Solomon Bayre - Tium Zena (Official Audio) | Ethiopian Tigrigna Music
Музыка
New Ethiopian Music 2019 by Solomon Bayre (Werdi Bayre) featuring Shewit Mesgebo and Winta Berhane, performing the new Tigrigna song "Tium Zena". Official Audio Clip.
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. AdmasMusic/
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEthiopia #TigrignaMusic #EthiopianMusic #EritreanMusic #WediBayre #SolomonBayre #ShewitMesgebo #WintaBerhane
Пікірлер: 998
ስሌ መቅስን ከመይ ደዩ ዝፍትውካ ሕጅ ግርም ጥዑም ዜና ንትግራይና ንትግራይ ዓደና ዝፍቱ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ወርቂ🇻🇳✍👌💛❣💛❣
@godblessforall1481
5 жыл бұрын
ሃኒ ጓል ተምቤን ትግራይና ንቅድሚት Anti waero jigna
@user-yh2gi6mx1j
5 жыл бұрын
ሃኒየ ንዓይ ኸ ትፈትውኒ ዶ ጭብቅተይ ማዓሪተይ ፍትውተይ ናይ ልበየየየየየየየ
@GPeace401
5 жыл бұрын
እቲ ላይከ እንታይ ኢልክዮኺ? ንስኺ ዶ ዝደረፍክዮ መሲሉኪ
@user-yh2gi6mx1j
5 жыл бұрын
@@GPeace401 ካብዛ ቋልዓ ራሓቅ ኣይተንፍረለይ ናዓ ዎሽ ቻ
@user-ie4hn4br4c
5 жыл бұрын
🙋🙋🙋🙋 ሂበኪ እየ 😄😄😄
ኦ ኣምላኸይ አንኳዕ ትግራዋይ ገርካ ፈጠርካኒ እስኪ ትግራዋይ ብምኻኑ ዝኮርዕ ላይክ ይግበር ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ wedi bayre pest of tgringa music i love you so much 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌💟💟💟💟💟💟💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆
ኣሰይ ኣብዚ'ለካ ደርፊ ወዲ ባይረ ጅግና "ጥዑም ዜና እወ Love U ተጋሩ።
እወ ይስማዕ አሎ ጥዑም ዜና ወዲ ባይረ ጅግና ተጋሩ ሰስኑ ብዝሑ አብ ዝክድክምወ ፃዕዳ ይፅናሕኩም
@ilovemom9346
5 жыл бұрын
amen amen amen
@hyabbiniam3179
4 жыл бұрын
Long live selie jegna ❤💪👍besratem jegna
ኣሰይ ሶሎየ ጥዑም ይሃብካ ንዓና ካዓ ጥዑም ዘበን ይግበረና ደቂ ትግራይ አብ ዘለኩምዎ ሰላም ፍቅር የብዛሓልኩም።
*ነዛ ጥዕምቲ ዜማ እተስተማቕሪ/ር ዘለኺ/ኻ ብር ክትብሊ/ሉ ተሓጓሲ/ሱ ጥዑም ዜና ኣስሚዑ ዓድና የብለና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏🙏🙏😘❤*
ብተጋሩ ኩሉ ግዝየ ምስ ኮራዕኩ እየ ሓውኩም ኤርትራዊ፡ ንኤርትራዊ ዝፈቱ ትግራዋይን ንትግራዋይ ዝፈቱ ኤርትራውን like ኣድዩኒ ህግደፋውያን ኣይትምልከተኩምን እያ ምክንያቱ ሕልንኡ ዝሽጠ ሰብ ኣየድለናን ደላይ ሰላም ሰብ ምካን እኩል ካብ ዝመጸ ይምጻእ ካብ ዝኮነ ዓሌት ብዘየገስ።
@lgq6983
5 жыл бұрын
👏👏👏👏💝💝💝💝😗😗😗😗
@tekliaghebremeskel336
5 жыл бұрын
entay koinu zeymlketom sebat zeykonun eiom aitgage atehasasbom nuom ymlket
@liaasmelash1163
4 жыл бұрын
ንሕና የሕዋትካ ተጋሩ እዉን ብደቂ ሰሜን ትግራይና ወለሎ / ኤርትራ ምስ ኮራዕና ኢና፡፡
ሰሌ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ኣምላክ ንህዝቢ ቲግራይን ህዝቢ ኤርትራን ይባረክ።
@liaasmelash1163
4 жыл бұрын
እወወወወወወወወወወወወወ........ኣምላክ ባዕሉ እኮ ምስ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን እዩ ደሎ፡፡
@garmshgg6101
3 жыл бұрын
Amen mearey
ምትሕውዋስ ይፍጠረልና ትብሉ እስኪ like ይሃበኒ I love u ኩሉኩም ተዛረብቲ ትግርኛ
@liaasmelash1163
4 жыл бұрын
ክንሕወስ ኢና ወዲ ትግርኛ ቅጭን ምክንያቱም ናይ ኣምላክ ፍቃድ ስለደኮነ፡፡ ፀላእትና ሕርር ይበሉ፡፡
@rahaserase6425
3 жыл бұрын
@@liaasmelash1163 ታኣለ ጉማማ
ወዲ ባይረ ኣስሊ ሳሓቢ ቀልቢ እስቲ ንወዲ ባይረ ዝፎቱ like ይወቅጠኒ
@kingsolomon8046
5 жыл бұрын
ንወዲ ባሪዬ እንድህር ፈቲናዮ ንባኣሉ ንወቕጦ እንበር ንስኺ እንታይ ባሓሊት ኢኺ?
@galaxum6059
5 жыл бұрын
@@kingsolomon8046 kkkkkk
*ሓደ ካብቶም ዝፈትዎም ደረፍቲ ተጋሩ*
@mussietn1966
5 жыл бұрын
@not interested in politic ኣይተጋገኻን
@user-lq4fw2qm9s
5 жыл бұрын
@not interested in politic ሓሪፍካ ገለ ኢካ ኮ ዘለካስ በካዕ
ሰላ መዓረይ አንበሳ ካብቶም ብትግራይና ዘይደራደሩ ሓደ ኢካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ❤️💔ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏
ብሩክ በዓል ኣሸንዳ ይግበረልና ደቂ ትግራይ መኣረይ እናበልኩ ሙዚቃ ውን ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ❤😍❤
*ኣሰይይይይይ ጥዑም ይሃብካ ፍትወይ ጥዑም ዘበን ክፈጥረልና ይኮን*
ሶልየ ሽኮር ገለ ዓይነት ደርፊ ኣነ ካብቶም ናይ ትግርኛ ደረፍቲ ኣዝየ ዝድንቆም ሓደ ኢካ ጥዕም ዜና ሽኮር ደርፊ like 1000 like 👍👍👍👍👍👍👍👍
ኤርትራ ከኣ ደቀይ በልና ትብሉ Like ጉበሩ ወዲ ባይረ 100% ትግራይ ወለሎ
@user-jl3gg3qw4f
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ተዛሪብካ ሞትካ ደጋል ኣጋሜ ቱፍ
@monamohamed7421
5 жыл бұрын
@@user-jl3gg3qw4f አጋመ ታሪክን ባህልን ዘለዎ ፁሩይ ህዝቢ እዩ ከማኩም ድቃላ ተረፍ መረፍ ጥልያን መንነትኩም ዘይፍለጥ እራይ ምራይ አብ መአስከራት ዝተበተነ ህዝቢ አይኮነይ ተመስገን
@user-vs2ww6vr7m
5 жыл бұрын
@@user-jl3gg3qw4f ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ስ ርእስኩም ይሰርሕ ኣይመስለን🤔
@user-jl3gg3qw4f
5 жыл бұрын
mona mohamed ታሪኽ መን ከምዝሓበኪ ንታሪኽ ናትኪ ህተትዮ እ ን ሻዕቢያ ታሪኽ ኣለኒ ታሪኻዊት እየ ከይትብልዮ ሰብ ክደቅል ከሎ ካብ ጻዕዳ ይደቅል እበር ክክክክክክ ተጋሩ ኣቦ ንጓሉ ዝደቅለላ ኣቦ ንጓሉ ኤች ኣይቪ ዘውርሳ ውርሻ ተጋሩ ክክክክክክክክክክክክክ
@user-jl3gg3qw4f
5 жыл бұрын
ትህነግ ወስጤ ነው ተብየዋ ንስኺ እኳ ርእሲ ሂዝኪ ትንቀሳቀሲ ኣለኺ ትኳንን ቁማልን ዝመልኦ ሂዝኺ መጋል ምስ ኤትርራዊ ርእሲ ክትዋዳደሪ ቆማላት ጽቡቅ ጌርና ንፈልጠክን ሳላ ስደት ረስሓት
Proud Tigraway!! አታ ትግራዋይነትስ ከመይ የኹርዕ! እናሞተ ዝበዝሕ ህዝቢ! መከራ ኣብ ልዕሊ መከራ ዋለ እናተወሰኾ ዝጥንክር ህዝቢ! ኣብ ዓለም መርአያ ሓድነትን ፅንዓትን! ካብ ብዙሕ ዝተወለደ ግን ከም ሓደ ጠጠው ዝበለ! ንመሰሉን ነፃነቱን መኻሪ ዘየድልዮ! ኣዮኻ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ ! ኣብ ቅድመና ዘሎ ድማ መወለዲ ትግራይ ዝኾነ ዘንፀባርቅ ደስ ዝብል ድምቀት ዘለዎ ብርሃን እዩ። ዓወት ንሓፋሽ!❤❤
*Wedi bayre zfetu eske Like agarchw teum ziena*
@js2974
5 жыл бұрын
እስይ እስይ እንካዕ ካብ ትግራይ ተፈጠርኩ ተመስገን ፈጣሪ
@dagiBrhane
4 жыл бұрын
Wedi bayre 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪
@yosyaftaklay2555
3 жыл бұрын
wwwwwoooow lovlay songs tigray lovvvvvv
ወዲ ባረ ኣስልይ ከመይ ደካ መቅሰን ፈቲዊ ዓዱ ተመስገን ፈጣሪ ትግራወት ገርካ ዝፈጠርካኒ🙏 ተጋሩ Love you❤❤💋💋
ዋውውውው ሰሌ ሐውይ ጥዑም ዚማ አየ ጎሮረ ተሳሐሉ ዝወጸ መታዓቢተይ ማዓረይ
ጥዑም ዜና ይግበረልና ብሩኻት ፍጥረት እስከ like ኣጡሙና
@habtomtsfaye5618
5 жыл бұрын
Wedi bayre asli
@amenamen4887
4 жыл бұрын
amennnn
ወዲ ባረ ጥዑም ዜና ዋዉዉዉ ጠጡዕሙ ተዓደል ሰሌ ሓሃወይ
ወዲ ባይረ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ! ካብ ሰሜን ትግራይ ( ኤርትራ ) ታጋሩ ሕበሩ ሕበሩ ክትከብሩ ጸላኢ ከተባርሩ !
ዓደየ ሕተትኒ እንታይ ክኾነልኪ ከም ዘርኢ ስገም ባዕለይ ኣለኹልኪ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
Crazy about this song 💔💔💔💔💔😭😭😭😭 My heart is crying and hurting so much for my people 💘💘
ያምራል ወይ አንደኛ ነኛ ላይክ ግጩኛ ሰብስክራይብ ግጩኛ ትግሬዉች ዉስጤ ናችሁ😍😘
@GPeace401
5 жыл бұрын
ወይ እቺ ላይክ ማታሳየኝ ነገር የለም
@haftuhaftu5530
5 жыл бұрын
Wowwwwww
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
ላይክ ማሬ ቤተ ስብ ሁኛለው እንቺም ቤተ ስብ ሁኚ
ወዲ ባይረ ፃዕዳ ትግራይ ንቅድሚት
ክንደሻብ ሕማቅ ክፍደ ኣነ ንዓደይ ትግራይ ብደቃ ተከቢራ ትነብር ንዘላለም ::
ያምራል ሰላም ፍቅር ለኢትዮጵያ ህዝብ ያዋደን ሰላምን ያብዛልን ጥላቻን ዘረኛን ያጥፋልን የነጭ አድናቂ አንሁን የኢትዮጵያ ልጆችን ናድንቅ የራሳችን በሆነ ባህላችን ምንኮራ ያርገን ምንወድም ያርገን ፕሊስ እንዋደድ ስድብ ተንኮል እና ቁም ሀበሻዎች በኛ ባህል በኛአርቲስቶች ስራ ነጮች ይደሰታሉ እኛ ስንሰዳደብ አንዋል እንቀየር
@azimeraherisse5076
2 жыл бұрын
Er
ወዲ ባየረ ጅግና ከመይ ዲካ ሓላል ፈታዊ ዓዱ ኣጆኩም ደቂ ትግራይና ነዛ ሓፃር ሂወት ታሪክ ሰሪሕና ንሕለፍ ኢደይ ኢድካ ንትግራይና ሽጥ ማዓንጣና እዝዝና ዝደልክዮ ክብረትና❤❤❤
ወዲ ባይረ ኣታ ለባም ፈታዊ የሕዋቱን ህዝቡን ዓዱን ብጡዑም መንፈሳዊ ስሚዒቱ ጥዑም ድምፁ መድረኽ ቅብብል ሰላም ዘናፍቕ ሙቁር ደርፊ የቐንየልና
ውሽጥኻ ኣትዩ ተዘዝዝዝዝ ዘብል ጥዑም ድምፁን ግጥሙን። ሰሌ ብሉፅ ስራሕ: ቀፅሎ። ክሊፕ ስርሓላ እዛ ደርፊ።
@shikortv2874
4 жыл бұрын
wediagame ❤️
ንመጻኢ ዓቢ ራኢ ኣለዎ ወዲ ባይረ፡ እዚ ክልተ ኣሕዋት ምስ ተዓረቑ።
God bless you sal🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበሎ እግዚአብሔር ዓድና ትበልፅግልና ንወገናውን ስላሙን ፍቅሩን የውርደልና እቲ ምንም ዘይሳአኖ ቸሩ መድሃኒአለም
wedi bayre tum dmtsi love you 💋👄👌👍👌👄💋👌👍👌🇬🇧🇪🇷
@dhshdsjcsjfjsudu6407
3 жыл бұрын
Llp
The independence of Tigray MUST. New generation of Tigray must be strong and ready to defend motherland. May God bless Tigray.
@adamsolomon3080
5 жыл бұрын
Oooohhhh yes, brother, God bless Tigray.
@NINA-mq2vu
Жыл бұрын
She did and she over came the tyrants and fascists!!!
ዓደይ ህወተይ ዓለመይ አጆኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓወትኪ ድማ ናይ ግድን እዩ ንሰኪ ትብሊ ውልደይ አነ ድማ ንዓደይ ተናዲኒ ትኮኒ ዓደይ ከይሓሲማ ነብሰየ ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💪💪💪💪💪💪💪💪
ትግራይ ዝዓደይ ወላዲት ጀጋኑ ሕበሩ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
ወዲ ባይረ ዓይነይ እንኳዕ ድሓን መጻካ ጥዑም ልሳኑ ዓደየ ሕተትኒ እንታይ ክኮነልኪ ከም ዘርኢ ስገም ባዕለይ ኣለኩልኪ ሰብ ዝበለ ይበል ሰጉሚ ጥራሕ በልዮ ሸለል መን ዶ ኣለኒ ዩ ዓደይ ንስኪ 'ዃ ኣበይ ኣሎ ትብሊ ውልደይ …… በረከት ወልዱ ግን ከመይ ርእሲ ኢካ ትዓዲልካ 100%
@dcerilove3055
5 жыл бұрын
ረዊና ጓል ትግራይ ,xbkti srah rekibelki aleku kkkk beka,all the time ab comment.
@user-lq4fw2qm9s
5 жыл бұрын
@@dcerilove3055 ንስካስ ኩሉ ግዜ ስለ ትጽሕፍ ዶ ኣይኮንካን ትረክበኒ 😄😋
Asey teum dmxi wedi bayre mearey❤️❤️😍 tgray adey hriyti lili kulen🇻🇳🇻🇳🇻🇳 eske ntgray zfetu like rgexu❤️❤️😍 tuem zena kea yesmikum
@rusombahta5685
5 жыл бұрын
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳.merhaba wediy tigray adey ajoka wedi bayre hawey
@williamsd5287
5 жыл бұрын
Rusom Bahta thank you kbretey wedi eta halal meret🇻🇳❤️
@yayeshbruh7630
5 жыл бұрын
Asey wedi bayre mearey ntgray Elelelelele ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🥰🥰🥰💟💟💟💟💟💟💟
ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ
ንስኺ ትብሊ ንውላደይ ኣነ ድማ ንዓደይ💛❤️ ትግራይ ሃገረይ
Sol shkor hulum selam yadergelloveen hagaracgen 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷love you all 😘😘😘
N wedi bayre beta bsrat tbl derfu zfetwo like agaracw 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@negatiehdego1891
5 жыл бұрын
Eza mexelel derf nwedi Bayre b dhri Bsrat endey kketatelo jemire
ወዲ ባይረ ካብቶም ዘድንቆም ስነጥበባውያን ተዛረብቲ ቃንቃ ትግርኛ ኢዩ #####
በረኸት ወልዱ ኹሎን ስራሕትኻ ጥዑማት እየን:: የቕንየልና ነዊሕ ዕድመ ይምነየልካ:: ሰሌ እንታይሞ ክወፆ
ወዲ ባይረ እንኳዕ ተወለድካ መምህር ልቢ ወዲ ሰብ አካ እኮንስላ ምን ግዜ ኣብ ጎንካ ኩሉ ገዲፈ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምበሳ ወዲ ትግራይ ንበረልና፡ ንዓኩም ሒዝና ክሉ ግዘ ሕቡናት ኢና
ወዲ ባይረ መክሰብ ምስቲ ጥዑም ዜና እቲ ጥዑም ድምፅካ ሒዝካ ደበክ እሰይይይ 😍😍😍
እዛ ደርፊ ምምናዋ ሲኢነያ እምበር
We love 💖 you selie from Eritrea 🇪🇷 agaziyan we speak Tigrigna 🤝💪
@paulostsegay3743
5 жыл бұрын
Agazian tigrigna zibihale alo dyu Abe Eritrea 🇪🇷 kkkkkkkkkkk kideye tihisu kiyibelia zedeleka aba gubahe zagira yibiliwo kemize eyu
@benyamseleshi4715
5 ай бұрын
❤
ygawah alo tium zena hriyti adey bltsgti koyna...................long live wedi bayre you are the colourful musician for Tigrigna love you my hero
🙋ብቪድዬ ተዝኮውን ነይሩ ከመይ ድዩ ዝምቅር ነይሩ
ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ ጥራሕ SUBSCRIBE ኣገራጭውኒ
ዋዉ ሰልየይ ጅግና ወዲ ቶም ጀጋኑ ።። ሰብ ዝበለ ሰብ ዝበለ ይብል የ ሶጉሚ ጥራይ በልዮ ሸለል ።። በጃኩም ኣሕዋት ብሱም ሰልየ like ሃቡኒ ።። ሰላምን ጥዒናን ካዓ ይምነየልኩም ። ኣብ ዘለኩምዎ
@liligaltomjeganu6424
5 жыл бұрын
lili shekorr
Thank you, We proud of you the best legend in the history of life in tigray!! We stand to gather, and we love you so much!! Tigray stronger than ever!! Our unity stronger than ever!! Tigray strong!!!
@liaasmelash1163
4 жыл бұрын
Completely agree...............WOW
@dletabrham9831
Жыл бұрын
Q😮l p
ኣታ ኣስሊ ወዲባይረ በቃ ኣርቲስት ዘበልኩም ነበሩ ስመሩ ርበቡ ንበይነይ ንውልቀይ ኣይትበሉ እንተሓቢርኩም እንተሓቢር ሹዑ ትግራይና~~~~~~~
ነዛ comment ተንብብ ዘለካ ሰላምካ የብዝሓዮ ን ሰለየ ዝፈቱ ክኣ ኣብዚኣ Like 😍👈ኣቀምጥ ኣብልዋ
@sabiyasook9655
3 жыл бұрын
👍
@genetberhane7242
3 жыл бұрын
U1
@semiragualraya1041
3 жыл бұрын
🙏🏾
@mehretgebrekrestos8468
2 жыл бұрын
@@genetberhane7242keinen ni n i keine iinnii in nniinniiininiiniiiinikniinn7 Niiink7iin7 iniin nun 6k7iin7 nninnn k7iin7 7iinniin Mini nun bei nun mal niiinnkiinniinin iinini i in in ikininnnnninnni inlkinnnninnninninniinnni nnikiiniiniinin nnnnninnñniiniinnn nennen iiinnini nnnnnknnnnnnnniin nnnniiii nii7iin7 n nbin
Amen ygbero sele mearey🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌
ሰሌዋይ ኮኾብ ትግራይና ንበረልና ኩርዓትና❤💛
Wedi bayre Habogna lebam Tigraway kfetweka 👍🏻👌❤💛
ኣሰይ እንኳን ጥዑም ዜና ኣስመዐና ወዲ ባይረ ጀግና
Welcome❤ወዲ ዓበይ ትግራይ ሓላል❤ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ( ወዲ ባይረ) 😘👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇹
ዋውውው ወዲ ባይረ ጥዑም ድምፂ👌👍
ወዲ ባይረ ክፈትወካ ማዓት እንድየ እወ ጥዑም ዜና ትግራይና ለምለም ሰላምኪ ይብዛሕ ሰላም ህዝበይ ላይክ ኣይተውሕዱ
ወዲ ባይረ ሽኮር ኣንታ መቅሰን ( ኣሰይ ደስ ኢሉኒ ሓቢርና ደቅኺ ) ኩልና ንዓድና ድልዋት ኢና ቀፅለሉ
Wow ybel dmxi, ybel gororo adnakika wedi Eritrea. Ajokum tegaru hberu kebirkum ktnebru.
Coment xihife ayfeltin eye entay kemzkonku lomi gn ayrdann adnaqi nay sele derfi eye Selam neakum ykun hzbi tigringa 🇪🇷
Tgray zfetu 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣነስ ክፈትየካ ማዓት እየ ስልኪ ባ ትሓዋወሪኒ ሰሌየ ጂግና ወድቶም ጀጋኑ ብጣዕሚ እየ ዘደንቀካ 💪💪❤💛❤🇻🇳💪💪💪💪💪💪💗💗💗💗💗💗💗💗❤💛❤❤❤❤❤❤🌏❤
Tieum zena yesmaena fetari abona awet nhizbi Tigray ✊🏾❤️💛
ወዲ ባይረ ጅግና! ጥዕም ዜና የስምዕካ! ሓውና!! ንወዲ ባይረ ዝፎቱ like ይወቅጠኒ subscribeየ አይተውሑድለይ ደቂ ዓደይ!!
ወዲ ባይረ ብሓቂ ብምንታይ ክገልጸካ ሰብኣይ ስራሕኻ ኩሉ ግዜ 100%•√ ,ዩ ትብሉ please like ግጨዉለይ።
ስሚዕካ ዘይሙኖ ወዲ ሃገረ ትግርይ ❤💞💕♥️♥️
ይበል ወዲ ባይረ ዓደየ ሕተትኒ እንታይ ክኾነልኪ ከም ዘርኢ ሰጉም ባዕለይ ኣለኹልኪ ሰብ ዝበለ ሰብ ዝበለ ይበል ሰጉሚ ጥራይ በልዮ ሸለል፡፡ ዝገርም ግጥምን ዜማን ክሳብ መወዳእታ ኣለና!!
🇪🇷❤ Amazing
Well com sele nebsi ጽባቀ ናይዛ ደርፊ ደስ ዝበለቶ እንታይ ኢኩም ትብልዎ ይግበር!!
ናይ መን ዳኣ ክትሕዝ ኹሉ ትግረዋይ ናይ ኣያታትና ክንሕዝ ክንወርስ እዩ ዘሎና ክብሪ ይሃብካ ሰሎሞን ሓውና !!!!
ሰብ ዝበለ ሰብ ዝበለ ይበልየ ሰጉሚ ጥራይ በልዮ ሸለል✌✊😍❤ ኣዮኪ ትግራይና ማዓረይ አለናልኪ ደቅኪ 💘
ወዲ ባይረ በዓል ጥዑም ዜማ፣ ትግራይና ኣጆኺ ሕልምና ክገሃድ እዩ! ኣለናልኪ ዓደይ!
@user-pg2mt6lv4w
4 жыл бұрын
ወዲ ባይሩ ትግራዋይ ናትና
ወዲ ባይረ ኣንታ ሰብኣይ.!! እወ ትግራይ ካበይ ናበይ ኣለኩልኪ ባዕለይ💪🏾❤️
ሰሌ ሓላል ፍጥረት ሓበን ትግራይ ኩራዓት ትግራይ ዕድመ ይሃብካ
wow best gift on the 7th year anniversary of our hero meles
I pray Tigray reaches its peace 😭😭😭..Tigray people dont deserve these & fetari teum zena yesemeana 🙏🙏🙏😭😭😭
ኣለካዶ ዝወደይ ኣለኩ ወ ንግስቲ ዓደይ ኣለኪዶ ዛጋለይ ትብለኪ ኣላ እወኒ ዓደይ ኣለኩልኪ ዝዓደይ ንስኪካ ኣቤሎ ትብሊ ዉልደይ አወ ታ ጥዑም ዜና በቃ ህዝበይ ፃማካ ረኪብካ ኢካ ሳላ ፀላእትካ፤ ፀላእትካ ክፉእ ተደይሓስቡልካ ነይሮም መዓስ ናይ ባዕለይ ክትብል ኔርካ፡፡ለካ ፀላኢ ፅቡቅ እዩ ማለት ጠንካራ ይገብረካ፡፡ወግድ ፀላኢ…………… ዕዕዕዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል………………………………….
ወዲ ባይረ ፈታዊ ዓዱ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
ሰሌ ጭዋ ኣዚማሪኖ (ትግራዋይ)ኣድናቂትካየ ካብ 🇪🇷
wedi bayru shikoriiiiii l love you so much okay keep up the good work 😍😍😍😍🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙💋💋
ብልጽቲ ሃገራዊ ደርፊ!!! ንፉዕ ደራፋይን ጽቡቕ እትፍቶ ሃገራዊ ደርፍን።Very talented singer and one of the best musics I heard.
ስብ ዝበለ ስብ ዝበለ ይበልየ ስጉሚ ትግራይ በልዮ ሸለል ወዲ ባይረ ወዲ ላሕምና ቆልዓ ትግራይና
Soloooooooo hawey God bless my brother with your family gele aynet keep going wedi halal mdrie
@fatemahhbsb7979
5 жыл бұрын
ሰሌ አስሊ ዓይኒ ትግራይ
ኣታ እወ ጥዑም ዜና ንስኻም ባዓል ጥዑም ድምፂ!!! 😍😍😍😍😍 ትግራውነት እናሓደረ ይምቅር!!😍😍😍😘😎 ኣነም ንዓደይ ኣለናልኪ ትግራይ ዓደይ!!😍😍😍
ሰሌ ህጂያ ሰሎሙኑ ባያረ ኣቁሩብሉና ኢለ ፂሒፈ ኔረ ኣብ ቀዛሕታ ሚዲያ ብጣዕሚ አየ ዝፈቱወካ ግን ናያ ኣሸንዳ ኣብ ኣዲሰ ከያቱኩብሩው ሓዳራ ሙፁ ናብ ትግራያ ሰሌ ሓላልየ
Wedi Bayre jigna aythmeki ajoka fikri searu tebel derfi mis kahsay Berhe zederfekum ab beal ashinda eza eya axelelatin nera istel hji win yesemea aleku abeten benxgenan n qanka tigrinya we Love you deki tigray xubukat from eritrea hawikum ambes tekmaty Germany eye
ብሓቂ ኣቢይ ኣሕመድ እንካዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ምክንያቱ ብሻልኡ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ህዝቢ ኮይኑ ንዓዱ ከልምዕን ከበልፅግን ይፅዕር ኣሎ ኣጆኩም ይደይ ኢድካ ንበል ። ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
@habteabkesete2129
5 жыл бұрын
tm bel wikarya atfena gedfki
@selamberhe6059
5 жыл бұрын
@@habteabkesete2129 kkk wedi mesreft eika mes
@user-ie4hn4br4c
5 жыл бұрын
@@selamberhe6059 ወዲ መድህን እዩ ዝመስል ክክክክ
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
@@user-ie4hn4br4c ንስኪ እውን እጅኪ ናይና እሺ ጓል ሩባይ ማዓረይ
@atloveforever7529
5 жыл бұрын
Dekiski aleki haftey kab helmi tebaraberi Abi ahmed and eseyas dea hezbi yetfu enber abey zelo selam eyu
Wedi tigray Shikor I’m so proud of you ❤️💛
ከምዚ ከማይ ንሰሌ ዝፈቱ like ኣግርጭው
ስላም ንትግራየና ኢሪትራ የግበርልና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🏾😇😍
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሃገራውያን ተጋሩ ዝፈጥር ጥዑም ዜና ንበረልና ወዲባይረ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ወዲባይረ ንበረልና ክበር ወዲቶም ጀጋኑ ሰራሕቲ ታሪክ ትግራዋይ።