SAWA (Eritrea) 2023 - Exclusive Interview with Debesay Gide -- ቃለ መሕትት ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኮ/ል በደሳይ ግደ።

Ойын-сауық

Alena Walta Hager interviews Col. Debesay Gide, the head of the Sawa Camp in western Eritrea.
ቃለ መሕትት ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓ/ማ/ስ/ሃ/ኣ ፡ ኮ/ል በደሳይ ግደ።
© Merih Media. All rights reserved.
#merihmedia #eritrea #sawa #debesaygide #alenawaltahager #maebelkiflay

Пікірлер: 473

  • @MerihMedia
    @MerihMedia10 ай бұрын

    Please Like Share & Subscribe MERIH MEDIA 🌿🤍🌿 youtube.com/@MerihMedia?si=FP-x4FPQz7t7MrXZ

  • @simdela4785
    @simdela478510 ай бұрын

    ንደበሳይ ግደ ዘይፈልጥ: ባዕሉ ይፍለጥ!!! ጅግናና❤🎉❤

  • @user-qr2dr3xo7n

    @user-qr2dr3xo7n

    10 ай бұрын

    Eti zefetwo azazi

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    እዛ ኩላ ኣብዚ በመስኮት ኮምፒተር ተሓቢኣ ትጽሕፍ ዘላ ንበዓል ብጻይ ደበሳይ ግደ ኣብ እርጋኖም ከይተብርዮም ፡ ነቲ መንግስቲ ዘዕጥቓ ብረት ንሳሕሳሕ ዓረብ ራሻይዳ ኣብ መገዲ ኣረኪባ ፡ ብከዛብ ዓረብ በደዊን ከም ጤል እናተኾብኮበት ፡ መቐመጫ ናይ ሓብታ እናሸጠት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝኣተውት ፈገር እያ። ካብ ኩሉ ዘገረም ኢሳያስ ወዲ ኣፌ ከይተረፈ ሓሰውቲ ወሽላኻት ምዃንኩም ይፈልጥ እዩ።

  • @maekelemeasho3700
    @maekelemeasho370010 ай бұрын

    ባባ ደበሳይ እናተባህለ እወ።ኣሕ ሓሊፉ ጥዑም ግዜ ናይ ሳዋ ተዘክሮ።28 ዙር ኩልኻ like ርገጸለይ እስከ።

  • @yoditabel6204
    @yoditabel620410 ай бұрын

    እታ ንሕበነላ ሳዋ መዲና መንእስያት ብፍልጠት ተመክሮ ድስፕሊን ተሃኒጾም ንክወጹ ሓያል ጻዕሪ ጌርካ ተዓዊትካ ኢካሞ ሓበን ይስማዕካ ክቡር ጅግና ኮነረል ደበሳይ ግደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አለና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ ማዕበል ተባዕ መንእስይ ተሓቢነልካ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-tb2wf8xi7x
    @user-tb2wf8xi7x10 ай бұрын

    ሳላ ውሕሉል ምሕደራኩም ነዚ ሃገር ዘውሓሰ ኩሉ መንእሰይ ዝመልመልኩም ጀጋኑ ።ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጅግና ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea755710 ай бұрын

    ኣያ ደበሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና!

  • @yohannesmedin7825
    @yohannesmedin782510 ай бұрын

    Well done, Col. Debassey Gide, may God bless you and shower you with unlimited health and joy. The last time I saw you was in 1977 in Bleqat Sahil training camp, when I had my military training, before I went to bet timhirti sawra. You are the most kind and generous person I ever seen.

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel40110 ай бұрын

    Proud to be An Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

  • @habenb3489
    @habenb348910 ай бұрын

    Our hero 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪🏼💪🏼thank you for your service 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪🏼enukae gulekum koneku 🇪🇷💪🏼❤️

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw940910 ай бұрын

    Two of my nephews and 3 of my cousins have gone through Sawa and they are great full for the experience. Our family is proud of their service.

  • @ahmedsale5102

    @ahmedsale5102

    10 ай бұрын

    Where are they now?

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam5110 ай бұрын

    መርሓባ ጀግና ኾረነል ደበሳይ መራሒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን🇪🇷 ኣቦ መንሰያት ሰዋ ትሽዓተ ብሄራት እዚ ኩሉ ዓመታት ብትዕግስትን ትብዓትን ክብርን ምስጋና ይብጻሕኻ። ጅግና ኮረነል ደበሳይ ኣምላኽ ጸጋ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ። 🇪🇷💪🏻🇪🇷👍🏻🇪🇷❤️💕👏🏼🇪🇷👌🏻🌹🌷🇪🇷

  • @azujigina4753
    @azujigina475310 ай бұрын

    Proud to be Eritrean people 🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💪💪💪💪💪💪❤️❤️✅️✅️✅️✅️✅️✅️

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    ደሃይ ብጻይ ኣይተ ኣደም ዑስማን ካብ ጀኔቫ ጠፊኡና ኣሎ። ገለ ደሃይ ዶ ኣለኩም፧ ኤርትራ ናይ ዓረብ ዓረብኛ ዝበለካ ወሽላኽ ኣሎ ድዩ፧ ናይ መን ደኣ፧

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    ንኣቶ ኣደም ዑስማን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ። ኣቶ ኣደም ዑስማን ስለምንታይ ንስርዓት ህግደፍ ራህሪሑ ኣብ ኣውሮጳ ከዲዑ፧

  • @er126er
    @er126er10 ай бұрын

    Eritrea Land of heroes 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    እዛ ኩላ ኣብዚ በመስኮት ኮምፒተር ተሓቢኣ ትጽሕፍ ዘላ ንበዓል ብጻይ ደበሳይ ግደ ኣብ እርጋኖም ከይተብርዮም ፡ ነቲ መንግስቲ ዘዕጥቓ ብረት ንሳሕሳሕ ዓረብ ራሻይዳ ኣብ መገዲ ኣረኪባ ፡ ብከዛብ ዓረብ በደዊን ከም ጤል እናተኾብኮበት ፡ መቐመጫ ናይ ሓብታ እናሸጠት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝኣተውት ፈገር እያ። ካብ ኩሉ ዘገረም ኢሳያስ ወዲ ኣፌ ከይተረፈ ሓሰውቲ ወሽላኻት ምዃንኩም ይፈልጥ እዩ።

  • @kebekebarino6103
    @kebekebarino610310 ай бұрын

    Thank you for your service and defending our country 🇪🇷🌹🌹🌹

  • @Balla291
    @Balla29110 ай бұрын

    Yessss exactly sir, SAWA is the only solution what we always we do 🇪🇷✊🇪🇷

  • @eritrearedsea5386
    @eritrearedsea538610 ай бұрын

    Look who is interviewed? One of Our Eritrean Hero’s ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤. God bless Eritrea.

  • @habtuestufanos9223
    @habtuestufanos922310 ай бұрын

    We wish you long life our hero ❤❤❤❤❤❤

  • @eritreawnet4106
    @eritreawnet410610 ай бұрын

    Proud to be Eritrean 🇪🇷 God bless All my beloved people 🙏 Good Job deki Eri ❤️

  • @fazex3385

    @fazex3385

    9 ай бұрын

    ሓቂ በዚያ ዝሐአለፉ ሰደረይነ በተሰበይን 3 ምዲካል ዶክተርሰ 3 እንጂነርስ 2 ፈአርማሲስት 1 ከሚሰተሪ ዲግሪ ዲፕሎማ ቱሪዝም 1 ትቸር ፎር ኢለመንታሪ ሰኩል ንኣምላኽ ነመስግኖ ነዞም ብሩኻት መሪሕነት ዘሃበና ጎይታ

  • @berihzeriu413
    @berihzeriu41310 ай бұрын

    ሰላም ወዲ ሃገር ኮሪዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሰላም ደው ኣብልካዬ ሃገር ❤❤❤❤❤🐪🐪🐪🌹🌹🇪🇷👍💪🙏♥️♥️❤️💪👍👏👏

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    ንኣቶ ኣደም ዑስማን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ። ኣቶ ኣደም ዑስማን ስለምንታይ ንስርዓት ህግደፍ ራህሪሑ ኣብ ኣውሮጳ ከዲዑ፧

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay708110 ай бұрын

    God blees Eritrea 🇪🇷

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab223210 ай бұрын

    ጅግና ኮ/ል ደበሳይ ዕድመን ጥዕናን ንሓይልታት ምክልኻልን ❤ንመራሕትናን ህዝብናን❤ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኤርትራ❤ዓወት ንሓፋሽ ❤Thanks Maebel❤

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup515010 ай бұрын

    I’m proud of you maebel ,sawa the home of the bereave,jigna debesay gide god bless you and long life 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌺🌺🌺💪🏾💪🏾👍👍🙏🙏

  • @nomoret.2017
    @nomoret.201710 ай бұрын

    ንሰላሳን ሓሙሽተን ዓመት ድሕሪ ናጽነት ጥራይ ኣብ ሓደ ቦታ ነዊሑኒ ወይ ተመንዩኒ ከይበለ፡ ብጽንዓትን ሓቦን ዝመከተ ሓርበኛን ሓገራውን ኣቦናን ኣያናን፡ ክበረልና ንበረልና።

  • @selammichal2610

    @selammichal2610

    10 ай бұрын

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes710 ай бұрын

    Debesay gde abi zkri zelwo jgna merahi sawa long live ❤❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea622710 ай бұрын

    Sawa malet adea fekri eda fekri hager eya Love you sawa ❤️❤️❤️❤️👏👏👏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊💪

  • @AlmazLebassi
    @AlmazLebassi10 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷ጀግና 👌👌 ማዕበል

  • @AHMED-hx1pz
    @AHMED-hx1pz10 ай бұрын

    Nice to see you uncle Corenel debesay geda long life hero 🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank you mabel for your good job 👏 👏👏

  • @minbarbtesfa6687
    @minbarbtesfa668710 ай бұрын

    ሳዋ ካልኣይቲ ኣደይ ቡዝሓት የሕዋት ዝረከብኩላ ምስ ክሎም ከኣ ብፍቅሪ ኣለና ወላእካ መሪገጺና በበይኑ እንተኾነ Eritrea 🇪🇷 forever

  • @ermiashabtemariam4511
    @ermiashabtemariam451110 ай бұрын

    ኮል ደበሳይ ግደ ዕድመን ጥዕናን ❤

  • @eyobberaki9645
    @eyobberaki964510 ай бұрын

    Well come Maebel and Col/Debesay I remember Sawa when I was young 5th round 1996 . Our kids also continue sawa by happiness.

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw940910 ай бұрын

    👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽blessings and protection to all the young people. Build your minds, character, your spirit, and your body… We are proud of you!! You are the future of Eritrea. May Sawa live forever. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ahmedsale5102

    @ahmedsale5102

    10 ай бұрын

    Hahaha..... All those are proud Of Eri at the moment..... Can you explain what are you proud of? Sawa training for every youth, then work for this so called government Slaves!!! No education not a life Can't even see there families for years And the end they have to flee the country! Don't you know all these or you are just ignoring the facts?

  • @keren7127
    @keren712710 ай бұрын

    Col. Debessay Gide edmen Tienan yhabka! ❤❤❤

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber805210 ай бұрын

    ዋውው ማዕበለይ ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጠሚና ጸሚእና ዓሪቅና ቆሪርና ከይበልኩም ነታ ዘይትትካእ ሂወትኩም ከፊልኩም ሃገርን ህዝብን ዘምጻእኩምን ዘዉሓስኩምን ጌና ዉን ኣብ ህንጸት ሃገር ተምርሑ ዘለኩም ጀጋኑና🇪🇷💪ክብሪ ይግበኣኩም🙏ፈጣሪ ይኣክል ኢሉ እፎይ ኢልኩም ተዕርፋሉ ዘመን ይግበረልኩም🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷

  • @lucchi3902
    @lucchi390210 ай бұрын

    Bravo maebel ❤💪🇪🇷💪🇪🇷🐪🌴🇪🇷🐪🌴🇪🇷💯

  • @chamejohn6593
    @chamejohn659310 ай бұрын

    ኮ/ል ደበሳይ ጻዕዳ ልቡ❤❤

  • @samuelmengsteab1822
    @samuelmengsteab182210 ай бұрын

    ሳዋ ናይበሓቒ ቦታ ፍቕሪ ኢያ ኣነ ይዝከረኒ ገዛና ካብ ኩሉ ዞባታት ዝመጹ ምሕደሪ ኔራ ብፍላይ ድማ ደቒ ተሰነይ ደቒ ባረንቱ ደቒ ዓሰብ ይናፍቖ እቲ ግዜ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @edendiev2823
    @edendiev282310 ай бұрын

    God job Alena walta hager❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumhantal2904
    @ftsumhantal290410 ай бұрын

    ጅግና ሐበን ሀገር❤

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke400010 ай бұрын

    God bless you and Eritrea!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meashozewelday1091
    @meashozewelday109110 ай бұрын

    Wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharigoitom2781
    @meharigoitom278110 ай бұрын

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉

  • @chamejohn6593
    @chamejohn659310 ай бұрын

    ኮሮኔል ጥራሕ ኣይኮነ ዝግብኦ ጀነራል ከማን ውሒድዎ ክቡር ገዲም ተጋ/ ኮሮኔል ደበሳይ ግደ ክብሪ ሰማዓካ ኩሩዓት ኢና ብኣኹም ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @embaderho4807

    @embaderho4807

    10 ай бұрын

    እታ ዘላቶ ጸሩራ እናኽበዶቶ : ልዕሊ ዓቅሙ ኣይተሰክሞ ::

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    ..... እዛ ኩላ ኣብዚ በመስኮት ኮምፒተር ተሓቢኣ ትጽሕፍ ዘላ ንበዓል ብጻይ ደበሳይ ግደ ኣብ እርጋኖም ከይተብርዮም ፡ ነቲ መንግስቲ ዘዕጥቓ ብረት ንሳሕሳሕ ዓረብ ራሻይዳ ኣብ መገዲ ኣረኪባ ፡ ብከዛብ ዓረብ በደዊን ከም ጤል እናተኾብኮበት ፡ መቐመጫ ናይ ሓብታ እናሸጠት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝኣተውት ፈገር እያ። ካብ ኩሉ ዘገረም ኢሳያስ ወዲ ኣፌ ከይተረፈ ሓሰውቲ ወሽላኻት ምዃንኩም ይፈልጥ እዩ። nnnn

  • @gedamaxqku1451
    @gedamaxqku145110 ай бұрын

    Eritrea Land of heroes❤❤❤❤

  • @semerefishale5357
    @semerefishale535710 ай бұрын

    ሃገር ክትህሉ መጀመርያ ሳዋ ትሃሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @bahriherani4060
    @bahriherani406010 ай бұрын

    Sawa mstir Awot Mstir Texawarnet ❤

  • @ጋሽባርካ
    @ጋሽባርካ10 ай бұрын

    Wel come father sawa❤❤❤❤❤❤

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    እዛ ኩላ ኣብዚ በመስኮት ኮምፒተር ተሓቢኣ ትጽሕፍ ዘላ ንበዓል ብጻይ ደበሳይ ግደ ኣብ እርጋኖም ከይተብርዮም ፡ ነቲ መንግስቲ ዘዕጥቓ ብረት ንሳሕሳሕ ዓረብ ራሻይዳ ኣብ መገዲ ኣረኪባ ፡ ብከዛብ ዓረብ በደዊን ከም ጤል እናተኾብኮበት ፡ መቐመጫ ናይ ሓብታ እናሸጠት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝኣተውት ፈገር እያ። ካብ ኩሉ ዘገረም ኢሳያስ ወዲ ኣፌ ከይተረፈ ሓሰውቲ ወሽላኻት ምዃንኩም ይፈልጥ እዩ። mmmm

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe47089 ай бұрын

    Thanks so much for the info MAIBEL 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪💪🏿✊🏿

  • @hailehali932
    @hailehali93210 ай бұрын

    ዋው ጽቡቅ መደብ ሃገርና ከብራ ትንበር ንዘላኣለም ደበስይ ግደ ድሕሪ 20 ዓመታት ይርኦ ኣለኹ።

  • @user-rh1zv9ur1f
    @user-rh1zv9ur1f10 ай бұрын

    اهلا وسهلا جنرال دبساي يا بطل الأبطال نتمنى ليك الصحة والعافية يا ملك ساوا ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nigistygebre5071
    @nigistygebre507110 ай бұрын

    Thanks ALENA WALTA HAGER ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @henokgebrhiwet
    @henokgebrhiwet10 ай бұрын

    Thanks maibelino good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Balla291
    @Balla29110 ай бұрын

    We love you king 🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho10 ай бұрын

    Eritrean people heroes heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊ Ayni abaykum ydefen 🙏

  • @fevale9925
    @fevale992510 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷❤❤ , 100% right

  • @huruyabraham2012
    @huruyabraham201210 ай бұрын

    Maebelino thanks for remberance, kolenel edmen tienan ❤❤❤❤❤❤❤ adey eri

  • @helugalasmera1334
    @helugalasmera133410 ай бұрын

    AMAZING 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏

  • @ibrahimahmed775
    @ibrahimahmed77510 ай бұрын

    I am proud of you Ablel and God bless you all you guys wenderfull job!!???

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea10 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንኩሉኩም ኣርካናት መራሕትና ጅጋኑ ።❤🇪🇷👍👋👋

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    10 ай бұрын

    እዛ ኩላ ኣብዚ በመስኮት ኮምፒተር ተሓቢኣ ትጽሕፍ ዘላ ንበዓል ብጻይ ደበሳይ ግደ ኣብ እርጋኖም ከይተብርዮም ፡ ነቲ መንግስቲ ዘዕጥቓ ብረት ንሳሕሳሕ ዓረብ ራሻይዳ ኣብ መገዲ ኣረኪባ ፡ ብከዛብ ዓረብ በደዊን ከም ጤል እናተኾብኮበት ፡ መቐመጫ ናይ ሓብታ እናሸጠት ኣውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝኣተውት ፈገር እያ። ካብ ኩሉ ዘገረም ኢሳያስ ወዲ ኣፌ ከይተረፈ ሓሰውቲ ወሽላኻት ምዃንኩም ይፈልጥ እዩ። mmmm

  • @temesgenkaamlakey6932
    @temesgenkaamlakey693210 ай бұрын

    Edmen tenan deqi Eritrea 🇪🇷 ♥

  • @serenakubrom44
    @serenakubrom4410 ай бұрын

    God bless Eritrea more and more 🙏🙏🙏❤️🌹❤️

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch4410 ай бұрын

    ብሽም ፊቶውራሪ ታዓለምቲ ቢላቓት ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ።

  • @tesfaldetweldegebriel8717
    @tesfaldetweldegebriel871710 ай бұрын

    ኣቦይ ደበሳይ እርጋን የልን ዲዩ ቅድሚ 21 ዓመት መኽፈቲ ክትገብረልና ኸላን ናይ ታዕሊም ናይ ሕጂን ወላ ሓንቲ ፍልልይ ኣይረኸብኩልካን ዕድመን ጥዕናን ይካብካ ፈጣሪ

  • @beraki100

    @beraki100

    10 ай бұрын

    ኣነ ዉን ከሙኡ ይሓስብ ነይረ፡ ብ ስልትን ምምስሳልን ን እርጋን የሽክዓ ኣሎ 😂😂😂። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ❤❤❤

  • @user-rn7lh7rz7v

    @user-rn7lh7rz7v

    10 ай бұрын

    😂 SHabab alo❤

  • @gebritbrhane5033
    @gebritbrhane503310 ай бұрын

    Hji grma delwo amxika Abo sawa Abo eritrean eyu koneral tray aykonen zgbo jeneral eyu ❤

  • @zeeMe2323
    @zeeMe232310 ай бұрын

    Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🫶9🫶🇪🇷🐪🐪🐪🕌⛪️🐪🐪🐪🙏♥️🙏⚘️⚘️⚘️Thank you Alena walta Hager ⚘️⚘️⚘️Jigna brother ⚘️⚘️⚘️keep going Eritrawinet kibur Mennet Awet Nehfash🔑👍💯

  • @NazrawiNazrawiGehbremichael
    @NazrawiNazrawiGehbremichael10 ай бұрын

    መርሓባእ ባባ ደበሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @asmeretasmelash2859
    @asmeretasmelash285910 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

  • @user-xp1qz4gd6s
    @user-xp1qz4gd6s10 ай бұрын

    Sawa......nberlna kberlna.....xere xelatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xp1qz4gd6s
    @user-xp1qz4gd6s10 ай бұрын

    Kab 1y Zurya segab hegi ❤❤

  • @eseywedieriyyy834
    @eseywedieriyyy83410 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽❤️

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey562810 ай бұрын

    🇪🇷Awet Nihafash 🇪🇷 🇪🇷We are Eritreans 🇪🇷because o our military🇪🇷 and our leadership. Victory to the mass 🇪🇷 🇪🇷💪❤️🐪🌺👍🌹🙏🇪🇷

  • @abrhaleydrar3529
    @abrhaleydrar352910 ай бұрын

    ❤🇪🇷🇪🇷

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea386210 ай бұрын

    ጀጋኑ ሐለውቲ ሀገር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷

  • @awtenagebrezgh7304
    @awtenagebrezgh730410 ай бұрын

    Neay behaqi Lebamat ayatat eyom zelewuna edmen tienan yihabom .ane nikibur ayana Debesay gide biakal slezifelto nay behaqi miqlulin Lewahin abo eyom yiqenyelna kibri yihabka ❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaityohannes2234
    @senaityohannes223410 ай бұрын

    Amazing job ❤

  • @serenakubrom44
    @serenakubrom4410 ай бұрын

    God bless you maebel jegna 🙏🙏🙏🌹

  • @Lidia1312
    @Lidia131210 ай бұрын

    General Debesay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 our hero ❤❤❤ our father ❤❤❤ Lion 🎖🎖👑👑👑👑👑❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ we 🇪🇷 Eritrean love you and respect you ❤️ 🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑 ኤርትራ ሳላኩም ከብራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @asmerashikor
    @asmerashikor10 ай бұрын

    💪🏼💪🏼💪🏼❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @maramihari6453
    @maramihari645310 ай бұрын

    ብልክዕ ኢዩ ኣብ ሳዋ ብዙሕ ኣብ ገዛካ ዘይትገብሮ ነበርካ ትገብሮ ኣሎ ምክብባር ምትሕልላይ ኣሎ ኣብ 25 ዙርያ ደቂ ሓይለይን ናይ ደቂ ክላሰይ ክሳብ ሎሚ ኣስማቶምን ተለፎኖምን ኣብ ጥራዘይ ኣሎ ዘይብሉ ናይ ሓው ወይ ናይ ጎረቤቱ ይህበካ ክስብ ሕጂ ድማ ምስ ብዙሓት ንራከብን ንዳዋወልን ኣለና ኣብ ዝኮነ ዝባ ከይደ ድማ ደዊለ መሕደሪ ኣለና ሳዋ ብዙሕ ኢዩ ጠቅማ

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan510210 ай бұрын

    አንበሳ አደስ ወሊዳ❤🎉❤

  • @tsegaeyob6116
    @tsegaeyob611610 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @EREYHABENEY
    @EREYHABENEY10 ай бұрын

    ሳዋ ንሎምን መጻእን ኣብ መትከል ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yirgalemmelake9189
    @yirgalemmelake918910 ай бұрын

    Waw amazin i rember when when i was i sawa❤🎉🎉🎉🎉

  • @nohisack7796
    @nohisack779610 ай бұрын

    መሪሕ ቻነል በሐቂ መሪሕ ኮይና ሃገራዊ ሰርሐ ብክብ ዝበለ ክትሰርሕ ይምነ❤🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay708110 ай бұрын

    Jegnuna edemen tiene yehabkum ❤️🙏❤️🙏❤️🇪🇷🌹🌹💪💪👍💪🌹🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @sammimebrahtu1813
    @sammimebrahtu181310 ай бұрын

    I have been waiting . Thank you bro

  • @MerihMedia

    @MerihMedia

    10 ай бұрын

    Enjoy❤

  • @LuwamTesfa-fh6lf
    @LuwamTesfa-fh6lf10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maramihari6453
    @maramihari645310 ай бұрын

    ኩቡር ጀነራል ደበሳይ ግደ ዝተረፈ ዕድሜካ ከቢርካን ታሓጒስካን ንበር ኣጆኩም ቀሪብኩም ኢኩም❤❤❤❤❤

  • @elsayohannes4693
    @elsayohannes469310 ай бұрын

    DEAR, ERITREAN FATHER. ERITREA 💯🇪🇷. 💯🇪🇷💯🇪🇷 GOD BLESS ERITREA 🇪🇷.

  • @samiD220
    @samiD22010 ай бұрын

    This is really eye opener. 👍👍👍

  • @user-xq1th4cp7p
    @user-xq1th4cp7p10 ай бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንህዝብን ሰራዊትን መንግስትን ኤርትራ ❤❤❤

  • @user-in8hr6nq4u

    @user-in8hr6nq4u

    10 ай бұрын

    Amen amen ❤🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🙏

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow526010 ай бұрын

    Proud 🇪🇷

  • @temesgenamlakey6387
    @temesgenamlakey638710 ай бұрын

    Ufffff hiwet sawa ab hiwetu ziriso wey zixelio zeyestemakero tray yu❤❤❤❤

  • @menkemegzeabherkabfikiriam1918
    @menkemegzeabherkabfikiriam191810 ай бұрын

    💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💕

  • @munamohammed8887
    @munamohammed888710 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @mahmudm3900
    @mahmudm390010 ай бұрын

    OUR HERO'S

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab641210 ай бұрын

    Our heroes ❤️

  • @rufilamisghina8504
    @rufilamisghina850410 ай бұрын

    Thank udeqi erey❤🎉❤🎉🇪🇷🌺❤️👍👍☘️

  • @regatmengstu2401
    @regatmengstu240110 ай бұрын

    Eritreawent kubri meninet 🇪🇷❤🇪🇷

  • @adyamkidane8557
    @adyamkidane855710 ай бұрын

    Adotatey jeganu halewlew zeyblu ab srhom zetekuru lemmelti menseyar fetewwti hagerom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nberulna dekimna zeytblu 🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @ibrahimsaed3359
    @ibrahimsaed335910 ай бұрын

    Sawa bota fiqri bota hadinet Bota NY Timhrt Good done ✅ K.debsay kubur seb mis hagerawi agalgulot xbuk teby tigesti zolo Abo eu I miss sawa social life ❤

Келесі