Senay Baraki (Wana Wana 2) ሰናይ ባራኪ (ዋናዋና ቁ-2) New Raya Tigrigna Music 2024 (Official Video)
Музыка
Senay Baraki (Wana Wana 2) ሰናይ ባራኪ (ዋናዋና ቁ-2) New Raya Traditional Tigrigna Raya Music 2024
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
Any unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic
Пікірлер: 338
ራየታይ 💚👌 ሰናይ ኹሉ ነገርኻ ሰናይ ራያነት ይለምልም ሰላምና ይመለስ🙏💚
ኣየ ሰናይዋ ናሕማመይ ያዕስስ እነኻ ጣዕም ዕበይልና እዚ ሓውና መኽበረ ባህሉ👌💚🌾💚😍
@user-hf4dm4ue4d
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
ተጋሩ ኣበይ ኣለና😊ሼር ላይክ👍👍👍👍👍
ባህሊ ራያ ጽቡቅ ኣጆኩም ቀጽልሉ ❤
እንካዕ ሰላም መፃእኹም ሰናይዋ ቃፅለሉ❤❤ያዕስ ራያዋ እቲ ባህልናይ መረባናይ ዓዲናይስ ህንደይ ደስ ይብል ❤❤❤
ሰለም ደቂይ ሓለል ትግራይ❤❤
ሰናይ ባራኪ መኽበሪ ባህሉ ኣንካዕ ብሰላም ፀኣኹም ቃፁልሉ ራያታት
ይበል ሰናይወኤይ ጥዑም ድምፅ❤❤
አዝ ኮመንት ታንብቡ ሰባት ፅሎት ግበሩለይ አሕዋት 😪😪 አምላክ ይሃግዝክ በሉን 😢👏👏
@jfjg56
6 ай бұрын
ፈጣሪ ይሓግዚኺ🎉❤❤
@fyiffyi
6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኹን ዝሓፍተይ
@TGgf-vr1ly
5 ай бұрын
እዝያብሔር አምላክ ምሳኽ ይኹን🙏♥️💙
@rhfh1431
2 ай бұрын
ፈጣሪ ያሓልኽ👏❤
ደረጃኡ ዳሓለየ ጥዑም ዜማ ምስ ጥዑም ድምፂ ወዲባሬ❤ ሚዛናዊ ጥልቕ ድበለ መልእኽቲ ድሓዘ ሸገ ስራሕ🙏
Wow i love it he is so wonderful voice i like it Great job keep up continue 🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹
ጨርጨር ዓድና ኣሕዋትና እንኳዕ ኣርእኽሙና ሰናይ ባራኪ ደስ ባሃሎ❤❤
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሰናይ ጥዑም ድምፁ ፅቡቅ ሰራሕ❤❤❤❤ወዲ ዓደይ❤❤
ሰላም ንክሉ ባህልና ራያ ትግራይ ጥዑም ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ሰናይዋ ጅግና❤❤
Wow ዕላል ዓርኬይ አጆኹም ወዲ ቂየ ምኾኒ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም ፈጣር ኣምላክ♥♥♥💜💜💜💘💘💘🌹🌹🌹
Reya Aeday❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@getachewdesale119
6 ай бұрын
❤❤❤❤
ያዕስ ወድ ባራክ ጡዑም ድምፅ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ የኔ ጅግና❤❤
ሰለም.ደቂይ ሓለል ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቅደመኻዳአ የዕስስ ይበል ድምፅ ምስት ጡዑም ባህልና♥️♥️♥️💊🐅
ኣየ ሰናይ ባራክ ኹሉ ነብስኻ ሰናይ ባዓል ጥዑም ባህለ የኔ ኣስል ሃመይ ደኡ ፍቱውቱውውውውው ዳብለካ ወድ ራያዋ 🙏🥰🙏🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋🥰🥰
ይዕሰሰሰሰ ሰናይ ባራክ ንፈትየካ ብባህሉ ዝኾርዕ ዓድ አሕልፈ ደይህብ❤❤❤❤ 🙏💗💗💗
ሁቡቡቡቡቡቡቡ❤❤❤
its great work our honor senay
ራያታይ ሰናይ ባራክ የኔ ወንድም ፎታይ ባህሉ ❤❤❤❤
አረ ፍትሕ በሉ ኣብ ሳዑዲ ዓረቢያ እስርቤት ድሳቐይለዩ ያፈጣሪ ሃም መዋፅኦ ፈጠረሎም😢😢
እንኳዓ በሰላም መፂእኻ ሰናይ ባርክ ጥዑሙ ድምፂ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ያስ ያስ ራያ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰
😊ብሉፀይ🎉❤
ያዕስ ሰናይ ባራኺ ብዓል ጥዑም ድምፂ❤
ያዕስ ራያ ዓደይ ባህሉ ምጥዓሙ❤❤
ይበል ወዲ ባሬ
ዋዉ ሰናይ ወዲ ራያ እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ደስ ዝብል ስራሕ ምስ ባህሉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤
እንኮዓ ብሰላም መፀኻ ወዲ ሓዊ ዋ🥀🥰🥰🥰🥰🥰
ግዘ ወለድና ትሸየም❤❤❤
ራየታይ ጥዑም ድምፅ ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ወዲ ሓላል መሬት♥️💛🥰
❤ ymechika wedi Rayawa
ያዕስ ወድ ባራክ ጡዑም ድምፅ❤❤❤🎉🎉❤❤❤እንካዕ ብሰላም ሞፆኡኹም❤🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አማላኮ ከመት ናይቅዳም ናወልዲትና ብርክትና ሃያማንት ፍቅር እና ስላም ይህብና።❤❤❤❤❤❤❤
Very nice traditional music ❤❤❤❤😂❤❤❤❤
ሰናይዬ🥰ራያነት ይለምልም🌾🌽🌾🌽🌾
ራዮቶት አበይ አለና ኑዑ ንሓዉና አይዘኻ ንበሎ ሼር ላይክ ንግበረሉ ራያ ራዩሟ አንኳዕማ ካባኹም ትፈጠርኹ ራያ ዓደይ ለምለም ሰናይ በራክ ባዓል ጡዑም ድምፅ አታ ጀግና አይኻ በርትዕ እዝ ሓዉና 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰናይ ከም ሸሙ💞ኣቤት ድምፂ😊❤❤❤❤❤
Dhri 3 amet. Adey, keftey, badanoey, betesebey sledarekani thank you. Great work. Keep on.
ባዓል ጥዑም ድምጺ ጀግና ሓወይ❤❤❤❤
ጨርጨር ዓድና❤❤❤🎉🎉🎉
ልውጥ ያበለን ዳአነ ሓፍትኸ ስናይ ሓውይ እሰይይይይይ ወድኖዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወድ ባራክዋ ያዕሳባ ማጋል ራያ ዓዞዎ ድምፅ ይበል የማከብርህ
ሰናይ ጎበዝ ኢካ ቀፅለሉ❤❤❤!!!!
ዌልካም ወዲ ባራኺ ጥዑም ድምጹ ታይ ክወፃ ማራ ጥዕምቲ ደርፊ ❤ ብፍላይ ተርእዮ ፍቕርን ሕጉስ መንፈስን ፍሉይ ጽባቐ 'ዩ ዘለዎ
❤❤❤❤❤ እስይ ወድ ሓው ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉
ይበል ወዲ ባራኪ ጥዑም ድምፂ ❤❤❤
ይዕስስስስ ሰናይ ባራክ ንፈትየካ የና ብባህሉ ዝኾርዕ ዓዱ ኣሕልፉ ደይህብ ❤❤❤❤❤
ሰናይ ወዲ ራያዋ ሸገ ድምፅ❤❤❤
Tigray ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የኔ ማርርር ስናይ ሓወይ መክበር ባህሉ ኣጆካ የኔ ጅግና TDF❤❤❤
ራያ ምኻነይ ይኸርዕ ❤❤❤❤❤ ሰኑ ዋ ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤❤
Aseyyy taAumat laza❤❤❤❤
❤than you❤
ደቅ ራያዋ❤💚🌾
😘😘😘😘😍😍😍👏👏
ራያ ሰለምሽ ይብዛአ❤❤❤❤❤❤
ወድ ባራኪ ጅጉና ፀሩይ ደርፍ ❤❤❤❤❤
ይዒሲ ደሲ ባሃል ወድ ባራኪ ወድዞሞ ዓበይት ናይ ትግራይ መብራህት ወድአካቴ ቓፂሉ ብጣዒም ደሲብሉ ትሰሪሖ ለኻ ካብቓደሙ ሑዙ ኪሳዒ ሐዝ ባልህል ድሲ ዝብል ባህለና እዩሞ ሲለዚ ..... አይዛኻ ቓፅል❤❤❤❤ ዒድሙ ጥዒናን ሰላምን ደሲታን ብሪሃንን ታሕጋሲን ንዓኻ ይኩን አብ ድሓሰብኻዮ ያብፅሕኻ
simuka senay, tsebayka senay, timnitka senay... ere esika fitsum senay yeka.
ወንዴም የዋ ጥዑሙ ድምፂ መኽብሩ ባህሉ ንበረለየ ብደስታ ❤❤❤❤
ያዕስስስስስስ💚💚💚💚🌾🌿💊
ዋውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የዕብየለይ ሰናይ ባራኪ መኽበሪ ባህሉ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
yaes yaes yaes nabsa senay, shege sirah qatsilulwo
ሰናይ ባራኪ ዋና ዋና ሸገ ድምፅ ራየታይ ❤❤
Perfect 😍 😊
ያዕስስስ ወዲ ሓራስ ነብሪ❤❤❤❤👌👌💚💚💚💚
አሃይይይ ዶበሎይ አቶ❤❤❤❤❤❤
ሰናይ ባራኪ ዋና ዋና ደስ ባሃሊ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
good jop🔥🔥
የዕሰ ወዲ ራያ ራያማ እንዕኳዕ ናየና ክንካ ቅፃለሊ❤
ያዕስ ሰናይ ባራክ ጡዑም ድምፅ 🥰💛🥰
አሰይይይይ❤❤❤
ኣስይይ ሰናይ ሓወይ ውድ ዝም ዓበየት❤❤❤❤
Adey welela❤❤❤
❤❤❤🎉
ይዕስ❤💛💊
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
እንኳዕ ትወለድኹም♥♥♥♥
ይመቹካ
Wedi baraki Nebri 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ይዕስ❤❤❤❤
ሰናይ ማሪክ ማጃረ ዓውይ ሞኾን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እስይይይይይ❤❤❤
ዋው ራያ ዓድና💚❤❤❤🎉
ጥዕም ዱሙፁ ወዲ ብሪክዋ ኣይ ናፉቆት ስጋ ሓመዲ ሞኾን🙏❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪
የኔ ማርርርርርርር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤የኔ ቆንጀ❤❤❤❤አሰይ ❤❤❤❤❤
ራይኛ ግጥሚ ብራይኛ ዜማ ይበል!!
My Tegaru ❤🎉
wana wana ...betam des yilal