Message to the desperate folks, Eritrea is a Nation and its people have blue eyes.
@Peace_To_WorldАй бұрын
ብሰንኪ ብኣእምሮ ሓሲቦም ዘይዛረቡ ናይ ኣብይ ዕሱላት ካድሬታት ከምኦም ኣብታሕቲ ወሪድካ ንመላእ ህዝቢን ሃገርን ኢትዮጵያ ዘትሕት ኣጀንዳ ምፍጣር ናይ ለባማት ስትራቴጂ ኣይኮነን። ዘይ ብተልእኾ ኣብይ ኢዮም ዝዛረቡ ክበሃል ይከኣል ይኸውን - እንኾነ’ውን - just de-escalate it. When they go down, think of go high. Please, be mindful not to affect the pride of people and country!
Пікірлер: 41
Good morning guys thank you for working hard every day🇪🇷❤️💯🙏🏽
Welcome my hero Eritrean brothers and buya media
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Merhaba Wedi Eritrean Geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Wonderful Topic , that's the truth 💯 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷 💯 ❤️ ♥️
Merhaba Deki Eriey Rhus Aewdaemet ❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
Eway halewlew denkurena. Tegaru ne Eritraweian aygedefunan eyom, nehena ina apostoom kenetehezom zelena. "Shieh gize tekhone heyaway aytemen Tegraway" nehena deqi Eri. Behabar teqana keybetsehu kenelgesom alena. Ezom tegaru Eritrea zebel hemam hizuom alo, fufunat, hasadat hezbi, ezom tarik albo regumat feteret. ERITREA FOR ERITREANS BY ERITREANS 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾👊🏽💪🏾👊🏽💪🏾🐪🐪🐪🐪🐪⚓️⚓️⚓️⚓️⚓️
ምስ ከፍአካ ሎሚ ባሕሪ ናትና ኢዬ ማለት ጭንቀት ዝወለዶዩ ምስ ክፍአትኩም ተጠምጢምኩ አብ ቁራዕኩም------
Eritrea live for ever god bless eritrea
Thanks to EDF! Let's go Eritreans our destiny is in our people!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉
Viva Eritrea viva Hgdef ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Dess zebel 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹
Happy Easter👍👍🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹 deki Erer bihabera
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ርሑስ በዓል ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷
ወርቂ መልሲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንታይሕማምአለዎምምስኤርትራእዚሐቂናይኤርትራባስቦርትአይኮነንከክፍኡናዝሐስብዎእዩ
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷Amen, Amen Well said , likewise 👏 🙏
መርሓብ ድውት ም ❤️🌹🌹ወድ ኤር
Happy Easter ❤🇪🇷♥️🙏
ተጋሩ ዘይማሃሩ ሓሳዳት ባሃማት'ዮም።
@berheberhane2554
Ай бұрын
😊
ተጋሩ ክትሓልሙ ትኽእሉ ኢኹም እንተ ንሕና ኤርትራዉያን ሕልምኹም ክንፈትሕ አይጥዕመናን እዬ .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thas kendil
Message to the desperate folks, Eritrea is a Nation and its people have blue eyes.
ብሰንኪ ብኣእምሮ ሓሲቦም ዘይዛረቡ ናይ ኣብይ ዕሱላት ካድሬታት ከምኦም ኣብታሕቲ ወሪድካ ንመላእ ህዝቢን ሃገርን ኢትዮጵያ ዘትሕት ኣጀንዳ ምፍጣር ናይ ለባማት ስትራቴጂ ኣይኮነን። ዘይ ብተልእኾ ኣብይ ኢዮም ዝዛረቡ ክበሃል ይከኣል ይኸውን - እንኾነ’ውን - just de-escalate it. When they go down, think of go high. Please, be mindful not to affect the pride of people and country!
ልፍዓተይ ወይ ሰብ ዝሰአነ ሰብ . መንደላይ ትግራይ ምስ አተወ ሃዲሙ አብ ጎቦታት ተምቤን ትሓቢኡ ኔሩ ሃዳሚ ወዲ ሃዳሚ ሕጂ ቁሩብ ትንፋስ ረኺቡ ክሕስዉ መጺኡ ሕጂ .
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እዋይ ህዝቢ ትግራይ ዝረክቦ ምሁር ዘይብላ ሃገር ብሕልሚ ባሕሪ ጣሕሪ ክብሉ ህዝቦ የታልሉ ዘይትገድፍዎ ህዝቡኩም
Tegaru kea Ethiopia 3000 gera yblu nhna tegaru kea 5000 elom eyom history knegru zwlu 😂😂😂
ኢትዮጵያ ጌና ነብሳ ኣይረከበትን ከም ኣብውሽጣ ዘለዉ ከኣ ተጋሩ ዓቅሞም ኣይፈላጡ መወዳእትኦም ኣይፈልጦ ኩሉ ግዜ ጸርዮም ኢኣቅሞም ፈሊጦም ስጋብ ዝመጹ ኩሉ ግዜ ዘይምትካስ ምትእምማን መራሕቶን ኣቃሲሎማዮም በዓል ኣመሪካ ክ ኣ ድሕሪ ወያን ዘይተኣማመኑ ግን ዘይፈላለዩ 3 ሓይልታት ዮም ኣብ ኢትዮጵያ ዝደልዩ ኣምሓራ ኦሮሞ ትግራይ ኩሎም ምስ ኤርትራ ስጋብ ትጉበጥ ወይ ትምብርከኽ ዝምድንኦም ብቱኽ ዮም ዝደልዩ ንቃሕ ወዲ ህዝቢ
እዞም ድሑራት ጎረባብትና ብተደጋጋሚ ቀይሕ ባሕሪ ናትና ናይ ኤርትራውያን ባሕሪ እዩ ኢልና እንተነገርናዮ ብሓቂ ክሰምዑና ኣይደለዩን። ምሕላም መሰሎም እዩ።ገለ ሕማቅ መዓልቲ ውዒሎም ተንከስ ኢሎመ ነታ ቀያሕ መስመር ምሰ ዝሰግርዋ ግና መዓልቶም ኣየውዕለና ጠራይ ኢና ክነብል ንኽእል።ከምቲ አስካሕካሒ ዝኾነ ህልቂት ናይ ሓደ ሚልዮን ሂወት ዝቀዘፈ ከይድገመ ንጽሊ።
Why don`t they go to Mesopotamiya ???
ዳዊቶም እት ሸርህ ናቶም ተንኮል ዶርሆ ፂሂራ ትረክቦ እዩ ቅድም ህጅ ዜግነት ናይዝተዋህቡ ተሴራ ስለዘረክቡ ነት ተሴራኦም ብፍላይ ናይ ደቅ ተባእትዬ ሻእቢያ ምስ አልሸባብ ተሰሊፋ ኢሎም ነቲ ተሴራታት አብ ቴሌቭጅን እንዳርአዩ ይጉስጉሱሉ ነይሮም ስለዚ እዚ ፖስፖርት ካአ ሸውአተ ሽህ ዶላር ክፈሉ ተባሂሎም ፓስፖርቶም ዘህደጉዎም ሰላማውያን ዜጋታት ከምዘለው ፍለጡ አብዚ ተሸጊሮም እዬምዝነብሩ ዘለው።
ቆርባዕ ዓጋመ ገና ብጥምየት ክትበርስ ኢኻ።