Solomon Bayre - Zebibey (Official Video) | Ethiopian Music
Музыка
New Ethiopian Music by Solomon Bayre (Wedi Bayre). Official music video for the new 2019 Tigrigna song "Zebibey" (ዘቢበይ).
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Facebook: www. AdmasMusic/
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEthiopia #TigrignaMusic #EthiopianMusic #EritreanMusic #AdmasEritrea
Пікірлер: 1 100
ወዲ ባይረ ዝፈትዋ ስነ ጥበባዊ ሰላኩም ይብዛሕ ኣብዘለኽሞ ተጋርዋኒ💊 & ኤትራውያን💙
@luley4170
3 ай бұрын
❤
ዘቢበይ ናይ ልበይ መርሆ ምሳኺዬ ከውግሖ ኣቤት ድምጺ ምስ ቅላጽኡ ወድ ባይረ ንበረልና። thanks for all participants 1000 ግንዖ
ሙዚቃዉን ስወደዉ ህልሜን ናፍቂ ደረሶ የምሚከፊኝ ማነዉ በአሁኑ ሰአት ጎደኛችሁ ለማወቅ ፈሊጌ ነዉ አዳድ ሰዉ እየሳቀ የጠቀምኩ መስሎ ሰለሜጉዳነዉነ
እንኻዕ ዳሓን መፀካ ወዲ ባይረ ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ ፍትውትው❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዋዉዉዉዉዉ ሰለሙን መቅሰን እንቃዕ ብሰላም መጸካ ኣብየት ድምጺ ምስ ጥዑም ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን
@wasserwasser5502
5 жыл бұрын
Mis asha kahsay berge Kia tirie aleka yino belo
@shemssulayman1921
5 жыл бұрын
❤💛💚
@shikorina6165
5 жыл бұрын
ቃል ክቡር መልስ ዜናዊ እንቃዕ ካብኩም ተፈጠርኩ!👌🏾❤️
@hgghgg7232
5 жыл бұрын
stu@@shemssulayman1921 I
ዎው ለማዓንቲ ዕለት ልደተይ እያ ለይኩኑ ኣኣብሩኒ ልደተይ
Solomun zeftu terh like yetewek
I am eritrean fantastic music solomon the gread man
ሰሌ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ ምስ ጽብቕቲ ጓል 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👈 ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልኩም ይግበረልና ንኩልና ህዝቢ ዓለም ሰላም ፍቕርን ስኒትን ይንገስ አብ ኩልና 🙏
*ዋውውውው ዛደርፊ ኣጸሊላትኒ ዲያ ገለ*
ንፉዕ !!!! ደስ ኢሉኒ 2ይ ደጊመ ሰምዖ 'ሎኹ ብራቮ !!!!! ወረ ሰሊሰ ኣቱም ሰባት : ከመይ ከመይ !!
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ባይረ ሓቢቢ ሻውለይ ዓለመይ ሻውለይ ዓለመይ
Eretrawiyan yefetwokha iyom selomon hawuna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sara-bw4or
3 жыл бұрын
Who do you support in the war!!
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ሰሌ 😍😍😍 ፅቡቕ ናይ ጥምቀት ቅንያት ይግበረልና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና 😍😍😍😍😍
@user-pu7zv7zy8i
5 жыл бұрын
Amen amen amen
@grmawit1902
5 жыл бұрын
@@user-pu7zv7zy8i አሜንንን አሜንንን አሜንንን ናይዓመት ሰባት ይበለና
ዘቢበይ ጥዕምቲ ደርፊ ወዲ ባይረ ኣዝማሪኖ
@sedekkebede4005
4 жыл бұрын
wow so cool
ሰሊ መቅስን ፍትውትው ኢና ናብለካ ፁቡቅ ስራሕ ድማ መበል 136 ቁፅሪ ኮምት ክፅሕፍ አለኩ ጥንስቲ እየ ላይክ ህረሙኑ
⛪የአምላካቸሁን የእግዚአብሔር የቃልኪዳን ታቦት ሌዋውያን ካህናት ተሸክመውት ባያችሁ ጊዜ ከሰፈራችሁ ተነስታችሁ ተከተሉት ➕መ. ኢያሱ 3-2➕ "እንኳን ለጌታችን እና ለመድሃኒታችን ለኢየሱስ ክርስቶስ የጥምቀት በዓል አደረሳችሁ መልካም በዓል" እንኳዕ ልበዓል ጥምቐት ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ወዲ ባይረ መቅሰን ገለ ዓይነት ያ ኪፍ ኣለና ንሕና
ጣዕሚ ትሕዝቶ ናይዛ ግጥሚ ምስ መሰጠትኒ ናብ ትሳተፍቲ እዛ ደርፊ እየ ዘወር ኢለ ገጣሚ ገና ናይቲ ዘይ ተበርበረ ዘሎ ስነ ጥበባዊ ሃይለ ገዙ (ወዲ ገዙ)ዋዉዉዉዉወዲ ባይረ ሕጂ ውን መሳጢ ድምጻዊ ዘቢበይ ኣምላኽ ፈጢርኺ ምስ ምሉእ ልቦና ወሲድክዮ ልበይ ንግስቲ ዓድና ጸሎተይ የዕሪገ ክበኒ ዕድለይ እቲ ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ኣግሂድዎ ሕልመይ የቅልሎ(2)ወኒንኽዮ መልክዕ ኩሉ ዘይብሉ ጎደሎ ዘቢበይ ዘቢብ ኩሕሎ ዘዘርከበ ኩሉ ንዓይ(2) ይብል ኣሎ ሽምኺ እንዳልዓሉ ንኸብደይ ይዝርግሕዎ ይፍትዋ'የ ዝብል ቃል ናደርጉሕዎ ፍርሕ(2)ኢሉ 'ቲ ልበይ ከይምንዝዕዎ ኣጓብዝ ዓድና ኣርእዮም ከይስእንዎ ሉል ባሕሪ ኮንኺ ዘቢብ ናትራነይ ፍልይቲ ሄዋን ዘቢበይ ናይ ልበይ መርሆ ምሳኺየ ለይተይ ከውግሖ ተኽሊ ናይ መሮር ዘቢበይ(2) ጥዕምቲ ጨና ኣይንስኺ እንዶ ዘቢበይ ፍጽም ዘይብልኺ መዘና ኣብ'ዚ ዝነኺ መንፈስይ ይጭነቕ ይሽበር ሓደራ ዘቢብ ዘፍቀረ ልበይ ከይስበር ዝያዳየ....ዝያዳይ ደገ ኣይትውጽኢ ዘቢብ ከይዝርፉኺ ዓድና ክወጸልኺየ ሓለዋ ክንዲ ክንዳኺ ዘቢብ ነብሰይ ከበጅዋ ዘቢብ ዘቢብ ዘቢበየ ኣጉባዝ ናይ ገርሁ ወፋሮ ፍንሽር ክብሉ ከራሮ ኣታ ብከበሮ እወ ብከበሮ ድምጻዊ-ሰሎሙን ባይረ(ወዲ ባይረ) ግጥሚ-ሃይለ ገዙ(ወዲ ገዙ) ዜማ-በረኸት ወልዱ
Wedi Bayre ኣበራበረ kef zelewa music 👍🏼
ትግርኛ ገዲፍና ብካልእ ቓንቓ ኣይንፅሓፍ ትግርኛ ይዓምብብ ሰላምኩም የብዝሓዮ
ባሌ ትግሬ ስለሆነ ስወዳቹሁ ብታዩ ውስጤ ናቹሁ 😘😘😘😍😍😍
@shambelgebreyohanns7311
5 жыл бұрын
የፍቅር ታሪኮች ከትረካ ጋ 😍😍😍👍👍👍
@ilovemomilovemom7684
5 жыл бұрын
Yene mar fkr yashenfal 😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹
@semisemu6444
3 жыл бұрын
❤❤❤❤
Wawwwwwwwwwwww sele Ayney So Like It 😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘ሩሑስ በዓል ጥምቀት ደቂ ዓደይ ቡሩካተይ
ኣሰይ ደቂታ ሓላል መሬት እንካዕ ብስላም መፀኩም ብርሃን ገፆም😍😍💗ሰሌ ጥዑም ድምፁ💋💐❤💘 እንካዕ ንባዓል ጥምቀት ብስላም ኣብፀሐኩም/ና ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን ርሑስ ኣውዳመት ይግበረልና ሰስናዩ ናዓኹም ኣኣብ ዘለክምዎ ምቁራተይ💝💝💞💞
ዋው ወዲ ባይረ ሽኮር ከም ገለ ዓይነት ስሓቢት ስራሕ እያ የቀንየልና ንበረልና
ጽቡቅ ስራሕ ከፍ አለዋ።ኣዚም comment ተንቡቡ ዘለኮም አምላክ ምሰኮም ይኮን አብ ስረሓኮም ኣሰልጦ ይመነየልኮም።
@user-qy4it8zx5w
5 жыл бұрын
Amen amen amen leaka le mearey
@ilovemomilovemom7684
5 жыл бұрын
Amen mar
@naomitadiumi7540
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከይትርስዐኒይ ኣምቤበያ ኣለኩ ካካካካካካ
@biniamamaniel8354
5 жыл бұрын
zere an amen 🙏
@user-ml9px7uj4n
5 жыл бұрын
ኣሚን ማር
ብስም ወዲ ባይረ like እስከ ኣግርጭው ኣብሉ ሓባይብ።
@adhanomhabtemariam5374
5 жыл бұрын
ፍቕር
ኩሉ ደርፍካ ደስ ዝብል እንድዩ እዚኣ ክዓ ዝበለፀት ሰሌ ሽኮር ቀፅለሉ😘 ርሑስ ባዓል ጥምቀት ክዓ
Aseyyyyyy shikorat deki tigray selamkum yibzeheley 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ዋው ወዲ ባይረ ሐላል ሐበን ትግራይና ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዎ አየካ ናይና ንወዲ ባይረ ዝሕብዮlike ኣግርጭው የለኒ ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብጽሐና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዓድና ይምለሰና ኣብ ዓዲ ዘለው ቤተሰብናን ሃገርና ሀገር ትግራይናን እግዚአብሄር ይሃልወልና ጽዮን ማርያም ትሐልወልና ጸላእቲ ትግራይ ዓደይ ብኢዶምን ብግሮምን ትሐዘልና አሜን አሜን :: ከምዚ ንዓመታ ከይ ቆርመመ ከይ ሸርሞመ የጽንሐና ጎይታ አሜን አሜን አሜን
'ሰይ ወዲ ባይረ መዓረይ ጥዕምቲ ደርፊ👌💃 እንኳዕ ንጥምቀት በዓል ድማ ኣብፀሐኩም🙏
ኣሰይ ትግራይ ፅሩያት ዘርኢ ፍረትን ፀገይትን ይግበርኩም ደቅ ዛ ሓላል መሬት
@MimiMimi-eb4lv
5 жыл бұрын
great song bro
wow awalddd tigray mara k ebdani deliyn iko😍😍😍😍😍😍😍😍😍💋💗💗💗💋💋💋
አቤት ድምፅ በጣም ደስ ሚል ሙዚቃ ነው. ደግሞ ወዳችሆለሁ ትግሬዎች
solomon bayre ( wedi bayre ) xbuk srah gn anes nska ab bahlawi ktserh koleka mara des tbleni abeu xekitka tetserh kea kndey xbuk neru natey rito eyu. dawit from Eri 🇪🇷
ሩት አርያ ቆንጅት ሽኮሪና 😘😘😘
ዋው ሶል ፅቡቕ ስራሕ ንኹልና ክኣ ኣምላኽ ይሓልወና ኣብ ስራሕና ኣሳልጦ ኣብ ህይወትና ፅቡቕ መንፈስ ይፍጠረልና🙏
@user-tl7zw2cb4n
5 жыл бұрын
@Jason Derulo ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሙቁር ሓወይ💋💓💓💓💓💓
@kedenatube4083
10 ай бұрын
@@user-tl7zw2cb4n❤
kulu gze konjo❤👂❤👌👍💖💖💖💖💖
Solomon Bayre wedi Tigray konjo🥰 🤴🏿👑🤴🏿 ❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️❤️
አቤት ድምጺ ዜማ ክሊፖ አንደኛ👌👌❤
Slay nay hmamy gel aynt music brta ajok wedi tigray sihkor❤❤❤❤❤❤❤💋💋
እሰይይይ ወዲ ባይረ ሽኾር ደስ ባሃሊት ሙዚቃ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ሶልየ ባዓል ስሑል ገሮሮ ኩሉ ስርሓካ ዝዎፆ የብሉን
Kef zelewa sol hawey. Meteabitika kab Asmara 😍✌️Slam n hzbi tgrayin ertran.🙏
Wow wodi Bayre. Ruta Araya shikor.
Tegaru kuratey trah nkdmit nkid bzaeba seb bzeyegeds 😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋 I love this music
ዋውው ሰሌ ሽኮሪና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዉካን ዝከብረካ ዘድንቀካን ድምፅካ ከዓ እሞ አፀልል እዩ ዘብለኒ ንበረልና ኩርዓት ተጋሩ ኢካ ግጥሚ ,ዜማ ,ድምፂ ,ህርመት ዋውው 100%🎤🎵🎶🎷😍😍😍😍 አጆኩም ናይና እንኳዕ አብፀሐኩም ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና አ
ትግሬ አይደለሁም ግን ትግሬ ውስጤ ኖ
ዘቢበይ💘⚘💘⚘💘 ንስሌየ ዝፍቱ ላይክ እስኪ ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ወርቂ !! ንትግርኛና ዝፈቱ ላይክ እስኪ ሃቡለይ ደቂ ማርያም ፅዮን እኩሱም ስላምኩም ይብዛሓ🇻🇳&🇪🇷🇻🇳+🇪🇷
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
@Jason Derulo 😘😍💘🤩💋
@rayumamedia738
5 жыл бұрын
ዘብበይ ሰሌ ኣቦ ሰላም
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
@@rayumamedia738 ስሌ ናይ ሕማመይይይ
@rayumamedia738
5 жыл бұрын
ሰሌ ናትና
@MelosHailu
5 жыл бұрын
LIKEK KKKKKKKKKKK
ዋዉ ሶል ናየ ሕማመይ
ዋው ዋው ዋው😘
ሰሌ ጅግን ወድዞም ጀጋኖ
kemay dika nice song kef aloka
5 Hours 2k like an ather score From somalia 🇸🇴
@Abbay_special_recipe
3 жыл бұрын
My best friend is Somalian , respect and love ❤️,
@MiaMia-xt4ch
3 жыл бұрын
Knbnl
ወዲ ባይረ ሕጋዊ እስከ ገለ በሉኒ ብስሙ
በጣም ነው የምወደው ትግሪኛ ሙዚቃ ኢሄደሞ እንዴት ደስ እንደሚል ምን እንደሚል ባላቅም
Wawwwww beami dess zbr selie shukor kemey dikum meksenat 😍👄❤❤ayekum natna 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈❤👌💪
Kemey dka wedi bayru meksen 😘😘😘😘😘😘💋💋💋👈👈👈👈👈
ዋወወወው ወዲ ባይረ ኣስሊ ጽቡቅ ሙዚቃ ሰሪሕካ ናይስ ሰይ ሰይ ካብ ሓውኻ ወዲ ጋሽ
ዋውውውው ያምራል
ዋወ ሶል ላዛ ጥዑም ድምፂ ናይና በርትዕ 👏🏽👏🏽❤️
አሰይይይይይ ሰልይ ገለ ዓይነት ደስ በሃሊ ❤❤❤❤❤❤👌👍👍
abzuy alo derfi malet Wedi bayre ata asli kulu gza meksen ♥♥♥
Solomon nice music haftka gali🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ባይረ ሽኮር ክትጸልለኒ ኢካ ከመይ ዲካ መቅስን ❤
ዋውውው እምበር ዘቢበይ ፎቲናልኻ ኢና ሶል ሓላል 😍😍😍😍😍♥
ምርጥ ነው እኔ ሁሉንም ብሄር እውዳለው አከብራለው ትግሬ በመሆኔ ደስተኛ ነኝ ኢትዮጵያ ዘላለም ትሳቅ
@adhanomhabtemariam5374
5 жыл бұрын
merry najat tttttttttttttttt
@hawaweyinetechenekugbetamy9919
4 жыл бұрын
Likinesh liknehWide
@Zuzu_habesha_Tube5
Жыл бұрын
ዘቢበይ ምን ማለት ነው እኔ ስሜ ዘቢባ ስለሆነ ነው 😍😍
@user-bz1of7wr2u
Жыл бұрын
@@Zuzu_habesha_Tube5 😁😂
@desutube7446
Жыл бұрын
ye ewnet betam des bleshignal lezawm nw subscribe yarekush
💕 wow so beautiful
ወዲ ባይረ መኽሰብ i lave you
Good job wedi Bayer shikor kab asmara
በጣም ደስ የሚል ምርጥ ዘፈን ነው በርቱ
Asayyy tagaru konaju haftkum Eritrya
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ባይረ ሓውና ብልጽቲ ስራሕ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ የሕዋትና፣ #ኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቃዕ ናብ ብርሃነ ጥምቐቱ ኣብጽሓና#
sole kbrtey nay libey yibel tum dimtsu wedi Tigray Adey nberalay we love u more kiburey ♥♦♥
Sol my best singer I proud of you and our language keep going zebibey
@AliMohammed-t3w
6 күн бұрын
😂😂😂😂
Solomon Bayre king of Tigrinya🥰🥰🥰 👑👑 Wedi Asmara shikor❤️ 🇪🇹🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇹
Wedy Bayre ebay Asmera we love you by brother😍😍😍love my tigray people ✌️
@AliMohammed-t3w
6 күн бұрын
❤❤❤❤
ስሌሽኮር ዋው እዩ🌹🌹🌹
Wow wede bayera xibuke serahe
wellcome fantastic music,& beutiful girl 😍
ኣዋይ ድቂ ትግራይ ማዓርይ ኩሉ ነገርኩም እንታይ ይውጻኩም🕊 ✌🏾👈🏾⚘⚘⚘🕊🕊
Wedi bayre jgna
እውህይ ልበይ ክትወድቅ ደልያ ስነ ጥበብሲ ከምዚ ተኮነ እዩ እምበር
Sol nayna 😍😘
ዋውውውውው ሰሊ ሐወይ እንካዕ ብሰላም መጸካ ክብረተይ መታዓቤተይ ማዓረይ
#ሰላም ተጋሩ እንኮዕ ንብዓል ጥምቀት ብሰላም አብፅሖኩም !! #ርሑስ ብዓል ጥምቀት
ወዲ ባይረ ብጣዕሚ ኑፉዕ ደራፋይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ
Sey sey nenaten da haben, extremely good
Solomon shikor good job 😍😍😍👍👍👍👍👍
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ሰሌ ጎይታ ፍቅሪ
ሰሉዋይ ናይና እንኳዕ ኮንካ love u ❤❤💘👈
ዋው ሰልየ
Ata sebey eda haremet lebey atfiately beza derfi eza Gen texanania 💯
ፅቡቅ ስራሕ ናይ ባሓቂ ክቡር ሰብ ሰሊይ ሓዉይ ❤🇪🇹🇪🇷🇻🇳😍😘🇪🇷🇪🇹❤🇻🇳😍👍
ትግራይ ማለት የኢትዮጵያ መሰረት ነው። አንድም ቋንቋ ትግርኛ ከግእዝ የተያየዘ ነው። ግእዝ ማለት ልሳነ መላእክት ማለት ነው። ትግራይ ለዘላለም በፍቅር ትኑር ♥♦♥፨
@user-kd8yd7bq7i
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማር💞💓🇻🇳🤱🙏❤️
@ncell1662
2 жыл бұрын
We x
@yor-mt8yb
9 ай бұрын
@@user-kd8yd7bq7i ለኽባጥ
ዋውውውውውውውው ሰልየ መዓረይ
መጠለል መጠለል ወዲ ባይረ ነብሲ
ወዲ ባይረ ንፉዕ እኻ ብሓቂ ከምዞም ኩሉም ስነ ጥበበናታት ኣይኮንካ እቲ ዘሎ ትዉጽእ ደራፊ ንስኻ ሪአ ኣለኩ ብራቦ
Nice music ever 😍😘😍😘😍😘😍😘
ሰሌ ጀግና ወዲ ሪመይ💛❤🥰🥰🥰🥰🥰
ዋውውውውውውው ሰልየ ሓወይ ብጣዕሚ ዘመስግነካ አታ ዝፍትዋ ሓፍተይ ብስሞ ምድራፍካ l iove yyou ሰልየ ሽካርርርርርርርርርር