Speech Of H.G.Bishop Mekarios In Israel (23/11/2013)

Ermi Tec

Пікірлер: 34

  • @mhreabfisshaye4938
    @mhreabfisshaye49384 жыл бұрын

    ኣሜን(3) ኣቦና ቃለሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክሕሸና ብዙሕ ክንከስብ ክንመሃር ካባኩም።♥☜

  • @Elijah777
    @Elijah777 Жыл бұрын

    ልኽእ! ❤️❤️❤️

  • @ogbamicaelangesom3240
    @ogbamicaelangesom32405 жыл бұрын

    ኣብ ሓንቲ መልሓስ ማንታ ዘረባ ። ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሆሎት ዝተዛረብኩሞ ረሲዕኩሞ ጥንተ-ኣብሶ ከምዘለዋን ብስጋኣ እምበር ብሕልናኣ ድንግል ክትከውን ኣይትኽእልን ኢያ ኢልኩም ። እግዚኣብሄር ይቕረ! ይበለልኩም ። ዝብእስ ኣብዘይፈልጦ ከይዱ ማእሲ ኣንጽፉለይ በለ ። ካብ ሓሰውቲ ነብያት ንጠንቀቕ ።

  • @1979amanuel
    @1979amanuel10 жыл бұрын

    nay protestant tmhrti ab sdet tekebilkum dhri natsinet ab ertra metsikum entay tighebrun nerkum hiji win b liukatkum entay tghebru alekum sebn ezghin zfelto haki iyu b hatsiru nsikum kulu seb zfeltekum pente ikum bejakum abi ikum aythaswu. megemerya nsukum knue kunu egziabher kmlesena

  • @tesfyekahsay5147
    @tesfyekahsay51478 жыл бұрын

    amen qale hiwet yesmalna

  • @banaztekle1102
    @banaztekle11028 жыл бұрын

    amlak aboy niana kona netom enda falatu ab mengadi eshok zelewu melas

  • @yehdegaahmed8870

    @yehdegaahmed8870

    7 жыл бұрын

    Bana Ztekle

  • @abelsamrawi
    @abelsamrawi7 жыл бұрын

    amlk yqre ybelolom

  • @kflayyemane9899
    @kflayyemane98997 жыл бұрын

    amlak ykre ybelelkum dngl maryam mlte xga eya dngl maryam dngl bhlna dngl bsga.

  • @aynomhassen1157
    @aynomhassen11578 жыл бұрын

    abona yqre gberulna dea'mber bqedemay seli slase hade melke aykonun abon weldun nenbeynom yom malet g/eyosus krstos neshtey u kelo u arigu ayseyeben slezi bkemey hade msli ykeun ilkana nierka mo ane zmesleni gn qdmi g/jises mmxeu n a bona abrham seleste slase tegelixomlu nierom eyom ztegagekwo b af qdusan ytearemeley

  • @user-if6le2me4l

    @user-if6le2me4l

    4 жыл бұрын

    Anbebo ete story orit zefteret 18 and 19 , its God and two angles brother Read the story from the Bible

  • @ogbamicaelangesom3240
    @ogbamicaelangesom32405 жыл бұрын

    ንነብስኹም ከተድንቑ ግዜኹም ተጸንቂቑ ።

  • @samueladam7837

    @samueladam7837

    5 жыл бұрын

    nay isias afewerki telaki

  • @samueladam7837

    @samueladam7837

    5 жыл бұрын

    ogbamicael

  • @memekihiteydngl100
    @memekihiteydngl10010 жыл бұрын

    Ayyy beidme abika emo maerig hizka kilte kitzareb. yadhinen emeatu eyu................ Enkae eko kedamay zerebakum nifelto kona!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @1979amanuel
    @1979amanuel10 жыл бұрын

    besmeab ab edmey mulue n hasot haki amsilu zizareb merahi haymanot rie ayfeltn iye lieli 20 amet halifu alo ab ertra atikum entay kitghebru tftnu nerkum nay kereba tarik iyu

  • @kidaneteklia8073
    @kidaneteklia80735 жыл бұрын

    ሓመድ ከ ዕደ ሰለል ዶ በልካ ነብያተን ሓዋርትያትነ ደኣ ሞ ንዋዮም ኩሉ ንእግዚኣብሔር ሂቦም እምበር

  • @user-pu1hv3wf1z
    @user-pu1hv3wf1z10 жыл бұрын

    መብርሂ መልሲ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ። ንሕና ድማ ሓቲትና ከመይ ኢሉ ኢዩ ከምኡ ዝኾነ ኢና ኢልና እንበር ኣብቲ ናይ ቃላት ወጠጥ ኣይኣተናን። ስእሊ ስላሴ ቅኑዕ ወይ ቕቡል ንክኸውን ኣብተን ካልኦት ኣብያተ ክርስቲያን ክህሉ ኣይኮነን ዘለዎ ኣብቲ ምስጢራቱ እንበር። እንድሕሪ "ንኣቦ ዝረኣዮ የለን፡ ወልድ ወዲ ሰላሳ ዓመት ኢዩ ነይሩ፡ መንፈስ ቅዱስ ብኣምሳል ርግቢት ኢዩ ተገሊጹ ነይሩ" ኢሎም ቅደዱዎ ክብሉና ኣይንጽበን ኢና "ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ" ኢሎሞ ጌጋ ከም ዝኾነ ብዝተፈላለዩ ቃላት እንተተገሊጹ ደኣ ስለምንታይ ኣቃጽሉዎ ክብሉና ባዕልና ምኣተናዮ ግን ንሕና ሸፈፍ ኢልና ክንሓልፎ ዘይኮነ ከነጽፍፎ ኢዩ ዘለና። አቲ ሕቶ ንምንታይ ከምኡ ተሳኢሉ እቶም ናይ ቀደም ኣቦታት ከ ብዛዕባ እዚ ስእሊ እንታይ ኢሎም ቤተክርስቲያንና ከ ክሳብ ሕጂ ንምንታይ ዓቂባቶ? ከምቲ ኣቡነ መቃርዮስ ብቃሎም ዝበሉዎን ታሪኾም ዝነግረናን ብዙሕ ከም ዝተማህሩን ሊቕ ከም ዝኮኑን ኢዩ ስለዚ ይመልሱልና። ብዛዕባ ናይ ድንግል ማርያም ከኣ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ገይሮም የረድኡና። እቲ ሕቶ ቅድሚ ሕጂ አንታይ ኢሎም ግብጺ እንታይ ኢላ ወይ ፓትርያርክ ቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ሺኖዳ ሳልሳዊ እንታይ ኢሎም ኣይኮነን መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ኢሉ ኢዩ። እቲ ናይ ቀደም ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ዘሎ እሞ ደሓን ዋላ ይትረፍ እንበር ሙሉእ መልሲ ኣብ "ሃይማኖተ ኣበው " ኣሎና እቲ ኣብ መበል 14 ክፍለዘመን ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ የብላን እንዳበሉና ንዖዖም ንጸጋም ጎሲኻ ምኻድ ግን ኣይዘረባን መጻሕፍትና ይመርመሩልና እሞ ንገሩና ቆልዓ ክሓትት ግድን ኢዩ እዚ ግን ደፋር ኣቦታቱ ዘየኽብር ማለት ኣይኮነን መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ "ዓበይቲ ጥራይ ኣይኮኑን ጠቢባን ዝኾኑ፤ሽማግለታትውን እውን ኣይኮኑን ንቕኑዕ ዘስተውዕሉ" ኢዮብ 32፡9 ዝበለና ዋላ እካ ክንዲ ናትኩም ኣይንኹን ንፈልጦ ነገር ኣለና ብዛዕባ ቅድስት ቤተክርስቲያን ሓቲትና ዝፈለጥናዮ ኣንቢብና ዝተረዳእናዮ ኣሎና ስለዚ ኢና ከም ከመይ ኢዩ ዘረባኹም "ሳእንኻን ይመስላ ኣብ እግርኻ ዘይእትዋ" ኮይኑና። ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ካልእ ኢዩ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ጉዳይ ምሕታትን ስርዓት ናይ ቤተክርስቲያን ምፍራስን ግን ነንበይኖም ኢዮም "ንዝብኢ ክትሃርም ኣብ ኣድጊ ተጸጋዕ" ዓይነት ኣጸዋውታ ንጎኒ ጎሲና ብ መጽሓፍ ቅዱስን ብ መጽሃፈ ሊቃውንትን ንገሩና፡፡ እዚ ክብል ከለኹ ግን ደፋር ኮይነ ዘይኮነስ ክፈልጥ ስለዝደሊ ምካነይ ከዘክረኩም ይደሊ።

  • @ASMARINO98

    @ASMARINO98

    10 жыл бұрын

    suggest that you send & ask them on their website.

  • @azzabgolden6636

    @azzabgolden6636

    9 жыл бұрын

    14324a

  • @filmonhagos6640
    @filmonhagos66408 жыл бұрын

    bgenzeb tshetu n orthodoxy tftunwa alekum

  • @yonashadgu2338

    @yonashadgu2338

    8 жыл бұрын

    ya hawha yemefan aliwu egzabhir nb egzabhit yemlsome begenzb yshat alij

  • @memekihiteydngl100
    @memekihiteydngl10010 жыл бұрын

    በሓሳብኪ ድንግል ኢኪ? ድንግል በሕልናኪ !

  • @abidalbrhane1473

    @abidalbrhane1473

    7 жыл бұрын

    kibren msganan n adena kdesti maryam nzelalem ykun

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom49017 жыл бұрын

    Mhret yewrdelkum nsukum thadso ikum

  • @filmonhagos6640
    @filmonhagos66408 жыл бұрын

    tekolu

  • @user-kv4lf5rp3x
    @user-kv4lf5rp3x8 жыл бұрын

    nay mnetat kalay zereba aybahal u

  • @samma5480
    @samma54808 жыл бұрын

    polotica mes hayemanot zerakeb yebelune

  • @calebeveryday34
    @calebeveryday348 жыл бұрын

    nakum eyu neru an prison

  • @oneday1472
    @oneday14725 жыл бұрын

    ኣሰይይይ ኣሰይይይይ እንቃዕ ንስኩምስ ኣቦና ኮንኩም ኣቦ ውጹዕ ኣቦ ሓቂ መፍቀሪ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም

  • @siemmisghna857

    @siemmisghna857

    4 жыл бұрын

    Abet tefat egzabiher yeker yebelelkem

  • @Fantu14
    @Fantu1410 жыл бұрын

    አረ ተዉ አባት: ስለ ቅድስት ሥላሴ ስዕል በተመለከተ ለምን የስዕሉን ሚስጢር አይመለከቱም???????????? አሁን ይህ ነገር ከእርስዎ ተሰውሮ ነው እንዲህ አሳፋሪ ንግግር የሚናገሩት?????????????

  • @getnetbirhanu2144

    @getnetbirhanu2144

    5 жыл бұрын

    wendmie be ewnet yasileksal !! mechereshaw seat endehone enawkalen sewoch tekakilew rasachewn yiwodalu yetebalew tinbit yifetsem zend gid new

  • @nananggiedey6600
    @nananggiedey66009 жыл бұрын

    በብመሰረቱ እዚ ናይ ኣቦና መብርሂ እምበር መልሲ ኣይኮነን ንዘመናት ዝኣክል ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን በቲ ዘይሰምዖ ናይ ግእዝ ቋንቋ እናሰመዐ ከምጸማም ከይኑ እዩ ኣቦና ድማ ምልሲ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ እናጠቐስካ ክከውን ይግባእ መሰረት ኣቦታትና ባዓል ኣብርሃም እዮም አሞ ከድኣ እምነት ባዓል ኣቦና ኣብርሃም ነይንምህር ፡፡ካልኣይ ቃል ኣምላክ ነንሕድሕዱ ኣይጋጨውን እዩ አሞ እቲ ኣብ ግ/ሃ 4፡12 ዮው 3፡16 ማቴ 1፡21 ዮው 14፡6 1ይ ጢሞ 2፡5-6 ምድሓን በጅካ የሱስ ከምዘየለ ዝገልጽ ከደኣ እንታይ ክትብልዎ ኢኩም ሕጂውን ናብቲ ሓቂ ተመለሱ ታሪክ ብምግላጽ ሰማያዊ በረከት የብሉን ከብ ኩሉ የሱስ ይዓቢ እሞ ነዕብዮ እቲ ሰምዕ እዝኒ ዘላቶስ ይስማዕ ክትብሉ ከሎኩም ካብ ቃል ኣምላክ ድኣ ይኩን እምበር ታሪክ ብምዝርዛር ኣይኩን ታሪክ መጽሓፍ ቅዱስ ኣለና መበቆል እምነትና ኣቦታትና ብዓል ኣብርሃም እዮም ኣይንሓዋውሶ ቃል ኣምላክ ንጹር እዩ፡፡፡፡ እምነት ካብ ምስማዕ እያ ምስማዕ ድማ ካብ ቃል ክርስቶስ (አምለክ) እዩ (ሮሜ 10፡17) ህዝቢ ክርስትያን እንታይ እዩ ዝደሊ ብእምነት ናብ ጽድቅን ቅድስናን ምሕላፍ ዶ ኣይኮንነ አሞ እቲ እምነትን ጽድቅን ድኣ ብ ቃል ኣምላክ ዘይኮነን ዝመጽእ ብትምክሕትን ብ ነበረያ ነበረ ካበ ቃል ኣምላክ ወጻኢ ብዝኮነ ድዩ መን እዩ እቲ ንኣምለክ ከክብር ዝደሊ ካብ ስምዒት ካብ ኣንነት ካብ ሃይሞናትነት ርእሱ ከውጽእ ኣለዎ እቲ ሓቂ ሕጂውን ኣብ ቃል ኣምለክ (መጽሓፍ ቅዱስ ተዋሂብና ኣሎ ንሱ መስትያትና እዩ ሓደ ሰብ ካብ ቃል ኣምላክ ወጻኢ እንተድአ ዝከይድ ኣልዩ ንሱ መናፍቕ ይብሃል 2፣ ብመሰረቱ መናፈቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ኩሎም ሃዋርያት መናፍቃን ይብሃሉ ኔሮመረ እዮም በየኖት እንተድኣ ኢልና በቶም የሱስ ክርስቶስ ዘይተገለጸሎም ብስርዓት ዝመላለሱ ዝነበሩ ጳውሎስ ንሰብ ቲቶስ ከጠንቅቖም ኮሎ ብዙሓት ዠይእዙዛት ተዛረብቲ ሃትውተው መስሓቲን ድሕሪ ምባሎም መሰረት ሃተውተዎም ዘይግባእ ዝምህሩ ይብል ቲቶ1፡10 እሞ ከድኣ ሓደሰብ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ እሞ ድማ ምስ ቃል ኣምላክ ዝጋጮ ተመሪሑ ዝከይድ ዘሎስ መናፈቕ ዶ ኣይኮንነ መን እዩ ሃይማኖት የድሕን ዝበለ ምድሓን ብክርስቶስ የሱስ ድኣምበር ብካልክ ኮቶ የለን ግብ4፡12 ካብ ዘፍጥረት ክሳብ ራኢ ዮውሃንስ ብዛዕባ ምድሓን ተጻሒፉ ኣሎ አሞ ከድኣ እቲ ዝብሃል ነቲ ጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ከም መናፈቕነት ንክርዳእ ዝግበር ዘሎ ህዝብና መን እዩ እቲ ሓቂ ክነግሮ እቲ ሓቂ ንዝማሃረ ትርጉም መናፈቕነት ከይፈለጥካ ምጽራፍ ነፍስወከፍ ሰብ ጸብጻብ ከብ ምሃብ ዝሃድም የለን እሞ ትርጉሙ ንፍለጦ፡፡1ይ ጢሞ 6፡3-5 ሓደ እካ ብካልእ ምህሮ እንተመሃረ በቲ ጥዑይ ምህሮ ክርስቶስ በቲ ኣምልኮ ዘለዎ ክትሓዝ ከምዘለዎ እዩ ዝገልጽ ስለዚ ካብ ስምዒት ትን ዘይምፍላጥን ወፂኩም ብምህሮ ሓቂ ብምህሮ ክርስቶስ ብመጽሓፍ ቅዱስ ብጥቕሲ እናገለፅኩም ድኣ ተዛረቡ እምበር መናፍቕ ማለት አቲ ይኩን እቲ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዝዛረብ ሃይማኖተኛ ወይ መናፍቕ ንብሎ ፡፡ ሃይማኖት ኣየድሕኒን እዩ ስመዒት ክኣ ካብ ፍልጠት ኣየናግፍን ዩ እሞ የሱስ ባዕሉ ንሓቂ ክትፈልጥዋ ኢኩም እታ ሓቂ ድማ ሓራ ከትውጻኣኩም እያ ይብለና ዮው 8፡32 ስለዚ ሓቂ ንፍለጥ ሓራ ክንወጽእ እምበር ሃይማኖትነት ሓራ ኣየውጽኣናን እዩ

Келесі