Sunday Sermon ኣገ.BitsuAmlak Part One -10/01/23

ማሕበር ህያው ኣምላኽ ኦኽላንድ
livingodoakland.com

Пікірлер: 86

  • @Jaywalker851
    @Jaywalker8519 ай бұрын

    ብዙሓት ሰባት ንብጹአምላኽ ከም ተጻራፊ ገሳጺ ስለዝርእይዎ ክነቕፍዎ ይስማዕ ምኽንያቱ ጠጥዑሙ ኢና ክንሰምዕ ንደሊ ቃልአምላኽ ግን ካብ ክልተ ዝአፉ ሴፍ ይበልሕ ከምድላይካ ክትገብሮ አይክአልን እዩ ብሓቂ እቲ ጸገም አብኡ ድዩ ላላ አይኮነን እይ ጸገም አባና እዩ ንሕና ስለዘይተሰራሕና ንዓና ዝሰማማዓና ስብከት ኢና ንደሊ እዚድማ ድኽመት ናትና እዩ ብዙሓት ክርስትያናት ደግኦምን ውሽጦምን በበይኑ እዩ ልሱናት መቃብር እና ኾይና ዘለና

  • @gualyesusyerus5813

    @gualyesusyerus5813

    9 ай бұрын

    ሀይ ሓበሻ ስለዝኮንኩም ኣይትሰምኡን ኢኩም እንዳበለ ዝሰብክ እንዳፍረሰ ክሓንጽ ዝፍትን :ብቃል እኳ እዩ ኩሉ ዝእየ:ብሽም የሱስ ብክርስቶስ ,ብመንፈሳውነት ክትጥመት ወይ ክትረአአ እዩ ዘለካ ጎዶሎና እንዳረኣየ ዕብየት እዩ ነጊሩና ክርስቶስ ዝርእይ ዓይንን ዝሰምእ እዝንን ስለዘለኩም ብጹኣን ኢኩም ኢሉኒ ብጽእና ረኪበ ኣይትኣሽው

  • @awetyosief2605
    @awetyosief26052 ай бұрын

    God bless you Baba❤❤❤❤

  • @user-ku7dn4ji5m
    @user-ku7dn4ji5m8 ай бұрын

    Baba bexu amlak yebarka xeruy temherti kemaka yebzhulna

  • @lucasnegashfine5084
    @lucasnegashfine50848 ай бұрын

    We need honest preacher like him in our society

  • @user-ko2ju5hz8w
    @user-ko2ju5hz8w8 ай бұрын

    Eza melkti wesideya aleku Danke Baba Bxuee

  • @mieronteklay7137
    @mieronteklay71379 ай бұрын

    I love Baba Bustue nay bhaki emun agelgali amlak

  • @user-nn4wo7kv6j
    @user-nn4wo7kv6j8 ай бұрын

    God bless u baba bxue ❤❤

  • @user-tp2mq9xd8n
    @user-tp2mq9xd8n8 ай бұрын

    God bless you abundantly baba Bxue

  • @user-td1gx8le8h
    @user-td1gx8le8h3 ай бұрын

    Baba bxue ybzahlka

  • @yorusalemmulugheta9275
    @yorusalemmulugheta92759 ай бұрын

    Bless You Baba Bixue❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @awetteklemariam5134
    @awetteklemariam51348 ай бұрын

    አምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ዘነቓቕቕሕ ትምህርቲ 🙏

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon14349 ай бұрын

    ባባ ብጹእ ነዊሕ ግዜ ጠፊኢካ ኔርካ ፡እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ ፡ናትካ ኩሉ እዩ ጥዑም ትምህርትካ መግናሕትካ ፡ትክክለኛ ኣቦ ኣምላክ ናዓና ክብል ዕድሜካ የንዋሓዮ

  • @unknownyoudontknowme8231

    @unknownyoudontknowme8231

    8 ай бұрын

    True

  • @danielefrem
    @danielefrem8 ай бұрын

    Baba Btsuii, berekett nay betekrstyann, memeliski bkbri bqbatt tegelexx

  • @KebronTedros-by8ee
    @KebronTedros-by8ee8 ай бұрын

    God bless you father bxueamlak ❤❤❤

  • @Aki-rl2wz
    @Aki-rl2wz7 ай бұрын

    God bless you baba Betu more blessings 💙💙💙

  • @johnfeday1394
    @johnfeday13944 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @lucasnegashfine5084
    @lucasnegashfine50848 ай бұрын

    I really love him

  • @eyobedpetros9048
    @eyobedpetros90489 ай бұрын

    Baba Bixu tebarek!! ❤😊

  • @milkiastareke4289
    @milkiastareke42895 ай бұрын

    God bless you all !! Jesus is the King of kings !!!

  • @petroshabtom6323
    @petroshabtom63239 ай бұрын

    Tsega amlak ybzhalka baba bxue!!❤❤

  • @asefaw4345
    @asefaw43459 ай бұрын

    Goyta abzihu yebarka Baba BitsuAmlak

  • @lemlemmebrahtu2110
    @lemlemmebrahtu21109 ай бұрын

    Goyta yebrarka.baba Buxuee❤❤❤

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem82848 ай бұрын

    We love you baba baxu God bless you 🙏

  • @unknownyoudontknowme8231
    @unknownyoudontknowme82318 ай бұрын

    GBU father ❤❤❤❤

  • @a.m.k5967
    @a.m.k59679 ай бұрын

    Egziabhier ybarkhka Baba Butsue-Aamlakh

  • @gospelofjesuschristrome1-16
    @gospelofjesuschristrome1-169 ай бұрын

    Baba love u ❤❤

  • @mariyamaniel7958
    @mariyamaniel79589 ай бұрын

    Amen amen 🙏🙏

  • @simonwoldeyesus6403
    @simonwoldeyesus64039 ай бұрын

    ኣሜን!!!

  • @gospelofjesuschristrome1-16
    @gospelofjesuschristrome1-169 ай бұрын

    ምውሳኽ ብምንታይ ይመጽእ:- 1)-ብሂወት ይጅምር፣ ዮሃ 5 ን 10ን፣ 1ዮሃ 5 2) ብምስማዕ ይውስኽ፡ ማር 4 3)-ብምቕናእ ይውስኽ ፡ 1ቆር 12-14 4)-ብትግሃት ይውስኽ፣ ሮሜ 12፣ 2ጴጥ 1 5)-ብምውፋይ ይውስኽ፡ 1ጢሞ 4:6-16 6)-ብምእዛዝ ይውስኽ፡ ያዕ 1 7)-ብሕብረት(ምስ ጸጋ ቅዱሳን) ይውስኽ፣ ኤፌ 4, ቆሎ 2:1-3 1 ጢሞ 4:6-16 = -1)-Consecration(ርእስኻ ቐድስ) -2)-Devotion(ርእስኻ ኣልምድ), -3)- Cultivation(መንፈስካ ኰስክስ) -4)- Meditation(ኣጸቢቕካ ሕሰብ) -5)-Dedication(ርእስኻ ወፊ) -ነቲ ዘይበጻሕካዮ ምምጥጣር! ፊሊጲ 3:3-14 ኦሪት ዘዳግም 33 9፤ ብዛዕባ ኣቦኡን ኣዲኡን፡ ኣይርኤኽዎምን፡ ዝበለ፣ ነሕዋቱ ኣየለለዮምን፣ ንደቁ ኸኣ ኣይፈለጦምን። ቃልካ ሐልዮም እዮም እሞ፣ ኪዳንካ ኣጽንዑ። ኤርምያስ 6 - 10 እንሆ፡ እዝኖም ዘይተገዝረ እዩ፡ ኪሰምዑ ኸኣ ኣይኽእሉን እዮም። እንሆ፡ ቃል እግዚኣብሄር ነውሪ ዀይንዎም እዩ እሞ ባህ ኣየብሎምን። እምበኣርከ ምእንቲ ኺሰምዑስ፡ ንመን ደኣ ኽዛረብ፡ ኣብ ቅድሚ መንሲ ኽምስክር እየ?

  • @milkiastareke4289

    @milkiastareke4289

    5 ай бұрын

    God bless you brother !

  • @wordoftruth8727
    @wordoftruth87279 ай бұрын

    ነውሕ ዕድመ ንበረልና ባባ ብጽእ ❤

  • @rahwagebreghergish7342
    @rahwagebreghergish73429 ай бұрын

    I miss you so much bixue blessed

  • @nebiatberhane394
    @nebiatberhane3949 ай бұрын

    ዝገርም ትምህርትይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድሜ ይሃብካ ባባ ብጹእ 💞💞💞💞💞💞💞

  • @fevenfisshaye5790
    @fevenfisshaye57909 ай бұрын

    Tebarek baba Bsue

  • @bmtck9399
    @bmtck93998 ай бұрын

    God bless you 👏👏👏👏👏

  • @user-fp1ej8ld3w
    @user-fp1ej8ld3w9 ай бұрын

    Best preach from Betsue !Gbu

  • @sarahaile6506
    @sarahaile65069 ай бұрын

    God bless you baba bixua sebaki xidki ❤❤❤❤

  • @belovedabrahampastormelake1799
    @belovedabrahampastormelake17998 ай бұрын

    ብጹእ ሓወይ ብሩኽ ንስኻስ ንበረልና ዳኣ ኣምላኽ ጸጋን ዕድመን ይወስኽካ

  • @Bereket-mi5sg
    @Bereket-mi5sg9 ай бұрын

    Welcome back baba bixue!

  • @abelabebe4963
    @abelabebe49633 ай бұрын

    Kabtom xruyat agelgelti terifuna zelo enko agelgali zeytekeyere, let's look after the real pastors, and also the people who are still on old type of born again let's create a group and support the real pastors please.

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey9 ай бұрын

    God bless you baba Bxue bruk ❤❤❤

  • @Betty612
    @Betty6129 ай бұрын

    ጎይታ ይባርኽካ ባባ ብጹእ ኣቦ ብዙሓት ❤❤

  • @rahwaweldetensae3972
    @rahwaweldetensae39729 ай бұрын

    GBU baba❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yj6qq1lk1x
    @user-yj6qq1lk1x8 ай бұрын

    Welldone

  • @fretekeleab6431
    @fretekeleab64319 ай бұрын

    God bless you , you are blessed to be thought the timely message

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea8 ай бұрын

    ሓቀኛ ፓስተር ሓደ ርእየ ኣለኹ

  • @israel8104
    @israel81049 ай бұрын

    Baba bxue Amlak funny and jgna ❤

  • @Eagle1503
    @Eagle15039 ай бұрын

    He has the teaching grace, God bless him

  • @tesfaalemhabtom8268
    @tesfaalemhabtom82689 ай бұрын

    Yes true

  • @phili8384
    @phili83848 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @erinatey2165
    @erinatey21659 ай бұрын

    Ezgabiher amilak mihret yewurdelkum

  • @milkiastareke4289

    @milkiastareke4289

    5 ай бұрын

    Amen! Niaka kea mihret yewridelka ! mifrad xibuk aykonen emo xibuk girka simayo kidm, bzaeba nebsika kea hiseb.

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24808 ай бұрын

    ዋድሕ ዝረባ

  • @user-ko2ju5hz8w
    @user-ko2ju5hz8w8 ай бұрын

    Painfull memory

  • @TheOvercomer_s
    @TheOvercomer_s7 ай бұрын

    መኣረምታ! 12:34 - ቅኖና መጽሓፍ ቅዱስ ካቶሊክ፡ 72 (73 ንድጉዓ ኤርምስያ እንተፈሊናያ) ዝሓዘ ኢዩ። The Catholic bible is 73 books, not 76 or 79!

  • @akberebereke2646
    @akberebereke26468 ай бұрын

    Pappa bxu bruk

  • @saba275
    @saba2755 ай бұрын

    Beloved be peace maker no need to take sides 🙏

  • @milkiastareke4289

    @milkiastareke4289

    5 ай бұрын

    He never took a side, if you're concerned about religion. In fact, he doesn't care about religion. He's direct and preaches only about Jesus.

  • @zenay7056
    @zenay70569 ай бұрын

    እሽ ዘሕዝነካ ጊን እቶም ግዚኦም ቀቲሎም ንዓኻ ዝሰምዑ መሳኺን

  • @STZ77

    @STZ77

    9 ай бұрын

    እቲ ዘሕዝን ንስኻ ኢኻ ፡ ሓቂ ጸላዕላዕ ዝበለካ !

  • @RahbotNhzbey

    @RahbotNhzbey

    9 ай бұрын

    Ezi werkawi Abo nsun tmhrtu kemu zbelu ybzhulena. Baba Bxue bruk zemenu ybarek 💙💙💙

  • @wordoftruth8727

    @wordoftruth8727

    9 ай бұрын

    እቲ ዘሕዝን ነዚ ስብከት ክትሰምዕን ኮመንት ክጽሕፍን ግዜኻ ዝቀተላ ደኣ ወልኻ፡ ንሕናስ ናይ ክቡር ኣቦናን ናይ ኣምላኽ ሰብ ቃልን ኢና ክንሰምዕ ግዜ የሒሊፍና። ተኺኢልካ ብዛዕባ ባህሪ ኣምላኽን ብዛዕባ ቅድሳት ጽሑፋትን መርምር፡ ደሓር ልውጥ ክርስትያን ክትከውን ኢኻ።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus20117 ай бұрын

    ብጹኦ ሓወይ እታ ምእዛዝ ንጎይታ፡ እወ፡ ናይ ሰበይትን ሰብኣይን፡ ምእዛዝ ፡ ትብላ ግን፡ መጀመርያ ብዛዕባ ሓዳርን ክትምህር፡ ኣሎካ። ኣብዚ ግዜዚ ፡ ኣብ ፡ ውሽጢ ሓዳር፡ ዘሎ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ፡ መንፈስ እዚ ግዜዚ ኣሎሞ፡ እቲ፡ ምእዛዝ ትንሎ ዘሎኻ ፡ ኣብዚ ክትንትኖ ኣይክእልን እየ፡ ስለዚ ብኽልቲኡ ወገን በቲ ሰብኣይን፡ ሰበይትን ፡ ከተነጽሮ ኣለኻ። ብድፍኑ ግን ፡ ኣምላኽ ንዘይፈቕዶ፡ ክእዘዛን ክትእዘዞን ፡ ብሕልፊ ብደቂ ተባዕትዮ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ፡ ክኾናሎም ዝደልይዎ፡ ኣሎሞ፡ መጀመርያ መጽናዕቲ ፡ ግበረሉ ኢኻ። ተኣዘዝዮ፡ ተኣዘዛ፡ ምባል ፡ ብቓል ቀሊል፡ እዩ። ብዛዕባ ሓዳር ምሂርካ ኸምኡ፡ ክትብል ግን ቅኑዕ፡ እዩ። እዚ ክብል ከሎኹ፡ ኣብ ህይወተይ ስለተሞኮርኩሉ እየ። ተባረኽ።

  • @user-vp9mq7ql6u
    @user-vp9mq7ql6u9 ай бұрын

    The catholic canonical No. Bible Books are 73. They are not 79. Don't give false teachings.

  • @user-vu3gz7ev8z
    @user-vu3gz7ev8z9 ай бұрын

    Zemene sebeyti😂😂😂 ezis seb toqoxurus yisebik kea. Ke hinket!!???😂

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael91238 ай бұрын

    እዞም ፓስተራት ሓበሻ ስብከት ዘይስህብን... ምክንይሳት ዛንታ ሰባት ናይ ምጽሓፍ ቅዱስ እዮም ዝምህሩ.. ሂወት ዝልውጥ ኣይምሕሩን ዓቅሚ የብሎም.. 2-3 ጥቅስ ሕዝካ. ሂወት ዝልውጥ መግድታት ኣነ ዝኣምኖ ዝገብሮ ዘለኹን ክምህር ይኽእል. እይድ ግን ዛንታታ ሰባት አብ ምጽሓፍ ቅዱስ ኣይልውጥን... ካልኣይ ተራ ሰብ ዝርድኦ ኮንካ.. ምጥቃም... Practical ሰብ ክገብሮም ዝኽእል ምምሓር. ኣምላኽ ኣይልውጥን ሰብ ውን ባናቱ ሓይሊ ክልወጥ ክብድ ይብል ግን.. ምስ መንፈስ ቅዱስ ን. ቃልን ሓቢርካ ጥልውታ ንሳኻ ጥራሕ ኢኻ ኣምላኽ ኣይልውተካ ሰብ ኣይልውጥ መንፈስ ቁዱስ በይኑ ኣይልውጥን

  • @MikiMiki-fw2hq
    @MikiMiki-fw2hq9 ай бұрын

    😂😂

  • @samiti1
    @samiti19 ай бұрын

    ንፉዕ ኢዩ ግን ፍርቂ ግዚኡ ኣብ ጸርፊ ኣብ ምኽሳስ ዘሕልፎ ኮይኑ ...ኣብቲ እዋን ውግእ ድማ ንወያነ ክድግፍ ነቲ ስብከት ረሲዕዎ ።

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    9 ай бұрын

    ይደግፍ ከም ድልየቱ ካብ ክሓድቲ ቤንጠ እዚ ብ ዓሰርተ ኢድ ይበልጽ

  • @fretachannel

    @fretachannel

    9 ай бұрын

    ​@@user-pn7sj1hp6wከዳዕ እኮ ሽያጥ ሃገር ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር እዩ። ንወያነ ዝድግፍ ኤርትራዊ የለን።

  • @RahbotNhzbey

    @RahbotNhzbey

    9 ай бұрын

    Aye tedengx eka n Eritreawi xerfi aykonen betri keman ygbo. Zeynatu aythapo nay manm degagafi aykonen nhaki dew zble kab mdrawu neger zwexe jigna nresu zeynebr eyu. Ayfeletkayon 😢

  • @RahbotNhzbey

    @RahbotNhzbey

    9 ай бұрын

    @@fretachanneldfretka ab hmak keyewdkeka zeytfeleto aytzareb. N men kemtdafer zeleka flet

  • @habenteklu8138

    @habenteklu8138

    9 ай бұрын

    ​@@fretachannel ኣየ ጰንጠ ፖሎቲከኛታት 😆ፖሎቲካ ኣንቢብኩም ድማ ዘይትኽአልዎ ። ደይትፈልጡ ዲኹም ኮይንኩም ክርስቶስ ሃገር ከምዘይብሉ ? ብዛዕባ ሰብ ግዳ ዘይትሓስቡ

  • @danielbereket6078
    @danielbereket60789 ай бұрын

    አዚ ሰብኣይ ሸቓጣይ ኢዩ ነይሩ ፍሉጥ ቐደም ብገንዘብ ምሽቓት ዝለመደ ሕጂ ኽኣ ብሃይማኖት እንጀርኡ በሲላ ኢያ

  • @RahbotNhzbey

    @RahbotNhzbey

    9 ай бұрын

    Amlak mhretu yewrdeleka tedengx seb eka

  • @okbazgidbus

    @okbazgidbus

    3 ай бұрын

    ata ms amlak mxrar yewaxaka du n ??????????????????????????

  • @yohanasereke2876
    @yohanasereke28769 ай бұрын

    ኣቱም ኣቦይ ክንደይ ዓጀውጀው ትብሉ ኢኩም: እንታይ የእተወኩም ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ካቶክሊክ ዝምህርዎ ንዓኩም እንታይ ይምልከተኩም: የሱስ የሱስ ናይ ዝበልካ ንማርያም ናይ ዝከሓድካ ድዩ ክርስትና ተሕዝኑ: ብገንዘብ ናይ ሰዓብቲ ጴንጠ ጌርኩም ደኣ ዓዲ ዓዲ ተዛወሩ ካልእ ሓንቲ ተፍርይዎ የለን::

  • @milkiastareke4289

    @milkiastareke4289

    5 ай бұрын

    Kigermeka pente kea aykonen, wela n pente eyu zigsxom. Kab mexhaf kidus wexai tezaribu ayfelitn eyu. Yirdeani eyu ab haimanot tigdes ente koynka ezi zerebau kehemeka, gn orthodox catholic zibehal aytrekibn ika ab Bible. Hade zegedis Yesus trah eyu, kulu hasabna zerebanan kea nisu trah eyu kikewun zelewo.

Келесі