽለይ ።

  • @Dyacon-Omor
    @Dyacon-Omor2 жыл бұрын

    ሓጎስ ከማን ኣገላልጻ ይደሊ ዩ ደስ ዝብል መግለጺ ግዳ ሓብየኪ ኣለኩ ዶተረ ..

  • @kashaimekonnen3998
    @kashaimekonnen399811 күн бұрын

    የቐነልና መንእሰይ ደክቶር ሻሮን በቲ ኩሉ ትህብና ትምህርትን ምዕዶኽን ዕድመን ጥዕናን ምስ ኩሎም ስድራ ቤትኪ ይሚነየልኪ።

  • @merhawidebesay5172
    @merhawidebesay51722 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ኢኺ ገሊጽክዮ አንቋዕ ሓጎሰና ደቂዛ'ወርቂ ዝኾነት መሪት ንምንጪ ሓጎስና ብላክ ዳይመን ዝኾነ ቢኒ ኻኣ ሙሉአ ጥዕና ያሃበልና

  • @jordanw3048
    @jordanw30482 жыл бұрын

    አዎ ቢንያም አንበሳ ነው። ታሪክ ሰርቷል፣ ሁላችንም ተደስተናል፣ ኮርተንበታል። Equally important Binyam is humble, always expresses his gratefulness to his teammates. ውድድሩን በቀጥታ/ live ተከታትዬው ነበር። ኮሜንታተሩን በጣም ደስ ይል ነበር፣ veni-vedi-bini ሲል አልገባኝም ነበር፣ አሁን ስለ ገለፅሽው ላውቀው ችያለሁ። Thanks Dr. Sharon.

  • @sirakadam738
    @sirakadam7382 жыл бұрын

    ዶክተር ሻሮነይ❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ኩሉ እተቕርብዮ ሓሳባት ብጣዕሚ'የ ዘድንቐኪ:: ሕብንተይ ኣብ ኣብ ጎንኺ ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @tesfa7136
    @tesfa71362 жыл бұрын

    Dr. ሻሮን ውሽጣዊ ሓይሊ ኣለኪ!!! ንደቂ ኣንስትዮና ውን ከምናትኪ ዘለወን ውሽጣዊ ሓይሊ ክገልጻ ኣተባብዕልና። proud of u.

  • @tsegaiabraha1867
    @tsegaiabraha18672 жыл бұрын

    ዶር፡ ሻሮን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሰሓቢ፡ኣቀራርባ።ንፍዕቲ፡ቀጽልዮ። ✌️🌻

  • @medhanyeghiorghis7540
    @medhanyeghiorghis75402 күн бұрын

    Thank you Dr. Sharon for HIGHLIGHTING Bini’s WIN!❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅❤️🙏

  • @abitvtube6823
    @abitvtube68232 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ናይ ቢንያም ነገር ናይ ወትሩ ተዘካሪ ኣብ ታሪክ አፍሪቃ ዩ ሰሪሑ፡ንስድሩኡን ንዕኡን ከምኡ ውን ንመላእ ሕዝቢ ኤርትራ እንካዕ ኣሕጎሰና🇪🇷✅✅✅✅Dr. ሻሮም ሓብተይ።

  • @teaghes7654
    @teaghes76542 жыл бұрын

    ክበር ተመስገን እግዚኣብሄር ኣምላኽና!!! ብቢንያም ግርማይ ጌሩርካ ዝበለጸ ህያብ በዓል ናጽነት ዝሃብካና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይቐንየልና ቢኒ!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! ርሑስ በዓል ናጽነት ንኹላትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FadegaAraya
    @FadegaAraya2 жыл бұрын

    Your energy is unmatched Dr. Sharon - you just added glaring positive vibes to the already flooding positivity that I got watching Bini cross the line. Proud of Bini and proud of you. Congrats to Bini, Eritrea, and Eritreans.

  • @habtube7974
    @habtube79742 жыл бұрын

    Sharoney nihna kia we really are proud of you. you are amazing person 😘

  • @senaityemane8323
    @senaityemane83232 жыл бұрын

    ደስ ትብሊ ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ

  • @popiluki8111
    @popiluki811117 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ ሓጎስን ባህታን ወሪሩና ኣዝዩ ደስ ዘብል ሕጉስጉስ ኢልና ሓጎስኪ ይገንፍል በዓልቲ ብሉጽ ኣእምሮ ዶክተር ሻሮን

  • @Tefu-ms5pq
    @Tefu-ms5pq2 жыл бұрын

    እንቋዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረ ተመስገን ኣምላኽ ፡ቢኒ ሓወይ ምሕረት ይወርደልካ

  • @henokberhe6944
    @henokberhe694411 күн бұрын

    Dr Sharon thank you for sharing . I am very happy and proud of our hero Bini

  • @wedikfle1775
    @wedikfle17752 жыл бұрын

    ዋውውው ደስ ዘብል ኣገላልጻ ክብርቲ ዶክቶር ሓፍትና ቢኒ ናይ በሓቂ ጅግና ኮሪዑ ኣኩሪዕና

  • @lilberhane3233
    @lilberhane32332 жыл бұрын

    We are so proud 👏 👏 bini congratulations Eritrea.n thank you sharoney🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Eri-vw3nm
    @Eri-vw3nm2 жыл бұрын

    I proud for you ገለ ዓይነት ኣገላልጻ 🙏🇪🇷💯🇪🇷

  • @AdiEto
    @AdiEto2 жыл бұрын

    We so happy Bini he is superstar and thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filimonafewerki1454
    @filimonafewerki14542 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ከቢሩ ኣክቢሩና የቀነየልና ክብርቲ ዶክተር።

  • @solomonaraya5720

    @solomonaraya5720

    2 жыл бұрын

    Vein good good good

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos88132 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ የቀንየልና ደ/ር ሻሮን

  • @ftwihadish1883
    @ftwihadish188311 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዶክተረይ ሓጎስና ወሰን የብሉን

  • @r.s.k9973
    @r.s.k99732 жыл бұрын

    Bini hawina Edimen Teinan yhabika fetari 🙏🙏🙏💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️❣️

  • @SamiHadgu-hk2rd
    @SamiHadgu-hk2rd14 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤kemakei fetawi ሃገሩን ህዝቡን ይብዛሕ ❤❤❤❤ ILOVE you

  • @fazumazuzaki9223
    @fazumazuzaki92232 жыл бұрын

    ክብርቲ ሓፍትና ኣስይይይ ❤💯🇪🇷🦁🇪🇷🚲🦁

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash14 күн бұрын

    እንቃዓ ሓጎሰና ዶክቶር ሻሮን 🥰🥰🥰🇪🇷🙏

  • @ogbitkidane9237
    @ogbitkidane92372 жыл бұрын

    Congratulations to Biniam and all Eritreans. Keep on!!

  • @girmayabraham7332
    @girmayabraham73322 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏bini gomida nay behaki edmen tenan yehabeley

  • @mulugeta6522
    @mulugeta65222 жыл бұрын

    Proud to be eritrean 🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes99902 жыл бұрын

    Oh! My heart couldn't control the satisfaction and happiness I felt. He is indeed a superstar. ኤርትራን ኤርትራውነትን ብኸምዚ ዓይነት ኣዝዩ ምቁር ዜናታት ክውላዕ ክትርእዮስ ባህ ከብል። እንቋዕ ሓጎሰና ዶ/ር ሻሮን።

  • @issackteweldebrhan7544
    @issackteweldebrhan75442 жыл бұрын

    "ሽኮሪና ዝኾነት ዶክተር!" ንስኺ'ውን ስፖር ስታር ኢኺ

  • @marthatuccu4907
    @marthatuccu49072 жыл бұрын

    ኣሰይ ❤ ዶ/ር ሻሮን ኣገላልጻኪ ደስ ይብል ኣብ ኩሉ ምህሮኪ ይከታተል እየ ፍሕሽው ገጽኪ ቀዳማይ መድሃኒት እዩ። ተሓከምትኪ ብፍሕሹው ገጽክን ኣቀባብላክን ምክርኪን ምሉእ ተስፋ ጥዕና ሰኒቆም ኣብ ትሕቲ ጎይታ ሕዊይ ክብሉ እዮም። ስለ ኩሉ ትምሕርትክን ተገዳስነትክን ኣዝየ የመስግን🙏 !!! 🙌እግዚኣብሄር ዕድመንን ጥዕናንን ሓይልን ክእለትን ይሃብኪ።

  • @waw1593

    @waw1593

    2 жыл бұрын

    i agree she is born to be a doctor

  • @mazasagaie9963
    @mazasagaie99632 жыл бұрын

    Yes Congratulations 🎊 👏 💐 🥳 🙌 💖 🎊 Eritrean All of you My God Bless 🇪🇷 💖 ❤ 💕 💙 💗 🇪🇷 💖 ❤ 💕 💙 💗 🇪🇷 💖 ❤ 💕 💙 💗 🇪🇷 💖 ❤ 💕 💙

  • @EriOneMood
    @EriOneMood2 жыл бұрын

    ዶ/ር sharon thanks. ናይ ብንያም በርቃዊ ዓወት ኣብ ታሪኽ ዓለም ፍሉይ ነጥቢ ኮይኑ ሰፊሩ ኣሎ። አነ ዉን ብተሓጋስ ትማሊ ድራር ረሲዐ ከምዘይ ተደረርኩ ንግሆ ዘኪረዮ። ሕጂ ውን ኩነታት ጥዕናኡ ተመሓያዪሹ እብ ዝቅጽል መዓሌታት VENI VIDI BINI 👏💪🇪🇷🏆💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria701014 күн бұрын

    ኣሜን ዶክቶር ሻሮን ሓብትና ብሓጎስ ጥራይ ዘረባኺ ተቐይሩ❤

  • @AronOG_
    @AronOG_2 жыл бұрын

    Thanks Dr. Sharon. Professional people like you will change the social media landscape of Eritreans. No more tselulatin siditatn. No more crazy and rascals.

  • @dawittewelde960
    @dawittewelde9609 күн бұрын

    ዋውውው ዶ/ር ብጣዕሚ በቲ ምቑሉልን ገላጽን ዝኾነ ኣገላልጻኺ ንሓይሉን ብቕዓቱን ገሊጽክዮ ። ልቢ ኤርትራውያን ኢዩ ቢኒ ፡ ኣብ ኣሰር የሕዋቱ ዘጉላዕልዐ ውፉይ ኤርትራዊ !!!

  • @ghennetsium3915
    @ghennetsium391513 күн бұрын

    ንሕናውን ተሐጊስና ናታሑጎስኪ ንበሪ❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bereketinegassi4915
    @bereketinegassi491512 күн бұрын

    Thank you Dr.Sharon God bless you .🙏🙏🙏 Eritrea #shines!!❤️🇪🇷❤️Eritrea #prevails!!❤️🇪🇷❤️

  • @ruta1324
    @ruta13242 жыл бұрын

    Please encourage our people. Don't leave without subscribing to this amazing Doctor's page. We Eritreans love you Doctor.

  • @rahmasuleman740

    @rahmasuleman740

    2 жыл бұрын

    ደሰ ዘብል አዩ ወደ እታ ሓላል መረት ኢሰይይይይይ ወዲ አሬይ ፍቅሪ

  • @t.t.m9023
    @t.t.m90232 жыл бұрын

    Enqai Hagosena Deki Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thx dokter Saro🙏👏👏👏

  • @user-ry6sd5zv8t
    @user-ry6sd5zv8t14 күн бұрын

    Congratulations to Bin and all Eritreans

  • @Sofimehari
    @Sofimehari2 жыл бұрын

    ኣንቲ ከመይ ዝበልኪ ምቅርቲ ዶ/ር ኢኺ ፡የቀንየልና እዛ መደብ እዚኣ ስለ ዝሰራሕኪ : ጀጋኑና ምንጪ ሓጎስናን ክብርናን ምዃኖም መስኪርኪ ኢኺ'ሞ im proud of you dr

  • @habtom5113
    @habtom51132 жыл бұрын

    ሽኮር ሓፍተይ ዶር ሻሮን ሕብንቲ ኤርትራዊት 🇪🇷👍👌🇪🇷

  • @kasay67
    @kasay672 жыл бұрын

    Congrations to all Eritreans . Bini is our hero. Thank you Dr Sharon.

  • @ygy.yohannes5179
    @ygy.yohannes51792 жыл бұрын

    ኩሉስ ኣባኺ ደኣ ይርከብ! ንኽንገልጾ ዘጸግም ውሽጣዊ ሓጎስና'ኮ ገሊጺክልና። እምበር ናይ ቢንያም ብዓቕመይ "ተፈጸመ" ብትብል ቃላ ጥራይ እየ ክገልጾ ዝልእል። ሙሉእ ጥዕና ይግበረሉ።

  • @thtk585
    @thtk58513 күн бұрын

    Sweet zikonki fitret. Zerebaki kab weini yitiem! Libonaki sefih! Netom kedamot ahwatnan Aya tatnan zizekerkifom libonaki yu zigelix! Thank you My soul Doctor Sharon! Proud of you too! Nay biniam meglexi ayrikebon yu ! Nisiki gin gelixkiyo haben hager eki isiki win athlete nay filterin nikihatin! Nihizbiki tigebryo zeleki abrkito kelil aykonen ! Bizuhat abnetki teketilen kisieba tesfa gebir! Thank you Doctor Sharon!

  • @alganeshbaire2933
    @alganeshbaire2933 Жыл бұрын

    Bravo Dr. SHARON YOU ARE A STAR TOO. I LIKE THE POWER OF YOUR EXPRESSING YOUR FEELING OF HAPPINESS. GOD BLESS YOU!!!! GOD BLESS OUR STAR BINI GOD BLESS OUR COUNTRY AMEN(3)

  • @amana7675
    @amana76752 жыл бұрын

    I can feel your excitement, I am proud to be Eritrean.

  • @tsegredaweldzion5987
    @tsegredaweldzion598713 күн бұрын

    Thank you sharon kemaki Bini ka Edmen tenan Egzabhear mesu ykun❤🇪🇷🙏🙏🙏

  • @semayawittiti6186
    @semayawittiti61862 жыл бұрын

    God bless you Eritrea 🇪🇷 people 🙏❤

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos14 күн бұрын

    Dr.sharon shikor hbnti eritrawit ja God blessed our country.

  • @alwaysblue2572
    @alwaysblue257214 күн бұрын

    Dr Sharon I was happy with Bniam victory but also I am more happy now with your happiness expressions Go Eritrea 🇪🇷

  • @deki-erena6291
    @deki-erena62912 жыл бұрын

    Dr. Sharon nice job. We proud to be Eritrean.

  • @peacetoworld1516
    @peacetoworld15162 жыл бұрын

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪

  • @selamfesshaye-dd9oe
    @selamfesshaye-dd9oe11 күн бұрын

    Enqe natka konki Dr thank u ❤ bini haben Hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @danielfessahatsion8126
    @danielfessahatsion81262 жыл бұрын

    ናይበሓቂ ኣገላልጻ ንፍዕቲ ኤርትራዊት

  • @alisaeed4912
    @alisaeed49122 жыл бұрын

    ዶክቶር ሻሮን ናይ ብሉጻት ብልጽቲ I appreciate you. Long life for you and hero Girmay!!!!

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane192512 күн бұрын

    I love it the way you present it. Thank you our Dr. we need lots of you.

  • @emahasolomon7466
    @emahasolomon74662 жыл бұрын

    Asey Jgna waerooo Dr Sharon kemaki yebzahalna ❤❤❤❤ lebam maharit 🌹🌹🌹🌹

  • @rehaboth203
    @rehaboth2032 жыл бұрын

    You wowed us,Dr.Sharon. You know every Eritrean is proud of this success but nobody expressed it like you do. Your Tigrinya is so rich, fluent and perfect.

  • @gezaeafewerki8795
    @gezaeafewerki879513 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏 Thank you Doctor Sharon God bless you!!

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im11 күн бұрын

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani31492 жыл бұрын

    proud To Eritrean 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @edentekeste5197
    @edentekeste51972 жыл бұрын

    መሉእ ሐጎስ ይገበረልና 🍀✅🌺💓💕💖🙏

  • @asmarabella2629
    @asmarabella262914 күн бұрын

    Looking so happy, Dr. I love your energy and positivity. We love you so much, Dr. 🇪🇷🦅🇪🇷🦅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bisratasmerom4273
    @bisratasmerom42732 жыл бұрын

    Sharoney blessed ur so Amazing.Congrats to all Eritrian people. Bini Hero ሃይልካ መመሊሱ ከም ንስሪ ይተሓደስ።

  • @goitomtewelde4569
    @goitomtewelde45692 жыл бұрын

    YOU DESCRIBE THE REAL FEELINGS OF ALL ERITREAN WE ARE PROUD OF YOU AND HIM.

  • @tsegemeharigarza724
    @tsegemeharigarza7242 жыл бұрын

    Nay behaki Tezaribka aywedeen eyo. Thanx a lot Dr. 🇪🇷🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @untitled2834
    @untitled28342 жыл бұрын

    Yes Yes Yes God. Bless. Him and all Family ERITREAWI 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌿🌾🤝🤝❤️💓

Келесі