ሳይዳ : ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣደ ገብረኤላ ሓንሶ ሰራሕቲ ቅያ - 1ይ ክፋል | Sayda talk show - part 1

Ойын-сауық

ሳይዳ : ዕላል ምስ ህዝቢ ደቀምሓረ - 1ይ ክፋል | Sayda talk show - part 1
ሓርበኛ ገብረኤላ ሓንሶ ካብ 1969 ኣትሒዛ ዝተቃለሰት ኣደ
Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly prohibited.

Пікірлер: 31

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56282 жыл бұрын

    Thank you Eri-Tv for what you are doing Awet Nihafash 🇪🇷🌺❤️👌💪👍🐪🙏✌🏻🌹🇪🇷

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane19782 жыл бұрын

    Harbena ade edmen tenan yhabki fetari

  • @eritrawit7184
    @eritrawit71842 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ድስ ዝብል ታሪኣክ ጅጋኖ ኣድታት ዕድመ ይሃብኪን

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere94272 жыл бұрын

    ክቡራት ኣደታትና ሳላኽን ኣብዚ ተበጺሑ፣ ማና ክብሪ ይሃብኪ ታሪኽ ጀጋኑ ኣደታትና ተቅርብልና ዘለኺ።

  • @adhanetadhanet7598
    @adhanetadhanet75982 жыл бұрын

    Ad eritra ade haben eritrawiyan 🇪🇷ade hapo🇪🇷 ade zenat 🇪🇷men emo alo kemaki feleyti feteret🇪🇷 anes tehabine akaleki mekaney.🇪🇷 Zelealemawi kebren mogosen nesemaetatena🇪🇷❤🙏🏾 wetru awet nehafash 🇪🇷💪

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde11872 жыл бұрын

    "ጅግና ኣይነብርን እዩ ታርክ እዩ ዝውረስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷መንግስተ ሰማይ የዋርሰን🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @itseritop8265
    @itseritop82652 жыл бұрын

    Mama Eritrea 🇪🇷👸🏾.

  • @brhanemarkos7704
    @brhanemarkos77042 жыл бұрын

    መርሓባ መደብ ሳይዳ ጥዑማት ድሃይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማና ሓብተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ፈጣሪ ይባርኽ

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya87762 жыл бұрын

    መን ኣሎ ከም ኤርትራዊት ዋዕሮታት ጀጋኖ!! ሓበን የስመዓኒ ሓፍትኽን መኳነይ።👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal16712 жыл бұрын

    Very interesting and educational thank you our hero 🎉🎉🎉♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    ዋው ገብረላ ድርጋ ቤተስብ እና ኣስብቀ ይፈልጣ ግን ሃይለ ሓዋ ርስዓቶ.. ንሓብተይ ጓል ምኪኤል ሃይለማርያም ብርኽቲ ክምርዕኦ ዝሓሰብ እዩ.. ኣዝዩ ጥዑም ጽቡቅ ነዊሕ ንገብሬላ ይመስል.. አብ ዱካና ኢዪ ኩሉ ጉዜ. ካረመለ ካብ ዱካና ገዝኡ.. ታበ ኪ.. ኣነን ስዉእ ሓወይን ሃይለን ኩሉ ግዜ ንጻወት እዚ 69 አቢሉ ኢዪ.. ንሱ ውን ቀንዲ ዝለኣኣኽ ዝነበረ እዩ.. ግን ብዓል ስቡ ማለት ስብሓትልኣብ ዝበለቶ ምስ ተኣስሩ.. ንሜዳ ወጺኡ.69 ወይ 70 እዩ ምስ ሓብተይ እቲ መርዓ ኣይተካየድን ግን. ወሊዱ ነይሩ... ኣዝዩ ጥዑም እዩ ለባም.. ግን ሓደ ካብቶም ብ መንቃዕ ተባህሎም ዝተቀትሉ እዩ.. ብኡኡ ይኸውን ዘይዘከረቶ.. እታ ጓላ እውን ኽሳብ ሳሕል ቅድም 76 በጺሕና ዝበለቶ ንሃይለ ደልያ እያ ትኸውን ሰውራ ሓያል እዩ.. ሓውካ ዮቅተል ንስኻ ትጋደል.. ገግታት ኣሎ ከምኡ ኢዪ ገድሊ.. ን ገብሬላ ምስ ረኣኹ.. ንሃይለ, ንኣቦይ ሓንሶ.. ን ኣባሕጎይ.. መንገሻ.. ን ዓዲ ዓባይ ማና ዓላ ዝነብሩ ዓላ ኩሉ ኢዪ ሓኩፍዎም 69 ኽሳብ 72.. ዓላ ከም ደደቢት ናይ ወያኔ ህግ ዝተመርሰርትላ ታሪኻዊት ቦታን ህዝብን እያ ግን. ደደቢት ከም ዓላ ኮላ.. ዓላ ን ህዝባን ተዘኪሩ ኣይፈልጥን.. ደደቢት ግን ዓለም ሙሉእ የፈልጣ ታሪኻዊት ቦታ ሙካና ዓላ እያ እውን ንደደቢት ፈጢራታ አብ 75 ተጋደልቲ ወያኔ ዓላ ምስኦም እዮም ብረት ዝወስዱ ዝነበሩ.. ኩሎም መራሕቲ ወያኔ ዓላ ስለዝመጹ ዝነበሩ.. ካብ ህግድፍ.. ወያኔ ንዓላ ይዝክሩ ይገርም ኢዪ ታሪክ ዝተስርሖ ቦታ.. ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ.. ታሪኾም ከይተዛረቡ ሓሊፎም.. ዓቢ ጌጋ

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes87892 жыл бұрын

    Tegadelti serahti qiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💥💥💥💥💥💥

  • @afewerkigeremedhn6907
    @afewerkigeremedhn69072 жыл бұрын

    ወቱሩ ኣወቲ ንሓፊሽ

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas91302 жыл бұрын

    aseyyy muqurat adietatey amlak msakn ykun amien bahaqi

  • @michaelhaile8190
    @michaelhaile81902 жыл бұрын

    Eway kem ertrawit ade yhlu do

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman2 жыл бұрын

    Nay behaki mama admen teanan forever deki za halali meryet hagerey salakin naxinet rekibna ninebir alena

  • @asterzegai1271
    @asterzegai12712 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @sarahtesfai4740
    @sarahtesfai47402 жыл бұрын

    ኻርበኞ ኣደ!!! ኣብቲ ጸልማት እዋን ነቶም ሸሞንተ ተቓላስቲ እናሓደሩ ዝዓምበቡ: ምከ ኣድን ሓብትን ብጽይትን ክይንኪ ኣትኪልኪ ዝተቓለስኪ ክብርን ምስጋናን ንዓኺ :: ዕድመን ጥናን ይሃብኪ...................

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    ህግ እንዳቦይ ሓንሶ እያ ተመስሪታ ሓቂ.. እንዳ ኣቦይ ሓንሶ እንተ ዘይሕግዝዎም ከምኦም ክትረክብ ኣይክኣልን ይፈልጦም እየ ኣቦይ ሓንሶ. ንገብሬላ ይመስሉ ግን ሓጺር.. ሃይለ ወዶም ነዊሕ grade 12 ዝወድኤ አብ ደቀምሓረ ብርኽቲ ሓብተይ ክምሮዕኦ ዝሓሰበ.. ጓል ምኪኤል ሃይለማርያም ዓባይ ሓብተይ እያ ካብቲ ዓቢ ዱካን ዝበለቶ ካብኣ እያ ካብቲ ንእሽቶ ዱካን ዝበለቶ ዓደይ ትውዕሎ ኣብርሀት መንገሻ እያ ኣደይ ጓል ዓላ ዓዲ ኣኮታተይ ኣፈልባ. እቲ ኩሉ ዓላ ዘሎ ቤተሰብ እዩ. ወዲ ፈንቅል ሓዊ ኣደይ ማለት ወዲ ሓውቦኡኣ ምሳና አብ ደቀምሓረ high school ዝወድኤ እዩ.. ስለዚ ዋላ አብ ጀብሃ ከለዉ አብ ዓላ ኩሉ ታሪክ ንፈልጦ እና

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan41002 жыл бұрын

    👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍😍😍🙏🙏🙏

  • @bbnaam9220
    @bbnaam92202 жыл бұрын

    WAUW !!! IWAY JEGANU DEKI EREY MEWEDADRTI YEBLKUMN /KINN ❤😘🇪🇷😘❤😘🇪🇷😘❤😘🇪🇷MANA HAFTEY YEHTSR ABILKI AYTBELYEN YGELETS ZEHEGUSEKA BHWET MHLAWE DES YBLEKA SLEZI KNGER ALEWO WURES TEWERARES SLE ZKONE MKNYATU IZI HAFIS JGNNET NZI HADSHI WELEDO KFELTWO ALEWOM NZI KEMZI JGNNET INTE FELITOM IYU KIKBWA ZKILU NHAGERNA IZI HAFIS TARIG KELENA IZOM NAY YOUTBE TEKALESTI TARIG YEBLKUMN SNAI TARIG YBLUNA ZEHZN SLEZI IDL HABYOM YEHTSIR ABILKI AYTBELI AMLAG YBARGKIN /KUM AMLAG N ERITREAN HZBAN MERETAN YBARG❤😘🇪🇷😘❤😘🇪🇷

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen43732 жыл бұрын

    ዕድመ ሃብክን ጀጋኑ አዴታት ኤርትራ 🤺🤺🤺🇪🇷🇪🇷🇪🇷።

  • @nebyatteklom9972
    @nebyatteklom99722 жыл бұрын

    Ade hager edmen tanan yhabki adia neritra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☀️⭐⭐⭐⭐⭐☀️☀️☀️☀️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷kbren mogos naki kbrti adena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☀️☀️☀️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabinano6243
    @sabinano62432 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯💯🐪🐪🙌🙌💪💪💪

  • @Eritrea91245
    @Eritrea912452 жыл бұрын

    እዋይይ ጂግና ማማ ገብሪኤላ ብዕለት 16/10/2021 ተሰዊኣ ዝብል ኣሕ እዋይይ ብዙሕ ቀላይ ዝኾነ ታሪኽ ዘይተነግረ ዛ ኢንተርቪው ከማን ምስ ግዜ ምሕጻር ክብርቲ ማና ክብሪ ይሃብኪ ዝረከብክያ ፡ኣደ ኩሉ ኡኪ ማማ ገብሪኤላ ቃልሲ ንናጽነት ንስካትክንን ኩሉ ሕብረተሰብን ደጀን እንተዘይትኾኑ፡ኣይምትዓወተን።

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    ስብሓትልኣብ እንዳ ሻሂ ነይርዎ ንኹሎም ብዓል ወዲ ፍላንሳ ወዲ ተስፍይ ክሽነ ወዲቡ አብ 69 ዘሰለፈ ድሕሪኡ ተኣሲሩ ዓመት.. ንሜዳ ዝወጸ. ምራሕ ገለ ነይሩ አብ ግዋ ርእሱ ዝተሕርመ እዩ.. ግን interview ኪገብር ዝኽእል ሑዱእ ብዓል ሓዳር እዩ እንተዘምጽዎ

  • @selehaile3895
    @selehaile38952 жыл бұрын

    እቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዝናኡን ዝናሩን ዘይፈለጡ ሕጂ ውን ከይዝንግዑ! ናይዚ እዋን ኣክቲቪስት ኢና እናበሉ! ኣብ መስኮት መራኸቢ ብዙሓን ውጥም ቅልቅል ዝብሉ ዘለዉ ወጣማት፡ካብ ዕሸል ፖለቲኮኦም፡ ዕላል ዕሸልነት ዝቀባበሉ፡ ናይ ስዑር ጭኑቅ ኣእምሮ ዝወነኑ፡ ስዑራት ስለ ዝኾኑ ! ኣይኮነን'ዶ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብሕልሚ ክደፍሩ፡ ንዝአጎለ እንቋቁሖ ጫቊት 'ኳ ኣይሰብሩን !!! ስለዚ ነታ ዘይትድፈር ! ዘይትምለኽ ! ዘይትሰዓር! ኤርትራና ከነአእሱ ፡ንመራሒና ስም ከልዕሉ ዝፍትኑ ዘለዉ ጊሔታት ናይ'ዚ ዘመን ! ከም ዘይገርመና !ከም ዘይድንጽወናን !ክንዲ ፍረ ኣድሪ ውን ድብርጽ ከም ዘይብለናን ፡ክፈልጡ ጥራሕ ኣለዎም ። እንበር እዚ ንክልተ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሰላሙ ዝቅጽል ዘሎ ፡ናይ ሓባር ልምዓታዊ ምዕባለ፡ዛጊት ዘይተረድኦምን ዘይተዋሕጠሎምን ውሑዳት ክህልዉ ባህርያዊ እዩ።

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47472 жыл бұрын

    ክሳራ!!! ሎሚ ሞ ንኣምሓራ ምዃኑ ተረዲኡክን ዶ ሞ?

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56282 жыл бұрын

    Breaking news Why are you spending a lot of time for entertainment and comic jokes yet you don’t have time for this kind of historical interviews? Give me break. This is the time we exhaust the mind of our heroes. Otherwise you will make the grave richer and richer

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56282 жыл бұрын

    Breaking news Why are you spending a lot of time for entertainment and comic jokes yet you don’t have time for this kind of historical interviews? Give me break. This is the time we exhaust the mind of our heroes. Otherwise you will make the grave richer and richer

Келесі