ሻዕቢያ ንህወሓት ከሰልጥን ብቕዓት ኣይነበሮን // ምስ መስራቲ ህወሓት ተጋዳላይ ኣስገደ ገ/ስላሴ ዝተገበረ ፃንሒት
Support TPM by donating donorbox.org/building-a-conscious-tigray
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
ሻዕቢያ ንህወሓት ከሰልጥን ብቕዓት ኣይነበሮን // ምስ መስራቲ ህወሓት ተጋዳላይ ኣስገደ ገ/ስላሴ ዝተገበረ ፃንሒት
#ethioforumኢትዮፎረም #tigraynews #tigraytoday
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #tigrignamusic #tdf #tigrai #tigraynews #tigraymusic #gereemun #tigray_tv #tigraionline #ትግርኛ #ትግራይ TigraiMediaHouse #HagereTigrayሃገረትግራይ #TigraiTv #DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP #Ethio360Media #SyeEntertainment #EthioForumኢትዮፎረም #SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment #VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ቶክሾው #Ethiopian #ኢሳያስ #አፈወርቂ #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy #dimtsihafash #music #drama #clip #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena @TigraiTv @DimtsiWeyaneTV @zaramedianetwork @hopemusicethiopia @LazaTigrigna @awettesfay @AdmasMusic @LihamMelody @merkebbonitua @mulugetamaluda @kramatGallery @TigraiMediaHouse @tigraionline @jstudio1#tplf @berakhetigrai @Brakhe_Show @ZENATIGRIGNA @MahderPro@seifuonebs @comedianeshetu @ebstvWorldwide @abelbirhanu1 @LazaRecords
Пікірлер: 401
አቱም ሰባት ንሕመቕ ተላቢስኩሞ ዲኹም ንስኻ ዝምሃርካዮም 1'5 ምልዮን ዘጥፉኡ መምህረይ ጽቡቕ ትምህሩ ክክክክ
ታሪኽ ክትሕዶ ቀሊል ዩ ፡ክትእመን ግን ከቢድ ዩ ።እዚ ሰብኣይ ግደፍ ሓገዝ ሻዕብያ ክኣምን፡ ነታ ዝተሰለፈላ ውድብ ከማን ክኽሕዳ ዩ ዝስማዕ ።ውዕሎን ሓገዝን ሻዕብያ ግደፍ ብንዋት ሰቡ ኣሰሊፉ ኣብ ጎድኒ ወያነ ብምኻን ኣብ ዝተፈላለዩ ኩናት ብዓወት ምውጽኡ ክትክሕዶ ይክኣል ዩ ።ካብ ታሪኽ ክትሓኮ ግን ንዓኻ ምርሳዕ ይቀልል ሕስድናን እርጋንን ከይከውን እሞ ወለዶ ከይተጋጊ ኣቦይ ኩሉ ኔረ ።
Agame never knows thank you and agame people suffering from inferiority sickness
@yonasasmelash5394
4 ай бұрын
Only slaves knows inferiority not hero’s the children of yohanes and alula the first General of African get it in your brain 🧠 Italian slave
ነብሰምትሓት።
@user-we6qj5tx7o
4 ай бұрын
ሱቕ በል ብትኽክል ልክዕኹም እዩ ሂብኩም። ጊላነት ኣበደን መለስን ስብሓትን ንነብሶምን ታሪኾምን ኣሕሰሩ እምበር ካብ ሕጂ ዝሰምዐኩም የለን ኣንቱም ሰሓስሕ። ብትኽክል ንምዝራብ ግን ከም ህዝቢ ኤርትራ ንባዕሉ ዘይፈልጥ ህዝቢ ኣይርኣኹን። ብዝኾነ ክትሽውዶ እንድሕር ደሊኻ ከማኹም ዝበለዶ መን ኣሎ እዩ እንዳበልካ ገደል ምእታው ይክኣል እዩ። ንምንታይ እዙ ብልሓት ዘይተጠቐሙሉ ኣቦታትና ኣይጎርሑን።ኣነ ምነበርኩ ከሪኦም ነይረ እየ ልክዕ ልክዖም።
@AaA-nq7il
4 ай бұрын
ኣየ ሓማስየን ቆማልት❌🇪🇷❌
@Dermas2024
4 ай бұрын
ቖንዳፍ ጋዕጋዕ ዓጋመ ፡ መርገም ቐርኒ ኣፍሪቃ፥ ናይ ሓምሴናይ ጓሳ ወይ ወልዋላይ ጫማ ክትከውኑ ኣይትበቖዕን ኢኻ። ሓማሴናይ እንተጸሊኡካ እንታይ ከምዝገብር ብግብሪ ኣርእዩካዩ። ሕጅውን ገና!
😂😂 ezia guassa eye nera mesleni. Sbhat Nega bhiwetu kelo zeythatwo....😅
@amanuelberaki770
4 ай бұрын
ስዩም መስፍን ዝመስከሮ ብሂወት ከሎ ክንደይ ግዜ አሎ ብሓሶት ዝተወልዱ ምስሓሰቶም ዝሞቱ ርኩሳት ፍጥረት ክሕደት ዝባህሎም
ዝሓለፈ ታሪኽ ህያው ኢዩ ኣብ ከብሕታት ሰነድኩም ውን ተሰኒዱ ኣሎ ክሕደት ነውሪ። ዘሎ ኩነታት እወ ካልእ ኢዩ ህግሓኤ ግን ዘይክሓድ ትምህርቲ ሂብኩም ኢዩ። ሻዕብያ ብስነ ስርዓት ዓሊሙ ቅርጺ ኣትሒዝኩም ኢዩ ግን ንረብሕኡ ክብል ኢዩ ዓሊምኩም ሓጋዚ ስለ ዘድልዮ ዝነበረ። ክእለት ውግእ ክትምሃሩ ብዓል ወዲ ወረደ ናብ ሻዕብያ ከም ዝኸዱ ቃሎም ምስክር ኢዩ። ደርጊ ክስዓር ግድን ዝሕግዝ ሓይሊ ኣድልይዎ ኣዲስኣበባ ውን የእትይኩም
@dejenweldemichael4289
4 ай бұрын
ዝተሰበረ ብረት ስለ ዝሃቦም ድዩ ሓገዝ❗️ እቶም 6 ወራር ካብ ጥፍኣት ዘድሐኑዋ 5000 ደቂ ትግራይ ኸ!!
@netsanettdf9263
4 ай бұрын
ካሕዳማት እባ ንስኹም ወለድና ካብ ጉድጓድ ኣውፂኦምኹም ግን ዝበላዕኹምሉ ፃሕሊ ትሰብሩ ነውራማት ኩሉ ግዘ ተሓዘልቲ
@weghta3315
4 ай бұрын
always Liar Stop Liar a assassins Genociders terrorists group banda of fano
@Joseph-oc7rq
4 ай бұрын
@@netsanettdf9263 Abay Tigray imo yitrefkum weya tigray iko dekika yekenyelna
@Joseph-oc7rq
4 ай бұрын
Gize yesetew qil dingay ysebral
Hassewti agame meas ekum haqi ketezarebu😮😮😮ezi zeblo zelo document aleka zeyteblu😮
እግዚሄር ይምሐረና እዩ ዘብል ከመይ ዝበሉ ዓበይቲ ሰባት እዮም ሕሶት ነብሰ ትሕተ ግምት ስቃይ ዝረበሾም ዘይነበርዎ ዘይኮንዎ ክሕስዉ አብ ክሕደት ክሳቐዩ ክነብሩ የሕዝኑ ህዝባዊ ግንባር ግን ክሕደትኩም ይፈልጦ ስለዝነበረ ብታሪኽ ዝተሰነደ ስለዘኾነ አይተምልጡን ሐሰዉቲ ከዳዓት።
tplf generals they admit they trained in nacfa ezi aregit hasawi entay eyu zibil zelo.
Deceiving is a perfect profession in a poor Tigray region of Ethiopia!!! Betrayal was born in a poor Tigray region of Ethiopia so as Eritreans we won't be surprised about this Godfather of the Weyane Junta Judah's hallucination.
🤔🤔ኣየኸየ እዛ ርእሰ ምትሓት ድማ መጽያ 😂😂😂😂 ርእሰ ምትሓት ፣ ምሕሳው ፣ ስርቂ በቃ ኣመል ጌርኩሞ 😂😂😂፣ ማይ ህወሕት ማሌልት ዝጠዓመ ከም ሽንፍላ ተሓጽቡ ኣይጸርን😂😂 ፣ ኣስገደ ከም ሓደ ቆማጣ ፣ ፉንፉን ፣ ጉሓፍ ህወሓት ደርብያቶ ኔራ ፣ ሕጂ ገለ'ዶ ቁሊሕ ይብሉና ኢሉ ግዲ ኾይኑ ምኽዛብ ጀሚሩ🤣🤣 ፣ ምሉእ ዕድሜኹም ሳሕል ከይድና ንስልጥን ኔርና ፣ መሳርያ ፣ መሻረፊ ይህቡና ኔሮም ኢልኩም ነጊርኩምና ፣ ሕጂ ድማ ደጊሲ ርእሰ ምሕታት ግዲ ጀሚርኩም ኣብ ዕንክሊል ር'እሰ ምትሓት ተመሊስኩም😇😇😇 ፣ እንታይ ዳነኻ ድ'ኣ ክትገብር ሳሕል ትኸይድ ኔርካ ንግደት ? ወይስ ሓትነኻ እንዳ ናፈቅኻ ? 🤔🤔🤔ኣብዚ ዕድሜኻ ኢዚ ምቆረብካ ፣ ምጸለኻ እምበር ሓሶት 🤫🤫🤫፣ ዘይሓልፈላ ትግራይ ሰብ ሲኢና ፣ መሕፈርቲ ዋላ ዋላ ምምሕያሽ ዘይትገብሩ ፣ ኸምቲ ባዕልኹም ዝ'ኣመንክምሉ መሽሚሽኩም ኢኹም 🤑🤑፣ ዋላ ዋላ ድሕሪ ሕጂ ንዓኻትኩም ብቁምነገር ዝሰምዕ ወይ ድማ ዝበልክሞ ዝኣምን ሰብ ከምዘየለ ግን ኣጸቢቅኩም ኢኹም ትፈልጡ
@user-ks5ei4uf3h
4 ай бұрын
kabakum nlaeli rese mthat zelewo ftur aytefeteren deki 1 kulalitom😂😂
ወያናይ ማለት ከምዚ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ብኸምዚኦሞ ሰባት ክምራሕ ተቐጺሉ ናብ ክወጾ ዘይክእል ጉድጓድ ሞእታዉ ኣይክተርፍን እዩ
@netsanettdf9263
4 ай бұрын
ክክክክ ብውልቀ ፅልኦም ዝተቀደድዎ ኹሉ ንወለዶ ትምህርቲ ክኾን ኣይኽእልን ኮነ ኢልኻ ዓዲ ንምሕማስ ተዘይኾይኑ
@TDF16
4 ай бұрын
ትችግር ማ ወያነ ኢና ተጋሩ ታሽም ናትና ኢያ ሓደ ሓደ ግለሰባት እዮም .....ትዘኽፍሉና ዘለው ዋጋ ሕጅም ብዞም ውልቅ ሰባት እዮ ..ተዝሰምዑ ነይሮሞማ ትግራይ ትግርኚ ተንኸውን ዝኹሉ አያምኸፈልናን 😢😢😢 ሕዚም ተረጋጊኦም ተዝሓስብሉ አፍቲ ወንበር ተዘፍዚፎም ዘለው ፅቡቕ ነይሩ
@user-do3lk3gm7s
4 ай бұрын
ገረኺዳን : ናይ ዓድኹምዶ ድኣ ከይትገብሩ :ካብ ባርያ ናይ ወዲ 80 ዓመት ምኽዋን ዘሕፍር የለን : ውርደተኛታት !
ሃይሉ ተሰማ ኣቕርበልና ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ። ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ንምነየልኩም ክቡር ኣያና ኣስገደ
ሐደ እግሩ አብ ጉድጎድ አትዩ ክክሕድ ክትሰምዖ አምላኽ ወይፈልጥ ካሒዳ ጥራይ ኢዩ መልሱ ግን ሐሶት ባህላዊ ሰለ ዝኮነ አብ ትግራይ አይገርምን እዩ😢😢
This youg journalist is clever. He has to gain a place in big media outlets. Good job.
@user-we6qj5tx7o
4 ай бұрын
ካብዙይ ዝዓቢ ሚድያ የለን
@user-bg4pm1fz2t
4 ай бұрын
He is a reader also.
@Joseph-oc7rq
4 ай бұрын
@@user-we6qj5tx7o for you yes
Hwehat ab Sahil dia seltina walas ab China malelitawi like.
Aregit hassawi !! just prior the Red-Star or shabia dubbed it "6th offensive" camping in 1982,there were more than 2000 Tigrayan recruitees in the drill camps of shabia in Sahel to be trained as guerrilla fighters.Wedi-Aksum Tigray.
AGAME = HASAWI. Foooaaahhh
@tututimu8611
4 ай бұрын
What surprise me is the Ansebas shaebiya listens to any interview of Tigrians and boiling their blood. Why can't you get lost from our site
@wedidenden
4 ай бұрын
Yea@@tututimu8611Yes, you're under always SHAEBIA's radar. Anseba is your king kenaf Agame😅
This man has some pragmatic character
Thank you so much TPM
I think age had toll on the guest. ELF (Gebha) was the one trainning and hosting EPRP and not the EPLF (Shabia) was training and supporting the Woyanne. EPLF had done a lot for the Woyanne including the march to Addis in 1991 was led by EPLF. A war with such sophistication was beyond the Woyanne capability. May Asgade rest in peace, the least I can say is that he is confused.
Please try to contact Tefera Kassa from France to know the details of TLF.
እደመን ጥዕናን ይምነየልካ ታሪኻዊ ሓቂታት ብምግላፅካ ሓቀኛ ስለዝኾንካ ኢዩ እቶም ግላታት ክሳብ ሕጂ ግላነቶም ኣይቋረፁን ንሱውን ንፁሃት ዝኾኑ ተጋሩ ስለዘይኮኑ ኢዮም ኣብ ስልጣን ኮይኖም ንህዝቢ ትግራይ እንዳበደሉ ሕጀውን ዞም ግላታት ስልጣን ኣይንለቅቅን ኢሎም ጊላነቶም ይቅፅሉ ኣለው።
ጅግና አቦ። ንዓኹም ተዝሰምዕ ነይሩ ህዝቢ አብዚ ደረጃ አይምወደቐን። ሕጂ ዉን ንኡስ ወሎዶይ ንዞም ሓቀኛታት አቦታት ክትሰምዖምን ክተዳምፆምን ይግባእ።
ኣስገደ ኣነ ተምሃራይ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እናሃለኹ ካብ ዓዲግራት ምሳይ ተሳፊሩ ዘውገዐኒ ፍፁም ኣይርሰዖን። ዝገርም ስብእና ዝገርም ሓሳብ፣ ብፍላይ ንምንታይ ካብ ህውሓት ከምዝለቐቐ ምስነገረኒ ትንግርቲ እዩ ኮይኑኒ። መፃሕፍቲ ከንብብ ታሪኽ ከገላብጥ እውን መኺሩኒ። ኩሉ ግዜ ዝገርመኒ ፣ ስብእናኡ፣ ኣመለኽእክታኡ፣ ርጋዕታኡ 😍😍። ዝገርም ሰብ ኢኽእ ኣምፂእኻ ኣድሓኖም።
ተጋዳላይ ኣስገደ ገ.ስላሴ ብህዝቢ ኣስገደ ኣዝዩ ተፈታውን ተቐባልነት ዝነበሮን ፍሉጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ወያነ እዩ ። ክሳብ ሕዚ ውን ኣብ ልቢ እቲ ህዝቢ ዘሎን ዝነብርን ሓርበኛ እዩ ።
Part 2 ,3 በይዛኻ አቅርበልና please ንሕና መንእሰይ ተጋሩ ብዛዕባ እዙይ ቁርዲድ ውድብ ኽንፈልጥ መሰል ኣለና
@netsanettdf9263
4 ай бұрын
ረሳሕ ቁርዲድ ንስኹም ኢኹም ካሕዳማት ሓሳዎ
ኽሕደትን ጥልመትን ድኣ ኣብ ዓለም'ውን ዝቕድመኩም የሎን ፡ ትሕዝኑ!
@nisri1567
4 ай бұрын
ቁማልካ ነጊፍ ኣብ ኣዲሳኣበባ የእቲካ ኣመስግን ቆማል!
Eihehhh Emrekum thxer Hasewti kedemti...
Yes he is right ✅👏🙌 I hope you are King of Tagerue people !!!!!!!!
ኤረትራዊያን ኢና ደቂ 9 ቤሄር አሰላምን ❤ ክሪስቲያን ኢና ተጋሩ ዊዕግን
❤❤❤
Tigray problem is illegetemenet made problem keeping on the Great Hiro asegede pellar of tigray fighter
Hasot 100 Sirqi 100 Zimut 100 Mergem zikonet kilil
መሬት ትጥለምካ ለባም ትግራዋይ ዝበሃል ዘይብሎም።ሓሶት ኣዝዩ ዝፍቶን ብሉጽ ክብርታት ህዝቢ ትግራይ ኢዩ።
ምልክት ዉድቀት ትግራይ ንምርአይ ንምርግጋጽ ነዚ ኢሊት ወያኔ ምርአይ እኹል እዩ።
wow
፦ ሓቅኻ ንሕና ኢና ተቃለስቲ ንስኹም አይኮንኹሙን ኢሎም ንተጋዳላይ ኪሕዶሞ ነቲጅግና ፦ እቲኻልአይ እቶም አጃ ዝብሃሉ ክቃለሱ ናኻኣሉ ህዝቦሙን ተጋዳላዮሙን ኪሒዶሞ ወፂኦም። እናተቃለሱ ተዝቅፅሉ ኹሉ ምደገፎም ነይሩ ክስዕሩውን ምኽኣሉ።
ንሙሴ መን ቀትልዎ? ንሙሴ መን ብከመይ ተቐቲኢሉ ኣስገደ
ነብሰ ምትሓትን ጽልእን ናይ ሕውሓት ጸቢብ ኣታሓሳስብኡን
ድምጺ ወያነ ኣብ ሳሕል ጀሚራ፡ ቀዳሞት ጋዜጠኛታት ህወሓት ኣብ ሳሕል ሰልጢኖም። ናይ ስለያ፡ ደርፍን ተዋስኦን፡ ኣተሓሕዛ ንብረት፡ ወዘተ ኩሎም ኣብ ሳሕል ይስልጥኑ ነይሮም።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አስገደ ብደንቢ ገይረ እየ ዝፈልጦ ኣስገደ ዋና መለለይኡ ፀረ ዲሞክራሲ እዩ ምናልባት ሓዚ ንሱ ንፁህ ካልኦት መራሕቲ ፀረ ዲሞክራሲ ፍፁም ተቀባልነት የብሉን
@tesfayberhe2183
4 ай бұрын
አበዲኻ ትፈልጦ ዓንቋል ሻዕብያ
እዚ ዩ ቲ ሐቂ ጉድ ሕወሐት መለስን ስብሐትን ህወሐት አፍሪሶማ
ልኣልጋነሽን ገብሩ ኣስራትን ኣቕርበልና ። እቱ ምስክርነት ኣራጉዶ
ወይ ሃለውሎው።
Nice to see Asgede. I am glad you interviewed him. He is telling you the truth
ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ብምሉእ ጥዕና ስለርአኡኻ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ
ብጣእም እነምስግን። ንአይ ተመሊሱለይ።ጅግና ፣አቦና ፣ የቅንየልና!!!!
አነታ ሐሳዊ አነይ በአከአል አለኩ ሻአብያ ብጉቡአ አሰልጢኑ አየ ዝወአለ ይንገር
@helufkbede4016
4 ай бұрын
ንኤርትሪያ ዘይኮንካስ ንህወሐት መስሓቃይ
Wai asgede, anta ni hailu nexebeba kerkieyo!kkkk.
KOMAL agame resah aregit. Shabiya 💪🏿🇪🇷
@dejenweldemichael4289
4 ай бұрын
ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ረሳሕ ማህፀን🌈❗️ ኪድ ኣዴኻ ኣድሕን ባርያ ተጎምባሒ 🤮
@gebremedhinhadera4652
4 ай бұрын
ባንዳ ሃሽከር ጣልያን
@tututimu8611
4 ай бұрын
Anseba bealege
@AaA-nq7il
4 ай бұрын
ረሳሕ ሓማሴን🇪🇷❌🇪🇷❌🇪🇷❌
@mosesmoses7893
4 ай бұрын
@@AaA-nq7il hawey 8 tegaru reshinwom 💪🏿🇪🇷 and am proud of it
ክክክክክክ ብዓል አስገደ ዝመርሕዋ ትግራይ ደአ እዚኳ ክውሕድ ጣዋይት ልቢ
ኣብ ትግራይ ሓቂ እንተተዛሪቦም ኢና ክንግረም ዘለና:ሓሶት ባህሊ እዩ ኣብ ትግራይ ስለዚ ኣስገደ 75 ዓመት ኣብ ሓሶት እዩ ዝነብር::
ሕጂ ነርና ትግሩም የብሉን። ናበይ ወሪድና ኢዩ እቲ ሕቶ።
GGHAT enkae wn aytesakeala n Eritrea tigray tehawisato kemey knebr 2 nagramat,
እሞ ናይ ኣቦይ ስብሓት ሓቲትካስ ነቲ መልሲ ኣቛሪጽካዮ፡ ሓቂ ሜድያ የለን፡
እዞም አቦና ብደንቢ ጥዑይ ጋዜጠኛ ቀሪቡ ሕቶ ክገብረሎም አለዎ።
እቱ ናትኻ ሌብነትኸ አ/አ ኢህወደግ ምስኣተወ ንብረት ትሰርቕ ዝነበርኻ ኢኻ ትግራይ ምስ ተመለስኻውን ኣብ ሱር ተመዲብኻ ጅቧኻ ትመልእ ዝነበርኻ ብግዕዝይና ዝጠልቀኻ ኢኻ ወልደገብርኤል ዝፃሓፋ ማንታ መልሓስ ትብል መፅሓፍ ተቃለዐካ እያ
ናይ ትግራዋይ ነገር ከምዚ እዩ፡ ህብካዮ አብሊዕኻዮ አሰልጥንካዮ ምስጋና የለን፡ ባዕሎም በዓል ጻድቃን ወዲ ወረደ አብራሃም ብቪዶ ብርጌዳት ሕዚን ኸድና ሳሕል ተማሂርና ይብልሉ እዢ ዓጃው ሰብአይ ድማ ሻዕብያ ልዕለና አይነበረን ይብል አብ ቻይና ሶሪያ ዕራቕ ተማህሮም ዝመጹ እዮም ነይርም ሻዕብያ፡ እታ ርእሲ ምትሓት ናይ ትግራይ ከምዚአ እያ ክሕደት አመሎም እዩ።
@helufkbede4016
4 ай бұрын
ሻዕቢያ ንኤርትሪያ ዜጋታት ዘይኮኑስ
@wewe5688
4 ай бұрын
@@helufkbede4016 እንታይ ኮይኑ ዘይኮነ ሃገርን አውሒሱ ህዝቡ ከየጥመየ ከይለመነ የንብሮ አሎ፡ ከም መራሕትኻ እክሊ አይሰርቕ ገንዘብ ህዝቢ አይዘምት ንህዝቢ ሓዲግዎ አይሃደም ምስ ስድሩኡ ንዝመጸ ጸላኢ ይምክት ይስዕር።
Giginnetka kitgelix sle zeytikiel dika nab shaebiyi kedka 😂😂😂😂
ኣንታዚ ደንበር ኣብቲ ገድሊ ነይሩ ኢዩ፡ እንታይ ዓይነት ናይ ታሪኽ ምዝንባዕ ይፈጥር ኣሎ።
ዓቢ ሰብ ክሕሱ ከሎስ ኣየጸብቀሉን ኢዩ ፡ ብሓሶት ዝብረዝ ታሪክ ደየለ ።
Hzbi tigray zfelto haki eyu ksab mwudak DERG terah zeykone DERG ms wedeke wun ksab 1995 ksab gizawi mengsti ethiopia zregaga tegadelti eritrea eyom xetta nay ethiopia zhlwo nerom.🇪🇷
Thank you for reaching out and providing us with valuable experience
Thanks, being from Tigray that allows me proud, whenever possible to hear a true story about legends. Very grateful interview.
@Joseph-oc7rq
4 ай бұрын
Enjoy your true story 😂🤣🤣😅😅🤣🤣🤣🤣🤣
@berhanegebre9813
4 ай бұрын
You have to feel shame to be lier beggar and aggame respect Eritrean
i need to know more about Yohannes T/hayemanit and his groups 😢😢😢 where they burn him after they kill him .... እንመን ኸምዝፈልጡ ትታሪክ ኽንገረና ምእንተን ...MY beloved uncle RIP 😢😢all of your families miss you so much especially your sister 😢😢❤❤❤ she gone write your story and your friends even though we don't have much information about them we will try our best 💔💔🙏🙏 RIP all
** ን'ሓምሳ አናጹ ሃንቲ ድሙ - ንሽህ ሓመማ ሃንቲ ፊሊት ዝብል ድራማ ገብሩ አስራትን ስዬ አብርሃ ተሓጋጊዞም ዝፈብረኩዎ ሜላ ውግእ ክንደይ ሰብ አጥፊዑ 😅 እዚ ርእሲ ኣካት ደንቆሮ ግና ሕጅውን ካብቲ ሰይጣናዊ አታሓሳስባ ጌና አይጸረየን * ዳቢሎስ ዝኾነ ፍጥረት *❌
፦ ብስል ዝበለ ሰብ ተዝሓቶ ስ እንታይ ነበሮ
@mikifsahaye9950
4 ай бұрын
Entay bsul hasab alewo ekul eyu
ኣብየት ክሕደት። ሎምስ እኳ ፈሊጥናኩም ኢና ዋ 😊
ወዲ 75 ዓመት ከመዚ ዝበለ ሓሶት ዘገርም ኢዩ ዝበዝሑ መሪሕነት ሕወሓት ኣብ ሳሕል ከምዝሰልጠኑ ባዕሎም ስለ ዝምስክሩ ኣየዛርብን ግን ክሕደት ጥልመት ሕስደረና ባህርያትኩም ስለዝኾነ ኣይገርመናን ።
Hej you ask good red sea assb Masawa weyne and Ethiopians????
He just forgot what he wrote about Shaeba
Eway khdet entay eu zbill zelo.kid ngeneral wedi were werede smiayo
Abeat agame wala aregtot hasewti
@dejenweldemichael4289
4 ай бұрын
ኣታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ረኹስ ማህፀን ❗️ባርያ 🌈
@gebremedhinhadera4652
4 ай бұрын
ባንዳ ወዲ ባንዳ
@gebremedhinhadera4652
4 ай бұрын
.
@tsab826
4 ай бұрын
ሐቂ መራር እያ ውሐጣ!!ወዲ እታ ቆርባዕ ባሪያ ናጥሊያን😅😂😂
@azaziyohannes8873
4 ай бұрын
እዋይ ክልል ትግራይ መኽዘን እንዳ ሓሶት። ህወሓት ደኣ ሻዕብያ ፈጢሩዋ ሻዕብያ ከኣ ስረኣን ሙታንታኣን ኣምሊቑ ፋሕ ፋሕ ኣቢሉዋ። ከቢድ ውግእ ንስ ደርጊ ገጢሞም ኣይፈልጡን፡ ብ1989 ሕወሓት ናይ መጀመርታ ከቢድ ግጥም ኣብ ሽረ ገጢማ ኣየርእኹም ደርጊ ከም እሱም ምስቀጥቀጣ ከኣ ይዝከረኒ ኣነ ቆልዓ ኔረ "ሻዕውያ ቨይዛኻትኩምንዶ ኣድሕኑና"" ኢላ ህወሓት ምስኣእወየት ህዝባዊ ግንባር ከኣ ናይ 735 ክምኡ ውን 743 ታንከኛ ሰራዊትን ናይ 80ን 85 መድፍዐኛ ቦጦሎኒን ሰዲዱ ንደርጊ ሓምሺሹ ንሽረ ነጻ ኣውጺእዋ። ድሕሪኡ ደርጊ ተዳሂሉ ንክልል ትግራይ ጠቕሊሉ ገዲፉዋ ወጽዩ። ደሓር ከኣ ደርጊ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ መንግስቱ ምስሃደመ ብ1991 ወያኔ ብታንከኛ ህዝባዊ ግንባር ተሓንጊራ ኣራት ኪሎ ኣትያ። ብሓጺሩ ወያኔ ነዚ ትመስል። ደሓር ከኣ ከምቲ ባህሎም ናይ ምዕራባውያን ባራዩ ኮይኖም ነታ ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበለቶም ሃገረ ኤርትራ ከዲዖም ዕጽዋን ክባን ጌሮምላ። ፈረንጂ ክምስሉ, "" What goes around comes around"" ኮይኑ ሕጂ ከኣ ንሕና ከምታ ዝፈጠርናያ ብኽፉእ ኣጥፊእናያ።
ናይ እቱ ወቕቲ ዘገናዘበ ኣጀንዳ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ኢትዮጵያኒስት ኣታሓስባ ዘለዎ ትግራዎይ እንተኾይኑ እዚ ማለት እቱ ቀንዲ ሕማም ምንሽሮ ትንራይ ማለትዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ሸዋውያን ተጋሩ ማለትዮም። ንትግራዋይ ካብ ምስኢትዮጵያ ትቐፅል ካብ ምባል ንላዕሊ ክፍኣት(ሓደጋ) የለን ።
Nai bahaki belih sebai
!ኣንታ ሓውና ባህሊ ኣይተባላሹ!! ወዲ 20 ዓመት ንወዲ 80 ዓመት ኣንታ እንዳ በልካ ክትጽውዕ!! ትሩፍፍፍ
Hasawu
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ። ህወሓት ዓለም ዘይኽእሎ ጉድ እዩ ተሸኪሙ ለከ ሓቆም እቶም ካለአት ቢሀራት ክፀልእዎ ተጋሩ በጭራሽ ናይ ህወሓት ግብረ እከይ ኣይተረደኦን ሕጂ ወን ዝተወሰኑ ሰባት ዝተረደኦም ሰባት ኣለዉ ሰለ ናይ ህወሓት እንተዘይ ተኸቲልናዮም ህዝቢ ከም ህዝቢ ክንጠፍእ ኢና እመኑኒ። ሓደ ነገር ካብ ዘጋጠመኒ ኣብ አ አበባ ብ2004ዓም ኣብ አ አበባ ሓደ መሳርሕትና መምህር ወዲ ዓዲ ሰለስተ ካብ ዝበሎ ከውገዐኩም: '' ኣነ'' ስልጣን እንተሒዘ ንኹሉ ትግሬ ከሰባት(7) ዓመት በላይ እንዲገደል ኣደርጋለሁኝ ኢሉ ተዛረበ ገሪምና ከምዙይ ኢሉ ተዛሪቡ ኢሎም አመልኪቶም ኣዕርኽትና ንባዕልቶም ክሉ 'ዓረና' ኢኹም ስኽ በሉ ተባሃሉ ዝገርም እዩ ንባዕልትኹም ውን ጥዑያት ኣይኮንኩምን እዮም ተባሂሎም ። ሕጂ ውን ትግረዋይ ንቃሕ ከምዘይ ነበርና ከይንኸውን ።
አታ ቁሩብ ስክፍ ዘይብሎም ሕልና አልቦ ዐበይቶም ንእሽተኦም ብክሕደት ዝተሰርሑ ፍጡራት ቃሎም ክቅይሩ ሕፍር ዘይብሉ ስዩም መስፍን ብተደጋጋሚ ዝአምነሉ ዝነበረ ሽምጥጥ አቢልካ ክሕደት እቲ ቅድም ቃለ ምሕተት ዝገበርዎ ስክፍ ዘይብሎም ሕልና አልቦ ታሪክ አይምሕርንዩ
Hasawiiiii
ዋላ ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝለበመ 400 like ዲያስፖራ ረኪብካ ካብ 6ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክክ
አቱ አንታ አለሊኻ ዘይፈለጥካ ቅኑዕን እቲሐቀኛ ታሪኽ ትዛረብ ኢልና አይተፀበናክን ጀመርቲ ቃልሲ ኢና እናልካ ብሐስትን ጥልመትን ትንተናን ጀሚካዯ እዋይ ጉድ ጠለመ
Abet hasot😢😢😢
Ay hasot Abirganka Aytahasu
Enough is Enough
ሻዕብያ ስለ ዝጸላእካዮ ታሪኽ ኣይካሓድን እዩ ጀነራላት ህውሓት ግን ኣብ ሳሕል ታዓሊምና ኢሎም ሰሚዒናዮ ኢና ስለዚ ሓቂ ኣይትቅበሩ
ብመጀመርታ ንኸምዚ ዝበሉ ኩቡር ኣቦ ታሪኽ ዘቕረብካልና ኣዝየ የመስግን ነገር ግን ክትሓተለይ ዝደሊ ለካቲት 11 ክኽበር ኣለዎ ዶ ወይስ ኣፋልን?
Agaw
ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ፡ጥልመትን ዓጋመን ደኣ ካብ ትፍጠሩ መለለይኹም እንድዩ ፡ ካብ ኔሩኒ እኒአኒ ብቋንሷኻ ክንምልሰልካ። ( ጉዳይ ናጽነት ትግራይ ኣበይ በጽሐ ) እንብአዓል እይሰምዕንየ ፡ካብ ታሪኽን ሑሉፍ ጌጋን ዘይመሃሩ ፡ብደም ሰብ ዝነግዱ ፡ዝተረግሙ ንሞት ዝተፈጥሩ ርጉማት ዓለት።
ኣታስብ ኣይ ክንደይ ትሕሱ ዓለም ብዓለሙ ዝፈላጦ ትሕሱ
ጻድቃን ፡ታደሰ ወረደ ፡ ልማሃርካ ንስኻ ኢኻ ? ኣይሓቆም እንድዮምብ ብናይ ቀደማይ ዓለም ውግእ ቅዲ ገይሮም ፡ ኣሕዋትና ልኣለሹ ደኣ ።😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Hasawi
Chefaf Hasawi bzeyka shaebya ke men nieru beal sre
Kem agame hasawi abza alem yelen po
ኣነ ግን ናይ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ትገርመኒ ዝዓበየን ዝነኣሰን ብሓሶት ዝተጠመቑን ብናይ ሓሶት ህይወት ዝነብሩን ኢዮም 😂😂😂😂😂😂 ኣነ ትግራዋይ ሓሶት ተተዛረበ ምንም ኣይመስልለንን ሓቂ ተተዛሪቡ ግን ምጻኣት ክርስቶስ ትኾነላ ምዓልቲ ኢያ 😂😂😂😂😂😂😂😂
ኤርትራውያን ንፈትዋ መስሓቅ ድራማ - ትግራይ😂።
፦ ወታደራት ህዝቢ አመሓዳዲሮም አይፈልጡን። ወታደራት ናይወታደር ስራሕ እዪ ዝሰርሕ ነይሩ። ዘይነበረ ዘረባ አይትዛረብ።
ሐዚውን ብኣውራጃ ዝውደብ ናይ ፀበብቲ ነታ ንእሽቶ ትግራይ ክበታትን ዝፍትን ክርሸን ኣለዎ ዓሌታዊ ውዳበ ሐዚውን ኣየድልየናን