Shiden Solomon - Aynomey | ዓይኖመይ - New Eritrean Music 2017 (Official Video)
Музыка
Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
’’Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music’’
Copyright © Amen Entertainment 2018
An unauthorized use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
Пікірлер: 1 000
ን ሽደን ዝፈቱ like ሃቡኒ ሽደን ዛፈቱዋ ደሪፋይ አሕ ዓይኖሞይ
@semereregen2672
3 жыл бұрын
ዋላ አነ ዓርኩኦ
@user-en4ty2kw6i
10 ай бұрын
አነ እዉን
@user-li9ir3bt1t
8 ай бұрын
Aykemnatyna gan ❤❤❤
@user-ie5jo1kh9s
2 күн бұрын
@@user-li9ir3bt1t😢
@user-ie5jo1kh9s
Күн бұрын
@us😢er-en4ty2kw6i
ካብቲ ደራፋይ ንላዕሊ እዞም ሪኢቶ ወሃብቲ ኣቅሲኖሙኒ፡፡ ፀርፊ የለ አደይ ማርታ የለ፡፡ Respect!!!
ዋውውውውውው ሽደን አንኳዕ፡ድሓን መጻካ ሶ ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ አዩ ኣጆካ በለ አቲ like comment ኣቦቱኡ ኣሎ
ሽደን ኣንበሳ ብሉጽ ስራሕ ካባካ ንጽበዮ ዩ፡ብፍላይ ግጥሚ ኣድኒቐካ፡ኣጆካ ቀጽሎ ወገነይ ናይ ጽባሕ ኮኾብ ኢካ።ሞራል ንሃቦ ኣሕዋት ንፉዕ መንእሰይ ዩ
@Merana10632
7 жыл бұрын
ነሽነሽ ተስፈኣለም habibi nmntay gin bsmka zeytitkem kef mandu waeee
@samsomasmerom6005
7 жыл бұрын
Neshnesh tsfalem ich vermisse dich und bin sehr gespannt auf die nächsten Tage
@Ibrahim-gp5wj
6 жыл бұрын
tslam habibi wde eru
@kokobemenges8647
4 жыл бұрын
samsom asmerom u
እዋይ ድምፂ ኩሉ ግጥሚ ዜማ እንታይ ክዎፆ ብሓቂ ፈተያ ቀፅሎ ህያብ ኣብ ስደት ዝቕመጣ ሓበሻውያን ደቂ ኣንስትዮ ትኹነለይ ዝበልካያ" ብሓቂ ኣድኒቐካ Love you Eritrean Music' ካብ #Ethiopia እየ
ሹዱ ኮሪዒዳ በዓል ውሑሉል ግጥሚ ጽብቅቲ ደርፊ ሽዱየይ ምስ ጡዑም ድምጽካ ኣጆካ በርትዕ፡ ኣብ ስነ ጥበብ ካብ ትጅምር ፉሉይ ስራሓት ዝረኣኩልካ ንፉዑ ኣጆካ ንሕና ከኣ ንሃቦ በሉ እቲ ሞራልና ካብዚ ዝበለጸ ሒዙልና ክመጽእ።
@meronchegora1292
7 жыл бұрын
Tesfie Habteab ..tesfia habibi ab youtube geza tekarika aleka mesleni zeytqdemi wediki
@wedieri9331
7 жыл бұрын
Tesfie Habteab tesfit hasawi
@user-pp2is7ms3y
7 жыл бұрын
shedu shikor enqa bselam mesaka ata berhan gexu
@erapentertement1043
7 жыл бұрын
Tesfie Habteab hasawi zeytestewal gda
@wedieri9331
7 жыл бұрын
Tesfie Habteab Anta hasawi
ኣብ ስነጥበብ አርትራና ብሩህ መጻኢ ዘለዎ መንአሰይ። ምሳይ ዝሰማማዕ like የድየኒ።
@ariammesfunmesfun4589
2 жыл бұрын
Nay bhakii des zabal demxii
@robelbrhane2042
11 ай бұрын
Qaaaaaaaaa❤aa
@robelbrhane2042
11 ай бұрын
@@ariammesfunmesfun4589a❤❤❤a
@robelbrhane2042
11 ай бұрын
@@ariammesfunmesfun4589aa😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤
@user-ie5jo1kh9s
2 күн бұрын
@@robelbrhane2042😢
Well come ሽዱ ሓውና ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሑልል ግጥሚ ምስ ህርመት ኣጆካ ቀጽሎ ዳሃይካ ኣይትሓባእ ኣንታ ጅግና ።
ሽደን ትስፉው መንእሰይ እጆካ አስከ ደርፍታትካ ማራ ዩ ደስ ዝብለኒ!!
እዛ ደርፊ ከትውጽእ ከላ 2017 ጽቡቅ ተዘክሮ ኣለኒ ክፈትዋ ምዓት የ ምልስ ኢለ ይዝክረላ ኣለኹ ስጋብ ሕጂ ምምናዋ ሲኢነያ stil now 2020
ሹድ ብጣዓሚ ቆንጆ ግጥሚ ምሰ ዜማ ኩሉ ነገሩ ደሰ ዝብል በረትዕ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀቃ የሃንሰ አረፋይኔ እየ ከብ ትግራይ
ሹዱ መታዓቢቲ ይብል ዜማ ከሙኡ ውን ኪሊብ ኣጆካ እስካ ካባኣካ ብዝሕ ኢና ንጽበ ኣቱም ሰማዕቲ ካኣ ሃየ እስከ ነተባባዓዮ ምትብዓ ኢዩ ንስነ ጥበባባዊ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ዝውጽሖ።
Ybel u tiamrr music shideney ajoka kexlo tiamti zeytmno derfii 100% smurey wn kexlo ziema ybel u kulu kexlwoo 100%
ሕሱም ቃንዛኺ ዊሒጥኪ፡ ከም ደም ግርጻን ደሓንየ! ተበልክኒ ንኸይድሃል Amazing goney
@asmaitkefle7643
4 жыл бұрын
Sndro nshgrna nska tray eka trdeklna bka
ፈጣሪ ሰማይ ምሕረቱ የውርዶ እምበር ከምዚ ኢልካ ናብራስ ዝከኣል ኣይኮነን ግጥሚ ሞይታትካ እሞ ድማ እቲ ደርፊ ትሕዝቶ እንተ ሃልይዎ ንምንታይ ኢኹም ክዳን ቀያይርኩም ክትዘሉ ጥራይ ትረኣዩ። እዋይ ደርፊ ዘይፈልጥስ ከምዚ ምንእኣስ እኳ ይመስሎ። ሰኣን ሓቂ ምዝራብ እንዲና ሰባት ኣጆኹም ኣና በልና ነጥፍእ ዘለና። ርኸብዋ በሉ ደርፊ ዓድና ድሕሪት ተሪፉ። ዘሕዝን እዩ
Aseyyyy shiden hawey enqa bselam✋ mexaka nay behaki lbika❤ ttnkf derfi ya tesfi zeleka seb eika ab Sarahka ksanet yimineyelka thanks my bro💗💗💗👍👍👍👍👍
ሕሱም ቃንዛኺ ዊሒጥኪ ከም ደም ግርጻን ድሓን'የ ተበልክኒ ንኸይድሃል ኣጆኺ ድሓን ንስኺ ካ ኔርክዮ ኣነ ዝገርመኒ! ከመይ'ልኪ ኪኢልክዮ Hertka touching zgebr poem
@officialefrem6110
5 жыл бұрын
Haben Habeshawit yes
@Tocaluna91113
2 жыл бұрын
😓😓😓😓😓😓👌🥰🥰🥰
ጽቡቅ ስራሕ ንፉዕ ኣይትሕመቅ
ዋው ሽደን ጅግና ኣጆኻ እስከ ቀፅለሉ ውሕሉል ግጥሚ ምስ ፅቡቅ ድምፂ
ሽዱ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ተስፋ ዘሎካ መንሰይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ካባካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ሽደነይ 💪💪👏👏👏❤
I am from etiopio .but i love u ertiran music ..shidu. i love u'r voice wow amezing ሺድ መክሰብ ጥዕምቲ ድርፊ ምስ ጡዑም ድምጺ ❤ሰጉመልና Like u shidu ኣምበሳ ❤ ዓይኖመይ❤ ♥ ዓቅሊ‘ዶ መሪጽኪ ተጻዊርካ ምንባር ባህሪ ዕጉሳት ዝሃበካ ምክኣል ዓቕሊ‘ዶ መሪጽኪ ተፀሚምካ ምንባር ባህሪ ለባማት ዝሃበካ ምክኣል ያሆ ሺዱ ኣገናዕ ሓላል ስደት ድኣ ክንደይከ ዘየክእል 💝💝
@mogosasmerom2661
7 жыл бұрын
ETA ztamet kfal nayta rekibkaya habibi naa kxhfa hasibe nere
@mogosasmerom2661
7 жыл бұрын
ETA ztamet kfal nayta rekibkaya habibi naa kxhfa hasibe nere
@iamme9032
7 жыл бұрын
Meley ደበስ‘ዩ ምፍልላይና Hasawi
@kiddio7279
6 жыл бұрын
ITS FUCKING AUTOTUNE IF U CANT HEAR IT
@yemane7405
6 жыл бұрын
marti meley Gisss
Aseyyyyy aseyyy ata fewusi libi mexikaley do shideneyyyyy gele aynet music 😘😘😘😘😘❤
@arhiloabadi2073
7 жыл бұрын
lidu mekseb naybhaki deki nayhimamey
@lidumekseb5335
6 жыл бұрын
Della Clark thanks 😘😙😘😍😍
@medatekie5556
6 жыл бұрын
lidu mekseb werenia
ክክክክክክክክ ኣታ እንበር ዓይኖም ስም ናይብሓቂ መሪጽካላ ዓይና ክንደይ ይገጅፍ'ዩ ። ብጣሚ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽሎ ብሩከይ።
Kemzi u Nabrean Ezen yehwatna Nezien kea nebdel Ageb So Nefqeren nekberen Guys ❤
Shidu shikor ata ezi eten kadamot derfka key semakiwen ayfeltn hji kea salseyty amxilaley eske ahwat like comment share link nhgzo nic music shdenen continue bro100%
በቃ ዝኮነ ክፅህፍ ኣይክልን ኢየ ኣብዚኣ ስራህካ በቃ like like like ጥራይ 100000000 ግዜ ☀️☀️☀️☀️☀️
@osmanhasan9400
6 жыл бұрын
abel haqi habib ana 100 100♡
Shidu habibi gele aynet derfi arekani teamr nay hmamey....so nic one music🎹🎹🎹🎸🎸🎸🎷🎷🎷🎺🎺🎺
እዚ ዳኣ ስደት ዘይኮነ ከርተት እንዳኣሉ ንነብር ዘለና ኣሜን ሽደን ሓወይ እዝግኣቢሄር ብሰላም ከርተትና ኣሕጺሩ ብሰላም ሃገርና ንምለሰሉ እዋን የምጸልና ናይብሓቂ ከኣ ደስ ትብል ደርፊ ቀጽሎ ካኣ ይብለካ ሽደን ሓወይ እምበር ምስልና ኣይኮነን ቅርጽና ክልውጠና ኢዩ እዚ ግዜ
Waw shiden konjo betam yamral I am from Ethiopia but I like Eritrean music and Eritrean people ❤
Shiden wedi gash nay hmamey asliiiiiiik
ዋውውውውው ሽደን ኣብዚ ንኡስ ዕድመካ ከምዚ ዓይነት ሓያል ግጥሚ እሞከኣ ኣዋናዊ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ንዜማ ዝገበረልካ ከኣ ከየመስገንክዎ ክሕልፍ ኣይደልን ኣጆኩም ቀጽልዎ ካባኩም ቡዙሕ ክንጽበ ኢና
owwwwww Shiden hawey gele aynet derfi Shiden abi seb kulu derftatka mewetadrti zeyblu
God bless all Eritrean, I love you guys :) Kyrie Eleison
Shiden Nice song tebatay gitmi & semere zema kaw kaw forsa forsa endymo deki gash
I have listened to this song 100 times but i still love it ሰላምን ጥዕናን ንምነየልካ ንፉዕ ስነጥባባዊ ሽደን ሓውና Greeting from Eritrea African Heaven ምስ መሳርሕተይ
Really you have bright future. You do it, I can't explain it No word Bro. Keep it up
@luwamredie8909
7 жыл бұрын
shideney Asli nic 100
moka sdet ezi dendani! nic job Shdeney ja sdetna yehtsro ✍🏻🤝👈
ባሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ !!!!!!!
Wawww shiden bro nic job qexlo xubukti derfi so bertia Habibi Ana
ንስካ ብዓይኖምይ: ንሕና ካኣ ብደርፍታትካ ተገሪምና: ሽደን ጭራ ዘይቡሉ ኣንበሳ።
@eritreamusic3045
6 жыл бұрын
Mossie Tewe ክክክክክ ሳኣሃቅ ቀቲልካኒ
@semirmussa9345
4 жыл бұрын
Nfua ajoka xbuke. Serahhh
ሙሉእ ግጥሚ ናይዛ ደርፊ (ዓይኖመይ የ) 1,ዓይኖመይ የ እዚ ድዩ ናብራኺ እቲ ድሓንየ ትብልዮ ዓይኖመየ የ እዚ ድዩ ስደት ነዚ ኺ ክብሪ ዘልክዮ ግድን ኮይኑኒ ምስ ሳዓብክዎ ናብራኺ ሕሰምኪ በሪ ሁለይ ከመይ ምባርኪ ዓእይኖመይ 2, ኖኖኖ ዓይኖመይ እዚ ሲ ናዓኺ እዋይ ኖኖ ኣይፋሉን ዓይኖመይ እዚስ ናዓኺ 3, ሑሱም ቓንዛኺ ዊሕጥኪ ከም ደም ግርጻን ድሓኒየ ተብልክኒ ንኸይዳሃል ኣጆኺ ድሓእን ንስኺ ኮ ኔርኪዮ ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ኢልኪኺ ኺኢልኪዮ 4, ሞ ኻ ኣ ስደት እዚ ደንዳኒ እንዳ ደንደኖ ዓይኖም ነዚ ናብራኺ እሞ ኽ ኣ ስደት እዚ ፈታኒ እንዳ ፈታተኖ ዓይኖመይ ንስምዒትኪ ከይበርታዓኪ ምጻማም ከይ የ ጋጋየኪ እዚ ሙዕቡል ዓለም ሰጊርኪዮ ዓይኖመይ በዘይ ቀልዓለም 5, ከይስዳዓኪ ምቾት እዚ ደላይ ሚላ ንጸጋም ገዲፍኪ ናይ ንእስነት ጎደና እታ ንጽህቲ ልበኺ ዓይኖንመይ እታ ዝፈልጣ ከም ኣ ኢላ ጸኒሓ ገለ ኸይለወጣ 6, ፈጣሪ ሰማይ ሰድትና ኣሕጽሮ እምበር ዓይኖም ከምዚ ልካ ብራ ዝካል ኣይኮነን ዓይኖመየ ዓይንመየ ፈጣሪ ሰማይ ምሕረቱ ኣውርዶ እምበር ዓይኖመየ ዓይንመየ ከምዚ ልካ ናብራ ዝልመድ ኣይኮነን ድርብ( ስምራ ) 7, ዎ ዓኣይኖመይ የ ኣቲ ዓይኒ ገዛና ከመይ እልኪ ኺኢልክዮ ንስደት ዓዲ ጋና ዎ ዓይኖመየ ኣቲ ሃብታም ልቦና ከመይልኪ ለሚድኪዮ ንናብራ ዓዲ ጋና 8, ዓቒሊ ዶ መሪጽኪ ተጻዊርካ ምንባር ባህሪ ዑጉሳት ተኻቢርካ ምኻል ዓቕሊ ዶ መሪጽኪ ተጸሚምካ ምንባር ባህሪ ለባማት ተኻቢርካ ምኻል (2) ካልኣይ ትድገም ቑጽሪ 7ን8ን) 9, ዓኣይኖመ የ(2) ኣቲ ዓይኒ ገዛና ከመይ እልኪ ኺኢልክዮ ንስደት ዓዲ ጋና ዓይኖመ የ(2) ኣቲ ሃብታም ልቦና ከመይልኪ ለሚድኪዮ ንናብራ ዓዲ ጋና ምስልኺ ግን ኣይ ከምቀደሙን ኣይ ከምቀደሙን ተለዊጡ ሑሱም ስደት ኣይገድፈን ስብራቱ ኣይገድፈን ስብራቱ>>>>>>>>>>>>> Thank ዝኾነ ጌጋ ምስ ዝህሉ ብመሰረት ቑጽሪ ሓብሩኒ።
@bobmarley-fp8mp
7 жыл бұрын
ERI ONE STATE 4,5 mesta clip aykedan eyen mekeneyatu meste endaseteyet ametsu getemi gen kalee kem zemesleni hawawisewen alo
@merhawitewelde6148
7 жыл бұрын
Misghina Gezai eti meste zsetiwo zelewu neti Nay nesnet godena nxegam gedifki zbl u zwkl habtey natey
Kab nenhehed zey balalex whdet waww Shedeen bezuh tesfa alona Thankisssssss
Sehden koreda arekani getem zeman gele aynt kif alka ane newany 100% hebka alku so nice job kexlo💟❣💌💞💝💖💜😍😍😍😍
ሹዱ ልዩ በጣም ኣሪፍ ዘፈን ደሞ ስወድህ
ኣሕ ዓኖምይ ከምይ አልኪ ኪአልኪ ዮ" ንስደት ዓድጋና ንብሃሪ ስደት እቲ ብዓል ሃብታም ልቦና ዶ አልካያ ናይ በሓቃ ንግዜ ትምሰል ደርፊ ኣጀኻ ቀጽሎ።
Btaemi Xbikti Derfi. Kabzi Telimatni Telimeya zbl yezana Anawixu Zelo Nay 2 Mealti Derfi Adhinkana. Thanks more and Go Ahead👉👉👉👉👉😍
ወይለከ ናይ ሓበሻ ነገር ስደት መጺካ ደኣ ኣብ ቪላ ኣብ ኦፊስ ድዮም ከትዉካ ደሊካ 15 ዓመት ተቀሚጥና ከማን ኮሙ ኣይረከብናን ግዳ ተስፋ ኣለካ ጹብቅ ስራሕ ዓይኖመይ
ኪሳብ ሂጂ ኢየ ዝሰምኣ ዘለኩ 1.12.2019
shden kab kale seb gtmi qeytqbel nay seb entekoynu nay rebha koynu keyterf tetenqeq natka zwetso yeblun 👌👌👌
ሽደን ሓቢቢ ገለ ዓይነት ስራሕ ክረተይ ቐጽሎ አምላክ ምሳካ ይኩን
Shidu shikor lebam! your little sister is very lucky to have a brother like you! You’re amazing & very talented! I love your voice❤️😘😘😘😘😘😘👍🏾👍🏾👍🏾
ናይ ብሓኪ ሽደን ወድዲ ብሩህ ኢዩ ቅድመካ ኢንትዒ ካልኦት አንበር ኣነስ ኣመስመርካ ይቲካኒ ኣብሽር ሓቢቢ
እንቃዕ ደሓን መጻኻ ሸዱ ነብሲ፡ ጥዕምቲ ደርፊ'ያ ምስ ከናሪ ድምጺ ከምዚ ጌርካ ደኣ ጆባእ በለና ከይ ደንጎኻ ይሕዋት ከኣ ላይክ ጌርና ነታባባዓዮ ነዚ ንኡሰይ ናይ ሎሚ ዕንባባ ናይ ጽባሕ ፍረ ክኾነልና ምእንቲ
ሽዱ ማለት ወርቂ ሰንሰለት ናይ ብሓቂ ዘይ ሃስስ ወሪቂ ኣካ ኣቤት ድምጺ ስሑል ይብል ግጥሚ ፡በል ኣጆካ በርትዕ ኣይትሕመቅ ኣጆካ ፡ እስከ ነዚኦም ንፉዓት ነተባብዓዮም ምትብባዕ ትኩን ዓቁምና
Ich bin von Schweiz gefällt mir deine music mache so weiter shiden du bist ein gute Mensch
Shdu nay hmamey kemey dika tehguseni ata mkseniyey ajoka eske kexlo niceeeee vocie aleka
ሹዱ ወገነይ ጡዕም ድምጺ ምስ ኪሊፕ ከም ኩሉ ጊዜካ ፡
ሽዱ ጅግና ናይ በሓቂ ስርሓት እንታይ ክወጾ ኣጆካ ቀጽሎ ኣታ ወዲ ንስካ .ሲ እንካዕ ትወለድካ ወዲ ጋሽ ጻዕዳ
Dejen no words bkedemu dejen elomka endiom.kab kulu des dbleni natki fuluy kurna'at hizka tmetsena ab libi kulu seb delo trekbo aleka perfect work 🎤🎤🎤🎤🎧🎧🎧🎧🎼🎼🎼🎼🎹🎹🎹🎹🎹🥁🥁🥁🎷🎷🎷🎺🎺🎺🎸🎸🎸🎻🎻🎻☑️
9.8. 2023 🎶ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ❤😓
@gauldnglmaryam.4780
4 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ኩሉ ግዜ ዝሰምዓ ንዓይ ዝደረፈለይ ኮይኑ ዩ ዝስማዓኒ ባቃ💔
@awethassen4799
4 жыл бұрын
27,2 ,2020
@hiyabliomessi7611
4 жыл бұрын
29 july 2020 ኣሕ
@user-wj6ms5ob4h
3 жыл бұрын
2021
@user-ie5jo1kh9s
2 ай бұрын
@user-wj306ms5ob4h
ሸደን ናተይ እንታይ ኢል ከገልጽካ እሞ ኩሉ እዩ ናትካ ግጥሚ 100 ዜማ 100 ድምጺ 100 ክሊብ 100 ኣልኹሙ ዶ ከምዚ ናተይ ብሃንቆውታ ትጽበይዎ ንሸደን ኣቦ ጥበበ እሰኪ ሕፍሰ ዝበል ላይክ ንሸደን ሓወይይይ
@HL7RM
Жыл бұрын
🥰
ናይ ባሓቂ ተቐጺልካዮ ጽቡቕ መጻኢ ኣለካ ምኽንያቱ ተን ተውጽኣን ደርፍታት ጽቡቕ ግጥሚ ጥዑም ድምጺ ፍልይ ዝበለ ኣቀራርባ ኣለካ ስለዚ ኣጆኻ በርትዕ
ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ብልጽቲ ደርፊ ሽደን ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ
ኣይዞኻ በርትዕ ዓይኖመይ
ሹድ ኣንበሳ ኣጆካ ጽቡክ ሰራሕ
wawwww shiden hawey entay kwexo kulu kemaka entezkewn mara kef aleka ybel🎤🎵🎶🎸
ኣብዚ ኔሄልካ ውሑል ግጥሚ ምስ ሙዚቃ ክትሰምዖ ዝግደደካ ቀጸሎ ዘዓርከይ 100 /100
ድምፅካ ብተፈጥራዊ ውህብቶ ዝተዓጀበ ብሙካኑ ሳሓባይነት ኣለዎ። ብፍላይ ትሕዝቶ እዛ ደርፍካ ኣብ ስደት ዘሎ ሂወት ብግልፂ ሰሪሕኩማ ኢኩም. .. ግና ገንዘብ ስደዱ ምባል እንተዘቛርፁ ( ካብ ከመይ ኪእልክዮ ስደት )ምባል ክንደይ ግርም ነበረ ። ጎበዝ ቀፅለሉ ! ነታ ጓል ድማ ኣድንቀለይ ።
ሽደነይ ናተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣይትጥፍኣና ስከ እቲ ምትብባዕ ከኣ ናባና ግደፎ 7th Comment በጥ Tesfie wedi Habteab$ነሽነሽ ተስፋኣለም ቀዲመኩም
@meharirezene6349
6 жыл бұрын
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ 0
@ribitv7679
6 жыл бұрын
Mehari Rezene ኢሂ፡ክብረተይ
@heroking4254
6 жыл бұрын
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ a pq
@user-vp3yh5lu8z
6 жыл бұрын
Mehari Rezene ድሁል
Nay bahki ye zednkek shiden nfu snetbebawi ajok kexlo nic Song bro 😍😍😍
Vielen Dank bruder. Für die musik.🎤🎧📯🎺🏆🎻 Deine musik 😘😘😘😘ist sehr sehr interseant 👈👈👈🎤🎤🎤🎤🎤🎧🎧🎧😗😗😗🎧🎻🎺
ዓዮኖም ማለት ብ ግእዝ ክቱርጎም ኮሎስድትኛ ማለት ዩ ብርቮ ዓርኩ ኣቃሊዕካና
@tesman5836
6 жыл бұрын
Yewardka abenay mexshaf rekibkayo
@pastorfred2048
4 жыл бұрын
በርኔንተ ሰርጌንተ ዓርከይ ክክክክክ
Nice job shiden bro and be continued
@yohanakflom7760
7 жыл бұрын
nazriet tekie hafti awet selam dyu
@nazriettekie4151
7 жыл бұрын
Yohana Kflom I'm fine bro or sis! say I'm proud of you and miss you to him if is he around u
ናይ በሓቂ ድስ ትብል ኣዚያ ትስሕብ ሓያል ገታማይ ኣጆኻ በል በርትዕ So 99% ሂበካ ኣለኹ።
መቕሰነይይይ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ጽቡቕ ስራሕ ዝጉሓፍ ዘይብላ ብርዕኻ ይሰስን ሽደነይ
As Eritrean im proud of this music, you did it! Its like well coordinated with impressing video clip keep it men, hope see you soon with better products...thanks!
እቲ ሃረር ክብሎ ዝከረምኩ በዓል ረዚን ጥበብ!!! ሽደን! ሽደን ከም ሽሙ!! እስኪ ዕበየልና! ውሕሉል ጥበብ ዝሓለፎ ስራሕ!!!
That's really amazing! You just expressed what in real life happenning is. Am so proud of you Shiden. Go ahead. You gonna come to the Top!
Uffffff hsum sdetki aygedefen smbratu shdeney thank u 😢😢😢😢😢😢
Mara eye zedneqeka shiden nay himamey gen kurub aytdenguyena kale entay kewoxo Clip and demxi ab betu eyu
I am from Ethiopia i like Eritrean music nic music shidan
@user-rg5vs3xq3x
7 жыл бұрын
Robel Haile, we love you too bro
@johanz490
6 жыл бұрын
Nic pic Shidu Aslawi
@robelhaile4344
6 жыл бұрын
[Amine Security youtube] yqenylay yehwet sele eti like en commenten enber ane si chiuw zebaleku Eritreawi eye.
@xinatxegay1701
6 жыл бұрын
kem cheww hkekk dea ...men blux seb eu eritreawi eluka ka kindzi tchiuwachewww.
@robelhaile4344
6 жыл бұрын
xinat xegay Eway ati sedi kemay afeki kalibe yeshinalu kefiti malehas neaki ember kam chawie yahikeke sedi .
ሽዱ ጎብለል ጽቡቅ ግጥሚ ከምኡ ከኣ ክሊፕ ማለት እዩ ብሉጽ ስራሕ ኢና ንጽበ ካባካ ኣጆኻ በርትዕ ንሕና ከኣ ተስፋ ምሃብ ድሕር ኣይንብልን ኢና ኣጆኩም ደኣ።
shiden asli mara kef zelewa song ajoka kabzi nlaeli hizka kemtmlesena eko aynteratern ena kulu derftatka nay bhaki des zebel eu kabtom kedamot seb tesfa eka kttebabae zgbeaka eu ajoka trah like kea aytewhdulu mtbbae aythmeku kabzi nlaeli knefeu gtmi kea nay bhaki ahageskani so nic keep it up.
Kemey dika Meksen Shden jgna like aske aynbkek moral n shden 👂
@azebgebreyesus3562
6 жыл бұрын
Eri CR7 von
Emmmm seyyy 👍🏻👍🏻👍🏻
@askaluestifanos2820
7 жыл бұрын
wawwwww
ያጀምዓ ነተባብዓዮ እስከ ነዚ ውልዶ መንእሰይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሽደን ኣጆካ በርትዕ
Waw ata nskas fluy eka kulu bruh gerkayo ember meret nkuku wedi eri zrdo zereba u😘😍😘😍😘😍😘 Love u sebey .
ሽደን ይዓክ ይበል ግጥሚ ምስ ዜማ ይሕዋት ኣነ ውን ግጥሚ ይገጥም የ ዝደሊ ክምዉሎ ይክእል የ Like Like ክኣ ንሽደንን ንዓይን ሓሓንቲ ጠዉቁልና
U welcem Shiden good job
ብሃቂ ዉፃእ ማዓት ዉዲ ጋሽ ሽኮር ኣብ ሄልን ሽዉ ኩሉ ስምዐዬ ማራ ኣደንጊፅካኒ በርትዕ ዓይኖመይ ዓይኒ ዓድና እድመን ትእናን ይሃብካ እሞ ብዙህ ክንረኤልካ ኢና ዓወት ክኣ ይምነይልካ from ehiopia tgraiy zalanbes
Welcome back bro what a song.
WAW BETESEB KEF ALEKA NISIKA KIHISKANA
Shidu meqsen bteami znead srah ajoka kexilo
ሽደነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
Waaw you have amazion voice and wonderful poem. I am proud of you my bro. keep upp ur Great job
abzi aleka jigna kgermekum ane hada sne tbebawi kgelxo keleku ab gtmi zema eye zrie tm elka aykonen bebiedka so shiden kem shmka tebae eka kab arkka wedi keren
wallcam shden nay himamey yake men kemaka aqale beale xbebe
Waww shidu nice song gn eta clip n aynom haftka ente tesrhas kndey mxebeketlka bzkone xbuk srah ajoka 😍😍😍
ዋዉ ብልጽቲ ደርፊ ሽደነይ ኣጆካ ቀጽሎ በዓል፡ብሉጽ ግጥሚ፡ምስ ዜማ ምስ ግጥሚ 100%
wowwwwwwwwwwwww