ፈውሲ ሕማም በለስ ተረኺቡ? ቀተልቲ ማህሌት ዝበሉዎ
#ጌታቸው #ማህሌትተኽላይ #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Пікірлер: 90
ፍትሒ ካብ ሰማይ ንኽርከብ ህዝቢ ትግራይ ከምትማሊ ናብ ጎደና ወጽዩ ናብ እግዝአብሔር ይጸውዕ። መፍትሕ ናይ ፍትሒ አብ እድ አምላኽ አሎ።
ቀተልት ሐፍትና አብ አደባባይ ክርሸኑ አለዎም። ፍትሕ ንአጓላት ትግራይና
ፍትሒ ንማህሌት ኢሎም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፀ ህዝቢ ዝኣሰረ ፖሊስ ዓድዋ ተሓታቲ እዩ።መንግስቲ ትግራይ እየ በሃሊ ፍርቂ ህዝብን መሬትን ትግራይ ኣረኪቡ እቲ ዝቐረየ ባዕሉ ንባዕሉ የቃትሎ ኣሎ።ግምት ወይ ፍረድ ወይ ውረድ።ትግራይ ስርዓት ኣልባ ይገብራሎ።መወዳእታ ገመድ ናብ ክሳድካ እያ
መንግስተ ።ሰማይ የዋረስኪ ።ንሙሉአት ስድራ ቤት ፅንአት ይሃብኩም
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Uaye. Gud. ✝️😢🙏😢😢😢
እዝም ዚቀቶሉ ሰባት ኪቅተሉ አለወም አብ አደባባይ ፊቲሂ ንደቁ አኒሲቲዮ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭
Eye to eye we need justice soon. RIP my sister.
🙏🙏🙏
እህህህህ ሎምስ ዘረባ እኳ ጠፉዑና😭😭😭✝️
ዓሕሕሕ
❤😢
😭😭😭😭😭
Rest in peace 💔😭😭😭😭😭😭
😢ዘሕዝን ዘይና ፅንዓት ይሀብኩም ።
ዚቀተሉ ኪቂተሉ አለው አለወም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Rip
😥😥😥😥😥
Tigraway kab baelu nlaeli kalie tselae yeblun.
😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
RIP
💛❤️
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
😢😢😢😢 ኣይ ትግራይ ናበይ ኮን ኢኺ ትኸዲ ዘለኺ ኣቲ ሰታይት ደም
እግዚኣብሔር ንትግራይ ፍትሒ የምጽኣላ ካብ ሕውሓት ዶ ግ/ም/ት ተስፋ የለን
ዋይ 😢😢😢😢
ዋይ😭😭😭😭
Efffffff😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Rip habtey natey shinfla zkone meninet mehzenat ohhh God bless eritrea 🇪🇷 🙏🏼 ❤️ ♥️
አታ ፍትሒ ልደቀነስትዮ
Eway haftey 😢 mengste semay yewarski nsdra xneat yhabkum entay aynet chekanat eyom 😢😢 im from eritrea 🇪🇷
😭😭😭😭
ፊቲሂ ንደቂ አንሲቲዮ ትግራይ አበይ አለካ መንጊሲቲ ትግራይ አበይ ኢካ ዘለካ አብ ጎኒ አቢዪ አገብ መን እዩ ዚመሪሐ ዘሎ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Rest in peace you are beautiful forever ❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓገብ " ዓገብ " ዓገብ " እዚ ስማዕ እዙይ " ካብቲ ኣብ ዓለምና ፡ ክግበሩ ዝጸንሑን ዘለዉን ፡ ቢ-ዓይንቱ ይኹን ፡ ቢ-ዓቐኑ ፡ ብዝፍለ ፡ ግፍዕን ጭካነን ዝግበር ዘሎ ፡ ምንጩን ፡ ድሕረ - ባይተኡን ፡ ብብልሓትን ፡ ጥበብን ፡ ክምርመርን ፡ ክፍለጥን ፡ እኹል መፍትሒ ክግበረሉን ፡ ንጽባሕ ዘይበሃለሉ ፡ ሓደገይና " ገበናት እዩ ፡ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዘሎ ህዝቢ ትግራ ትግራይ ክፍትሾን ፡ ክምርምሮን ይግባእ ! ይብል 🙏
May her soul rest in peace .
፦ ትኽክል እዩ ትግራይ ሲኦልን አብውርደትን እያ ዘላ ብኹሉ።
Way haftay maray magisetasamay yawarisiky
😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Btaemi mehizeni kisetet
Very recently vigilante are estblished in Mekelle and that is appreciable. And yet such worrying condition is established just because the old Oligarchy felt that the public has to stop about accountability; otherwise the fate of the pubic is horror.
አዞም ህጻናት ትግራይ ብጭካኔ ዘህልቁ ዘለው ክነብሩ ምፍቃድ ማለት ህጻናት ትግራይ ምስ ሓራግጽ ክቕመጡ ምፍራድ አዩ
The great women of Tigray must forcefully rise up to fight for their rights. No man can protect them unless they get to power. And when they rise it is not just for themselves, it’s for justice. Shame on the youth who are committing such crimes against their sisters whatever their objectives may be. Shame on the superstructure that is not able to take quick action against such criminals before the society falls in to chaos and lawlessness. It’s also the responsibility of every citizen, especially men, organising their communities in cities and villages to fight against such crimes.
WEY TEGARU, WEY WOYANE, ANYWAYS TSINAAT YIHAB NIKULOM.
እዞም ከምዚ ዝነብሩ አብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሽኑ ኣለዎም
እቶም ኣብ ወንጀል ምፍጻም ዝዋፈሩ ዘለው ደቒ ተባዕትዮ ብስነ ምግባር ዘይዓበዩ ምኴኖም ፍሉጥ እዩ. ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ደቑ ሓኒጹ ኣብ ምዕባይ ክረባረብ ኣለዎ.
😂😂😂😂😂ኣይ ትግራይ ናብ ቓደምና ንምለስ
ከምታ ዘቀተለዋ ከቀተሉ ጥራሓ እዩ ዘሎዎም መረእቲከፉኡ ጨካናት😓😓😓😓😓😓😓😓😓
ዋይ ሓዘን እዚኦም ሕጅስ እንታይ ኢዩ ፍርዶም ማእሰርቲ ጥራይ ማለት ዲዩ።
እቶም ዝቐተልዋ ምስ በተሰብ ዝተትሓሓዘ ዝኾነ ቅርሕንቲ ዘሎ ይመስለኒ ምኽንያቱ ምስ ወሰድዋ ብሰዓታት ዝቐተልዋ ቅርሺ ዝደልዩ ተዝኾኑ ብዙሕ ግዜ ሞኪሮም ምቐተልዋ ነይሮም
Tg......., Broadcast..........Tg.......... Media........ Citly......... Country . . ...
እትም ዝቀተሉ ሰባት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ ኣለዎም ፍትሒ ፍትሒ
ቤተሰብ እዛ ቆንጆ ጓልና ከምኡ ውን ንሙሉእ ህዝቢትግራይ ፅንዓት የሃብ ንፖሊሳት ውን ዝገበርዎ ፃዕሪ ዋላኳ ህይወታ ምትራፍ እንተየተኽአለ እዞም ጨካናት ግን እንኳዕ ሓዞም ዝገበርዎ ፃዕር ውን ክምስገን አለዎ። እዞም አዛብ ግን አፍታ ማህሌት ዝተወለደትላ ከባቢ ብገመድ ክትንጥልጠሉ አለዎም።
Esti dew Elina nihseb😢😢😢
ተሓባበርትን ፈፀምቲ ገበን ብሞት ንክፍረዶም ንመ/ቲ ትግራይ ንሓትት ተዘይኮኑ እናባአሰ ክከይድ ዝሕግዝ ብኡኡ አቢሉ ንህዝቢና የስግእና ኮንቱ መስዋእቲና ዝገርም
😢😢😢 ኣየ ትግራይ ኣይ ካብ ፖሊስ ኣይ ካብ መራሕቲ መጻወቲ ይገብርዋ ኣለዉ ንመራሕቶም ከይነቕፉ ካኣ ሻዕብያ ክብሉ ይነብሩ መራሕትኹም ይቐትልኹም ኣለዉ በጃኹም እባ ልቦና ግበሩ ህዝብኹም ኣድሕኑ ጸላእትኹም ኣለልዩ ሻዕብያ ሃገሩ ይሃንጽ ኣሎ ህዝቡ የንቅሕ ኣሎ ንዕኡ ረሲዕኹም መራሕትኹም ኣለልዩ መሳኪን ዕሸላት ኣብ ኲናት ኣትፊኹም ሕጂ ድማ ነቲም ዝተረፉ ብሸፋቱ ተቅትልዎም ኣለኹም😢😢😢
Ezom deqi anstyo chewyim zqetlun zgasesun zelowu sebat bmot kqxu ygbae. Sad sad sad.
Ketelti tershinom nabasseb debr iwom,
Fithi nimewatit,,,,
Ne. Eshele. Neaesete. Mahelete. Goelena. Menegsete. Semeyate. Yewaresa.Ne. several. Maheletene. Ne. Hizebe. Adewa. Tseneate. Yehabekume.Enete. Ketelete. Gene. Kabe. Lebane. Aganenete. Gene. Muluoue. Edemeome. Abe. Hawe. Yeneberu.
Tetereterete. Kekonuse. KETELETE. EYUOME. EZEATOME. HIZEBE. ADEWA. ENEDARAEYE. SEGUMETE. KEWESEDELOME. EYU. ZELEWOUME.NEBESE. YEMARE. !!!!!!!
Iziom kikitelu alowom mihret zibehal kirekbu yebilomin
ናይ ህዝቢ ድምፂ ይሰማዕ ህገመንግስቲ ዝበሃል ነበረያነበረ ነዚወንጀል እዙይአይምጥኖን ስለዝኾነ ህዝቢ ቀጥቂጡአብ አደባባይ ክቀትሎም ቦታ ክዳሎ ይግባእ መንግስቲ እድመ ይፍታህ ዝበሃል ፅውፅዋይ ንባዕልኻ ክትብል ከይትሓስቦ (መተሓሳሰቢ እዩ)!!!!!!!!!
😂😂😂😂😂😂😂😂
መንግስቲ እውን ኢድ ኣታውነት ኣለዎ እዩ
Eseyas eyu zleakom zelo ftah eseyas nmtfae eyi
እዚ ዳኣ ኢድፖሊስ ኣለዎ፡ ኣካላት መንግስቲ ውን ኣለውዎ። ኤህ ሰላም ዕረፊ ፡ መንግስተ ሰማይ የውርስኪ።
Ezi qtlet deqi anstyo meas iyu dew kbl?
እዝኦም ኣብ ኣዳባባይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ ኣለዎም
መራሕቲ ህወሓትን ፀፅታ ትግራይን አብ ደቆም ተትውዕል እዛ ነገር ታይ ንበሉ?መላእ ህዝቢ ትግራይ አውጫጭ ነውፅዎ?
ሕዝቢ ትግራይ ሮንዲ ወፂኡ ባእሉ ዘይሕሉ ቶም ተከራቲ አደሽቲ ታብ ደገ ሰለዝመፁኡ ንሳቶም እዮም ሰብ ዝቀትሉ ዝጨዉዩ ዘለዉ ብጣእሚ ምጥንቃቅ የድሊ እዩ ሕዝቢ ባእሉ ክእጠቅ አለዎ
@truth3960
19 күн бұрын
አብ እንዳ አባሓጉኡ ቀቢሩዋ ኦናተባህለ ሐደሽቲ ምባል ..??? ደነዝ አይበዛብሽም አደል.. ውሰጃት
እቱም ሓሰውቲ ፍትሒ ልጀጋኑ
🙏🙏🙏🙏
እስካትኩም ተትድፍኡ ምሕሸ አክላቫት ስለዝኮንኩም
ኩሎም ኣብቲ ገበን ዝተሳተፉ ይኹኑ ታሓባበርቶምን ናይ ሞት ፍርዶም ክረኽቡ ኣለዎም
ጸጥታአ ደይትሕልዉላ ትግራይ ኢንተኾንኩም ንሻዕቢያ ደይትህብዎም ኢዛ ትግራይ ምኽንያቱ ሰብና ተጥፊእዋ አለኹም
ሞት ናይ ማህሌት ፖሊስ እዩ ተሓታቲ
ናይ ወጀራት ዕስራ ዓዲን ራያን ብሕማም ክችኔል ጥቕዓት ከምዝበፅሖ ግን ኣይቲዝክርዎን ብኸመይ?
@tbstig
16 күн бұрын
ሰላም ክቡር ተኸታታሊና፣ ንሓበሬታኹም ነመስግን። ክንድህስሶ ኢና🙏
ጋሐፋት ዳሕወሐት 100,000 ተሂበምዎም ብወሕስ ክለቅዋም እዬም ኢድ እንድሕር ዘይብሎም አብቅድሚ ሐፋሽ ይረሽንዋም
If There's The Elite Of Weyane Denakur Communist Mindset Ideology. There Will Never Bright Future generation Except Disaster
ፈውሲ ኩችኔል ተረኽቡ እልኩም ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ተርድኡና ኣለኹም,,,,,,,ደናቑር! ጨውን ሳሙናን ከዓ ትብሉ ዘይትሓፍሩ! ሰብ ዘይወፀላ ዓዲ! ዜና ሰርሕኩም ሞይትኹም እኮ እዩ ሐዚ
🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢😢
RIP