Shimuye Birhane _ ሽሙየ ብርሃነ ''ኣዛሪብካ ዓለም'' New Tigrigna Music clip Music 2023
Ойын-сауық
Suzan_Multimedia_KZread_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - / suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzfilms
#Wedding #Tigrai# #Tigraimusic
Пікірлер: 469
ኣሕ ነዚ ምስኪን ባህሉን መንነቱት ዝዓቀበ ለዋህን ፈቃርን ህዝቢ ትግራይ ዘይኢዱ ሂቦሞ ዞም ኣረሜናት ህግደፍን ኣዳኸርቱን። ሓውኹም ኤርትራዊ ካብ ዓዲ እንግሊዝ I love you Tegaru ma blood❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ld5cy6zr4v
10 ай бұрын
💯❤️❤️❤️
@SenayNigus
8 ай бұрын
thank you bro ❤️❤️❤️
@GhebrihiwetAsfaha
2 ай бұрын
Tegaru jeganu ❤❤ love you.
@kuwajabahta292
Ай бұрын
❤❤❤❤
I love Tigray music 🎶 from Akeleguzay 💙🙌👏
@munatekie1790
10 ай бұрын
Yes 🙌💙💙🫶✊
@samuelsamuel-tm2sk
10 ай бұрын
❤
@noamibisrat
10 ай бұрын
Atum mada hager fqurat
@rahwagezana
10 ай бұрын
ረሳሕ ወድቶም ረሳሓት ወድቶም ሓደምትን ከደምትን ካብ ኤርትራ ምባል ኣይምሓሸካን ወድቶም ርሹናት ወዲ ከዳዕ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ እዩ ነገሩ ቀደም ንጥልያን ይጉንባሕ ኔሩ ኣቦኻ ሕጂ ከኣ ንስኻ ንተጋሩ ጉምቡሕ ኣምስሉ ሓሳዊ መንዳዓት ሃገር ወዲ ባዝሊን ሃይማኖቱ ብፋፋ ዝሸጠ ትጋሩን ኤርትራውያንን ሰላም የውርደልና ክልቲኡ ስረዓት ጠፊኡ ናይ ሰላም ግዜ የምጻኣልና ኣማላኽ ❤️💚💚❤️❤️
@mebrahtomabraha504
10 ай бұрын
ኣታ ድርባይ ወዲ ኣንድነት ንመን ኢካ ወዲ ርሹን ትብሎ ደዊ ከለብ ብድሕሪት ኮይኖም ን ኣቦታትና በርሀ ጻዕዳ ዕቅባጋቢር ተውልደ አዮም ሙሤ ተስፋንኪአል ወዘተ ኣጥፊኦሞም አንበር ብድሎ ንቨር አቨር
ኤሪትራዊ ሓዉ ተጋሩ ሙሉእ ሰላም ይኩነልኩም። ዘየግብኦ ዝረከበ ቡሩክ ህዝቢ። ❤❤❤
@homemademom6985
7 ай бұрын
Thank you my brother❤
@genetgebremedhin1088
Ай бұрын
አሜን
Tigray Amazing and beautiful heart people God bless you ❤from 🇪🇷
@kante5318
Жыл бұрын
❤❤❤🙏
@FesehayeMehari-ro6sf
3 ай бұрын
@@kante5318😊
@genetgebremedhin1088
Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-dj1xw7ho8u
Ай бұрын
Thank you Lord 🇹🇷
ተጋሩ ናይ መንነት ተቃለስቲ ህዝቢ ይዕውት ስላም ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን መንቅሕቅቲ ቃልሲ ❤❤❤❤
መቸም መርየት ዘቢጠ ረኺበያ ዛ’ደርፊ💙💙💙💙💙🧢🙌🏿
አያና ብዓል 3 ተሪክ ብአኩም ንኮርዕ .አብስደት ንነብር ተጋሩ ርእስና አቅኒዕና ክንከይድ ገርኩምና.ስላም ንህዝብና❤️💛💊💊🙏
ውሽጠይ ልኮነ ደስታን🥰 ሓዘንን ትስማዓኒ ደርፊ😢
I don't even speak Tigrigna. I speak Oromo language but this language deserve millions of views. It's patriotic song. I just felt it. Jegna Tegaru❤
ተጋሩ ጌሩ ዝፈጠረና ፈጣሪ ይመስገን ምቁር ባህልን መንነትን 💕💕💕💕
This is one of the best TIGRAYAN patriotic songs. It’s a REMINDER on how we TEGARUS stood STRONG against all forces. Great work Shimuye 💯
ሃገራዊ መንነታውን ባህላውን ትሕዝቶ ዘለዋ ብልጽቲ ስራሕ ካብ ክቡር ኣቦና⭐👑❤ መጀመርያ 2016 ዓ,ም 3ግዜ ሰሚዐያ ኣለኩ፡ መጀመርያ 2017 ዓ,ም ክሰምዓ ከኣ ብሰላም የጽንሓኒ✨😚
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሒዝካ መፂካ ባህሊ ትግራይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ግጥምን ዜማን 100/100 በተለይ ሞዴል ብጣዕሚ ፅብቅትን ምንጭውትን ባህሊ ትግራይ ንክምዕብል ከምዚኣ ዝበላ ክነበራትዓ ይግባእ ደቂ ትግርኛ ተዛረብቲ ላይክ ፀቂጥኩምኒ ሕለፉ ❤❤❤❤❤❤
ሹምየ we love you form Eritrea 🇪🇷 I’m proud of you Axmewayan we are the same route we are in deep sheet our people still not free you guys are lucky
@homemademom6985
7 ай бұрын
Me too!I’m from Eritrea 🇪🇷 we loved them so much. God protect us❤
@germayavel5522
9 күн бұрын
We are the same people with the same history, values and common roots that were separated by a bitter and sophisticated enemy and the leaders of the two artificial regions continue in stupid blindness! We have a moral obligation to repair and return a crown to the past - Damet, Adulis and the Kingdom of Axum, these are our faces and the foundations of our common cultures
አለውም ገል እዛም ደቂ ትግራየይ ካብ ዓይኒ ፅላኢ ይምሓርና🙏 💛❤
ሹመየ ኽቡር አቦና ኻብቶም ንሕበነሎምን ንኮርዐሎምን ጀጋኑ ተጋሩዋይ💟💟💟
እንኳዕ ዳሓን መፃካና ክቡር ኣያና ሽሙየ ብፃይ ኣቦይ ንበረልና እንኳዕ ካብቲ ጭዋ ህዝቢ ትግራይ ተፈጠርኩ💛💖💛🙏
@ftsumbrhanalemngus9052
Жыл бұрын
Aseyyyy edemn tinana yhabkum amlak TDF viva tigray
@mulekana
Ай бұрын
💞💞💞
Love you from Eritrean ❤❤❤ Same blood.
ሙሉእ ሰላም ይግበረሉ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ሓጋዚ ጽጉማት
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ደርፊ ኣቦናን ምስ ለዋህ ህዝብና ፍንጫሕ መሰንገለና ዓጋመ ጉዛይ የ ::
@sendayowlegebrial4195
Ай бұрын
💙💛❤😘
Shimuye’s voice is timeless. Great song!
ትግራዋይነት ምዃን ግን ኸመይ ዝመሰለ ትዕድልቲ እዩ 💓💘 ኣታ ኹሉ ዝከኣለካ ኣምላኽ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ነቲ ኣፅሪኻ ዝፈጠርካዮ ህዝቢ🙏
ትኽክለና ባህላዊ ላዛ ዘለዎ ደርፊን ሳዕስዒትን ❤❤❤
ጅግና ተጋዳላይ ሽሙየ ብሓቂ ኢዋን ተሻጋሪ ደርፊ ደጊምካልና ❤❤❤ ንበረልና ኣቦ ኣርት ትግርኛ። ግና ድምፅካ እኮ ወይከ ዘይተቀየረ ከም ቀደሞ ሱቁንዉን ዘብል ዝገርም ደጋጊመ ሰሚዐያ ዘይመንዋ ደርፊ። ይገርም ብሓቂ። ❤❤❤❤🎉
I am proud from Tigray !! I love my beautiful people and culture , Music !! Long live Shimuye ! Tigray prevail 💪🏾💪🏾💪🏾🟨🟥
@gymjoker2292
11 ай бұрын
Pompoen
ገዲም ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ሽሙየ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሰዲድካልና እንታይ ክወጾ ጥዑም ዜማ....🎶👌 ትግራይ ሀገር ,ያ ካብ ሎሚ ኣብ ውሽጥና ነምብሮ ,ሞ ዳሓር ኣባይታ ክንሰርሖ ኢና ኩልኻ ትግራዋይ ካብ ባርነት ጦብያ ክትገላገል ብሓሳብ ተቓለስ።
Im from Eritrea 🇪🇷 I 🥰 God protect us❤
@genetgebremedhin1088
Ай бұрын
❤❤❤
I love…I love this song am so happy to see all my ( Tegadelti ) 💛❤✊🏼
አነስ ንዛደርፊይ ሰሚዔይ በፍጽም ዘይ ጸግባይ ብጣዕሚይ እየይ ዝፈትዋይ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኣየ ሰረ ተጋሩ ዓለም ኣዛሪቡ እሞ ድማ ባዓል ሽመየ ጀጋኑ ተስፋ ህዝቦም
ኾሪዕና ብኣኻትኩም 💪💪💪💪💪💪💪 ኽብርን ሞገስን ብሕወት ዘለኹምን ንተሰወእኹምን ጀጋኑና ይኹነልና። እንዃዕ ኻባኻትኩም ተፈጠርና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
One of the most authentic and patriotic songs of the last couple of years! Amazing cultural show!!
ንቤሩልና ኔባራት ጄጋኑ ቴጋዴልቲ ምስቶም ናይ ሎሚ ጄጋኑ ዴቅኹም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ዕድሜኹም ሙሉእ ኣብ ቃልሲ ዝዴሌኹሞ ይሃብኩም ልዑል ፌጣሪ ኣጆኹም ፍትውትውውውው ኔብሌኩም 🙏🙏🙏❤️💛❤️💐💪💪💪🐝🐝🐝
Beautiful hizbi AMLAK misakum yikune kureat hizbe werazieu from Eritrea 🇪🇷
@alefumekele3184
Жыл бұрын
አሜን ለባመይ ምስ ኩላትና ይኩን🤲
@user-nq8ij6qw5b
Жыл бұрын
አሜን ንኹላትና ቕሳነትን መሊኡ ሰላምን ነፃነት ይሀበና 🙏🙏👍👍👍
@felegmeles5903
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@filmonmenghis9011
Жыл бұрын
Welfas
@agona4373
Жыл бұрын
@@filmonmenghis9011 ድርባይ!!! ውጻእ ወዲ ጋሕባ እዚ ንዓኻ ኣይምልከትን!
ሹምዬ ወዲ ህዝቢ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! ትግራይ ትዕወት!
Great work Shimuye 💯 TDF showed the world and defeated its ENEMIES. PROUD TIGRAWAY
Love from 🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
Ata Fetari kulu alem ntigrayn tegaru selamka abzahalom
🙏🏾🙏🏾🙏🏾Good bless you my people 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
btaemi dessss zbl music 🎶 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selemun Mearey edmen tenan yhabka zhawey haftka Kab suedi areb from tigray adigratey ajokum fear alone denims 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሽምየ ወድ እገላ ጅግና ንበረልና ❤❤❤❤
Heroic people! A symbol of integrity and wisdoms
You guys are amazing thank you and God bless you all ❤️🙏
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካን ዘክብረካን ሽሙየ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ንድሒሪት መሊስካና ❤
Oh this song. One of my favorite mis galey eina nesma ❤💙💪🏾🌿
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ባዓል ጥዑም ድምፂ ኣያና❤💛❤💛❤💛❤
Finally i got this beautifull song
ኣቱም ጀጋኑ እንቋዕ ካባኩም ተፈጠርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤️💛
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና አያና ❤💛💪🏽
shimuye the legend of tigray like iyasu berhe❤❤❤
Great song and original!
ሰይይይ❤💛❤💛 ደቅ ትግራይይይይ
Classic artist whose works remain backbone to Intendent Tigray State in the making ♨
I love you Tigray people my blood ❤❤❤
Kabakume miftarey yekurani hizib tigray jegna hizbi amlak msakume yikune 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Bsenki sratat ,, kulu gize ab mekera Amlak selam yerdelna nitezarebti tigrinya,, bulux srah and music 🎶 🎵 ♥️ 👌 ❤️ 😄
ናዓኩሞ ዝገልፅ ቃላት የብለይ 💛💛💛❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Tigray Will Prevail 🇻🇳⭐✨⭐✨ i✨✨
SERAWIT TIGRAY - TDF JEGANU JEGANU JEGANU MEKRUI HIZBIHA. Great song! Thank you, Shumye.💐💐💐💐💐💐❤❤❤💛💛❤❤❤
T.D.F has made all Tigrayans proud 👏 ❤️❤️❤️❤️
በታሪክ ወያኔ ሊያጠፉ የተነሱ ሁሉ ጠፍተዋል። አሁንም ታሪክ ራሱ እየደገመ ነው።:ትግራዋይነ ክብር ማንነት 🥰
ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃበልና ክቡር ወናምን ብሉጽን ኣርቲስት ኣያና ሹምየ። ከም ገባር ብባህልን ልምድን ኣቦታትና ተኾስኲስካ ዝዓበኻ ወናም ሓረስታይ፡ከም ተጋዳላይ ካኣ ጅግና ቅድምን ሎምን። ንበረልና ኣያይ ማዓረይ።
በትኽክል እዞም ኣየታትና እንደገና ተዝፍጦሩ ከመይ ፅብቅ ነሩ
ጅግንነት ምስ ባህሊ ረዚን መልእክቲ ዝሓዘ ሙዚቃ ኣትን ናዘመኑ ሳዕሳዕቲ ኢና ትብሉ ክመይ ክም ዝስዕሳዕ ራኣዩ❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ደቅ ትግራይ♥♥💛💛💊💊💊💪💪
እንኳዕ ብሰላም መፀካ ኣቦና ሽምየ ካብ ብቆልዓይ ዝፈትዎ ደርፍታቱ ቡሉፅ ኣርቲስት የቀንየልና ብዓል ሳልሳይ ወለዶ
ሓወበይ ጅግና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
Always in Mind.......!!!!!
ዋውውውው ይበል ሙዚቃ ሪቲም 🎤🎤🎤🎓🎓🎓🇭🇰🇭🇰🇭🇰💯
ዕድመ ዘየሕስሶ ብሉፅ ጎሮሮ !! የቐንየልና ክቡር ተጋዳላይ ሹምየ🙏
Naka eye meglexi sinelka zeleku ❤️❤️❤️❤️
ትግራዋይ ኩል ግዜ ነብሪ ኢካ❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
I just love it ❤❤❤
ልባዊ ምሰጋና ይብፃሕኩም!!❤❤❤❤
Enkae bselam metsaka shimuye ❤
ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ💛❤️💞
Shikorinatat Men kem Tegaru jeganu, God bless you 🙏🙏❤️❤️❤️
ጀጋኑ አያታትናን አዴታትናን ንበሩልና ዓኽኽኽ ብድኹማት መራሕትና ሰበብ ካብ ቃልሲ ላብ ቃልሲ ዓኽኽ ዕደመን ጥዕናን ሂብኩም ትግራይና ሀገር ኾይና ደስ ኢልኩም ዓሪፍኹም እፎይይ ኢልኹም ትነብሩ ይግበርኹም 🙏🙏🙏💛❤💪💪💊ሀገር ትግራይ ልበል የዕወት💊ሰላም ልሀገርና ትግራይ❤🕊💛🕊❤
ብጣእሚ ደሰ ዝብል መልእክቲ ❤❤❤❤
Gele aynet music tnx AYANA shumye
ጀግና ተጋዳላይ አያና ሹሙየ 💖💖💖💖💖💖
ጀግና ሸምየ ❤❤❤
ጅግና ኣቦና From Eri🇪🇷
ልባዊ ሰላምታ የብፃሕኩም❤❤❤❤
በዓል ፅኑዕ ህዝባዊ ዓላማን ውፉይን ጎይታ ጠባይን ፈታዊ ህዝብን ርትዕን ፍትሕን ሕርኽራክ አልቦ ወያና ወዲ ህዝቢ ብፃይ ሹሙየ አብታ ኩሮና ኢዋን ሓቢርና አምቐለና ነይርናስ አነ እታ ኮሮና አፍሪሓትንስ ናብ መረበተይን ደቀይን ክምለስ ኢየ እሞ ንስካኸ ኢለዮስ ብዘግርም " አነስ ኮሮናን ብልፅግናን ከይቐበርኩ 💀 አይምለስን ኢሉንስ ክሳብ ሐይዚ ትብዓቱን ህዝባዊነቱን ተወፋይነቱን የግርመለይ ! በዓል 3 ምዕራፍ ተጋዳላይ ሓርበኛ ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዒናን ቅሳኖትን ነዓካ ይኩኑ እብል ንቶም ህዝባዊን ፅሩያትን ናይ ትግራይና ባህልታትን ቅያታትን ብሉፃት ስራሕትካ ዘለኣለማዋያን ተፈተውትን እዮም እሞ ኮሪዕካ ንበረልና አንታ ናይ 3ይ ወለዶታት ሓርበኛ !!✍️👌🤝✊💪✌️👏❤❤❤
Nic song nayi xinat habo awet tigray tdf
ህዝበይ መለለይኡ ጀግንነት ❤💛❤🔥🔥🔥🔥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሓወበይ ጅግና እርጋን ዘይግድቦ በዓል ሓቦ
Tegaru I don't have words how strong people you are ! The strongest region in the world 🌎 is Tigray
ትግራይ ዓደይ ሓላል❤❤
ኣየ ወኒ ሽሙየ ይበል ደርፊ ባህላዊ ህርመት ኩቡር ኣቦ ንስኻትኩም ሲ ባህሊ ከተውርሱና ዝግባእ ሕማቕ እዋን ኮይኑ ኣብ ኲናት ኮይኑ ሂወት ሓበሻ 😢😢😢😢 ።መቸም ሰላም ኮይኑ ኩሉ ሓሊፉ ኣብ ከምዚኣ ትመስል ህርመት ሓዳስ ዘመናዊት ሰላም ነኽልቲኡ ህዝቢ ትውክል ኣብ መድረኽ ክሪአካ ይብህግ!! 🙏🙏🙏
AYANA shumeye Good see you my Hero 💪😘😘😘😘 Tigray Adey 💛❤️😘😘😘😘😘 mulue selamki yesemena 🙏💕💕💕💕💕💕💕💕❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ይበል ይበል አንታይ ክወጾ ጽቡቕ ስራሕ ያዕስ ጀጋኑ 💛❤️💛❤️💛❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
I love this music 🎶 ❤
ኣያና እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ፅብቕቲ ስራሕ
ዑንቂ ዓይንና ኩቡር አቦና ንበረልና ☮️☮️☮️☮️
ኣቦ 3ተ ጂግና ምዕራፍ ዓቃቢ ባህልናን መንነትናን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
We're so proud of you our heroes.
egazabihar amelak halwelina jagnu deki eta halela meryat deki tigray