#SHAMA
Ойын-сауық
Subscribe / @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100
ኣብ ሉሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብሉዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ንፍትሒ ሰላም ራህዋ ንዕቤት ሻማ በል
ንጽንተት ንዕንወት ንዓመጽን ንፋሕፋሕ ጥፍኣት ንስደት ንውርደት ንኣደራዕ
እምቢ ....እምቢ ....እማቢ በል
ንሓድሕድካ ደው ሃሉ
ኤርትራና ንዘልኣለም
ሕውነትን ምክብባርን ይሰስን
Пікірлер: 120
Ni doctor abrar nay doctor maerg kiweab alewo tblu abza mexaiet Eritrea like gberu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪💪💪
ነቲ ዘይጸዓድ ሓርበኛ ህዝብኻ ዝደረፍካያ ሓወልቲ ያ ወትሩ ኣብ ልብና ኩቡር ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን🤴❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
@AbrarOsmanArt
7 ай бұрын
ብልቢ የቐኒየለይ ፡ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልበይ 💗💗💗💗💗 ኣብራር
Baba abrar yali cumre ke cafiyat koh yahaw ni hutukta ⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐eritrian Hero 🇪🇷
ክቡር ኣቦና ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን ኣብራር ዑስማን ናይ ኩሉ ግዜ ክቡር ሰብ።
@salihkekia7359
9 ай бұрын
ججججج
አብራር ብሉጽ ኤርትራዊ ኣጆካ ሓደ ማዓልቲ ጎዳና ሓርነት ኩላትና ተሓቃቂፍና ክንዛወረሉ ኢና ድሕሪ ህግደፍ
@MensurLale-uy4ws
9 ай бұрын
ሀበሻ
@MensurLale-uy4ws
9 ай бұрын
ሀከደነኸ ጀሸጰቀጸ ሗአ😊
ትምርትኻ ሰኒቅና ፍቅርኻ ተመጊብና ንዘላለም ኣብ ልብና ንበር ኣብራር ሽኮሪና
ኣብራር ኩርዕ ኤርትራዊ
ኣብራር ሓየት ፋሪስ ወድ ፋርሶታት ሓልብ ስተ 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በዓል ራኢ ጅግና ፈቃር ህዝቡ፥ ኣብ ዘለኻዮ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣቦና። ናይ ግዜ ጉዳይ ዩ እንበር ህድርኹም ኣብ መፈጸምትኡ ከም ነብጽሆ ኣይጠራጠርን።
Baba Abrar eti zeydegim kokob 🤴🏽❤️🇪🇷❤️
ክበር ሰብ ኣባ ፍቅረይ ክበር ንበር ኣብራር ኦስማን 😍❤❤❤🇪🇷🇪🇷✌❤👈
Abrar osman means king of music lengend long live Legend
Abrar fewsi libi doctor entay waga alewo ab kidmekha
ABRAR THE KING LIVING LEGEND ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤✌
ኣብራር i love you 💪ኤርትራ🇪🇷 forever ቡኡነት ብኡነት ብኡነት,.......
@AbrarOsmanArt
2 жыл бұрын
ክብረት ያሃበለይ
Bejekum Ehwat Like habuni
ሓያል ግጥሚ ካብ ሃብቶም የማነ ማራኺ ዜማ ካብ ኣብራር ዑስማን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aliabdurahman3373
2 ай бұрын
Sure the Lyric is Habtom Yemanes work.
@aliabdurahman3373
2 ай бұрын
Sure the song is by Habtom Yemane.
Armana nesa eye melkiet kebert hewetna wefiena nebera be hewet 🇪🇷 ❤️❤️ Nehna ke fekrekha tekenitna abo haki enka neska natna konka demxi konkana
መርሓባ ክቡር ሰብ ኣብራር ዑስማን ሐወ ህዝቢ ናዓኻ ዝገልጽ ፌደላት ሲኤኔ ነይ በሐቂ ፋሉይ ፍጥረት ዕድሜ ጥዕናን የህበከ ፈጣሪ
My dear,🌹🌹🌹🌹🌹no worlds to express my feelings.
Baba Abrar semia zeymenwo derfka Living Legend KING ☝️
بابا ابرار ربي يسعدك ويحفظك يا احلى مطرب🌹
Bravo Bravo memhir Abrar.
Abrar Osman King Abo hadinet & fikri neberelna
why the first deleted. Baba ABRAR OSMAN
Abrar abo fekri edmen tanan yehabka hade malti abta nefetwa hagerna yakakbena 🇪🇷❤❤❤
እንዳ ሓደረ ዝምቅር ረዚን መልእኽቲ ❤️❤️❤️❤️
Abona abrar you are a true eritrean edmen tenan yemneylka yaret kulu kemaka yikewun
Wawww xbuk Srah eyu baba Abrar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@abdulabraham6952
3 жыл бұрын
Naty eritrea 🎁🎁🎁🎁🎁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅
Nice music Abrar Osman zeymno srah u, thank you
Abrar wede hezbe ab gezai sedekay 🙏❤️❤️🇪🇷
Shama bel ❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏👍❣️👍❣️👍👍 like community Sher For my King Baba ABRAR OSMAN love you Baba ABRAR 𝑵𝒊𝒃𝒆𝒓 𝒌𝒊𝒃𝒆𝒓 𝑭𝒆𝒒𝒂𝒓 𝑳𝒆𝒘𝒂𝒉 𝑳𝒆𝒈𝒂𝒔 𝑭𝒖𝒕𝒖 𝑺𝒆𝒃𝒆 𝑵𝒊𝒔𝒊𝒌𝒂 𝒌𝒖𝒍𝒖 𝒊𝒌𝒂 𝑵𝒂𝒚 𝑵𝒊𝒃𝒆𝒓𝒆𝒍𝒆𝒚 𝑨𝒃𝒓𝒂𝒓𝒊𝒏𝒐 𝑀𝑦 𝑲𝒊𝒏𝒈 𝑴𝒖𝒔𝒊𝒄 እምንትኻ ኣሚነ ፍቕርኻ ተቐኒተ ንዘልኣለም ናትካ'የ ህዝቢ ናትኪ'የ ኤርትራ👌🙏 ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ሻማ ሻማ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ሻማ ሻማ🌹❤️ ክንዲ ድምጺ ጥይት ስምዓላ እልልታ ፈቲሕካዮ ዘመን ቅሳነት እፎይታ ንውሉድ ዎሎዶ ብጻማኻ ክበር ቅልጽም ሓድነትካ ንዘልኣለም ይምበር💪🤲 ይብል ኣሎ ነብሲ ካባኻ ናባኻ ብርሃን ዘበሰረ ቀንዴል ብምኻንካ🇪🇷❤️ ኣንታ ብዓል ቅያ ሓወልቲ መንነት ሕልሚ ዝቐየርካ ናብ ህያው ክውንነት ዓወት ልማድካ እዩ ሎሚ ውን ከም ትማል ናይ ተስፋ ዳሜራ ዘይቅህም ነበልባል ነቒሉ ዘይምለስ ታዓዋቲ ህዝቢ ክብርኻ ዝናኻ ኮይኑ መዛረቢ🕌❤️🇪🇷❤️⛪ ተሓጊሱ ብደስታ ዓልሉ ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ ኣርማና ንሳ'ያ መለክዒት ክብረት ሂወትና ወፊና ነንብራ ብሂወት ናይ መብጽዓ ተኽሊ ብደምና ትዓቢ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣደ ለዋህ ህዝቢ ንስኺ ኩርዓትና ንስኺ ተስፋና ምድረ ገነት ኩኒ ኤረይ ዓምብብልና🇪🇷💐 ብወገን ሃይማኖት ብቋንቋ ብዘርኢ ትምኒትካ ኣምኪኖም ክነቕቱኻ ኣብ ጽልኢ ደብዛዝ ከሎ ዘመን ግብ ዝበለ ግነ ሓያል ቅልጽምካ'ዩ ንኹሉ ዘምከነ ዕጉስ ከም ኣምበሳ ኤርትራዊ ሓየት መዘና የብልካን ብኡነት ኢለ ብኡነት🐅💪 ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ብልዑል ወኒ ንልዑልነት መርኣያ ከም ማዕበል ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ ኣለና ዘይስገር ሕድሪ ኣለና ዘይስገር ሕድሪ ሕድሪ ሕድሪ ኣለና ዘይስገር🌹❤️🇪🇷💪🕌⛪❤️🌹 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ኣብራር ዕስማን❤️🌹🙏
@MensurLale-uy4ws
9 ай бұрын
ሀበሻ
Nice appreciation to the Great Eritrean people! Proud Eritrean singer Abrar. Please we need to stay united as Eritreans even with all the differences that we have. Eritrea came to be independent with a very huge price by our heroes tagadelti! Kibrin Misgenan to all those who were myrtired, those injured and still giving it their best. Things will get better no doubt! Long Live our Eritrean people!
@AbrarOsmanArt
6 ай бұрын
Thank you very much Hanea. ❤️❤️❤️ Abrar Osman
Abrarino my Allah bless you 🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️💕💕💕💕💓💓💓💓💓💓💓 Ab Germen mesaka inkeloko kerika temeniye Enkeleko aykealkon 💝 6 Amet Ab Köln gere hante malte bahle gerkomla aytefelton Please hante geze Köln muxuuuu
Papa abrar ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Baba Abrar Osman I have no explanation for you LEGEND❤LONG LIFE WITH HEALTH
Ich liebe dich
Ja nezelam teber Baba Abrar
Abrarino teum dmxu deymno edmen tenan yhabeley King
Naybihaki abrar hakiniyakum hanti derfi nay hades amet gele geber ekom ensalah rabi edmentina yebekum ed kulu neger abrar hakiniya
Legend Abrarino
Tankens abrar osman
Our legend long live
@AbrarOsmanArt
5 ай бұрын
Thank you " Niyat" ❤️❤️❤️ Abrar
We love you very much legend ❤️💕
😍😍🇪🇷
Bab abrar edman tinan yahbka fetari kulu geze bulux sirha mis seraka
Memher abrar osman nber kber bselam hzikana nehagerna nmleseu ymexie ykewun 🥰🥰🙏🙏
@AbrarOsmanArt
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ብሓይሊ ፈጣሪ ክኸውን 'ዮ የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
Love.you.👌👌👌👌👍👍👍👍👍💛💎❤👏
Well come dad
Super
LOVE U
Abrar osman means my king 👑 singers ❤❤❤ thank you ❤❤❤ 💯 ❤❤❤
@AbrarOsmanArt
5 ай бұрын
Thank you Mussa, you also my best ❤️❤️❤️ Abrar
@user-lv2db4vr4b
5 ай бұрын
@@AbrarOsmanArt yigibakayu abrarino abo fiqri yali kuu yaxfazo ni tuskurucekii
Aba abrar shikor kubur seb nezi kitri dhri jeganu bxotka tegadlo harnet aterifuka lebam futur eika betami ye zfetweka aba derftatka kisab nay tehaie xibah ysemo ye
❤️Abrarey kiber wedi hzbi ❤️
Fatuma Nuray Shekorinatat
hanti mealti kirekbeka mdeleku baba Abrar, flasfa, feqar, legend, ab Germany kisab zeleku hade mealti kirekbeka tesfa ygebir. mexhaf eka emo kenbibeka mdeleku. kubur seb.
@AbrarOsmanArt
Жыл бұрын
ብርግጽ ክንራኸብ ኢና ንመን ኢሉዎ ! ክብረት ያሃበለይ ብልቢ አመስግነካ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር❤❤❤❤❤
2003 Grand Caravan Sport AWD Taxi
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💟💟💟💟
Frieden ist nicht nur die Abwesenheit von krieg/love will conquer all.
@AbrarOsmanArt
3 ай бұрын
you are write. Thank you Mahmoda, ♥️♥️♥️ Abrar Osman
ኣብራረይ ንበረለይ ጎይታ ጥበብ
The living legend
Kab hadush albums hanti nay fkri derfi hadush sdedelna ba
@AbrarOsmanArt
11 ай бұрын
ዝኸበርካ የማነ ሓደርካ ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ደማ ናዓኻ ይኹን ብርግጽ ፍቕሪ ካብ ፍቕሪ ናብ ፍቕርን ሰለዝኾንኩ ኣብ ልብኻ ዘሎ ኣብ ልበይ ኣሎ'ሞ ቅሰን እብለካ ። የቐኒየለይ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
ብአብራር ስራሕቲ ስነጥበብ ሙዚቃ ዝዐበደ ኢትዮጵያዊ እንተሎ ብዘይ ምግናን ከማይ የለን እንተበልኩ ምግናን አይኮነን ምክንያት አብታ ተወሊደ ዝዐበኩላ አስመራ ሽኮራ ዘሕለፍኩዎ ኩሉንትናይ አብራር አሎ በእርግጠኝነት በአካል ክረክቦ ተስፋ ይገብር ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ዘክብረካ አብራር
@kb9260
Жыл бұрын
It not for you stinky agame
في قمة الروعة
@AbrarOsmanArt
9 ай бұрын
Marhaba Hayat wa ahlan beki Shukran Tahyati......... ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Abrar Osman
@hayatidris5701
9 ай бұрын
@@AbrarOsmanArt ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብራር ማለት ኣልፋ ኦሜጋ ሰነ ጥበብ
ኣብራር ጥዑም ሰም
@AbrarOsmanArt
Ай бұрын
የቐንየለይ ኣማነይ ብልቢ አመስግነካ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@AmanuelBerhe-pg6ku
Ай бұрын
@@AbrarOsmanArt ክቡር 🙏
@AmanuelBerhe-pg6ku
Ай бұрын
@@AbrarOsmanArtዋና ጸባሕ ኣይታክሰን.
@AbrarOsmanArt
Ай бұрын
@@AmanuelBerhe-pg6ku ትሕሾ ኣማነይ ክቡር ናይ ክቡራት፡ብልቢ የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ርሑስ ዓውደ-ዓመት ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
RAYMOC PRAIC 2000
እንታይ ኢለ ሞ ክገልጸካ እየ ? ንግዚኡ ግን ዳሓን ፍቅሪ ኢለካ ኣለኩ ፡ኣቦ ኢካ ኩቡር ኣቦ
Nice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ዝምነያ ዓድኻ ኣትኻ ክርእይ እዩ : እቲ ዝናፍቀካን ዘፍቅረካን ትናፍቆን ህዝቢ ካብ ኤሮፓርት ኣስመራ ክሳብ ጎደና ሓርነት ሙውቅ ኣቀባብላ ገሩ ክቅበለካ❤🎉 ሽዑ ኣብ ባሕቲ መስከረም እዛ ደርፊ ክትደርፈሉ .
Good answer you coming to best friend again I miss you you know I always odd number in new year 2005 we will meet 2023 hopefully I thank you for your responsed say hi to mommy Good night for now
السلام عليكم اخوي الفنان ابرار عثمان يخاطبني السفيه بكل قبح فأكره ان اكون له مجيبا
@AbrarOsmanArt
7 ай бұрын
Shukran akhi Alqali. Atamana laka altawfiq ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🫂🫂🫂🫂🫂🫂🫂😇😇😇😇😇😇💗💗💗🫶🫶🤝🤝🤝🤝🤝🤝👍💪💪
Eritrawian kemze yena kkkkkkkkkkkkķkmkkkkkkkkkkkk agamiiiii bay bay kkkkkkkkkkkkkkkkkk
እምንቶኻ ኣሚነ ፍቕርኻ ተቐኒተ ንዘልኣለም ናትካ'የ ህዝቢ ናትኪ'የ ኤሪትራ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ (ሻማ ሻማ በል) ክንዲ ድምጽኺ ሰምዓላ እልልታ በጺሕካዮ ዘመን ቅሳነት እፎይታ ንዉሉድ ወለዶ ብጻማኻ ኽበር ቅልጽም ሓድነትካ ንዘልኣለም ይምበር ንዉሉድ ወለዶ ብጻማኻ ኽበር ቅልጽም ሓድነትካ ንዘልኣለም ይምበር ይምበር ይምበር (ይምበር) ይምበር (ይምበር) ይምበር (ይምበር) ይምበር (ይምበር) ይብል ኣሎ ነብሲ ካባኻ ናባኻ ብርሃን ዘበሰረ ቀንዴል ብምኻንካ ኣ... ኣንታ በዓል ቅያ ሓወልቲ መንነት (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ሕልሚ ዝቐየርካ ናብ ህያው ክውንነት (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ዓወት ልማድካ'ዩ ሎሚ'ውን ከም ትማል (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ናይ ተስፋ ዳሜራ ዘይቅህም ነበልባል (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ነቒሉ ዘይምለስ ተዓዋቲ ህዝቢ (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ክብርኻ ዝናኻ ኮይኑ መዛረቢ (ሻማ) ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ (ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ) (ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ) ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ ሰሚሩ... (ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ) (ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ) ሰሚሩ ሰሚሩ ሰሚሩ ሰሚሩ ሰሚሩ ሰሚሩ ኣርማና ንሳያ መለክዒ ክብረት ሂወትና ወፊና ነምብራ ብሂወት ናይ መብጽዓ ተኽሊ ብደምና ትዓቢ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣደ ለዋህ ህዝቢ ብወገን ሃይማኖት ብቋንቋ ብዘርኢ ትምኒትካ ኣምኪኖም ክረብሑ ካብ ጽልኢ ደብዛዝ ከሎ ዘመን ግብ ዝበለ ድነ ሓያል ቅልጽምካ'ዩ ንኹሉ ዘምከነ ሕጉስ ከመንበሳ ኤሪትራዊ ሓየት መዘና የብልካን ብኡነት ኢለ ብኡነት ብኡነት ብኡነት (ብኡነት) ብኡነት (ብኡነት) ብኡነት (ብኡነት) ብኡነት (ብኡነት) ይብል ኣሎ ነብሲ ካባኻ ናባኻ ብርሃን ዘበሰረ ቀንዴል ብምኻንካ ኣ... ይ ኣርማና ንሳያ መለክዒ ክብረት (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ሂወትና ወፊና ነምብራ ብሂወት (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ናይ መብጽዓ ተኽሊ ብደምና ትዓቢ (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ኣፍሪቃዊት ብርሃን ኣደ ለዋህ ህዝቢ (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ንስኺ ኩርዓትና ንስኺ ተስፋና (ሻማ ሻማ) ኣ... ይ ምድረ ገነት ኩኒ ኤረይ ዓምብብልና (ሻማ) ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር ሕድሪ... ሕድሪ'ለና ዘይስገር (ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር ሕድሪ ሕድሪ ሕድሪ ሕድሪ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ብልዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር (ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር (ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር (ሕድሪ) ንልዑልነት ንኽብሪ ሃገር ሕድሪ'ለና ዘይስገር ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ በል ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ (ሻማ ሻማ) ኣሰይ (ሻማ ሻማ) በል ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ ሻማ በል
@AbrarOsmanArt
Жыл бұрын
ክቡር ቶማስ ፡ባሓቂ ነስነ-ጥበባዊ ዕምቈትካ መግለጺ የይብሉን ።የቐንየለይ ብልቢ አመስግነካ ። ኣየሰኣእነና. ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
እዛ ደርፊ መሊስካ ክትደግማ ተስፋ ንገብር 🇪🇷
@AbrarOsmanArt
11 ай бұрын
ዝኸበርኪ ሰሚራ ፡ሰላም ናዓኺ ይኹን ንርኢቶኺ ብልቢ አመስግን የቐኒየለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
Slemintay nay Qebilatat picture trah tigrbir 😂😂
@lulitakhalfyu407
16 күн бұрын
Gohaf!! Kulu Hzbi ertra aykonkan dikha trie zelekha gohaf aletawi!! Sure tgraway ekha nskha
@AbrarOsmanArt
16 күн бұрын
ሰለም ሉሊታ ፡ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ።ካብ'ዚ ጥዑም ስምኪ ጸርፊ ክወጽእ ኣይግድን ። ጸርፍን ሕማቕ ቃላትን ፡ ዓመጽቲ ሰባት ንምድሃል ዝጥቀሙሉ ድሑር መሳርሒ እዩ' ሞ ክብርቲ ሉልያ ብጸርፊ ዝፍታሕ ጸገም የለን ።ኤርትራዊ ወረጃ ባህሊ'ውን ኣይኮነን እብለኪ ። ኩሉ ሰናይ ናዓኺ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@lulitakhalfyu407
13 күн бұрын
@AbrarOsmanArt thank you so much sleti mkhrikhan sefih lbonakahan. Aletawyan sebat nxelie alena kuenna ena kemzi aynet kalat nesme'om ...mknyatu neana n ertrawyan aywkilun yom ertrawyan kea aykonun. By the way I am a big fan of yours!! Nmukhanu great artist abrar osman diu xhifley wela kalie seb?🥰😇🫡
@AbrarOsmanArt
12 күн бұрын
@@lulitakhalfyu407 ክብርቲ ሉልያ ንስለ'ቲ ምኡዝ መልስኺ ልዑል ምስግናይ ይብጻሕኪ። ጸገማት ካብ ብጽልኢ ብፍቕሪ ክንፈትሖም ደስ ይለለኒ ። ተራሓሒቕካ ዝፍታሕ ጸገም ሰለዘይህሉ ኣብ ምቅርራብን ምምኻርን ክንኣምን ድማ ወትሩ እላቦ። ደጊመ ደጋጊመ የቐንየለይ ክብርትን ፍቕርትን ሉልያ ኣይየሰኣእነና ወትሩ ኣብ ልብይ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
ሻማ በል ኡሙንትካ ኣሚነ ፍቅርካ ተቀኒተ ንዘልኣለም ናትካ ኢየ ህዝቢ ናትኪ ኢየ ኤርትራ ኣሰይ ኣሰይ ሻማ (3) ክዲ ድምጺ ጥይት ስምዓላ እልልታ በጺሕካዮ ዘመን ቅሳነት ኡፎይታ ንውሉድ ወለዶ ብጻማካ ክበር ቅልጽም ሓድነትካ ንዘለኣለም ይበር ይበር ይበር ይበር (3) ይብል ኣሎ ነብሲ ካባካ ናባካ ብርሃን ዘበሰረ ቀኒኡ ሎሚ ብኣካ.............. ኣንታ ብዓል ቅያ ሓወልቲ መንነት ሻማ ሻማ ኣይይ ሕልሚ ዝቀየርካ ናብ ህያው ኩውንነት ሻማ ሻማ 2 ኣይይ ዓወት ልማድካ ኢዩ ሎሚ ውን ከም ትማል ሻማ ሻማ (2) ኣይይ ናይ ተስፋ ዳሜራ ዘይ ቅህም ነበልባል ሻማ ሻማ(2) ኣይይ ነቂሉ ዘይ ምለስ ተዓዋቲ ህዝቢ ሻማ ሻማ(2) ኣይይ ክብርካ ዝናካ ኾኑ መዛረቢ ሻማ ሻማ ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ ኣሰይ ኣሰይ ወፈራ ሰሚሩ (3) ሰሚሩ ሰሚሩ (5) ኣርማና ንሳ ኢያ መለክዒ ክብረት ሂወትና ወፊና ነብራ ብሂወት ናይ መብጽዓ ተክሊ ብደምና ትዓቢ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣደ ለዋህ ህዝቢ........ ብወገን ሃይማኖት ብቛንቛ ብዘርኢ ትምኒትካ ኣምኪኖም ክነቁቱካ ኣብ ጽልኢ ደምዛዝ ከሎ ዘምን ግብ ዝበለ ድነ ሓያል ቅልጽምካ ኢዩ ንኩሉ ዘምከነ ዑጉስ ከም ኣበሳ ኤርትራዊ ሓያት መዘና የብልካን ብኡነት ኢለ ብኡነት ብኡነት ብኡነት (3) ይብል ኣሎ ነብሲ ካባካ ናባካ ብርሃን ዘበሰረ ቀዴሉ ምዃንካ............ ኣይይ ኣርማና ንሳ ኢያ መለክዒ ክብረት ሻማ ሻማ ኣይይ ሂወትና ወፊና ነንብራ ብሂወት ሻማ ሻማ ኣይይ ናይ መጽብዓ ተክሊ ብደምና ትዓቢ ሻማ ሻማ ኣይይ ኣፍሪቃዊት ብርሃን ኣደ ለዋህ ህዝቢ ሻማ ሻማ ኣይይ ንስኪ ኩርዓትና ንስኪ ተስፋና ሻማ ሻማ ኣይይ ምድሪ ገነት ኩኒ ኤረይ ዓብብልና ሻማ ኣብ ኩሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል ከም ሓያል ማዕበል (3) ንልዑልነት ንክብሪ ሃገር ሕድሪ ኣለና ዘይስገር ሕድሪ ሕድሪ ለና ዘይስገር (3) ኣሰሰይ ኣሰሰይ ኣሰሰይ ሻማ ሻማ ሻማ (3) ኣብኩሉ መዳይ ሻማማ በል ብሉዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል (2) ንልዑልነት ንክብሪ ሃገር ሕድሪ ኣለና ዘይስገር ሕድሪ ሕድሪ ለና ዘይስገር (3) ሻማ ሻማ ኣሰሰይ ኣሰሰይ ኣሰሰይ (3) ሻማ ሻማ ሻማ ዝኾነ ቃላት ክጋገ ስለ ዝክእል ብትሕትና ክትእርሙኒ ይምሕጸነኩም 🦁🇪🇷❤️❤️❤️ መዳ ሃብተጼን 15.05.23 ክብሪ ንክብሪ ዝግበኦ(Abrar Osman)
@AbrarOsmanArt
Жыл бұрын
የቐንየለይ ከብረት ያሃበለይ ኩቡር መዳ ሃብተጽዮን ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ። ንዘርኣኒ ሰነ-ጥበባዊ ፍቕሪ ብልቢ አመስግነካ ። ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@sahlawit__media8385
Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ኣነ እበር የቀኔለይ ኩብር መጠን ነብሱ የክብረካ ኾኑ እበር እስካ ኢካ ትምስገን ዘለኻ ባሃር ስነ-ጥበባዊ ኾሙኡ ውን መምህርና ፍቱው ኣያና ንገሌና ኣቦና 🦁🇪🇷❤️❤️❤️. ግን ወትሩ ንሕተት ኢና ብኣብ ኤርትራ ዘይዓበዩ ሕዋትና ግጥሚ ብጽሑፍ ስለ ዘይ የሎ ናይ ኤርትራ ከጽንዕዎን ከብብዎን ይጽገሙ ኢዮም " ንሶም ብዛቅረብለይ ኢየ ጽሒፈያ እሞ ምናልባት ተተጋግየ ኣርሙኒ. ክንሓተኩም ይግባእ ኔሩ ብዙሕ ግዜ ኣይኾነለይን ሹዑ ምስ ጸሓፍኩዎ ሸር ዘይብላ ኢለ ናብ ሕዋተይ ወሲነ. ደጊመ የቀኔለይ ❤️❤️
@AbrarOsmanArt
Жыл бұрын
@@sahlawit__media8385 ኣዚዩ ሰናይ ነገር'ዩ ንሱ ድማ'ዩ ሕምረት ልቦናኻን ቁምነገርካን 'ስለዝኾነ ፡ምስጋና ይውሕደካ ዳኣ'ምበር ኣይበዝሓን'ዩ ደጎሚ ደጋጊመ የቐኒየለይ። ኣብ ጸጽቡቑ ኣሰሰናዩ የራኽበና ወትሩ ኣብ ልበይ...... ❤️❤️❤️❤️ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር
@Noble34
7 ай бұрын
Thank you ❤
Bewegen haymanot ,bkanka bzeriii tmnitka amkinom Kinekutuka ab xli. Debzaz kolo zemen gib dbele dine Hayal kilxmka eyu nkulu demkene .
@AbrarOsmanArt
Жыл бұрын
ክቡር ኣብራሃለይ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።ንምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግን ። የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ኩሉ ሰናይ...... ❤️❤️❤️ ኣብራር
Хsgupelllll